GIZE LEKULU PART 12 | ግዜ ለኩሉ ክፋል 12

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 597

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +91

    አብ ሰሙን ኽልተ ግዜየ ትኩን ቲብል👍👍👍👍👍👍👍💞💝💝💓💓💜💛💛💐💐💐💐💐💗💗💖💗💗💗ብዝኮነ ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤❤

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምረኒ ክብረተይ❤🥰

    • @BrhanGtsadkan-i4k
      @BrhanGtsadkan-i4k 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@ሜሪጓልዓጋNdamamer Zen Hatey❤

    • @tgyhgchggg9259
      @tgyhgchggg9259 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ​@@ሜሪጓልዓጋመ-ጸደሚረኪ ደምርኒ

    • @mesigaltigray9656
      @mesigaltigray9656 43 นาทีที่ผ่านมา

      ሰብ ሰራሕ እየም እኮ ንሶም ውን ብሩዃተይ😊

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj 28 นาทีที่ผ่านมา

      @@mesigaltigray9656 እሽ ማዓረይ🙏💝💓💘💗💋

  • @Aomr00-b3u
    @Aomr00-b3u 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +144

    ዓባይ ትግራይ ትምነዩ ላይክ

    • @Aomr00-b3u
      @Aomr00-b3u 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Aomr00-b3u ደምረኒ ኦሞራይ🙏❤

    • @ምቅናይጥዑም
      @ምቅናይጥዑም 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ስቅማ በሉ ዓባይ ትግራይ እናበልና እና ዓበይቲ አሕዋትና ስእና ንነብር ዘለና ዋ😢

    • @askalutsegay9498
      @askalutsegay9498 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤ayyy abey imooo❤❤❤

    • @MulueHabtab
      @MulueHabtab 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Sq bel guahaf

  • @ZufanYemane
    @ZufanYemane 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +59

    እነና ወላዲተ ኣምላክ ባእታ ማርያም በረከታ ረዲአታ ኣይፈለየና ❤❤❤

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ZufanYemane ኣሜን ወለላይ🙏❤ ሳብስክራይብ ግበርለይ ዛናተይ🥰❤

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 47 นาทีที่ผ่านมา

      ድምርኒ❤❤❤

  • @rahwaabraha9735
    @rahwaabraha9735 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +44

    ራሄል ፈታዊት ኣቦኣ❤

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

      አዲአ ዶሞ ሰበይቲ አቦ ኮይናታ ዋይይይ
      ካብ ከምዚአ ዝበለት አዶስ ይሰውረና ፈጣሪ😢😢

    • @frutenafrtuna3745
      @frutenafrtuna3745 นาทีที่ผ่านมา

      ብርክ አቦ ብውላድ ይፍቶ

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku6246 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    እንዃዕ ብሰላም መጻኩም ክቡራተ ቅዱስ ሚካኤል መገብ ካብ ክፉው ነገር የድሕንኩም አብመላእ ስደት ዓለም ዘለኩም ሊቀ መላእኩ ቅዱስ ሚካኤል ካብ ክፉእ ነገር ኩሉ የድሕንኩም. ካብ ሓጽያት በስተቀር ናይ ልብና ምሻት ይፈጽመልና አሜን

  • @Hafteok5db2qx9q
    @Hafteok5db2qx9q 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +16

    ሃረያ ሓያል ተዋሳኢት🎉🎉

  • @ጓልኣሉላyoutube-r7u
    @ጓልኣሉላyoutube-r7u 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +74

    ዶሙርኒ ታጋሩ 3 ባኣታ ማርያም ሓላዊትኩም ትኩን ኣብ ዘለኩምዎ እፍ ሰደት ዓመቱ ገዛና ለማዓንቲ😢😢😢

    • @ksaksa5291
      @ksaksa5291 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @destakndeya-q4m
      @destakndeya-q4m 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤ደሚረኪ መልስለይ መዓረይ

    • @destakndeya-q4m
      @destakndeya-q4m 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ksaksa5291ደሚረኪ መዓረይ መልስለይ

    • @Aexgj
      @Aexgj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሜረኪ መልሲ

    • @ZAFUጓልኣፅቢ
      @ZAFUጓልኣፅቢ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንስክውን ደምርና ደሚርናኪዋ🎉❤❤

  • @MerryMery-l9h
    @MerryMery-l9h 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +19

    ግዜ ለኹሉ ናይ ገጠር ደስ ዝብል ድራማ እዩ ቀፅልሉ❤❤❤

    • @ሊሊቻናል
      @ሊሊቻናል 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @kahsugebrehiwet1699
    @kahsugebrehiwet1699 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +26

    እንካዕ ብሰላም መፃእከም👏🏽 ብምቅፃል ኣብ ሰሙን ክልተ ጊዜ ትኩን ትብሉ ብላይከ💪✌🏽❤

  • @FunnyCap-lm4sg
    @FunnyCap-lm4sg 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +47

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሩካተይ❤
    ጽባሕ ባእታ ማርያም ዓመታዊ ኣደና ማርያም ናብ ቤተ መቅደስ ዝኣተወትሉ እዩ እንኳዕ ኣብፀሐኩም/ና ሓላዊትና ትኩን ኣሕዋተይ❤

  • @tarikteklay
    @tarikteklay 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    እንኩዓ ኣብፅሐኩም እንድንችል ባእታ ማርያም በረከታና ረድኤታ ኣይፈለየና

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@tarikteklay ኣሜን🙏🥰 ደምርኒ ጋል ዓደይ❤

  • @KndhaftiDesta
    @KndhaftiDesta ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ሓቂ ይዉጻእ ትብሉ👍

  • @SelamSelam-wt7zq
    @SelamSelam-wt7zq 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    ኡፍ ትጽቢት ሞይተ ውዒለ😍

    • @TheLala6490
      @TheLala6490 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Me too😂

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +19

    እዋየ ንዋየይ እዋየይ ንዋየይ
    እውይ ራሄል ትረኽቦ ኡፍፍ ካብ ከምዚኣ ዝበለት ኣደ ዝኽትምና ይሕሸኒ😢😂❤

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@ሕጂኸናበይ ብሓቂ🥺🤣 ደምርኒ ካዓ ወለላይ😍

    • @yotdwef
      @yotdwef ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ክድምረኪ እየ ደምርኒ​@@ሜሪጓልዓጋመ-ጸ

  • @HaHa-bu4wy
    @HaHa-bu4wy 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ዋይ ዘን ሰበይቲ ክሕይላ😮😂😂😂 ዊሒጥ ያ😂😂😅

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ጽሩያት
    ኣዴና ልደታ ማርያም ዋሓስን ጠበቃን ትኩነና ጸሎታን በረከታን ኣይፈለየና🙏❤❤❤❤❤

  • @ዓሳድራያTUbe
    @ዓሳድራያTUbe 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +32

    ቐዳመይቲ ይአ ሃምኣነ ድፎትያ አነሆዶ ድዛ ድራማ❤❤❤

  • @ነፃነትዕባይኣፅቢወንበርታ
    @ነፃነትዕባይኣፅቢወንበርታ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    ተጋሩዋኒ ግጨዩና ንገጭኩም በዓልና ንባዕልና ንገጫጨ😂❤❤❤❤❤

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    እዋይይይየ ንዋይይይየ ሙና ትረኽቦ 😢😂😂😂ብልዕ ዊሕጥ 🤭

    • @fhifhu2625
      @fhifhu2625 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 42 นาทีที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤❤❤

  • @KopK-e4o
    @KopK-e4o 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ግዜ ለኹሉ ናይ ገጠር ደስ ዝብል ድራማ እዩ ቀፅልለ❤❤❤❤♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🎉🎉🎉

    • @تيتيي-ل7ن
      @تيتيي-ل7ن 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤😮

  • @selamlove3408
    @selamlove3408 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ወዮም ዝፈትዮም መፅየሙለይ ክፅበ ዊዒልስ አካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤

  • @hiwettsegay1616
    @hiwettsegay1616 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩ ብሩካተይ ጽባሕ ባእታ ማርያም ዓመታዊ እዩ አዶና ማርያም ስደት አሕፅሩ ናብ ቤተ መቅደስ የእትወና ❤❤❤❤

  • @AdDf-u5f
    @AdDf-u5f 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣነ እዛ ድራማ ድራማ ኮይና ዘይትስምዐኒ ናይ ብሓቂ እዩ ዝመስለኒ ትኽኽለኛ ናይ ገጠር ሂወት😮❤❤❤❤

  • @المازهيلا
    @المازهيلا 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ተጋርዋይ

  • @tigrawyti
    @tigrawyti ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ደስ ዝብል ስራሕ ተጋሩዋይ 😊ራሄል ነቦኣ ዘለዋ ፍቅሪ ዋው🥰🥰

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    አየ ወይዘሮ ሃረያ መዘዛ ዘይውዳእ ሕምጃጎ😢😅 ሕማቅ ዝሰርሕ ሰላም የብሉን😊

  • @Habeshawit719
    @Habeshawit719 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እንኮዕ ንባታ ማርያም ኣብፀሐኩም ደምርኒ ኣሕዋት

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Habeshawit719 ደምርኒ ዛምቤተይ🙏❤️

  • @YosefNgus-f6j
    @YosefNgus-f6j 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ጽቡቕ ስራሕ ዩ ።

  • @sooosooDdjdiid
    @sooosooDdjdiid 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    እረ ኦይትደንጉዩና ብጥዕሚ ደስ ትብል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-Melat
    @user-Melat 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ቃደመይቲ ባዕለይ 🥰ሎምዓንቲ lik ግጨውኒ ተጋሩዋይ 😅

    • @destahagos-b1w
      @destahagos-b1w 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@user-Melat ተቀዲምኪ ግጨይኒ ደኣ ንስኪ😁😁

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤❤❤

  • @genet3442
    @genet3442 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    እንካዕ ደሓን መፂኩም ሙቁራት ፍጥረት❤❤❤❤❤❤❤❤ቀፅልሉ❤❤❤❤😊

  • @ዛይድ-ጐ8ረ
    @ዛይድ-ጐ8ረ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እንኻዕ ድሓን መጻእኩም ሽኾራተይ❤️‍🩹
    በርትዑ ተጋሩዋይኒ❤

    • @merizetewahdotigray1758
      @merizetewahdotigray1758 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ዛይድ-ጐ8ረ ደምርኒ መዓረይ🙌💜

  • @Zematbeb
    @Zematbeb 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ስላምኩም ይብዛሕ ናይዛ ፍልሚ ተኸታተልቲ አስኪ ደምሩን 🙏🙏🙏

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 26 นาทีที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤❤❤

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣታ መጠረሻ ከመይ እያ ክትኮን ጨነቀና እኮ 😅😅😅😊😊😊😂😂❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hadushweldegiorgis7141
    @hadushweldegiorgis7141 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዋው ዝገርምምምምምምምምምምምምምምም!!!!!!!!!!!

  • @fhifhu2625
    @fhifhu2625 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ደምርኒ ተጋሩዋይ🙏

  • @destahagos-b1w
    @destahagos-b1w 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    በርትዑ ኣሕዋትና🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@destahagos-b1w ናዓይ ውን ደምረኒ ናተይ❤️

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ታጋሩዋይ ጹሩያት እንኳዕ ብዳሓን መጻኩም❤❤❤❤

  • @hsee6517
    @hsee6517 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    አበይ ባራኪ ግን የሽከዓኩም አለዋ ዘንሰበይቲ ክክክክ

  • @afromann5730
    @afromann5730 30 นาทีที่ผ่านมา +2

    በጣም ያምራል ብጉጉት ነው እምጠብቀው

    • @frutenafrtuna3745
      @frutenafrtuna3745 6 นาทีที่ผ่านมา

      ትግርኛ ትሰሚያለሽ እንዴ ?

  • @AbebaGlwahid
    @AbebaGlwahid 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም

  • @AmirAli-w1r1h
    @AmirAli-w1r1h 53 นาทีที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ፍሉይ ደራሲ

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እኳዕ ሰላም መፃእኩም❤❤❤🎉ግዜ ለኩሉ ይበል እዩ❤

  • @sabattube9229
    @sabattube9229 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    እንዃዕ ዳሕና መፃኩም❤❤❤❤

  • @FsSd-jd1ym
    @FsSd-jd1ym ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሰላማ ደቂ ዓደይ እንካዕ ብሰለም መፃኣኩሙ❤❤

  • @ኮኪጋልትግራይ
    @ኮኪጋልትግራይ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    2 ahwat kfetwom anes❤

  • @DearMuhammad-vd4vg
    @DearMuhammad-vd4vg 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንኮዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @SarhSarh-x4p
    @SarhSarh-x4p 47 นาทีที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅርያት❤️❤️

  • @KndhaftiDesta
    @KndhaftiDesta 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    መጨረሻ ራህየልን ሰናይን ኣሕዋት ክኮኑ እዮም😂😂😂

    • @سليمه-ص3ذ
      @سليمه-ص3ذ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

  • @mlaetdesta85
    @mlaetdesta85 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዘን ሰበይቲ ሰበይቲ አቦ መሲለን ዋይይ ንራሄል ተንኮል የመና በዚሑ ናጵላአ ይከድለዋ 😢😢😢

  • @Agsgs-yt2xg
    @Agsgs-yt2xg 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    አረ ዛሰበይቲ ፀሊአያ 😂😂😂😂ገንጫር

    • @ደስታ-ፃዲቅ
      @ደስታ-ፃዲቅ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ድራማ እዩ ዝያዳይ ፀሊአያ አይብሃሊ ማለተይ ኮሚት ከንብብ ከለዉ ክርኢዎ እየም 😂😂

    • @Gfd432-n8q
      @Gfd432-n8q ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂

  • @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ
    @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ኣታ እታ ሰበይቲ ከተናዲዲ ኡፉ😮

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ🥰❤️

  • @semhalguljaganu5310
    @semhalguljaganu5310 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    አሻዓ ተቃድመ ክቃላቀል ውዒለ❤🎉

    • @ሊሊቻናል
      @ሊሊቻናል 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @semhalguljaganu5310
      @semhalguljaganu5310 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ገይረልኪ ዝሓፍተይ❤​@@ሊሊቻናል

    • @ሊሊቻናል
      @ሊሊቻናል 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @semhalguljaganu5310 የቀንየለይ ክብረተይ🥰

  • @greattigray5290
    @greattigray5290 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    እዚ ዓዲ እባ ኣበይ ከባቢ እዩ ደስ ክብል ዝዓበኩሉ ዓዲ ይመስል

  • @saaresaare9264
    @saaresaare9264 18 นาทีที่ผ่านมา

    Powww entay aynet hangol eyu fesiswo bravo 👏 🙌 ♥️ 👍 👌 💪

  • @Tsigegrmay
    @Tsigegrmay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ደሚርክምኒ ሕለፉ ብሩካተይይይይ❤❤❤❤

  • @HanaYeMekedy
    @HanaYeMekedy 58 นาทีที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 አብ ሰሙን ኽልተ ግዜየ ትኩን ቲብል❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ላይኩ ገጨይናየ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @ዴስኣ
    @ዴስኣ 5 นาทีที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም❤
    ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ እዩ ቐፅልሉ❤😊

  • @BrhanGtsadkan-i4k
    @BrhanGtsadkan-i4k 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ደሙሩኒ ጎተተይ❤

    • @Abiabshi9988
      @Abiabshi9988 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤

    • @yotdwef
      @yotdwef ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ገረኪ ግበርኒ

    • @meruuu8419
      @meruuu8419 6 นาทีที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ደምረኒ

  • @رهوهرهوه-ن3ز
    @رهوهرهوه-ن3ز 49 นาทีที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ቀፅሉሉ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 47 นาทีที่ผ่านมา

    ዘገርም ስራሕ ቀፅልሉ

  • @MahletTadele-g6y
    @MahletTadele-g6y 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እንኾዕ ድሓን መጻእኩም በርትዑ ተጋሩዋይኒ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Mohammed-y3p2p
    @Mohammed-y3p2p 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ወየየየየ ንዋየየየየየ😂😂

  • @UmArsulove
    @UmArsulove ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩ ፅሩያት ራሄል ተርክቦ😢

  • @ግዘ
    @ግዘ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እንኳዕ ደሓን መፃኹም❤❤🎉🎉ቀዳመይቲ ባዕለይ

    • @ሊሊቻናል
      @ሊሊቻናል 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @eyerusalemtigray4164
    @eyerusalemtigray4164 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    😂😂😂ክልተ ፎጣ ረኺባ ተደሚማ ደንጊፃ ከመይ ድየ ዘሊለ ሶርፕራይዝ ምስኮነት ክክክክክክክ ዋይ ሐዝስ ናፍቱይ ርጉም ሰብኣይ ትበፅሕ ትኾን እዛ ፎጣ 😂😂😂😂 i love you Tegaruway ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብሃንቀውታ ንፅበየኩም i love this drama ❤❤❤❤😍😍😍🥰🥰🥰👏✌️🌻❤

  • @tium-t4y
    @tium-t4y 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ፅቡቅ ስራሕ እዩ ኣጆኩም ቀፅልሉ

  • @gdyjgy8068
    @gdyjgy8068 นาทีที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኩቡራተይ

  • @gal_tigray_498
    @gal_tigray_498 4 นาทีที่ผ่านมา

    ዝገርም ሰራሕ ኣይተቃርፅው ገን ❤❤❤❤

  • @ሩባናሚድያ
    @ሩባናሚድያ 27 นาทีที่ผ่านมา

    ወይዘሮ ሃርያ ጎበዝ ተዋሳኢት👌

  • @luwamgebrehiwet6064
    @luwamgebrehiwet6064 31 นาทีที่ผ่านมา

    Selam kburat ahwat,btaemi des zbl srah,bhanqewta eye zxbeya every week,good work keep it up.

  • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
    @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ትፅቢት ሞይተ ዊዒለ ኣብ ሰሙን 2 ግዝየ ትኩን ትብሉ 👍👍👍ግጨዩና🎉🎉❤❤❤

  • @sabattube9229
    @sabattube9229 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ማሓሪት ሓላል ፈትየያ❤😊

  • @sabayohanes7309
    @sabayohanes7309 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ብኡውነት ነዚይ ዝመሰል ፍልም ሸር /ሳብሰክራይብ /ላክ ከይ ገበርኩም እትርኡ ሓጥያት ከይኮነኩም🙏🙏🙏

    • @ደስታ-ፃዲቅ
      @ደስታ-ፃዲቅ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናይ ምንታይ ሓጥያት አበይ ተጋንዩ እዩ😢

    • @ደስታ-ፃዲቅ
      @ደስታ-ፃዲቅ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ማለት ናይ ምንታይ ሓጥያት እዩ ዝያዳይ😢

    • @sabayohanes7309
      @sabayohanes7309 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ደስታ-ፃዲቅ ናይ ብነፃ ምርአይ ብዋጋ አይንከፍለሙን ግን እቲ ተጠቀሰ ብምግባር ሓገዝ ይኮኖም ግን ንዘይ ምግባ መሰለኪ ዝተሓለወ እዩ🤔

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደስ በሃልቲ ንፉዓት ደቂ ዓጋመይ ❤❤❤

  • @titi7083
    @titi7083 53 นาทีที่ผ่านมา

    እንዃዕ ዳሕና መፃእኹም ብሩኻተይ🙏💛❤

  • @abdelletifMohammed
    @abdelletifMohammed 31 นาทีที่ผ่านมา +1

    👍👌 From من🇪🇷 good job

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣያ ጆኬረይ❤❤❤❤❤❤

  • @VioBip-q2d
    @VioBip-q2d 40 นาทีที่ผ่านมา +1

    ጎቦዛት❤❤❤

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
    @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 45 วินาทีที่ผ่านมา

    _ካብ ሰበይቲ ኣቦ ዘይትሓይሽ ኣደ😢ብዝኾነ ኣዝያ ብልጽቲ ድራማ እያ💐💜_

  • @TitiTiti-o1u
    @TitiTiti-o1u ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ግዜ ለኩሉ እንካዕ ብሰላም መፃእኩ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሃርያ ብጣዕሚ ሓያል ተዋሳኢት❤

  • @NegestiGebrana
    @NegestiGebrana 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንኮዓ ዳሓን መፃኹም ሙቅራት ደቂ ዓደይ ሹኮራት 💖💖💖💖

  • @HalshMahari
    @HalshMahari 11 นาทีที่ผ่านมา

    ወይ ኣንውሕዎ ወይ 2👌ጊዜ ኣብሰሙን ግበሩዎ ፕሊስ ደቅዓደይ

  • @MolowHadabaga
    @MolowHadabaga 58 นาทีที่ผ่านมา

    ተመስገን እግዚብሔር አምላክ አቦይ ሰሙን ካብ ሰሙን ከበጹሑ ዝፈሸድካሐይ🎉🎉❤❤አብ ስራሑኪም ኣሳልጦ ይምነየልኪም ክብራተይ ብሃንቀዉታ ንጹበ

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋርዋኒ❤🎉 መን ኣሎ ናይ ዝብኢ ድምፂ ሰሚዑ ዝደንገፀ😂😂😂

    • @brhaneye
      @brhaneye ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣነ 😢😂

  • @newacnt3261
    @newacnt3261 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደስ ዝብል ስራሕ ❤❤❤❤❤❤

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ ❤❤🎉🎉🎉

  • @GalTigray-e3t
    @GalTigray-e3t 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    በርትዑ ተጋሩዋይኒ❤❤❤
    ደሙሩኒ ካዓ👏

    • @tgyhgchggg9259
      @tgyhgchggg9259 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክድምረኪ እየ

    • @ኣሱዪቱብ
      @ኣሱዪቱብ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምረኒኣሰቲ ክምለሰ አየ ዋ

    • @merizetewahdotigray1758
      @merizetewahdotigray1758 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መልሲ❤

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ኣሱዪቱብ ደምረኪ ደምርኒ ኣሱ

  • @Aomr00-b3u
    @Aomr00-b3u 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ከይመነኩዋ ዓፅዮማ

  • @-rt1zx
    @-rt1zx 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደሙሩኒ ተጋሩዋኒ❤

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሩካተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @WebBbb-d8w
    @WebBbb-d8w 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤

  • @hewettesFay
    @hewettesFay 17 นาทีที่ผ่านมา

    ደምርኒ ተጋሩዋይ

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ሰላም መፀኩም ❤❤ ተጋሩዋይ ብሉፃት ቀፅሉሉ 🥰

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    የፈትወኩም እየ ተጋሩዋይ🫶🫰❤🎉

  • @tsegagalnuguse47
    @tsegagalnuguse47 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ደቂ ሪመይ ፅሩያት❤❤🎉

  • @mayko-media-music
    @mayko-media-music 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኣንቱም ርሑሳት ተጋሩ እንቋዕ ብሰላም መፃእኹም ብጣዕሚ ኢና ንፎትየኩም እና በርትዑ ኣለና ኣብ ጎንኹም❤❤❤❤❤ 1:00

    • @محمح-ت2د
      @محمح-ت2د 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ክብረተይ❤❤❤🎉🎉

  • @YyYu-cb5yb
    @YyYu-cb5yb 46 นาทีที่ผ่านมา +1

    ሙና ክትሕዝነካ❤❤❤❤

  • @Temesgengetaye-j4y
    @Temesgengetaye-j4y 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዳይ part 13❤