Mestyat Betna | መሰክሕ ዓለም ዝኾነ ቤት ማእሰርቲ ሰድናያ ሶርያ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 122

  • @ረጋለምን4528
    @ረጋለምን4528 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    ኣምላክ ሆይ ነቶም ኣብ ዓድና ተዳጊኖም ዘለዉ እውን ከምዚ ይግበረና😢😢😢😢😢

  • @Rahel248
    @Rahel248 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +30

    ኦ ኣምላኽ ንህዝቢ ሱርያ ሙልአ ሰላም ግበርሉ 😭😭💔😭💔

    • @lukaslijam9325
      @lukaslijam9325 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

      Wela nihzbi eritrea kendei zeitenegro gud deu zelo ab addina

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@lukaslijam9325nay adina ykefie.wudket Esseyas tray yerieyena.kendes degefti hgdef gn alu eyom zblu.wala kendi hawom,weladiom teasiru kelo

    • @genetsamuel8518
      @genetsamuel8518 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen Amen 🙏

  • @abrhamerona6035
    @abrhamerona6035 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +15

    አብ ኤርትራ ክንደይ ጉድ አሎ ካብ ናይ ሶርያ ዘይንእስ ክንደይ ጎዳጉዲ ክፋሐር እዮ ሐደ ማዓልቲ 🙏🙏🙏

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +26

    እግዚኦ 😢 ብሓቂ ኣነ ዝሪኦ ዘለኩ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዓለም ኣፅሊኣትኒ ዝኣምላክ ክንደይ ይፀረና እዩ 😢

  • @ruthh1755
    @ruthh1755 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +36

    Nay Eritrea kab nay Syria yigedid 😢😢

    • @Darkcry3
      @Darkcry3 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Yegeded tray 💔

    • @negasi2123
      @negasi2123 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ruthh1755 100%

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +15

    ሐንቲ ማዓልቲ አላ ማዓስኮን ትከዉን
    ኡሱራትና ብርሃን ዝሩኢላ 😢😢😢

    • @lulutekle2184
      @lulutekle2184 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😢😢😢

    • @YehdegoTerhasGebrhwet
      @YehdegoTerhasGebrhwet 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Egzabiher amlak abzikereba gzea kwexom eyu ahhhhh eway hzbey

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😥😥😥😥😥

  • @MerryMerry-dh5gs
    @MerryMerry-dh5gs 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጽባሕ ንግሆ ኣብ ኤርትራ ካብዚ ዝከፍእ ጉድ ክንሰምዕ ኢና😢

  • @hagosatesfamariam5061
    @hagosatesfamariam5061 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘሕዝን እዩ😭 ሙሉእ ስለ ይግበረሎም❤🕊️ ኮምኦም የማስለና🩵🤲🏼ሕዝብና🩵 እሱራትና መዋጽእ ይፍጠረሎም 🤲🏼🩵🤲🏼🩵

  • @gwualasmara3141
    @gwualasmara3141 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Nay Eritrea kemnay Syri yemaselena 🙏🙏

  • @nugusenatan945
    @nugusenatan945 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    ካብ ቤት ማእስርቲ ናይ ወዲ መድህን ዶ ክኸፍእ ኢሉ😢ዓለም ስለ ዘይረኣየቶ እምበር

  • @raheltesfai9373
    @raheltesfai9373 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዝግዮ መሓረና ኩሩስቶስ ካብ ከምዚ ዓይነት ግፍዒ የድሕነና ስጋ ርግምቲ 😢ዋይ ሰብ ርጉም ብሓቂ ጨካናት 💔ንህዝቢ siyra ሰላም ፍትሕን ሕግን ፍጠረሎም ኣንታ ኣምላኸይ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻 😭😭😭😭😭😭

    • @hagostesfamichael9737
      @hagostesfamichael9737 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Anti naybhaki diki tegermki bzaeba sirya weys ab eritrea ayabekin ab eritrea zelo gfi kalie eyu shaebya eko kabzi zkefie esurbet eyu zelo

  • @tesfagabergebreselasie6433
    @tesfagabergebreselasie6433 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፑትን ንከመዝኦም ዛኣምሰሉ ኢዩ የዕሩኩቱ ዝቆጽሮም ዘገርም ኢዩ

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ናይ ኤርትራ ክኣ፡ ብዓል ዊዓ፡ ሓሽፈራይ፡ ዒራዒሮ፡ ዓዲ ወግሪ፡ ፕሪማ ካንትሪ፡ ባረንቱ እንዳ ስለያ፡ ገልዓሎ፡ ዓላ፡ ማይ ሰራው፡ ዓዲ ኣበይቶ፡ ዓዲ ኳላ፡ ምዕጢር፡ እንዳ ኣቦይ ርጉም፡ ክንደይ ኢልና እሞ ክንጽብጽብ ዘስካሕክሕ 😢😢😢

    • @DenaytsolomonSaronnoh
      @DenaytsolomonSaronnoh 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Kali wn alo mis atewu zeytemelesu zegatatna zeynifelto esrubet kemza nay sorya shgrna ykentitelna fetari😢😢😢😢😢

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Ksab kndizi bet maeserti alo.ane kabzien kilte,seleste tray eye zfelt

  • @Mhrethagos-i8y
    @Mhrethagos-i8y 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዛኪ ናትካ ካብ ዘሐጉሰኒ ጽፉፍን ሓጺርን ሓበሬታ!!

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብዚ ናይ ሶርያ ንላዕሊ ህዝብና ይሳቀን ይግረፍን ይርገጽን ኣሎ ሓንቲ መዓልቲ ግን ኩሉ ካብ ኩሉ ዝናገፈላ ☝️

  • @solomontsegaybariayohannes4178
    @solomontsegaybariayohannes4178 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ባዕልና ንፍለጥ ንሕና ኤሪትራውያን ፡
    ቅያ ድዩ ኣቦ ሓርነት ሳልሕ ሳበ እወን እወን ፡
    ኣነ እየ ሰሎሞን ኢድኩም ኣክቡ ሰሜንን ዶቡቡን ፡
    ህዝቢ ወዲኣዳም ምስ ቦምባ ኣይተፈጥረን ዓለም ናይኩልና ሓያልን ድኹምን ፡
    ጥንቅልዒት ትሸና ትምለስ ኣብ ነብስኽን ፡
    በልኩ ድኣ ሰላም ይኹን። !!!!!!!

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ahhhhhhh😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @shabatshalom693
    @shabatshalom693 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Nay Eritrea ke entay ena kiniblo 😢

  • @weldeab9707
    @weldeab9707 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈጣሪ ሰላም ሃበና

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eway Eway Eway very Sad

  • @kubromzewde9008
    @kubromzewde9008 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ዛክ

  • @yohannesmeasho9130
    @yohannesmeasho9130 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Bravo Zaki.🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ANYE.MiCHELE
    @ANYE.MiCHELE 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ዓለም ነገር 😢😢😢

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Zaki our future president

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ahmedidris890
    @ahmedidris890 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤welcome brother

  • @senaithadish9105
    @senaithadish9105 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Selam selam 💙💙💙💙💙💙👍👍👍💙💙

  • @FnanTesfay
    @FnanTesfay 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Nakfa enda aboy rugum kabzi yigedid 😢😢😢

  • @Fithawi
    @Fithawi 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ahhhhh nay Eritrean kemzi nrielu qereba yu

  • @HailzgiTeweldebrhan
    @HailzgiTeweldebrhan 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዛኪ እንቃዕ ብድሓን መጻኻ!!
    ንሕና ኤረትራውያን ከ እንታይ እዩ ዕላማና ናትና ይገድድ ካብ ብዓል ሩስያ 😢
    ኣብ ሃገርካ ኮንካ ንጸላኢካ ምግጣም እምበር ኣብ ደገ ኮንካ ምቅላስ ትርጉም ዘለዎ ኮይኑ ኣይስምዓንን ዓወት ካብ ኣምላኽዩ ዓወት ንብርጌዳውያን❤🎉😊

  • @nfqriyeznebr3868
    @nfqriyeznebr3868 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Zaki hawna ab seseatu tsfufn ntsurn nthbena habereta nemesgn. 🙏🏿👍🏿👌🏿🥰

  • @eyobbokretsin2884
    @eyobbokretsin2884 54 นาทีที่ผ่านมา

    ዘሕዝን ኢዩ ኣሕ ህዝቢ ኤርትራ ዉን ካብኡ ዝኸፍእ የሕልፍ ኣሎ ትንፋሱ መይቱ ከሎ

  • @EritreaforEver-xr7ll
    @EritreaforEver-xr7ll 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘካርያስ ብራቮ ብዛዕባ ቤት ማእሰርቲ ሰይድናያ ንኤርትራውያን ሓበሬታ ክትዝርግሕ ይሓስብ ነይረ ጽቡቕ ገይርካ ስይድናያ ኤርትራ
    ዓዲ ኣቢቶ ኣይራኣይሮ ሃሽቪራይ ፕሪማካንትሪ ሻሻዳይ ብርጌድ አብ ሳዋ ሜዕትር ዉዓ

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome Mestyat Betan

  • @Gg-qv9ix
    @Gg-qv9ix 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቶም ምስቱ ስርዓት ዘነበሩ መዳከርቲ ግዲኦም ይእተይዎ

  • @filmonberhanetesfagabir5353
    @filmonberhanetesfagabir5353 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Welkom ዛኪ ሓወይ🎉 ቀዳማይ ኮመንቲ

    • @ynwaliverpool37
      @ynwaliverpool37 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Well cam ክምዚ አዩ ዝጽሓፉ 😂

    • @Thegidezer
      @Thegidezer ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ynwaliverpool37welcome ከምዚ ኢዩ ዚጸሓፍ ሓወይ

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔 I'm shur in eritrea it will be worst off then Syria 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙.

  • @Senafe-v2r
    @Senafe-v2r 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ስርዓት ሻዕብያ ካብ ስርዓት ኣሳድ ይኸፍእ :: ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ግፍዒ ቃላት ዝርከቦ ኣይኮነን ::

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kayrakum lik habu ahwat plis

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፑቲን ንኡሱራት ካብ በሽር ኣልኣሳድ ኣጸቢቑ ይኸፍእ ::
    ካብ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ራሻ ኡሱር ኮይንካ ክትሳቐ ሞት ክትፍረድ ኣጸቢቑ ይምረጽ ::
    ካብ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ራሻ ተኣሲርካ ምስቓይ ሞት ክትፍረድ ከም ጽቡቕ ዕድል ኢዩ ዝቑጸር ::
    ብጣዕሚ ጭካነ ዝመለኦ ኣብ ዓለም ቀዳማይ ዝኸፈአ ቤት ማእሰርቲ ኢዩ ዝባሃል ::

  • @faet9285
    @faet9285 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እስርቤታት ናይ ኤርትራ ዘይፈልጥ ብናይ ሶርያ ይግረም:: ኣቱም ህዝቢ ጋኔን ኢሳያስ ኣጥፊኡዎ ዘሎ ህዝቢ ማእለያ የብሉን::

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤርትራ 😢😢😢😢😢

  • @simi118
    @simi118 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ dictator በይኑ ስለ ዘይገበሮ እቲ ደገፍቱ በብሓደ ሒዞም ክፈርድዎም አለዎም.

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰብ ጨካን 😢😢😢😢

  • @meheretaraya146
    @meheretaraya146 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yageremale Yasazenale😢😢😢

  • @negasi2123
    @negasi2123 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ቤት ማእሰርቲ፣ብዙሕ ግፍዕታት ከኣ ይግበር ንኣብነት ሓደ ዓርከይ ኣብ 2012-2013(14) ዓ/ም ኣብ ዝነበረ ግዜ ኣብ ሓሽፈራይ ኣስታት ንሓደ ዓመት ብስግረዶብ ዝብል ምስምስ ኣሲሮሞ ከም ዝነበሩ የዕሊሉኒ ኔሩ፣ ብዙሕ ግፍዕታት ከም ዝግበር የዕሊሉኒ ሓደ ካብኡ ዘስካሕክሕ ከኣ፣ ልዕሊ 21 ሰባት ዝኾኑ ኣብ ውሽጢ ገለ ኣዋርሕ ብዓይነይ ብግፍዒ ( ኣብ ሼላ ብዘይ ኣየር ብምዕጻው ).... ብዝተፈላለየ ተቐቲሎም፣ እቲ ዘሕዝን ከኣ ኣብቲ ከባቢ ዝርከብ ጎቦታት ከም ዝቐብርዎም ኢሉ የዕሊሉኒ ብጣዕሚ ከኣ ተሓዝን 😢😢😢 ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበርኩም በጃኹም ሰንዱ.......

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ሰደንያ ናይ ኤርትራ ሺፒንግ ኮንቴነራት ቤት ማኣሰቲታት ዝኸፍኡ ኢዮም ቐትሪ ማራ ሓሩር ለይቲ ማራ በረድ ዝፈልጦ ይፈልጦ :: ኹሉ መውዳእታ ኣለወ::

  • @sebhlna-p4w
    @sebhlna-p4w 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢ኣይ ካኣልኩን ዝሓለፍኩዎ ኣንደር ዊዓ እና ዘከርኩ ስቃይ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ተራኢዩኒ።

    • @متفائل-ذ2ظ
      @متفائل-ذ2ظ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Ane wn ab ander wia 03/2009 nere 😢 usrat ma hademu kulatna leli 500 nkewn ab ander dekdikomna motna nera corenel Jemal mexyu awxina sat tenxenh mmotna nerna

  • @aminegirmatsion1870
    @aminegirmatsion1870 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣቤት ጭካነ ፡ኣምላክ ዓቃል ኢዩ

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Sona

  • @haliualemseged8274
    @haliualemseged8274 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    💙🌿💙🌿💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @nathanfrezghi6366
    @nathanfrezghi6366 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢Eritrean 😢😢😢

  • @simonbekele5468
    @simonbekele5468 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Freeeritrea

  • @HarenaKesete
    @HarenaKesete 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eway 😮😮😮😮

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Way. Ane ahhhh Amlak zfetera nebsi bsqay ketefu

  • @frewengelmesfn1637
    @frewengelmesfn1637 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ab Eritrea kabzi zkefie alo.wudket hgdef tray yerieyena enber.

  • @Media-nk8rl
    @Media-nk8rl 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😭😭😭😭😭

  • @nazrethmana7154
    @nazrethmana7154 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @lulaatsbaha5020
    @lulaatsbaha5020 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    So sad 😢🙏

  • @weghetbelay7333
    @weghetbelay7333 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @SamiLondon
    @SamiLondon 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣምላኽ ክዕረቀና ጾም ንኤርትራ ተዝእዉጁልና ንሓሸ ብሓቂ ናይ ዓመታት ናይ ሶርያ ሽግር ብዓሰርተ መዓልቲ ሓፍ ኢሉ ከይዱ ምስኡ ደኣ እቲ ዝገድፍዎ ካልኣይ ጸገም ይኺደሎም እንበር ብግዳማዉ ሓይሊ ህዝቢ ከምዚ ተዝርገጽ እኳ ቁሩብ ብናትካ ሰብ ካብ ህዝቢ ዝወጹ ሓለፍትን መሓዉራቶምን ከምዚ ዓይነት ግፍዒ ምስ ምንታይ ይቁጸር ቀዳማይ ዓለም ተዘይጻወትሉና እዩ ዝገርም ንከምዚኦም ዓይነት ዲክታተራት ክጻወቱ እንዳረኣዩ።ከምኡ ተዘይኮኑ ዶ ኣብ ኣፍሪቃ መጽዮም ብደዎም ኮለዉ ክሳብ ሕጂ ይጓርትዎ ኣለዉ።

  • @genetgebre480
    @genetgebre480 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤😂😂😂

  • @TomTesfay
    @TomTesfay 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ab eritrea 🇪🇷 wn kemzi eu zelo

  • @abrahamhag.9891
    @abrahamhag.9891 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ውልቀ-መለኽቲ: እቶም ዝሓየሉ ናይ ኣምሰሉነት ተዋሳእቲ ኢዮም:: ኢሰያስ እኮ ቆልዑ እንዳ ኣዘኽተመን ብሜላ እንዳ ኣህለቐን'ዩ ኣብ Eri tv: ተጸሚሙ: ቆልዑ ክሓቁፍ ንሪኦ::

  • @roket3292
    @roket3292 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናህና ክክፈእ ኢዩ ቡሩካተ ኤርተራዊያን ሹፉን ኮይንና መደሀንአለም አየናሀዮ

  • @MlatMlat-o5q14
    @MlatMlat-o5q14 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @samsomgebremeskel
    @samsomgebremeskel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ✅️✅️↔️

  • @samiraosman2142
    @samiraosman2142 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢 ብጣዕሚ ዩ ዝሰካክሕ ኤርትራዉያን ይሕዎትና ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝለኹም ነዚ ሪኢኹም ተመሰግን በሉ ጽሩይ ኣየር ተሰተፍሱ ድሃይ ሰድራኹም ትረኸቡ እንተ ዎሓድ ኣብ ኢድ ፍጣሪ ናጻ ከንኩም ትነብሩ ኣለኩም ጽላኢና ኣብ ኢድ ሰብ ጨካን ይዉድቅ ድሕሪ ሕጂ ከይትጭነቁ ነዚ ዝራኣየ ጽቡቅ ከምዝሎ ፍሊጡ ተመሰግን ከብል ኣለዎ😢😢😢😢😢ኦ ረቢ ኦ ፍጣሪ ብሕምዚ ዝሳቀዩ ዝለዎ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝለዉ እሱራት ብዓኒ ምሕረትካ ሪአኻ ይኣኸለኩም በሎም😢😢🙏🙏🙏

    • @lulutekle2184
      @lulutekle2184 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Entay kona dea temesgen kenebel ezom kulom esurat k?.🤔🤔

    • @samiraosman2142
      @samiraosman2142 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጽሕፍዮ ዝለኩ ጽቡቅ ግርካ ኣንብባ ንኹሎም ኡሱራት ይኣኸለኩም ይበሎም ፍጣሪ እንድየ ዝብል ዝለኩ😊

    • @samiraosman2142
      @samiraosman2142 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣነ ንዞም ኣብ ሰድት ዝለዉ ተጨኒቅና ኢሎም ሂዉቶም ዝሕልፍ ናይ ኣአምሮ ጭንቀት ዝገብሩ የ ተመሰግን በሉ ዝብሎም ዝለኹ

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@samiraosman2142hakka xebuk aleka nay bhaki.bruk hawey

    • @lulutekle2184
      @lulutekle2184 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@samiraosman2142 emo men diyu eti tenki? Ab adena do kemzi nerna ena tezey tedefani men mexdefeni eyu negeru😪😪

  • @Luv_rara704
    @Luv_rara704 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Look his eyes demonic sprit 😢😢😢😢

  • @efremhaile5766
    @efremhaile5766 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ዘካርያስ ሓወይ ተለፎንካ የብለይን ይቕሬታ ኣብ ፓፕሊክ ምጽሓፈይ ጉዳይ ፓስፖርት ክሓተካ ደልየ ከተማኽረኒ ኣውስለንደርቢሆርደር ካብ ኤምባሲ ወረቕት ኢሎምኒ ኣምጽእ ኣብሰሰለስተ ዓመት ሓንቲ ዓይነት ሕቶ
    22ዓመት ጌር ኣብጀርመን ኩሉ ወረቓቕቲ ኣለኒ ብሰንኪ እዛ ኢምባሲ ኣቲኻ ናይ በርዝሰርቲፊኬት ድጋፍ ኣጽሒፍካ ምምጽእ ብዙሕ ዕድል ተዓጺኒ እሞ ከተማኽረኒ በርዝሰርቲፊኬት ኣለኒ ግን ኣመርምራ ኢሎምኒ በጃኻ ሓግዘኒ

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Tebeka zeythz.zeytemermira.xegem alewo dyu.

  • @sdet-id3oc
    @sdet-id3oc 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ✊🏿✊🏾

  • @fursonstwas7390
    @fursonstwas7390 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ahh seb rugum haqu endu goyita ruguman keblena

  • @petrosberhe1352
    @petrosberhe1352 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👍💙💙💙💙💙👍💙👍

  • @liyazerai4181
    @liyazerai4181 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Unglaublich 😢

  • @hannatesfaye1749
    @hannatesfaye1749 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አይምሰልካ ናይ ውሽጢ ሰላም ብገንዘብ ወይ ብሰልጣን አይርከብን እዩ

  • @emahazionhaile4526
    @emahazionhaile4526 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉❤

  • @mikele.yemane
    @mikele.yemane 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ab Eritrea ab sqay delewu sebat Amlak mewaxeo yfterelom
    Zaki haway nay talal al daqaq medeb srhalna bitte

  • @Free_World_YT
    @Free_World_YT 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ናይ ህዝቢ ኤርትራ ይኸፍእ ኣብ ናይ ኣምሓሩ ቆቢዕ ንሐርእ ነርና ኣብ ዓላ ብጥይት ሃሪሞም ምስ ቃንዚኦም ምሳና የሕድርዎም ነሮም ነብስና ክንፍንፍን ኩሉ ነገር ይገብሩ ኔሮም ክንደይ ተቀይሮም እንዳበሉ ኣበይ ከም ዝኣተዉ ዝፈልጥ ሰብ የሎን::ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩሉ ምስ ወዳእኩ ኣብዚ ናይ ዓላ ተሓተቲ ዝኾኑ ሰባት ካብ
    ጀነራል ፍሊጶስ ኮነረል ሓድሽ ወዲ ወላላ ክሳብ ኣባላቶም ብዝርዝር ክገልጾም እየ::

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Aremen n aremen amlak gah yeblom

  • @AdmR.y
    @AdmR.y 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓክም ዓይን ኮይንካዶ ዓይን ታዕዉር

  • @Wedimeraguz
    @Wedimeraguz 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣብዚ ትሪኡ ዘለኩም ኣብ ናተይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩይለይ በጃኩም ሓላላት ህዝቢ ♥️♥️

  • @kubromzewde9008
    @kubromzewde9008 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ግፍዒ ናይ ሲርያ ብቐጻሊ ከተምጸኦ እምሕጽነካ ፡ውልቀ መለኽቲ ማዕረ ክንድዚ ገፋዕቲ ምዃኖም ቋንቆኦም በበይኑ ግብሮም ሓደ ምዃኑ ከኣ ብቑንቋና ክንፈልጦ ይግባእ እቲ ፈትዩ ዝጸመመ ክፋል ሕብረተሰብ ቁሩብ እንተተፈለጦ !

  • @tsehaye808
    @tsehaye808 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰድናያ(SEDNAYA)'ያ ትባሃል።

  • @abitifili3597
    @abitifili3597 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሩስያ ዓዲ ኢሰያስ

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
    @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣቤት ጭካነ ኣቤት ኣቤት። ኢሰያስ ኢንተሃዲሙ ከምዘይ ተዐወትና ኢየ ዝርኦ ምክንያቱ ኢዚ ኩሉ ዝገበሮ ግፍዒ ኣብ ነብሱ ኣብ እስርቤት ኢናተሳቀየ ኪነብር ኣለዎ ኢየ ዝብል ነዞም ቀተልቲ መራሕቲ ተታሒዞም ኣብ እስርቤት ኪነብሩ ጥራይ ኢዩ ዘለዎም ብዝኮነ ኣምላኽ ናባና የብላ ንፋስ ሶርያ

  • @yonaskidane-mz8yl
    @yonaskidane-mz8yl 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣብ አሪትራ ካብዚ ዝዓቢ ከምዘሎ ኣጸቢቀ ይኣምን ናይ ብሓቂን መስዋእቲ ዝኽፈለሉ ቁዋም ክምስረትውን ባህ ይብለኒ ግን ሚስመን? ምስ እዚዮም ትግራይ ትስዕር ዝብሉ ኣሕ ህዝበይ ሎምስ ከብደይ በልዕኩምኒ ሙሉ ዕድመኦም ኣብ ፈቀዶ ስጅናት አሪትራ ዝሕለፉ ዘሉ ኣቦታት ይሕዋት መውጾኦ ይፍጠረልኩም ፈጣሪ ከም ሶርያ ኣምን

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

      Kkkk ወላ ጸወታ ምስ ተወደአ ኢካ ክትጻወት ትደሊ ክሳብ ሎሚ ኣብ ትግራይ ትስዕር ዝብል ኣጉል ፍርሒ ትነብር ኣሎካ ዝገርም።

    • @yonaskidane-mz8yl
      @yonaskidane-mz8yl 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @akiyor3615 ክላ ካባኻስ ሕጂ ተዛሪብካ ማለት እዩ ያኣይ ኣድጊ ንከብዱ ስለዘይ ደገፍኩ ሩኹሳት ኣእዱግ

  • @nkulugziyealowo9910
    @nkulugziyealowo9910 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nay diktatorat Eti zkefe zgebro ab kale hagereta keeydom eten hagerat wusunetom keregagaalom mkalen nay mot mot 😢😢😢😢😢

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Beal Putin kfersu alewom kab sltanom.dictator n dictator dea entay delika.

  • @mercinegash8202
    @mercinegash8202 59 นาทีที่ผ่านมา

    Hzbi anxar diktator kkewun alewo….kqales ksab awetu….syria dhri 53 amet kab mahredi wexia b deqa…Alem gerimwo ezi kulu zehlefo….Eritrawian yehwatey N lebm kemzi wun ab adna alo 😂😂😂

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Isaias = Al- Assad!!!!

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan7672 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢

  • @WeyniTshaye
    @WeyniTshaye 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💔💔💔😭😭😭😭

  • @HdbdHdhd-mw7dp
    @HdbdHdhd-mw7dp 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😭😭😭😭

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😭😭😭😭😭

  • @astergoitom4836
    @astergoitom4836 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😭😭😭😭

  • @hermela219
    @hermela219 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😭😭😭😭