The Magic of Thinking big Book Summary in Tigrinya
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
- The Magic of Thinking big by David J. Schwarz's፡ ኣዝዩ ዕዉት ህይወት ክትነብር እንተደኣ ኮይንና፡ ሰፊሕ ራኢን፡ ዓበይቲ ሓሳባትን ክህልወና ከምዘለዎም፡ እቲገልጽ መጽሓፍ እያ፣#tigrinya #booksummary #bookreview #tigrinya #book #Daniel Weldeab #booksummaryintigrinya
ሶሪ ብሮ ፡ ብቐዳምነት የቐንየልና ፡፡
ፊድባግ ክትቅበል ተስፋ ይገብር ፡፡
ቶታል ሓጺሩ ፡
ካልኣይ ጽማቅ ወይ ብኽፋል ወይ ልዕሊ 45 ደቂቕ ክኸውን ኣለዋ ፡፡
ሳልሳይ ብትግርኛ ክንረኽበሉ ንኽእል ኣዽራሻ 1000 thanks?
ታንክስ ወገነይ ሓንቲ ካብተን 5ግዜ ኣብ ሂወትይ ዘንበብክወን መጻሕፍቲ ምንጪ ዓበይቲ ሓሳባት ብውሕሉል ኣገባብ ኣቕሪብካልና
Ja👍🏻📊✍🌿🦁
Thank you brother
ኣዝየ ፈትዮ ትምህርትካ ሓወኒ ❤
❤❤
10q bro
Bro eza nay Thomasedsen gn 10.000 aykonetn dya
Bro, እቲ ዛዕባ ብዛዕባ Nummbers 1000 ወይ 10,000 ኣይኮነን። ገለ መጽናዕትታት ዉን ድሕሪ 2774 ፈተነ፡ ኣምፑል ከምዝማሃዘ እዮም ዝሕቡሩ። ኣብዚ ግን እቲ ቀንዲ ኣገዳሲ ትምህርቲ፡ ውዲቅካ ምትንሳእ እዩ። ንሓደ ነገር ንምጭባጥ ብተደጋጋሚ ትወድቅ እንተደኣ ኣሊካ፡ ተስፋ ከይቆረጽካ ተንሲእካ ዳግማይ ምፍታን ወይ ጉዕዞካ ምቅጻል እዩ።
🙏
Thank you dani kem kulu gezi xibuq temhirti ❤❤❤
Please make more videos like this 🙏🏾
Thank you brother, 📚💪
🙏👍