ምስልቻዉ አብ ሐዳር ከመይ ነሕድሶ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 427

  • @efremkidane6597
    @efremkidane6597 2 ปีที่แล้ว +127

    እቲ ዝገርመኒ ወድስብ ዝምህሮ ገድፉ፡ ዝጸርፎ ዝፈቱ ምኻኑ እዩ። ሳዓብቲ መምህረይ ብጣዕሚ ውሑዳት ኢዮም፡ ንሶም ግን ሩጉእ ኣእምሮ ዘለዎም፡ ዝደልዩዎም ዘድሊዮምን ፈላሊዮም ዝፈልጡ ብልጻት ኢዮም። ናይ ሓመትን ተጻረፍትን ሜድያ ዝካታተሉ ብጣዕሚ ብዙሓት ኢዮም፡ ንሶም ድማ ጩንቓትንት ሽብራትን ድንቑርናን ዝከበቦም፥ ምስ ዝመጸ ንፋስ ዝነፍሱ ብፍርሒ ዝራዓዱ ኣብ ሒመታ ሰብ ዝተጫማለቑ እዮም።
    መጽሓፍ ምሳሌ ምዕራፍ 14 ፍቕዲ 8 ገልጽዎ ኣሎ።"
    ንለባም ለባም ዘብሎ እቲ ዝገብሮ ስለ ዝፈልጦ እዩ፥
    ንዓሻ ዓሻ ዘብሎ ዝፈልጥ ስለ ዝመስሎ እዩ"።
    ለባም ስብ ብዘረባኡ ይፍለጥ ናብ ታሕቲ ተመልከት።
    👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽

    • @milen5870
      @milen5870 2 ปีที่แล้ว +3

      Tebarek

    • @sabrnatey9080
      @sabrnatey9080 2 ปีที่แล้ว +5

      Behaki kesema zelewo memher ❤️❤️❤️👏🏻👏🏻🙏🙏

    • @loveaki5254
      @loveaki5254 2 ปีที่แล้ว +3

      Nay bhakiy

    • @efremkidane6597
      @efremkidane6597 2 ปีที่แล้ว +2

      @@loveaki5254 ❤ 😍 💖 xbqti

    • @loveaki5254
      @loveaki5254 2 ปีที่แล้ว +3

      @@efremkidane6597
      Thanks 🙏

  • @mannag9298
    @mannag9298 2 ปีที่แล้ว +11

    ዶክተር ሮቤል ብጣዕሚ የመስግነካ
    ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ🙏 ካባካ
    ብዙሕ ተማሂረ ተጠቂመሉ 🙏

  • @nabrana9325
    @nabrana9325 2 ปีที่แล้ว +26

    ዶክተረይ ተማሃራይ ናይ 1st 🥇 class ኢየ! ትምህርቲኻ ኣዝዪ ለዉጡኒ ሕጂ ዉን ምሳኻ ይቅጽል ኣለኹ ኣዝየ ሕጉስ ኢየ በኣኻ ሮቢ ሓወይ ምንባረይ ንኽስታኻኸል ስለ ዝገበርካ 😍🥰🤙🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @Arsu10gunners
    @Arsu10gunners 2 ปีที่แล้ว +12

    *"ማይ ነሓሰ ጽሩይ ኔሩ መን እሞ ይሰትዮ" ድዩ ዝበሃል መን እሞ ይስምዓዮ እዚ ዘረባ ህዝብና ከም ዝወደቐ ክትፈልጥ ነዚ ገዲፉ ውዳቕ ዘረባ ክሰምዕ ይውዕል ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፕሮፌሰር ሮቤል*

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 8 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ብዝሕ ተማህርና ክብር ምምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም

  • @yibrahsolomon6084
    @yibrahsolomon6084 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ዶር፡ ሮቤል፣
    ንሰማዕትኻ እተመሓላልፎ ሃናጺ፡ ምዓዲ፡ ኣወንታዊ በዳህን ገሳጽን ስለ ዝኾነ ናይ ብዙሓት ቅሂሙ ዝጸንሐ ሓዳርን ዝምድናን ናይቶም ተስፋ ቆሪጾም ኣብ ሰልሚ ጭንቀት ኣእምሮ ዝጸንሑን ሰማዒት እዝኒ ረኺቡ ኣሎ። ሳላ ናትካ እዋናዊን ዝምልከቶምን መልእትታት ድማ ሓሳባት ልባቶም ተማሊኡሎም ኢዩ ኢለ ይኣምን። ናይ ኣካዳሚ ሞያኻ ምስ ናይ ዝወረስናዮ ሃናጺ ባህልና ኣወሃሂድካ እትምህር በዓል ፍሉይ ውህበት፡ ሊቅ ስለ ዝኾካ ጾር ህዝብና ንምፍዃስ ኣይትተሓለል። ተባረኽ።
    Yibrah

  • @senaitgrmatsion6592
    @senaitgrmatsion6592 2 ปีที่แล้ว +80

    ኩቡር ሰብ ምስ ክብርታቱ ዝዳረግ ቃላት ከም ጹሩይ ወሓዚ ይዛሪ ሰስን ኣቦ ብዙሓት።😍😍😍😍😍

  • @rahwaneamen308
    @rahwaneamen308 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣዚዩ ሃናጺ መሃሪ ምክርታት, ጎይታ የሱስ መመሊሱ ይባርካ ዶክተር ሮቤል 🙏🥰

  • @WediEssu
    @WediEssu 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውው ዶክተር፥ ሮቤል ኪዳነ ብርግጽ ብዛዕባ ሓድር ኣፍልጦ ይኹን ተመኩሮ የብለይን ማለተይ ኣይተመርዓኹን ዝኮነት ዓርኪ ውን የብለይን ስለዚ ቕድሚ ምምሳለይ ከማኻ ወላድን ብሉጽ መምህርን ምርካበይ ኣዚየ ደስ ይብለኒ ፈጣሪ መስገን። ስለዚ ንዓና ክሕሸና ንበረልና.።

  • @ruthalinda8358
    @ruthalinda8358 2 ปีที่แล้ว

    ዶክቶር ሮቤል ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ነመስግነካ ካባኻ ቡዙሕ ንማሃር

  • @selinagezai4751
    @selinagezai4751 2 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaki robel hawey edman tenan yehabki fetari

  • @teweldebrhanzeray2989
    @teweldebrhanzeray2989 ปีที่แล้ว +1

    Thanks father Robel

  • @titihaile7172
    @titihaile7172 2 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ኣዝዩ መግለጺ የብለይን የቀንየልና ባባ ሮቤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሶ ጸጉኡ የብዛሓልኻ !!!❤❤❤😘😘😘

  • @bereketweldesion3535
    @bereketweldesion3535 2 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዶክትር ሮቢል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በዛ ቪድዮ ቡዙሕ ሰብ ተማሂሩ ክኸውን ተስፋ ይገብር ንበረልና ከማኻ ኢዩ ዘድልያ ዘሎ እዛ ዓለም

  • @hiwetghirmazion5627
    @hiwetghirmazion5627 2 ปีที่แล้ว +2

    Bitami hagazi zikone mikei doctor Robel idmen tinan yihabka
    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 2 ปีที่แล้ว +2

    ክቡር ኣቦ ክብረት የሃበልና
    ወሓዚ ማዕዳ ቃልኩም ኣይፈለየና
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @sabawoldemicall9896
    @sabawoldemicall9896 ปีที่แล้ว +1

    thanks I am so proud of you Dr Robel God bless you

  • @simonyosief1299
    @simonyosief1299 2 ปีที่แล้ว +14

    ሓጺርን ጽፉፍን ማዕዳ ቀጽሎ🙏🙏🙏🇪🇷

  • @ሕልና-አ8የ
    @ሕልና-አ8የ 2 ปีที่แล้ว +20

    you are a very talented person.
    ሓያል ኣእሙራዊ ርድኢት ኣሎካ ናይ በሓቂ ምሁር። ኣጆኻ ንስካ ከማን ሰብ እንታይ ይደሊ ዘይኮነስ እንታይ የድልዮ ኣብ ዝብል ረሃጽካ ተፍሲስካ ክንድቲ ረሃጽካ ዝፈሰሰሉ ክንዱኡ ክቦቅል ኢዩ። የቀንየልና።

  • @kefabairu8809
    @kefabairu8809 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ማዕዳ ዩ!!
    ❤❤ፍትሕ ምንኣስ ሞት እዩ❤
    ኣስሚረላ ኣለኹ::
    እግዝኣብሄር ይባርኽካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያ::

  • @elenmesfun1079
    @elenmesfun1079 ปีที่แล้ว +1

    Thanks docter aron blessed

  • @tibezerai5571
    @tibezerai5571 2 ปีที่แล้ว +5

    ጽብቅ አላኻ ኩሉ ዝበልካዮ ሐቀ ብሐቂ ። መምህረይ ።😍😘

  • @ate587
    @ate587 2 ปีที่แล้ว +6

    ኢታ ኣነ ዝነብራ ዘለኩ ሂወት ኣብ ሓዳር ኩላ ገሊጽዋ!
    ኣነ ኣብዚ ኢዋን ኢዚ ኣብ ሞንጎ ደቅይን ሂወተይን ተቃቂረ ኣብ ጭንቅት ይርከብ።
    ሰበይተይ ' ዘረባ ሰብ ዘይትሰምዕ በጀካ ንሳ ዝበላታ ካል ናይ ካልእ ሓሳብ ሰብ ዘይትቅበል ፡ ምስ ሰባት ማለት መሓዙት የብላ ምስ ቅረባ ጎሮባብታ ዘይትሳማማዕ ነቶም ደቅይ ልቦም ኣጥፊትሎም ብምቁያቅ በይና ከም ጽልልቲ ትኽይድ
    ኢቲ ዝኽፈ ኻኣ ጽቡቅ ይኩን ሕማቅ ኣብ ዝጋጥማ ኣብ ግዜኡዘይትነግረካ ምኻና ኢዩ ።
    ካብ ኩሎም ይዕሩኽተይን ጎረባብተይን ፈላልይትኒ
    ጽቡቅ ናታ
    ገዛ ተጽሪ መግቢ ትሰርሕ ኢያ።
    ኢዚ ይመስል የሕዋት ባህሪ ሰበይተይ ካብ ባሕሪ ብጭልፍ ኢዩ ኢሞ ኢስከ ገለ በሉኒ ካብ ተመኩሮታትኩም

    • @selamtekeste6997
      @selamtekeste6997 2 ปีที่แล้ว +9

      ክቡር ሓው ንስኻ ኣጆኻ ሓዳርካን ደቅኻን ተኻናኸን👨‍👩‍👧‍👧
      ናይ ሰበይትኻ ጉዳይ ቀስ ኢልካ ምፍላጥ ከድልየካ ኢዩ ምኽንያቱ ሕስብ እሞ ኣብሎ ገዛ ተጽሪ ጽቡቕ ንኽትሪኡ መግቢ ትሰርሕ ንኸይ ትጠምዩ ሓልዮት ናይ ስድርኣ ንሱ ኢዩ ሓንቲ ኣደ ትገብሮ ወይ ሰበይቲ👩
      እቲ ምስ ሰባት ወይ ጎራባብታ ወይ ደቃ ከምኡ ውን ምሳኻ ዘየሰማምዓ ዘሎ ክትፈልጥ ግን ምስኣ ግዜ ወሲድካ ተዘራረብ.
      ኣብ ሂወታ ሕማቕ ዘጋጠማ ነገር ይርብሻ ከይ ህሉ ወይ ናይ ጥዕና ጸገም ከይህልዋ እሞ ትሓብኦ ከይ ትህሉ, ካብ መቕርብ ቤተሰብ ዝሞተ ኣሎ ዲዩ እሞ ምቕባል ሲኢናቶ ከይ ትኸውን ወይ ድማ ንሳ ትደልዮ ዝኾነ ነገር ከይ ህሉ እሞ ብስንኪ ዓቕሚ ገንዘብ ወይ ትምርቲ ዘይ በጽሓቶ ኣለዋ ከይ ከውን ምፍላጥ ከድልየካ ኢዩ,
      ምኽንያቱ ሰበይትኻ ኣብ ገዝኣ ትገብሮ እቲ ሓደ ፍቕሪ ስድራ ዘለዋ ሙኻና ኢዩ.
      እቲ ጸርጸር ግን ከም ሰብኣያን ኣቦ ደቃን ሓዋን ኮንካ ንስኻ ኢኻ ብህድኣት ክትቅይራ ናብታ ናይ ቀደማ ክትመልሳ ዘለካ,
      ጽሞን ጾሎትን ቤተክርስትያን ምኻድ ጽቡቕ ኢዩ ወይ ድማ ሙስሊም እንተ ኮንካ ከኣ ከምኡ, ሓዳር ፍቃድ ኣምላኽ ስለ ዝኾነ መፍትሒ ድማ ካብ ኣምላኽ ኢዩ. 🙏
      ሓደ ምዓልቲ ከምቲ ትደልዮ ሰላም ዘለዎ ቤት ክትከውን ኢያ ገዛኻ እዚ ድማ ፍረ ትዕግስትኻን እምነትካን ኢዩ ክትብል ኢያ ሰበይትኻ.
      ኣምላኽ ኪዳንኩም ይሓሉ ፍቕርን ሰላምን ቤትኩም ይምልኣዮ ወሓይዝ ሰላም ኣብ ቤትኩም ይኹን 🙏❤ ኣብ ጸሎተይ ኣለኹም ካብ ሓፍትኩም Selam

    • @awetkifleyesus1109
      @awetkifleyesus1109 2 ปีที่แล้ว

      Kkkķkkkkkkkkkk

    • @awetkifleyesus1109
      @awetkifleyesus1109 2 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkkķ

    • @muzitambase3012
      @muzitambase3012 2 ปีที่แล้ว +5

      እነስ ዝብል ገዛ ተጽራ መግቢ ትሰርሕ እንተድእ ኮይና እቲ ሐልዬት እብ ቦቱኡ እሎ እቲ ምቅያቕ ድማ ካብ ጽልኢ እይመስለንን ተከናከና ቅርብ ኢልካ ሕተ ታ ኪሉ ነገር መፍትሒ እለዎ

    • @ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ
      @ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ 2 ปีที่แล้ว

      መጀመርያ ክብሪ ይሃብካ እቲ ጽቡቕ ነገራ ዉን ስለ ዝገለጽካዬ ኣነ ተመሳሳሊ ከም ናይ ሰበይትካ ጸገን ኔርኒ ሕጉስቲ ኣይንበርኩን ኣብ ሂወተይ እዚ ድማ ብስድራ ብዙሕ ወጣጢ በዚሕኒ ዓቕመይ ከኣ ዉሑድ ኮይኑ ልዕሊ ዓቕመይ ክሓስብ ምስ ጀመርኩ ምስ ዝርክብክዎ ገርጨዉጨዉ ጀሚረ ደሓር ግን መቸም ኣምላኽ ንኩሉ ኣብ ግዜኡ ሰናይ እንድዩ ዝገብሮ እቲ ዝጎተንን ዘጨንቀንን ዝንበረ ጉዳይ ብመጠኑ መፍትሒ ምስ ተረክቦ ሓጎሰይን ሰላመይን ተመሊሱ እቲ ዘረባ ሰብ ዘይምስማዕ ከኣ ሓንጎላ በቲ ጉዳያታ ጥራይ full ኮይኑ በቃ ከምኡ ይርድኣኒ ኣነ ስለዚ መጀመርያ እቶም ንኣሽቱ ዝመስሉ ግን ንዓ ገርጨዉጨዉ ዘብልዎ ሽግራት ምፍታሾም

  • @onelove4781
    @onelove4781 ปีที่แล้ว +1

    Well said thank you 🙏

  • @yosantesfalem5448
    @yosantesfalem5448 2 ปีที่แล้ว +3

    Baba Robel ❣️You are superhero we are lucky to have you as Eritrea 🇪🇷 ❤️

  • @simontesfu5269
    @simontesfu5269 2 ปีที่แล้ว

    Thank ዶኽተር ሮቢ ብሉጽ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈታሪ መሊስካ ወስክ!!

  • @tsigehanstsegay340
    @tsigehanstsegay340 ปีที่แล้ว

    ኣዝዩ ጠቃሚ ዝኾነ ትምህርቲ ❤❤❤

  • @Titi-sx2wx
    @Titi-sx2wx 2 ปีที่แล้ว +1

    Dr Robel my favorite teacher in my life we love you god bless you thank you

  • @tesfayhaile2629
    @tesfayhaile2629 2 ปีที่แล้ว +3

    Yap Behaki Nekule Kethdiso Aleka ab kule zemen hiwtka.Thank you so much My Hero and My model Dr Robel.

  • @yeheysokubazgi8702
    @yeheysokubazgi8702 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ የቀንየላልና ደ/ር ሮቤር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @tibletsabraham1447
    @tibletsabraham1447 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቒ እግዛብሄር ዕድመን ጥዕማን ይሃብካ

  • @natieri4165
    @natieri4165 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይዚ ዘመን ሓደ መምህር ካብክ ብዙሕ እየ
    ተማህረ አ

  • @kahsaymebrahtom9756
    @kahsaymebrahtom9756 2 ปีที่แล้ว

    Doctor Rbyel thunky very much edmen tinan yehabka fetari kepp it up!

  • @knowingyorself4361
    @knowingyorself4361 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይብሓቂ ዶክተረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

    • @tirhasokubay9939
      @tirhasokubay9939 2 ปีที่แล้ว

      Docter Robiel, Du bist Beste für mich 🙏❤️

  • @tuemuzghidesta332
    @tuemuzghidesta332 2 ปีที่แล้ว +45

    Thanks ዶክተር ሮቢ ብሱል ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤

  • @csfxser1725
    @csfxser1725 ปีที่แล้ว +1

    Thaanks❤❤❤❤❤

  • @ልድያልድያ-ፈ3ነ
    @ልድያልድያ-ፈ3ነ 2 ปีที่แล้ว +10

    ብትኽክልል መምህርይ ❤❤❤👌👌

  • @nayhimamey7358
    @nayhimamey7358 2 ปีที่แล้ว

    I really appricate you Dr Robel. ( Bezaeba ab sedet zegatimena adeliwon ....aletawi tenetselon...b felay n temeharon...ab laeli dereja serahin...universty temeharon....b kemey yegetimewo...temokuroka zetehaweso psychological mehiro...plz habena). Ewanawin tekamin eyu...miszi zelo gize zesagir areasti.

  • @ፍቅሪእዩመንገደይ-ቈ2በ
    @ፍቅሪእዩመንገደይ-ቈ2በ 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህርና

  • @WediKidanemhret
    @WediKidanemhret 2 ปีที่แล้ว +7

    If you renew it just pray Wdase mariam together at home every night before you go to bed ....and then night and morning your life will be blessed

  • @edenhazad6299
    @edenhazad6299 2 ปีที่แล้ว

    Thanks you Dr.robel abatreg 🐅🔥🤜🤛💪👏

  • @tjfdfhug4739
    @tjfdfhug4739 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you so much

  • @snitsemhosi6417
    @snitsemhosi6417 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ጥዑም ዘረባ ዕድማን ጥዕናን ይሃብካ ዶክተር ሮቢ

  • @kaleabweldat4336
    @kaleabweldat4336 2 ปีที่แล้ว

    Medaregti zeyblom mkrtat nay hiwet ekha teqtbelna emo kbret yehabelna kubur haw Robel qtslo Amlak yhagzka

  • @hidatogbamichael7
    @hidatogbamichael7 2 ปีที่แล้ว +9

    ናይ ብሓቂ እዋናዊ ትምህርቲ'ዩ! ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ

  • @grmeso6369
    @grmeso6369 2 ปีที่แล้ว +3

    God bless you Robel.ane kab hade hadaru zihdis zeleku eye 👁

  • @moriapokemon3124
    @moriapokemon3124 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ኣቦናን ኣያናን መምህር ሮቤል ኽዳነ ኽብረት ያሃበልና።

  • @hfgg381
    @hfgg381 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ለባም ብዘይ ማይ ዝዋሓጥ ዘረባ በቢ

  • @jemilasalhe3707
    @jemilasalhe3707 2 ปีที่แล้ว +2

    Naye bhake

  • @melleymehari1806
    @melleymehari1806 2 ปีที่แล้ว +3

    What a good father 💕 nice advice..... Thank you... Bless you🙏

  • @natitibereket1281
    @natitibereket1281 2 ปีที่แล้ว

    😍😍😍😍 antu sebat abzi mexiku teketatelu kabzi ztam alo kab halewlow mkri b nexa tnx doctore 😍😍😍🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ab qexali medebatka Alena msaka

  • @lauracabadarico7437
    @lauracabadarico7437 2 ปีที่แล้ว +1

    So proud, thank you so mach for sharing
    GBU ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🧡

  • @voiceoffreedom8606
    @voiceoffreedom8606 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦ ኩሉ መምህር ቀጽሎ ጥራይ ጽቡቅ ትምህቲ ኢዩ

  • @teklegrmay1681
    @teklegrmay1681 2 ปีที่แล้ว

    Anta ezi sebay si kulu skayey ber amxywo Tay eye zegbro pleas bezaba hadar kurub weskna tanks kab lebi

  • @gabrieladebesay2251
    @gabrieladebesay2251 2 ปีที่แล้ว +1

    Think you hawey 🥰🥰

  • @gebrehiwotfekadu6793
    @gebrehiwotfekadu6793 2 ปีที่แล้ว

    Great message Robi God bless you

  • @mebrahtigezana
    @mebrahtigezana 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you memhr robel

  • @ereyereyerey1376
    @ereyereyerey1376 2 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaki btaemi nemesgneka Dr Robiel God bless you

  • @lueltesfatsion7500
    @lueltesfatsion7500 2 ปีที่แล้ว

    Docter robi thank you amlak edmen tenan yehabka ❤❤❤

  • @temesgen5078
    @temesgen5078 2 ปีที่แล้ว

    Thank you so much Memhir hiwet baba robel

  • @tirhashaile2114
    @tirhashaile2114 2 ปีที่แล้ว

    Wonderful speech

  • @natnaelmehari7095
    @natnaelmehari7095 2 ปีที่แล้ว

    Dr robel Edmen tinan yhabka fetari

  • @solianamebrhatu7754
    @solianamebrhatu7754 2 ปีที่แล้ว +1

    You are very smart and wiseman continue like this👍

  • @eritrawitfithawit5875
    @eritrawitfithawit5875 2 ปีที่แล้ว

    GBU Baba robel ewanawit agedasit timherti eya emo kulahna kinmeharlu tesfa yibeber danke

  • @robpaulos6404
    @robpaulos6404 2 ปีที่แล้ว

    Wow thanks GOD bless you for your wisdom

  • @yonathanberaki266
    @yonathanberaki266 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ዶክቶር ሮቤል ብጣዕሚ ብሱል ሓሳብ።

  • @fanaazbaha4077
    @fanaazbaha4077 2 ปีที่แล้ว

    Omg Doctor Robel 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽thank a lot my God how come all men they don’t know what you said !! 😌very important lesson I hope all broken 💔 recovery from what you said 🤲🏾 እድመን ትእናን ይትምነየልካ የመስግነካ ካአኒ::

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 2 ปีที่แล้ว +2

    Waww exactly 💯👏thanks Dr robel

  • @karlekenkarleken1574
    @karlekenkarleken1574 2 ปีที่แล้ว

    Liq memhr Hiwet egzabher edmen tianan yhabka fetari

  • @WediKidanemhret
    @WediKidanemhret 2 ปีที่แล้ว

    Instead waking exercise SGDET (bow down) to your God

  • @selamdawit8323
    @selamdawit8323 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks 🙏 baba robi amlka edemen tinaen yihabka 💖qalat yihaxireni kigelixeka

  • @ደሉገርሂልባጋልትግራይ
    @ደሉገርሂልባጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ብስድራ ተመርዕና 9ዓመት ገርና ሕጂ ሓደ ቆልዓ ኣለና ኣብ ስደት ካብ እንውፅእ 5 ዓመት ገይርና ሓንቲ ግዜ ብናተይ ድሌት ብቅንዕና ኣነ ረኪበዮ ካብኡ ግን ኣይተራከብናን ኣብ ሓደ ሃገር ንነብር ተንኮል ምስ ረኣኩሉ ብቴሌፎን ጥራሕ ንደዋወል ንሱ መስዋእቲ ከፍሉ ውጪ የውፅኡ ክረክበኒ ይብቀቅ የፍቅረኪ እየ ብኣፍ ይብለኒ ታይ ትመኩሩኒ ብቅንዕና መልስለይ ሕማቅ ኣለኩ💔🙏

  • @emutamiru2471
    @emutamiru2471 2 ปีที่แล้ว

    ዶክተር ሮቤል ስለ አየሁህ ደስ ብሎኛል

  • @andomgebrekristos3821
    @andomgebrekristos3821 2 ปีที่แล้ว

    የቐንየልና ሮቢ ብሓቂ ደስ ዘብልን መሃርን ኣገዳስን ቴማ። ጽቡቕ ኣቃራርባን ኣጋላልጻን።

  • @doromdorom5271
    @doromdorom5271 2 ปีที่แล้ว +1

    Nice advice memhr robel.thanks so much

  • @debrezeyti-3939
    @debrezeyti-3939 2 ปีที่แล้ว

    Naybehaqi memhrna Ab lbna yehdro
    Xbuq tmhrti abonan memhrna Egziabhier
    Ybarkka

  • @miratek3254
    @miratek3254 2 ปีที่แล้ว

    Tack memhr hiwet dr.

  • @astu4145
    @astu4145 2 ปีที่แล้ว

    Nay behaqi Dr Robel thank u kulu haqi eu zebelkayo egzabher yibarikhka 💓💕

  • @abdisud4231
    @abdisud4231 2 ปีที่แล้ว

    Tnx dr robi yekenyelna nberelna🙏🙏🙏🙏

  • @saidhazamo9614
    @saidhazamo9614 2 ปีที่แล้ว +1

    Wwwwww well said
    Thank you very much 🇪🇷💞🌹

  • @samitesfay3618
    @samitesfay3618 2 ปีที่แล้ว

    Tanks D/r Robel G
    . B. U 🇪🇷💓

  • @senaiteyob3641
    @senaiteyob3641 2 ปีที่แล้ว

    What a wonderful and wise advice, Thank you!

  • @solmon1301
    @solmon1301 2 ปีที่แล้ว

    Thank you Doctor Robil...belibi ena namsgen

  • @selmatzeggai7643
    @selmatzeggai7643 2 ปีที่แล้ว +1

    ይምነ ብልቢ ሕብረተሰብና ክጥቀሞ እዳማቱ ገዲፉ ኣብ ናይ ውልቂ ስድራቤቱ ብምስትውዓል ናብርኡ ብዕምቆ ከካውን።ሰሰናዩ

  • @yohaneshisabu6337
    @yohaneshisabu6337 2 ปีที่แล้ว

    Meglexi zeyrkobo tmhrti,thanks more doctor robi.

  • @melesyibetit1992
    @melesyibetit1992 2 ปีที่แล้ว

    Thank you doctor Robi your advice always helpful God bless you 🙏 😊.

  • @merihhabte9006
    @merihhabte9006 2 ปีที่แล้ว +2

    ትኽክል እዚ እዩ እቲ ምስጢር ፡

  • @fisahazenfuandemical1850
    @fisahazenfuandemical1850 2 ปีที่แล้ว

    Very important Topics Thanks you dear Doctor God blessed i'not more Explain About your Advices well said. Go head dear.

  • @BerieTech
    @BerieTech 2 ปีที่แล้ว

    ኣነ ዝገርመኒ ንሕና ዝመስለና ብዙሕ ማዕዳ ዝቕይረና ይመስለኒ ኔሩ ናትኩም ግን መምህረይ ዘረባ የብሉን ኣብ ውሽጢ 6 ደቒቕ ናይ 1 ሰዓት ትምህርቲ ኢኹም ተመሓላልፉልና ስለዚ ኣዝየ የመስግን ከማኹም የብዝሓልና መምህረይ

  • @marumaranatha
    @marumaranatha 2 ปีที่แล้ว

    Nay behaki lbka ztnkif zereba doctor robel thank you so much

  • @akberetadam270
    @akberetadam270 2 ปีที่แล้ว

    Thank you.Kemaka haki zzarebu ybzuhlna.Stay Blessed....

  • @wintatesfalem9892
    @wintatesfalem9892 2 ปีที่แล้ว

    Thank eza hito wela ane eiye zdelya nera mara selchini alo ab hadarey

  • @eliltayonas2365
    @eliltayonas2365 2 ปีที่แล้ว

    Ezi Medebkas kulu do yketatelo do ykewn kbur hawi Doctor. Xbuq medeb aleka. Thanks for ur Contributions

  • @ዝያዳመኽሰብ
    @ዝያዳመኽሰብ 2 ปีที่แล้ว

    ንመጀርታ ግዜየ ሪኤካ ግን ኣገላልፃኻ ብጣዕሚዩ ስሒቡኒ፣እንታይሞ ዋጋለዎ ኩሉንዶሞ ብላሽ ተሪፉ ግን የቀንየለይ።

  • @dngleyadefkri.441
    @dngleyadefkri.441 2 ปีที่แล้ว

    Waww thanku Dr. Bhaki tuemn meharn zereba. Ane hji ms hadareye GNA xmwa aleni bsenki media. 😔

  • @fethihaje6822
    @fethihaje6822 2 ปีที่แล้ว

    Tnx father

  • @semharhaile686
    @semharhaile686 2 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki thanks doctor robel

  • @semharbelay4935
    @semharbelay4935 2 ปีที่แล้ว +1

    Haki b Haki Memhr Robel 👍👍👍👍💗

  • @ድንግልኣደይርድኢኒኣደጎይ
    @ድንግልኣደይርድኢኒኣደጎይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ጸጋ የብዛሓልካ ኩቡር ሓወይ

  • @tsgeweinihannis5442
    @tsgeweinihannis5442 2 ปีที่แล้ว

    Thank you Dr robiel kem wetru