'' ሓጻር መልእኽቲ ናብ ፕሮቴስታንት ብዛዕባ ቅዱሳን '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 49

  • @hiwotabraha6342
    @hiwotabraha6342 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Qale hiwet yesmoalna ❤egziabhiar oainelbonana ykfetelna zestewol lby yhabena ❤❤❤❤xegu yebzhalka 🙏🙏🙏🙏

  • @user-hiwen
    @user-hiwen 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብዕድም ብጥዕና የሓልወሕና ኩሉ ኣትቅርብዎ ትምህርቲ ብጥዕሚ ድስ ዝብል ፅፉፉ ❤
    ከሰሕቅ ካ ይድልኩ ነይር ዎ ከይፍተኩ ሲሒቅ😂😂😂😂😂 ኣዋይ ምሕፍሪ

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 วันที่ผ่านมา +5

    Welcome❤🎉 ክብር መምህርና😊 ምስትውዓሉ ይዓድለና ናይ አቦታትና በረኸት የካፍለና ጸጉኡ የብዝሕ መምህረይ🤲🥰

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤

  • @AzmeraGehbrezgabhier
    @AzmeraGehbrezgabhier 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen kale hiwet yesmalena amlak ademen teaenan yehabka❤❤❤❤

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ኣምላክ በረከቱ የብዝሓልካ ❤️❤️❤️❤️💐💐💐

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፈጣሪ ካብ ክሓደት ይሰዉረና 🙏ካብ እምነቶም ዝወፁ ወን ናብ ልብም ይመልሶም❤🙏

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 วันที่ผ่านมา +1

    መምህረይ እግዝአቢሄር ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና ቃለ ሂወት የስምዓልና አሜን 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️❤️

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret8188 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Amen 🙏🙏🙏kbri namlak ykun ♥️♥️♥️qale hiwet yesmaolna 💐💐💐

  • @ሄርሜላጋልተዋህዶ
    @ሄርሜላጋልተዋህዶ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣቢ ሓፍትና እወ ተመሊሳ እያ❤

  • @weinizerea8791
    @weinizerea8791 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena xelotomn bereketomn ayfeleyena kubur memhrna ❤❤❤

  • @mehariemehazion9718
    @mehariemehazion9718 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Kale hiwet yesmana amen ❤❤❤

  • @soligualagame
    @soligualagame 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Egziabher. Mehaeret. Aurad. Egseo. 🙏🙏🙏❤️✔️

  • @Rigat-l5g
    @Rigat-l5g 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mihrettesfamichael9451
    @mihrettesfamichael9451 วันที่ผ่านมา +1

    Kale hiwet yesmalna

  • @ሸዊት-ትግራይ
    @ሸዊት-ትግራይ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏

  • @demekyigsaw2659
    @demekyigsaw2659 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Qalehiwet yesmalna sean mflatna ntefii Alena Egzabher bmhretu ydabsena.

  • @EldanaSyum
    @EldanaSyum 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen amen amen kasahun hawey

  • @ፍረወ
    @ፍረወ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmalna memhrey ❤

  • @habentesfatsion6377
    @habentesfatsion6377 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Memhr kasahun hawna Egzabher xaga Abliely xega ybarka Amlak

  • @fyorihadguhadgu9362
    @fyorihadguhadgu9362 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abnerkem6389
    @abnerkem6389 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @tiftoberhe3320
    @tiftoberhe3320 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486 วันที่ผ่านมา +3

    🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🥰🥰👏

  • @hallowiegehts477
    @hallowiegehts477 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    GBU more and more

  • @feruzsolomon3814
    @feruzsolomon3814 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መምህር ተዋህዶ ቤተክርስትያን ገድላትን ሰማእትነትን ቅዱሳት ኣቦታት ምምሃራ ጌጋ ኣይኮነን ኣሽንካይ ገድላትን ሰማእትነትን ቅዱሳት ኣቦታት ሓቀኛ ምስክርነት ነብሳት ይሃንጽ ስለዝኮነ ናይዝኮነ ሰብ ኣብሂወቱ ዘጋጠሞን ናኣምላክ ምእማኑ ዝረከቦ መከራን ጽናዓትን ሰናይ ነገርን ንነብሲ ሓደ ኣማኒ ዝሃንጽ ምስክርነት ስለዝኮነ ጽቡቅ እዩ። ኣሽንካይ ናይዞም ቅዱሳት ኣቦታት
    👉👉👂👂 እቲ ጌጋ ኣብክንዲ ገድልን ሰማእትነትን ናይዞም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለውን ዘየለውን ኣቦታት ቤተክርስትያን ንምህናጽ ነብሳት ደቃ ትምህረሉ ። ባዓላት ክግበረሎምን ስእልታቶም ኣብኣባይቶም ተጠቂዑ ዝክራት ክግበረሎም ቤተክርስትያን ስቅ ኢላ ምራኣያ ናይ ጌጋ ጌጋ እዩ። ሃዋርያ ጳውሎስ ክስገደሉ እንተዘየፍቂዱ ቅዱስ የውሃንስ ውን ኣይስገደሉን ቅዱስ ኣግናጥዮስ ውን ከሙኡ እንዳበለ ስጋብ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ቅድስ ኣቡነ እንዳበለት ቤተክርስትያን ቅዱሳት ኣቦታት ኢላ ገድላቶምን ሰማእትነቶምን እትምህሮሎም ዘላ ካብ ኪኖ ምምሃር ነብሳት መእምንካ ኣባምላክ ክጸንዓን ክህነጻን ምግባር ሓሊፍካ ካልእ ክግበር ቤተክርስትያን ከተፍቅድ ኣይግባኣን ። ባዓል ኢልካ ክባዓለሎም ዝክር ኢልካ ክግበረሎም ኣሳእል ኣባባይትካ ጠቂዕካ ክምለኩን ክስገዱን ይግባእ ድዩ መጽሓፍ ቅዱስ ከ የፍቅድ ድዩ ?
    እዛ ትቁነን ድያ ትፍታሕ ዘላ ኣይፈለጥክዋን ዘበልኩማ ብዛዕባ ገድልን ሰማእትነትን ቅዱሳት ኣቦታትና ዘይምፍላጣ ጌጋ ክትፈልጥ ጽቡቅ ኔሩ። ሓጥያት ግን ኣይገበረትን ምክንያቱ ጌጋን ሓጥያትን ገድላትን ሰማእትነቶምን ዘይምፍላጥ ዘይኮነ ገድላቶምን ሰማእትነቶምን ፈሊጥካ ኣብኣምላክ ዘልካ እምነት ኣጠንኪርካ ነብስካ ክንዲ ምህናጽ ገድሎምን ሰማእተበቶምን ፈሊጥካ ስእሎም ጠቂዕካ ባዓላትን ዝክራትን ምግባርካ እዩ ሓጥያት ።ምክንያቱ ኣምላክ ስእልን ምስልን ንርእስና ከይንገብር፡ ከይንሰግድ፡ ከይነምልክ፡ባዓላት ጌርና ንካልእ ኣምልኮ ኮነ ስግደት ከይንህብ እዚ እንተጌርና ካኣ ሓጥያት ምካኑ ነጊርና እምበር። ገድልን ሰማእትነትን ቅድሳተይ ዘይምፍላጥኩም ሓጥያት ኣይበለናን ስለዚ ክቡር መምህር ገድልን ሰማእትነትን ቅዱሳት ኣቦታት ንምህናጽ ነብሳትና እምበር ባዓላት ዝክራት ምስልታት ጠቂዕና ናይክብሪ ናይ ናይ ኣምልኮ ኢልና ንክንሰግደሉ ኣይኮነን
    ነዚ ህዝቢ ስእልን ምስልን ጌሩ ኣብዘሎ ኣባይቱ ሎሚ ከ ኣቡነ ኣረጋዊ ሎሚ ከ ገርግሽ እንዳበለ ኣብ ኣሳእሎም ሽማዓ እንዳወለዐ ውራያት እንዳገበረ ዘብዕል ዘሎ ጌጋ ኑዑ ገድሎምን ሰማእትነቶምን ተማሂርኩም ነብሳትኩም ህነጹ ግድሊ ክርስትናን ናኣምላክ በይኑ ከመይ የምልኩ ማሃሩ ።

  • @adjhdyr6672
    @adjhdyr6672 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HappyBlackberries-hd8hb
    @HappyBlackberries-hd8hb 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samitesfa7170
    @samitesfa7170 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘይ እሞ ሕቆም እዮም፡ኣነ ዝገርመኒ ሕፍረት ዝበሃል የብልኩምን፡እዛ ዝዓበናላን ንሪኣ ዘለና ቤተክርስትያን ዶ ኣይኮነትን፡ሓቂ ምዝራብ ፍቶ ሓቅነት ዘይብሉ ትሕትናን ትምህርትን ኢኩም ትምህሩ

  • @ወዲሰብዓእገላትግራይ
    @ወዲሰብዓእገላትግራይ 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @alexeshagos7816
    @alexeshagos7816 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ካሳሁን ሓወና ሰለሪስበኪትካ ነመስግነካ ግን ሓደ ነገሪ ጌጋ ኣብ ኩሉ ቤት እምነት ኣሎ አባኩም ዘሎ ማእለያ ዘይብሉ ጌጋታት ሐደ መዕልት ንምንታ እካ ዘይትዛረብ?

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤

  • @temesghengoita5542
    @temesghengoita5542 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ምድሪ ዓለም ጠፊኡ: ብኣፍ ጥራይ ዝንገር ቃል ኣምላኽ እንተዝህልወና ኔሩ: ልክዕ ኣለኻ እቶም ልዕሌና ዘለዉ ወለዶ ዝመሃርዎ ኩሉ ኣሜን እናበልና ምተቐበልና። እንታይ ከ ካልእ ኣማራጺ ኣሎ። እንተኾነ ኣብ ገገዛና መጽሓፍ ቅዱስ ዝበሃል ሚዛን ኣሎ። ናይ ነብሲ ወከፍ ሰብ ትምህርቲ ድማ በዚ ሚዛን እዚ ይምዘን። እንተዘየሎ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይተነጻይር ኣቦታትካ ስለ ዝኾኑ ዝተባሃልካዮ ስቕ ኢልካ ተቐበል እንተ ኢልካኒ why? እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምንታይ ክውንዘፍ ተደልዩ: እየ ክብለካ። ናብ ኣብነት ንኺድ። ንኣብነት ሕፍረትካ ምቕላዕ ብዓይኒ ኣምላኽ ውጉዝ እዩ። (በጀካ ንኣሚንካ ማለተይ እየ) ነታ ቅድስቲ ኣዴና ማርያም: አፈወርቂ ዝበሃል ሰብኣይ ሕፍረታ ስዒምዋ እንተ ኢልካኒ በየናይ መለክዒ እየ ክቕበለካ? ምኽንያቱ ንማርያም ቅድስቲ ኢሉ እምበር ርኽስቲ ኢሉ መጽሓፍ ቅዱስ ኣየምሃረንን። ወይ ድማ እዞም ኩሎም ሃዋርያት ዘይበልዎን ዘይገበርዎን ንቑድሳን እኮ ይስገድ እዩ እንተ ኢልካኒ: ብዓል ሃዋርያ ጳውሎስ ድኣ ንምንታይ ዘይነገሩና ወይ'ውን ባዕሎም ክሰግዱሎም ዘየንበብና እየ ክብለካ።
    ዘልኩሲ: ኣቦታትና ብዓል ኣቡነ ተኽለ ሃይማኖት ጥራይ ኣይኮኑን: እቶም ብዓይኖም ርእዮም ዝመስከሩ ሃዋርያትን ነብያትን እውን ኣብቲ ክሊ ናይ ኣቦታት እቱዋት እዮም።

  • @netsanet-x2x
    @netsanet-x2x 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    19:03 😅

  • @fkriyesuswdiamlaklebeyzema8701
    @fkriyesuswdiamlaklebeyzema8701 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kasahun neseka tewhdo be tehadeso eyoum zefltuka kemey elka ab kendi tewhdo tezareb

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ዝገርመንን ሰብ ክሳብ ክደይ ፎኪስ ሙኻኑ ዘረዳኻ ኮ ክሳብ ክድዚ ተፈላሲፎም ሲ እታይ ለውጢ ኢዮም ከምጹኡ ኦርተደክስ ተበን ተምልክ ስእሊ ተምልኽ እታይ ኢዩ ዝምልከተኦም ፈጣሪ ካብ ኦርቶደክስ ንላዕሊ ንዕኦም ዝሰምዕ እተኾይኑ ካብ ሃለውለው ክብሉ ዝውዕሉ ጸሎት ገይሮም ኣብዛ ዓለም መፍትሒ ከምጽኡላ ዘይፍትኑ ሓደ ሓደ ግዜ ሰብ ሙኻንካ የጽልኣካ በኻ እንስሳ ኮይነ ይብሉ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mehari-Love
    @Mehari-Love 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eza Amen wela neana twkil eya wela ab nay keali emnet eyen amen zibla ezen awalid yehwatna😂😂

  • @FithawiFisahaye-m4w
    @FithawiFisahaye-m4w 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ናብ እታ ቅንዕቲ እምነት ይምለሶም፤
    ከምኡ ነዛ መልእክቲ ተንብቡ ዘለኩም ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም ይፈጽመልኩም ካብ ክፉእ ይሓልኩም ጸጋ ኣብ ልዕል ጸጋ ይዓድለኩም፣ ሓዳስ ቻነል ከፍተ ኣለኩ መንፈሳዊት ቻነል ኦርቶዶክሳዉያን ኣሕዋተይ ዝኮንኩም ኣብ ትሕቲ ፕሮፋይለይ ኣትኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ ዋላ ሓደ ገንዘብ ኣይክፈሎን እዩ።

    • @autikoszsmu
      @autikoszsmu 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ገረልካ

    • @FithawiFisahaye-m4w
      @FithawiFisahaye-m4w 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @autikoszsmu ክብረት ይሃበለይ ዘሓፍትርይ/ዘሓወይ

  • @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ
    @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂

  • @lilberhane3233
    @lilberhane3233 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Taymo oak orthodox si adetatna minim geez deysemia endiyen amen dibla abzias nay orthodox amenka yeah minim riding deybilna ety dbhal delo sbket.

  • @KibretAbraham-z8h
    @KibretAbraham-z8h 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ቅድም ሰብ ፡ሃይማኖት ሰለ ዘለዎ ፡ ኣይኮነንን ዝድሕን።(እብራ12!2 ነቲ ሕፍረት ንዕቁ መስቀል ዝተዓገሰ፡ ጀማሪን እምነትናን ድምዳምኣን ኢዮሱስ ክርስቶስ ንጠምት።)
    እብራ13 7-9 ቃል ኣምላኽ ዝነገሩኹም ዝነገሩሑምም መራሕትኩም--+++ክርስቶስ ኣይተቀየርን ትማሊን ሎምን ንሱ እዩ እም ብጋሻ ትምህርቲ ኣይትስሓቱ እዩ ዝብላና።ንቃል ኣምላኽ ክንርድኦ እዩ ዝግባኣና።ምስቲ ናትና ድሌታት ጥራይ ክንተኣሳስሮም ፡ካብ ምድላይ እንታይ ማለት እዩ ፡እልና፡ ኣምላኽ ብመንፈሱ ክግልጸልና ፡ንብስና ትሕት ብምባል ክንጽበ ይግበኣና ።ምክንያቱ ንሕና ንኣምላኽ ክንኸብር እምበር ንማንም ክነኽበር ኣይተጸዋዕናን።ኣብ ኤፈ እንትርእና ንውዳሴ ክብሩ ዝተደኮና ህዝቢ ኢና።ንሰናይ ግብሪ ብዮሱስ ክርስቶስ ዝተፈጠርና ፍጡራት ኢና።
    ነቲ ዝብሊዎን ዘረድእዎን ዘይፈሊጥዎ ከለዉ መምህራን ሕጊ ክኾኑ እዮም ዝደሊዩ ዝብል ጽሑፍ ኣሎ።ሓወይ ቅዲም ንነብስኻ ኣምልኾ ኣላምዳ ቃል ኣምላኽ ነንሕዱ ዝጋጮ ኣይኮነን ።ንቓል ኣምላኽ ኣብ ናይ ሰባትን ፡ምስ ድሌታትካን ክተመሳስሎ ኣይትፈትን ።(ነተን ጽሑፋት ናይ ዘሊኣለም ህይወት ትረኽቡለን እና መሰለኩም፡ ትመራመሩለን ኣለኹም፡ የግዳስ ንሳተን ውን ንዓይ እየን ዝምስክራ ዮ5፣39።)

  • @ghebrielabrham7727
    @ghebrielabrham7727 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Memhr hasot

    • @lukaslijam9325
      @lukaslijam9325 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Shim kudus Gabriel hizkas gega tizare newri 🤫

  • @brananai8977
    @brananai8977 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤