Eritrea New ሰነ ጥበባዊ ኢሳያይሰ ደበሳይ(ሃለቃ)። ብዛዕባ ትመጽእ ዘላ ሐዳሸ ደርፉን ፧ (ሐንቲ ማዓልቲ ኣላ) PART 2

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ต.ค. 2024
  • Eritrea New ሰነ ጥበባዊ ኢሳያይሰ ደበሳይ(ሃለቃ)። ብዛዕባ ትመጽእ ዘላ ሐዳሸ ደርፉን ፧ (ሐንቲ ማዓልቲ ኣላ) PART 2

ความคิดเห็น • 43

  • @aaaafjtgi3807
    @aaaafjtgi3807 5 ปีที่แล้ว +2

    Jigna jigna jigna jigna anbesa edemen tenen yhabka ajoka mearey thank you🇪🇷❤🇪🇷❣❣❣❣❣❣❣🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤👌👌👌👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aaaafjtgi3807
    @aaaafjtgi3807 5 ปีที่แล้ว +2

    Nebrlna ajoka jigna anbesa🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @josicom
    @josicom 5 ปีที่แล้ว +3

    You are very talent & already you got the right way, go head continue hero!!!!!!! ጅግና ከም ኣያታቱ።

  • @sunlightfessehaie5929
    @sunlightfessehaie5929 5 ปีที่แล้ว +1

    We so proved of wedi eri isayas 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤️💛💙 wedi metkel

  • @aaaafjtgi3807
    @aaaafjtgi3807 5 ปีที่แล้ว +2

    Anbesa jigna hayt❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @aaaafjtgi3807
    @aaaafjtgi3807 5 ปีที่แล้ว +2

    Kemaka sehi yeweldu anta jigna wedi jigna wedi eryyyyyyy ❤👌🇪🇷👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @demesasberhek636
    @demesasberhek636 4 ปีที่แล้ว +1

    ESAYAS Debesay proud Eriteran 🇪🇷 Rispact my brother you the best.

  • @aaaafjtgi3807
    @aaaafjtgi3807 5 ปีที่แล้ว +2

    Esu jigna anbesa❣❤❣❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @msselam4101
    @msselam4101 5 ปีที่แล้ว +7

    Merhba Deqi Er Mes Esu waleta Hager Eqa Dehan Mexakum

  • @eritrawihagerawi7167
    @eritrawihagerawi7167 5 ปีที่แล้ว +3

    Thank you WEDI HALEKA they should be all our artists like you nationalists respect bro

  • @mathu4616
    @mathu4616 5 ปีที่แล้ว +5

    We love you very much🇪🇷we r very proud of you wedi Eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷 jigna ab metkelu xnuo 💪🏽💪🏽💪🏽zeykemtom telamat my favorite singer ever 🇪🇷💪🏽

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue5389 5 ปีที่แล้ว +8

    Merhaba deki eri jeganu

  • @nakfa1244
    @nakfa1244 5 ปีที่แล้ว +3

    ኢሰያስ ብጣዕሚ ጅግና አንበሳ ተባዕ ለባም ኩሉ ኢኻ አውራጃ ዘየጥቃአካ ቀጽሎ

  • @Titi-sx2wx
    @Titi-sx2wx 5 ปีที่แล้ว +7

    My favorite singer⭐🇪🇷 Esu wedi Eri jignann 🇪🇷🦁🇪🇷 together we are strong💪

  • @tibletsewoldeselassie402
    @tibletsewoldeselassie402 5 ปีที่แล้ว +6

    Best singer ever 👉🇪🇷💪Eseyas Debesay bael tsenue metekel we love you proud of you👌 neberelena keberalena ❤🇪🇷👍

  • @libonasiten4725
    @libonasiten4725 5 ปีที่แล้ว +7

    መርሃባ ደቒ ኤሬ ወዲ ሃለቓ ጽቡቕ ዘረባ ኢያ ተዛሪብኻ ናትኻ ናትኻ እዩ ዘይናትኻ.......... እዩ (ንቶም ከደኣት ድማ ካብ ገንዘብ ናይ ሃገር ፍቕር ይበልጽ እቶም ከም ሽምኣ መኪኾም ህይወቶም ወፍዮም ናኣና ብርሃን ዝሃቡና ሃገር ፍቕሪ በሊጽዎም እዮም

  • @dawittekleab9118
    @dawittekleab9118 5 ปีที่แล้ว +3

    ኤርትራዊ ምኳን ክብረት እዩ

  • @michaelalazar2765
    @michaelalazar2765 5 ปีที่แล้ว +4

    Anes bhaki eza Mahbr tkum tbehal zela meknyatu kab beal isu (haleka ) hagerawi bzuh MS temaharna ab gonka Alena ata wedi

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 ปีที่แล้ว +9

    ኢሱ ( ሃለቃ) ኩላትና ህግደፋዊያን ጻባ ኣስቲኻና ኩራዕ ንሕና ከኣ ኣብ ጎንኻ ኣለና ብሓይሊ ፣ ይኹን ብ ገንዘብ ይኹን ኣብ ጎኑኹም ኣለና ስነጥበባዊያን ሃገርና ቅሰኑ እዛ ማሕበር ከኣ ከነተግብራ ኢና ኢዚ ቀልል ካልእ ኢዉን ክንሕግዝ ኢና ኣጆኹም ኣጆና ደቂ ኤረይ!!!! ✊💪👈✊። ቃል ወዲ ኣፎም ኣምበሳ ናቕፋ ጌም😜🐒😜ኦቨር ወያነን ኣብ ልዕሊ ሬሳ መዳኸርቲ ሽወደን ክክክክክ

  • @tibletsewoldeselassie402
    @tibletsewoldeselassie402 5 ปีที่แล้ว +6

    Yes very true zeynateka aynatekan eyuemo neresayuom👍👍👍👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷

  • @biniam5667
    @biniam5667 5 ปีที่แล้ว +13

    ስነ ጥበባዊ ድምጻዊ ኢስያስ ደብሳይ
    ንሃገራውነቱ
    ንመንነቱ
    ንባህሉ
    ን ኤርትራውነቱ
    ብመትከል
    ደው ካብ ዝብሉ ብልጽ ድምጻዊ ደራፋ ኤርትራዊ ኢዩ።
    ንድማጻዊ ኢስያስ ደብሳይ
    ዝጽእልው መን ኢዩ።
    እቶም
    ኣውራጃዊያን
    እቶም
    ቀብላዊያን
    እቶም
    ደጂታል ወያነ ተጋሩ ኢዩም።

  • @5star241
    @5star241 5 ปีที่แล้ว +9

    ኢሱ አብ ዝመጸኣ ስራሕካ ብስም ኩሎም ሃገራውያን ዕወት አብ ረኣሲ ዕወት ይዕትርካ ነቶም ካብ መትከሎም ንስለረብሖኦም ዝተደንከሉ ከኣ አብ ቅኑዕ መስመሮም ይምለሶም።

  • @shikorinatatdeqierey91
    @shikorinatatdeqierey91 5 ปีที่แล้ว +2

    ግደፎ እባ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ኤርትራ ከለዉ ፡ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ከምዘለዉ ኣሚሲሎም ለለ ይብሉ ከምዘይነበሩ ፡ ንደገ ምስ ሃደሙ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ከምሰፍኢ ተገምጢሎሞ ኣለዉ ።
    ንርእሶም ናብ ኣውራጃታት ተኸፋፊሎም ነቲ ኣብ ስደት ዝርከብ መንእሰይ ክጎጃጅሉን ክመቓቕሉን ምስተቛመርቲ ተሰሊፎም ጎጎኦም ኣብ ምብሳልን ምምእራርን እዮም ዝርከቡ ዘለዉ ። ከብድኻ ኣግዚፍካ ፡ ስጋኻ ኣስቢሕካ ፡ ገንዘብ ኮሚርካ እንታይ ፋይዳ ኣለዎ ? ! ? ! ክንደይ ሰብ ጸጋ ነይሮም እሞ ፡ ሎሚ ንሶምን ገንዘቦምን በዓል መን ከምዝነበሩ ፡ ይትረፍ ዶ ክዝክሮምሲ ፡ ከምዝነበሩ እውን ዝፈልጥ ሰብ የልቦን ። ስለዚ ኣይንተሃመል ፡ ዓይኒ ዘለዎ ፡ ይርአ ። እዝኒ ዘለዎ ፡ ይስማዕ ። ኣእምሮ ዘለዎ ፡ የስተውዕል ።
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ኣታ ፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ! !

  • @filmonshow
    @filmonshow 5 ปีที่แล้ว +3

    Btaemi xbuk hasab ysemr kia ykewun bgiziu

  • @lillykidaneghebremichael127
    @lillykidaneghebremichael127 5 ปีที่แล้ว +3

    Xbuk zereba,nay behaki,

  • @eritrea7488
    @eritrea7488 5 ปีที่แล้ว +4

    አንበሳ ወራሲ እያታቱ ! ብሐቂ በሊሕ ብገንዘብ ረሳሕ ዘይትመራሳሕ. ናይ በሐቂ ኤርትራ ብጀጋኑ ተጋደልቲን ህዝባን ናጽነታ ዘውሐስት ሀገር ንተጋዳላይ ሽፍታ ንስውእ ዘቃልል ታሪኽ ዝድምስስ ኤርትራዊ ክብሎ የጸግመኒ. እቲ ዝበልካዬ ትማሊ አብ ማዐልቲ ናጽነት ካልእ ይብሉ ነሮም ሕጂ ንረብሐ ዝግልበጡ ተጋጊኹም እየ ዝብሎም. ልክዕ ጸገማት አሎ የለን ኩሉ ምቹእ ክበሀል አይካአልን እዩ ግና ነቲ ሽግር ብወፈራ ንሀግርካ እንታይ ክገብረልኪ ክንብል ክንክእል አለና. ጀጋኑና ሂወቶም ክፊሎም እየም ሀገር አምጼኦማ ንሕና ክአ እጃምና ከነበርክት እዩ ዝግበአና እንበር አብ ስድያ ኮፍ ኢልካ ለውጢ ክትረከብ ዕሽነት ጥራይ እየ ዝብሎ. ነቶም ንረብሐ ዝተቀየሩ ዘይጋገ ሰብ ስለ ዘየለ አካይዳኩም ከተጸብቁ ይላወበኩም. እቲ ወዲ ስውእ እታ አደ ስውእ (ቲ)እታ ሐፍቲ ስውእቲ ሐፍቲ ስውእ ነቲ መስዋእቲ እሕዋታ ሽሕ ግዜ እንተ እጉሀያ ናጽነት ስለ ዘምጽእዋ ብኦኦም እሐዚና አይትፈልጥን. መአስ ደአ ሐዚና ኤርትር ተእጊዳ ምስ መለስ አብ አዲስ አበባ ክዛተዬ ከለዉ ሽዑ እያ ማይ ደይኮነስ ደም ዝነበዐት. ስለዚ ወዲ ሀለቃ ቀጽሎ አብ ጎንካ አለና ኤርትራ ደም ክውሕዳ ከሎ ባንኪ ደም ንመስርተላ . ዐወት ንሐፉሽ ዐወት ንህዝባዊ ኤርትራን ህዝባዊ ግንባር.❤️💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hager39
    @hager39 5 ปีที่แล้ว +1

    Anxar hezbi atekum alkum emo xebah yerakbna

  • @hager39
    @hager39 5 ปีที่แล้ว +1

    🤮🤮🤮🤮🤮 Geza chekanat ata nay bhaki deyom ezom ne Esayas betri zehbu zelewu 🤔kemzi chekane ke alo deyu wedey

  • @hager39
    @hager39 5 ปีที่แล้ว +1

    Ata esayas ata hagol alika deyu

  • @medamen
    @medamen 5 ปีที่แล้ว +1

    You are alone Haleka looser... kisadka kitkurets eka anta GOHAF

  • @ኣምላከኣዳም
    @ኣምላከኣዳም 5 ปีที่แล้ว +2

    ❌❌❌❌❌❌❌❌❌🐒👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾Denacorr,

  • @yosiefabraha9519
    @yosiefabraha9519 5 ปีที่แล้ว +1

    BORING

  • @mikegebre9808
    @mikegebre9808 5 ปีที่แล้ว

    Do u call urself artist, lekbaat.