ታሕሳስ 30 ይድርበለኹ...ደዊለላ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 538

  • @uniqueshow.
    @uniqueshow.  หลายเดือนก่อน +6

    ይቅርታ! ስልኪ ተጋጊና ስለዝነበርና ንሚሌን ሓፍትና ንምርካብን ንምሕጋዝን በዚ ይደውሉ 0926719358

  • @rozaroza7147
    @rozaroza7147 หลายเดือนก่อน +179

    ቃል ይኹነኒ መስከረም ዓደይ ይአትለኹ ምስባዕለይ ኮይና ክትማሃር ተስፋ አለኒ አነ ጓል25 ዓመትእየ ንክልተናሰሪሐ ዘእቲ ሰብእየ ብሰላም ናብዓደይ ክምለስ ፆሎትኩም አይይፈለየኒ

    • @fhfgggfgdgdhfyy5023
      @fhfgggfgdgdhfyy5023 หลายเดือนก่อน +4

      ብሰላም የእትኪ መዓረይ❤

    • @rahelrahel6194
      @rahelrahel6194 หลายเดือนก่อน +3

      ብሰላም የእትኪ ወለላይ

    • @user-Melat
      @user-Melat หลายเดือนก่อน +1

      ብሰላም የእትኪ ምዓረይ 🥰

    • @SurprisedBear-ql4ry
      @SurprisedBear-ql4ry หลายเดือนก่อน +2

      ብሰላም ኣቲኺ ፈፃሚት ቃላ ይግበርኪ ዝሓፍተይ

    • @ሰሉጋልባልሆ
      @ሰሉጋልባልሆ หลายเดือนก่อน +1

      እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኪ👏😊

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 หลายเดือนก่อน +40

    ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ ኢኮ ኣዶ ዶ ትጭክን እያ እቲ ከብዳ ከመይ ገበረላ😢😢አምላኽ ቅዱሳን ዓይንኪ የብርሃልኪ እመ ብርሃን ኣደይ ተብርሃልኪ ክብረተይ😢😢

  • @MakiJusus
    @MakiJusus 10 วันที่ผ่านมา +2

    ሚለን ሓፍተይ እንኳዕ ረአኹኺ ዝሓፍተይ ሚሌን ብጣዕሚ ንቕሕቲ ቆልዓ እያ ጎይታ ምሳኺ ይኹን ክረኽበኪ ተስፋ ይገብር

  • @sam-f2o4z
    @sam-f2o4z หลายเดือนก่อน +24

    ኣጆኺ እመብርሃን ኣላትኪ መንገድኺ ኹሉ እመብርሃን ተብርሀልኺ ተስፋ ከይትቆርፂ ልተኽኣለኩም ሓግዝዋ በጃኹም ብቅርሺ ጥራሕ ለኾነ ኣብጎና ሰብ የድልያ እዩ

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @ngstiabrha2500
      @ngstiabrha2500 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ግቦሩኒ አሕዋተይ❤❤❤❤

  • @سلاخاحمد
    @سلاخاحمد หลายเดือนก่อน +42

    ኣነስ ስቅ ኢለ ክሓስቦ ከለኹስ ምስ ደርበየታ ዶ ገለ ረኺቡዋ ይኾን ዓይና ስኢና ይብል ማየ ፀሎት ተከይዳስ ትሓዊ ኮይኑ ይስመዐኒ💔

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน +1

      ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉

    • @سلاخاحمد
      @سلاخاحمد หลายเดือนก่อน

      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q ገይረ እየ ፀኒሐ ከይበልክኒ💚

    • @sarahwelcome2560
      @sarahwelcome2560 หลายเดือนก่อน

      ታሓዊ ትኽውን አምላክ እንታይ ይሳኣኖ

    • @kdstiataklti-wz3yk
      @kdstiataklti-wz3yk หลายเดือนก่อน +1

      ቆልዓ እንከለኩ ይስምዖ ነይረ ዙ ታሪክ ኳኽእዩ አንቊሩዋ💔

  • @MakiJusus
    @MakiJusus 10 วันที่ผ่านมา +1

    እሰይ እኖኳዕ ትምርትኺ ቀፀልኪ ናይ ትምርቲ ድሌትኪ ፍሉይ ዩ ማዓረይ ሚሉ ኣጆኺ ።

  • @BrbBebg
    @BrbBebg หลายเดือนก่อน +15

    😢😢😢ኪዳናምህረት ብርሃን ዓይንኪ ትክፈተልኺ ኣጆኪ ማዓረይ

    •  หลายเดือนก่อน

      Marey trieyo aloki zeykyer tefetro eyu

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน

      ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉

    • @سلاخاحمد
      @سلاخاحمد หลายเดือนก่อน

      ንፈጣሪ ሞ ታይ ይሰኣኖ ኮይኑ ተኽኢልና ፀሎት ንግበረላ

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana หลายเดือนก่อน +47

    ኣበይ ኣለኹም ደቂ ወረዳ ኣሕፎሮም ብፍላይ ደቂ ሰፍኦ ንዑ ንሓግዛ 😭😭😭😭

    • @kdsngrmdhn565
      @kdsngrmdhn565 หลายเดือนก่อน

      መን እየ ግን እታ ሰበይቲ ሓመድ ትብላዕ 😢😢😢

    • @tigrayadijeganu2983
      @tigrayadijeganu2983 หลายเดือนก่อน

      @@kdsngrmdhn565ማይ ቆፅሊ እያ ዝኾነት በቕሊ ይዝክራ እየ ቆልዓ እናሃለና ይሪኣ ነይረ ኣብ ሰፍኦ😢

    • @tigrayadijeganu2983
      @tigrayadijeganu2983 หลายเดือนก่อน +2

      መን ኢኺ እነኺ ሓፍተይ ሜሰንጀርኪ ሽምኪ ፅሓፍለይ ኣብዙይ እሞ ኣነን ንስኽን እንተሓቢርና ቀሊል ኣይኮነን ንኣኣ ንሓግዛ😢

  • @MakiJusus
    @MakiJusus 10 วันที่ผ่านมา +1

    ብጤዕሚ ዘሕዝን ኣብ ክባን ዕፅዋን ክባን ኩሎም ደገ ወፂኦም ኔሮም ኣብ ዕዳጋ ይሽቅጡ ኔሮም ሚሉ ሽዑ ኣፀቢቐ የ ዝፈልጣ ፅቡቕ ቅርርብ ኔርና ምስቶም ካልኦት ወላ ካብኡ ግን ስልኪ ስለዘይነበረ ብድሕሪኡ ክንራኸብ ኣይከኣልናን ሐዚ ስለዝረኣኽዋ ኣዝየ ደስ ኢሉኒ ብጣዕሚ ያ ተሕዝን ነዚ ሚድያ ብጣዕሚ የመስግን

  • @dahabteklu
    @dahabteklu 18 วันที่ผ่านมา +1

    Ajoki hafitey nateyy❤❤❤

  • @gebrehaweryaatsgebom
    @gebrehaweryaatsgebom 9 วันที่ผ่านมา +1

    ጋዜጠኛ ሰመረ ንተበግሶኻን ሰናይ ተግባርካን እንእድ። ንሙልእነቱ ድማ ፈጣሪና ኣብጎንኻ ይኹን።

  • @amalove4069
    @amalove4069 17 วันที่ผ่านมา +1

    Ajoke mili haftey amlak alo msaki 🥰🥰🥰🥰💕💕🙏

  • @AmirAmirr-z2k
    @AmirAmirr-z2k 11 วันที่ผ่านมา +1

    Galey ajoki mearey kihalfelki u mikrtey🎉

  • @user-Melat
    @user-Melat หลายเดือนก่อน +6

    እግዝኣብሄር ልስኣኖ የለን ሞ ዓይንኪ የብርሃልኪ 🙏🥺ዋይ ክንደይ ጨካን ሰብ እዩ እንዮ ግን 😥

  • @Genet-mj3dt
    @Genet-mj3dt หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኪ ማዓረይ ሓደ ሰሙን ዝኮን ሰቦኤ ኣቲኪ ብሙሉእ ልብኪ ን እመ ብርሃን ኣዴና ብፀሎት ለምንያ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀሎትኪ ናይ ልብኪ ሰሚዑ ብሕረቱ ዓይንኪ ከብርሃልኪ እዩ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኣይትንብዒ ፀላኢኪ ይንባዕ ፈጣሪ እንታይ ይሳኣኖ ኹሉ ኣብ ኢዱ እዩ ክትሓዊ ኢኪ ብርሃን ዓይንኪ ይክፈተልኪ ደግማይ ሓዊኪ ክንሪኤኪ ተሰፋ ኣለኒ ዛሓፍተይ ንኣዲኪ ድማ ኣይተሓዝላ ይቅረ ግበርላ እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ልባ ይምለሳ

  • @EyerusGher-cl5mz
    @EyerusGher-cl5mz หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኺ እመብርሃን ኣላትኪ መንገድኺ ኹሉእመብርሃን ተብርሀል🙏🙏🙏

  • @rdb1984
    @rdb1984 หลายเดือนก่อน +2

    ፀላኢኺ ይንባዕ ዛሓፍተይ ኣጆኺ እመብርሃን ብርሃን ዓይንኺ ትኽፈተልኪ 🙏

  • @MhretTades
    @MhretTades 27 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢እዋይ ማዓረይ

  • @ፅዮነይትግራይዓደይሓደራ
    @ፅዮነይትግራይዓደይሓደራ หลายเดือนก่อน +7

    ማይ ፆሎት ወይ ሕክምና ዓይና ክተረአ እኘዋ ወገናተይ❤

    • @tigrayadijeganu2983
      @tigrayadijeganu2983 หลายเดือนก่อน

      መን እሞ ክወስዳ ሰብ እኮ የብላን😢

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ หลายเดือนก่อน +2

    አጀኪ ዘምበይተይ ፈጣሪ አምላክ ብርሃን ዓይንኪ ይብረሃልኪ አጀኪ ምቅርተይ ፀላእኪ ይንባዕ😢😢🙏🙏🙏

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i หลายเดือนก่อน +6

    ኡፍፍፍ አጀኪ ዝሓፍተይ ብርሃን ዓይኒኪ ይክፈተልኪ አምላክ እታ አዲአ ግን መምሀሪ ክትኮን እያ ብሕጊ ሓዝዋ በጃኩም😢😢😢

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน

      ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉

    • @Selam-n1q
      @Selam-n1q หลายเดือนก่อน

      @@MesiTubeመሲዩቱብ-k3qእሺ ደምርኒ ናኣይ

  • @AryamKiros-m6g
    @AryamKiros-m6g หลายเดือนก่อน +8

    መልኣከ ብርሃናት ሊቀ መላእኽት ቁዱስ ኡራኤል ብርሃን ዓይንኪ ይኽፈተልኪ ዛሓፍተይ ኣዶ ተደርበየት ፈጣረሎ ዘይድርቢ 😭 መዓረይ 😢
    ተከታተልቲ ዮኒክ ሸው ሳብስኽራይብ ግበሩኒ ኣነለ ክምልስየ

  • @tsedeygebreyohanes
    @tsedeygebreyohanes หลายเดือนก่อน +1

    ብርሃን ዓይኪ ተመሊሱ ሓዱሽ ሂወት እመብርሃን ትለግሰልኪ ሓፍተይ

  • @fhhjf9904
    @fhhjf9904 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ዘይስማዕ የለይ አዶ ለዶ ትጭክን እያ😢አይዘኪ ዛሓፍተይ ፀላእኪ ይንባዕ እግዚአብሔር አምላክ ብርሃን ዓይንኪ ይክፈተልኪ👏👏👏

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ หลายเดือนก่อน +1

    በስማአም ጭካኔ ፈጣሪ ከብዝይ ይምሓረና 😢ማዓረይ እንኻዕ ብሂወት ተረፍኪ ዝያዳይ

  • @shitugizahu6874
    @shitugizahu6874 หลายเดือนก่อน

    Amelak mesaki yekunn hafety ❤❤❤

  • @HsanAhmad-o7m
    @HsanAhmad-o7m หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኪ ዝሓፍተይ ኪዳና ምህረት ብርሃን ዓይንኪ ትክፈተልኪ😢😢😢🙏🙏🙏

  • @ብሌነይፍቕረይ
    @ብሌነይፍቕረይ หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይመስገን ናብዚ ዘብቀዐኪ ሐጂውን ዮዳሄ/ኣምላክ ይፈልጥ/👏

  • @GenetDestalem-f9y
    @GenetDestalem-f9y 29 วันที่ผ่านมา

    አግዝአብሄረ ዓይኒ ብራሃንኪ ይክፈተለኪ

  • @MeryMery-r1o
    @MeryMery-r1o หลายเดือนก่อน +4

    ኡፍ የኔ ማር ፈጣሪ ዓይነ ብርሃንኪ ይክፈተልኪ ግን ኢንተርቪው ምግባር እኩል ኣይኮነን እዚኣ ርካሸ ኣዲኣ ብሕጊ ክትተሓዝ ሓግዝዋ😢😢😢

  • @BrhanTslgo
    @BrhanTslgo หลายเดือนก่อน

    እግዜአቤህ ምሕረት ይውርደልኪ ማዓርይ፡እግዜአቤር እል አዘኪ

  • @KerskersAergw
    @KerskersAergw หลายเดือนก่อน

    አግዝአብሄሪ ዓይኒ ብራሃንኪ ይክፈተልክ

  • @Muler_Tigraweti
    @Muler_Tigraweti หลายเดือนก่อน +4

    *_ዘይንገር እበ ዘይግነ ከአዩ ዘይለ በስምኣም ኣዶ ትጭክን ድያ😢 እመብርሃን ኣደዋይ ምሳኪ ትኩን ቃል ትስእን በስምኣም😢😢_*

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @FreHagos-u1j
    @FreHagos-u1j หลายเดือนก่อน

    እግዛብሄረ ዓይኒብርሃንኪ ትክፈተልኪ

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ หลายเดือนก่อน +3

    _እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይኒ ብርሃንኪ ይጰዘኽፈተልኪ ዝሓፍተይ ወላድተ ኣምላኽ ቅድሰቲ ድንግል ማርያም ብርሃን ንዓይና ብኣማላድነትኪ ክፈተላ ኣዶ ጎይታይ 😢😢😢_

  • @GgGg-o5o2v
    @GgGg-o5o2v 24 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኪ ዝሓፍተይ መድሃኒኣለም ኣቦይ ብርሃን ዓይንኪ ክብርህልኪ እዩ ዝሓፍተይ

  • @AhmedAhmed-kz9st
    @AhmedAhmed-kz9st หลายเดือนก่อน

    ብህወት ዳንበዐት ጎል አጆክ ኩሉ ካሓልፍ እዩ እመብራሃን ዓይንክ ታብረሃለክ😢😢😢😢😢😢

  • @ናይድንግልማርያምባርያእየ
    @ናይድንግልማርያምባርያእየ 8 วันที่ผ่านมา +1

    ማዓረይ😢

  • @Gere-tt7dx
    @Gere-tt7dx หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ሐፍተይ አይዞኺ ፈጣሪ የሐግዝኪ❤❤❤❤

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሓፍተይ ማዓረይ😢❤❤❤❤ በስምኣም ገምዚ እዉን ኣሎ ድዩ በይዝካትኩም ፍረ ሚናጠስ መሐብሐቢ ኣእትዉዋ

  • @ElliltaAbrehe
    @ElliltaAbrehe หลายเดือนก่อน

    Uffff besmeam amike yehgezki❤❤❤❤

  • @LuchiyaGebremichael-yy9ic
    @LuchiyaGebremichael-yy9ic หลายเดือนก่อน

    Ajeki kbrty haftey kulu zedelkyo ktbetshi eki egabiher msaki ykun❤❤❤

  • @ናፂዩቱብ
    @ናፂዩቱብ หลายเดือนก่อน +3

    ፅላእኪ ይንባዓ😢

  • @Shook160
    @Shook160 หลายเดือนก่อน

    ድንግል ማሪያም ብርሃን ታሃብኽ😢😢😢😢👏👏👏👏👏

  • @jssllaa122ali7
    @jssllaa122ali7 หลายเดือนก่อน

    ኣባኪ ይንባዕ ኣጀኪ ኣደኪ ድማ እዝጋብሄር ኣምላክ ይፍርደላ😢😢😢😢

  • @شمسهأبرهات
    @شمسهأبرهات 2 วันที่ผ่านมา

    ምሕረት የዉረደልኪ ፈጣሪ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ሓበሻhabeshatube
    @ሓበሻhabeshatube หลายเดือนก่อน

    ኣይ ኣምላክ ኣቦይ ካብዚ መሓረኒ ምቅርተይ ኣጆኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @ሰላምና
    @ሰላምና หลายเดือนก่อน

    ፅላእኪ ይንባዓ ማዓረይ

  • @briasefa8119
    @briasefa8119 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ዛጋለይ ዓቀመና ከንሕገዘኪ ኢና እግዛኣቤሄር ንዘፈትዎ እዩ ዝፍትኖ
    ዘይ ሓልፈ ሸግር የለን

  • @DaddGdggሚሊ
    @DaddGdggሚሊ หลายเดือนก่อน

    ኦ አምላከየ ሆይ ብርሃን ዓይና ከፈተላ ኡፍ ኩሉ ዘይሳኦኖ ፈጣሪይ ይሓግዝኪይ ከብድካ ዝበልዕ ሂወት ኣይነሰዉራን መምህራን ኣሚሂረሙኒይ አና አዚኣዉን ብትዘላቶ አዉቀት አብ ዓብዩ ደረጃ በፂሓ ክሪኢ ፈጣሪይ ይልምኖ😢😢

  • @shalomhabtu
    @shalomhabtu 24 วันที่ผ่านมา

    Agkiy amlka abken adeken❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tsgehaylay-ns8pv
    @Tsgehaylay-ns8pv หลายเดือนก่อน

    ኣይዞኺ አግዝኣብሄር ብርሃን ዓይንኪ ይመልሰልኪ 🙏🙏🙏

  • @Sara-op6mb
    @Sara-op6mb หลายเดือนก่อน

    አጀኩይ ዛሓፍተይ ድንግል ማርያም ዓይኒኪ ትኽፈተልኪ

  • @hirit.welday
    @hirit.welday 9 วันที่ผ่านมา

    ብርሃን ዓይንኺ ይክፈተልኪ ዛሓፍተይ❤

  • @kidusasmelash5829
    @kidusasmelash5829 หลายเดือนก่อน

    ፀጋ ኣምላኽ ይሕደርካ ዝሓወይ በዓል ዋና ዩኒክ ሾው እቲ ትሕትናኻ ባዕሉ ደስ ክብል የቀኒየልና መዓረይ። 1000 ኣታዊ ገይረ ኣለኹ ብሓቂ የመስግነካ።

  • @MakiJusus
    @MakiJusus 10 วันที่ผ่านมา

    ሚሉየ ፀላኢኺ ይንባዕ ዝሓፍተይ

  • @SalmaSndayo-kn3cl
    @SalmaSndayo-kn3cl หลายเดือนก่อน

    ኣጆክኒ ዝሓፍተይ አመብርሃን ተብረሀልኪ ማዓረይ😢😢😢

  • @MelatHaftom
    @MelatHaftom หลายเดือนก่อน

    ብህፃና ጀግና እያ ዝሓፍተይ❤

  • @MedhaniteyGalShambel
    @MedhaniteyGalShambel หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ እመብርሃን ተብርሀልኪ
    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን

  • @AlemAlem-i7d
    @AlemAlem-i7d หลายเดือนก่อน

    ኡፍፍ ኣጀኪ ኣምላክ ኣብ ጎኒኪ ይኩን ዛሓፍተይ ኣታ ኣዶሎ ትጭክን ድያ ብስምኣም ኣይንኪ ኣምላክ የብረሀልኪ

  • @tslalAeregawiy
    @tslalAeregawiy หลายเดือนก่อน

    አጆኪይ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሎ ምሳኪይ እንተ ንወላዲታ ግን ከሙዚ ዓይነት ጭካነ ኣይረአኩይ 😢መስተዋዓሊይ ሎቦና ይሃባ😢

  • @DiyanaKibrab-r8h
    @DiyanaKibrab-r8h หลายเดือนก่อน

    Ade ke maere kndzi tchkn diya wedey 😭😭😭😭💔💔💔 egziabiher amlak msaki eyu ajoki zhabtey

  • @muluehagos8344
    @muluehagos8344 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆኺ ዛጛለይ ተስፋ ኣይትቅረጺ
    ተለፎና ግን ይረአ የሎን
    ኣዕርይዎ

  • @MeriTesfay-d9j
    @MeriTesfay-d9j หลายเดือนก่อน

    ድንግል ማርያም ብርሃን ትሃብኪ😢😢😢

  • @faer5702
    @faer5702 หลายเดือนก่อน +1

    አይዞኪ ዛሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MeriAreaya
    @MeriAreaya หลายเดือนก่อน

    አምላክ ዓይኒ ብርሃንኪ ይክፈተልኪ ማዓረይ👏😢

  • @mebrhitfutsum7997
    @mebrhitfutsum7997 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ እመብርሃን ምሳኺ ትኹን❤❤❤

  • @BeriBerhan
    @BeriBerhan หลายเดือนก่อน

    አጆኺ ፈጣር ምሳኪ ይኩን🙏🙏🙏😥😥

  • @ErnestuChecvera-v3v
    @ErnestuChecvera-v3v หลายเดือนก่อน +3

    ኣጄኺ ሽግርኪ ኣብመረት'ዩ።ብጽእቲ'ኺ ኣምላክ ምሳኺ'ዩ።

  • @SmahalGalTigray
    @SmahalGalTigray 29 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር ዓይኒ ብርሃን ይክፈተልኪ

  • @سميرةمحمد-ك3ب
    @سميرةمحمد-ك3ب หลายเดือนก่อน

    ኣጀኺ ዝሓፍተይ እመብርሃን ተብረሀልኪ ማዓረይ😢😢😢

  • @JcFd-yf2jn
    @JcFd-yf2jn หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ዝሓፍተይ ፈጣሪ ኣሎ ምሳኪ

  • @ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ
    @ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ หลายเดือนก่อน

    እመ ኣምላክ ምስ ወዳ ዓይንኪ ተብረሀልኪ🙏

  • @HailayGmedhin-j6e
    @HailayGmedhin-j6e หลายเดือนก่อน

    ሚልየነይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን።

  • @genet3442
    @genet3442 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢😢ተሕዝነካ ዉይ ኣምላክ ኣቦይ ምጭካና ኣዛ ኣደኣ

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay7712 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ማዓሪተይ ብርሃን ዓይንኪ የብረሀልኪ🤲😪
    እንተ ኣዶ ግን እንድዒ ታይ ከምዝብለኪ እውይ ክትጭክን😭

  • @TdDc-ri1yf
    @TdDc-ri1yf หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ማዓረይ ፈጣሪ ብርሃን ዓይንኪ የብረሃልኪ😢😢😢😢

  • @ጓልሰብዓእንደርታመቀለ
    @ጓልሰብዓእንደርታመቀለ หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ዓይኒ ብርሃን ኪ ይኽፈተልኪ ማዓረይ

  • @LeatishLeatish
    @LeatishLeatish หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍ ኣዶ ዶ ትጭኪን😢😢 ኣምላክ ዓይንኪ የብረሃልኪ ሚልየነይ🙏🙏🙏

  • @MOMisMyLife-xe4sl
    @MOMisMyLife-xe4sl หลายเดือนก่อน

    ኡፍፍፍ ኣባይኪ ይምባዕ ሓፍተይ ናተይ ፈጣሪ ዓይኒ ብርሃንኪ ይመልሰልኪ ስማርት ጋል ኢኺ ኣጆኺ ኩሉ ኣብ ጎንኺ እዩ ሶ ርግጸኛ እየ ኣዲኣ ናይ ኣእምሮ ጸገም ኣለዋ እምበር ኣደ ውላዳ ክትድርቢ ኣይትክእልን 💔😥

  • @GhGg-b6k
    @GhGg-b6k หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ዝሓፍተይ 🙏🙏🙏

  • @lokas1112
    @lokas1112 หลายเดือนก่อน

    እምብርሃን አላቲኪ

  • @Mele-j8g
    @Mele-j8g หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ዝሓፍተይ ማዓርይ ❤😢😢😢

  • @AllBaad-o8f
    @AllBaad-o8f หลายเดือนก่อน +1

    እመብርሃን ምሳኪ ትኩን ማዓረይ 😢😢😢😢😢😢

  • @Juandb-dn6vi
    @Juandb-dn6vi หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር አምላክ ዓይኒኽ ያበረህልኽ እዝ ሓፍታይ😢😢😢😢

  • @SfgGgh-h3k
    @SfgGgh-h3k หลายเดือนก่อน

    አይዛኪ ዝሓፍተይ እመብርሃን ተብርሃልኪ❤❤❤❤❤

  • @HhhHu-o2j
    @HhhHu-o2j หลายเดือนก่อน

    እመብርሃን ተብረሀልኪ ወለላይ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @yemaryamlej376
    @yemaryamlej376 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆክኒ ዝሓፍተይ እመብርሃን ተብረሀልኪ ወለላይ😢😢😢

    • @TmnitTesfay-df2yx
      @TmnitTesfay-df2yx หลายเดือนก่อน

      😢ኣምላከይ ኣዶውን ዶ ክንዲዚ ትጭክን እያ 😢 ደቂ ዓዲ #ኣሕፈሮም ሓደራኩም ንሓግዛ 🙏 እዛ ኣዶ ግን ናብ ሒግ ክትቀርብ ኣለዋ ዋ 😭

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน

      ​@TmnitTesfay-df2yx ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 หลายเดือนก่อน +1

    Haftey natey 😢ajoki kendey chkane eu zeylowum

  • @areki7
    @areki7 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ሓፉተይ ማዓረይ ኣጀኪ ተስፉ ከይትቆረፅ ፈጣረ ምሳክ ይኹን🙏✝️🙏✝️

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ልሳኣኖ የለይ እሞ ብርሃን ዓይንኪ የብርሀልኪ ሓፍተይ🙏😥

  • @axsmawyan
    @axsmawyan หลายเดือนก่อน

    😢😢ኣጆኺ ኣምላክ ናብ ፅቡቅ ይቀይረልኪ

  • @WeldayKkiros
    @WeldayKkiros 24 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኪ❤❤❤

  • @Niguse-o8l
    @Niguse-o8l หลายเดือนก่อน +1

    ፈጣሪ ብርሃን ኣይንኪ የክፈተልኪ 🙏😢

  • @Ali-i9q
    @Ali-i9q หลายเดือนก่อน

    ኢጀኪ ዛሓፍተይ🤲😢

  • @weianejgna1947
    @weianejgna1947 หลายเดือนก่อน

    አጆኺ ኩሉ ክሕግዚኺ እዮም ዝሐፍተይ

  • @frutenafrtuna3745
    @frutenafrtuna3745 หลายเดือนก่อน +2

    ኩላ ወላዲት ርህርህቲ እያ ክብል አይካአልን ክንደይ ጨካናት አዴታት አለዋ የሕዝን 😢😢😢

  • @adugaltgray3831
    @adugaltgray3831 หลายเดือนก่อน +2

    ዉይ ተቀኒካስ ዘይስማዕ ዘየለ ጨካን አዶ ዶ አላ እያ😢😢 አጆኪ ዝሓፍተይ ፈጣሪ የብርሀልኪ 🙏🙏

    • @tesgeg6055
      @tesgeg6055 หลายเดือนก่อน

      ናተይ አደይ እውን 2ተ ዓመት ዝደርበየትን ግን ተመሥገን ዝተገፈዐ ሰብ ይሓልፈሉ እዩ

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน

      ​@@tesgeg6055ኣጆኪ ማዓረይ ደምሩኒ ❤❤

  • @HayatHayay-mq5jr
    @HayatHayay-mq5jr หลายเดือนก่อน

    ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ዓይኒኺ ተብረሀልኪ ዛሓፍተይ😢😢