ሓይሊ ርእሰ-ተግሳጽ/The Power of Self Discipline/part 2 Book Summary in Tigrinya

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • The power of Self-Discipline No Excuses! ብ Brian Tracy ዝተደርሰት ኮይና፣ ሓይሊ Self-Discpline ኣብ ህይወትናን ምስ ስራሕና፡ ዉሽጣዊ ሰላምና፡ ዝምድናታትና፡ ጥዕናና ዘለዎ ምትእስሳርን እትገልጽ እያ፡ 1ይ ክፋል እዛ መጽሓፍ ብዛዕባ Self-Disciplineን ዉልቃዊ ዓወትናን ዘጣቃለለት ኮይና፣ Self-Descipline ምስ ዓወትና፡ ባህርያትና፡ ሓላፍነታትና፡ ዕላማና፡ ብሉጽነትና፡ ትብዓትና፡ ጽንዓትና ዘለዎ ምትእስሳር ድማ እያ እትገልጽ፣፣ ኣብዛ ቪድዮ ንቀደማይ ክፋል ናይዛ መጽሓፍ ሒዘልኩም ቀሪበ ኣለኩ ምክትታልኩም ይዕድም። #booksummary #tigrinya #habesha #bookreview #Daniel Weldeab

ความคิดเห็น • 3