ኣብ ኤርትራ ተቓወምቲ ዘዳለውዎ ዋዕል ይካየድ ኣሎ ፣ ወለዶ ስማያዊት እንኮ መፍትሒ ጸገማት ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ | Yikealo Tv
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
- Welcome to Yikealo TV, a channel dedicated to sharing the truth and offering service to our community. We believe in the power of honesty, transparency, and uplifting those around us. Our content is designed to inspire, educate, and empower viewers by exploring important topics, providing valuable insights, and offering practical solutions.
At Yikealo TV, we prioritize the well-being of the people and strive to be a source of positive change. Whether through informative discussions, thought-provoking stories, or helpful guides, we are here to serve with integrity and a commitment to making the world a better place. Join us on this journey of discovery, growth, and service-together, we can create a more truthful and compassionate world for everyone.
Subscribe and become part of the Yikealo TV family, where truth and service go hand in hand!
ስላም ይካኣሎ ብሉጽ መንእሰይ ቀጽሎ ብሮ 💙🫶💙💙💙🌿🌿🌿
BEAAL YIKEALO GHEBUEKUM TEGHEBRU ALEKHUM TARIKH EWN TESERHU ALEKHUM,
You're doing great job Ykaalo, keep it up
Aba merata sebena may ayni iyu bro ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ኢካኣሎ ሓወይ 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿🫶🏻
Miki xbuk alo
ሰላም ሰላም ይክኣሎ ሓውና 👏💙🥰
Atiyo guday Tigrayki leytigebri hasas.
ይከኣሎ ጎበዝ ቀጽሎ 💙💙💙
ይከኣሎ ጂግና❤❤❤❤❤🎉
LONG LIVE JIGNA ISAYAS AFEWORKI!!!!!!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽🕌⛪️
❤❤ arigu eyu gna kmewt eyu hji😢😢😢.
@MichaelTesfamichael-u9y sorry to disappoint you, but he will live for decades.
@@damtewharinet851
ካብ፡ተፈጥሮ ክሃድም ኣይክእልን እዩ ወይ በተኽስያን፡ኪድ እሞ ከም፡ጂሚ ካርተር ክጸንሕ ጸልየሉ ወይ ከምተን ኣንስቲ እንተ ዝከኣለኒ ፍርቒ ዕድመይ፡ምሃብኩኻ ዝንልኦ እንድሕር ተኻኢሉኳ ንእሽቶይ ኢኻ ትመስል ካብቲ ኣጻሕፋኻ ካብ ዕድሜኻ ክትህቦ ፈትን። እንተ ዘይኮይኑ ግን ንሱ ዶ በሊጹ ካብ ብዓል፡ማንዴላ ሙጓበ ካብ ብዓል ሳዳም ሑሴን ዋላ፡ሙዓመር ቓዛፊ እዚኣቶም ዘይብሎም እንታይ እዩ ዘለዎ ጥዑመይ?
Geza tegagka alka wedu gohef
ማሕበረ ቅርሱሳን ኣምሓራ እዮም ከሲሶሞም! ኣያና ብሰላም ዕረፉ!
ይካ እንቆዕ ድሓን መጻካ ❤️❤️❤️
ክክክ የካሎ ሓወይ በዚ ኣጋጣሜ thanks
እዞም ሰባት ገን ማሕበር ናይ ቁዱስ የዉሃንስ ዩ። ነዚ ሰብ ያባእስዎ ኣሎዉ መሻኪን ❤❤❤😂😂😂😂
Aboy Gebrekidan Desta belih abo eyom nerom
ኣወል ሲዒድ ኣዚ አሉ ዝባሃል ፉጡር ኣይኮነን፡ ዝደገም ዘረባ ዘይብሉ ፋሉል አዩ።
Yekalo tv is good
ቤላ ቤላ ይከኣሎ ዓርከይ❤
Wc my best ❤💙💙💙💙
💙💙💙
I'm Muslim i support your idea. We Muslims should not give our ideas to Christians religion
🎉🎉🎉
ብዓል ዳኒኤል ኢዱ ሂቡ እቲ ካብ ካሊፎርኒያ ዝኣተወ ድዮም ተቓምቲ ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ ተቓወምቲ።
GAME OVER!!!!!!!
LONG LIVE ERITREAI!!!!!!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽🕌⛪️
Gud job yika qexlo
😂😂😂 😅
Ezom Abona xbuk alowu zeyfeletwom amalekti eyom bale arsema snchar eyom deme zefassuna zelowu.ezom abona haki belu kemziom abotat eyom zedleyuna 🌿❤️
ይካኣሎ ሓወይ እቲ ትኽክለኛ ስእሊ ኣለኒ ክሰደልካ ኢለ ግን ኣቢኒ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ይካ✍️ኣሎ
💙🗼ነጽር🦅ስፋሕ🦅ተዓወት🗼💙
አታ ዝበለጸት ምቅጻዕቲ ኒኣወል ሲዒድ ሽሙ ዘይምልዓል፡
ከምቲ asmarinotat ዝብልዎ፡ ignor መኽታቱ አዩ 40ነጥቢ
ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
ምስዕሳዕስ ተቓዋሚ ኣይተረፈ ደጋፊ ኣይተረፈ ኩሉ ሳዕሳዒዩ።
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
Jeremiah 17 ትግ - ኤርምያስ
5: እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ኣብ ሰብ ዚውከል፡ ቅልጽሙ ኸኣ ኣብ ስጋ ዚገብር፡ ብልቡውን ካብ እግዚኣብሄር ዚርሕቕ ሰብ ርጉም እዩ።
ይካኣሎ፡፡እዛ ሰመይዊት መፍለዪ ጥራይ ዘይኮነት።ህግደፍ ሓቢኡዋ ወይ ኣውሪዱዋ ዝጸንሐ ናይ ኣቦታትና።ሃገራዊት ባንዴራን'ያ ዳኣ በል።
ብራቮ በርትዕ ይካኣሎ ወዲ ማይጆጉሮ 👍
✅✅✅💙✅
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Yekalo hawey kexlo kem bale neska Nefiat ketmoruhuna eu kalsna💙🥰💙🌿
ይከኣሎ ሓወይ ብዛዕባ አቡነ ተክለሃይማኖት ኣብ ጥበብ ይብራህ ሚድያ ርኣዮ
👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙🍇🍇🍇🍇🍇🍇💐💐💐💐💐
Ajoka yikealo habibi dma kexilo 💪💪🩵🩵
👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👁️👁️
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ነብሶም አብ ገነት የንብሮም አቦና🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙🎉🎉
ሰለይተዮም ነይሮም❤❤❤
ፈሽሽታዊ ስርዓት ህግደፈ አሰር ደርጊ ክስዒብዩ ድሕረ ቁሩብ❤❤❤
💙💙💙💙💙💙
ብርግጽ እዚ ዩሁዳ ኮይኑ ከጥፎኦም ኢዩ
መምህር ግብረክዳን ደስታ አብ መንፈሳዊ እምነት ዓምቕ አፍልጦ አለዎም ዝኸሰስዎን ባዓል ዳንኤል ክብረት እዮም 1 ምሁራን ዝሳአኖቶም ትግራይ እዮም
Selam Yikealo good job! I agreed with Mike!
Recent Orthodxs church welcome a Muslim dictatorial Awel Side. He is an outspoken about against orthodxs faith.Orthodoxy is the Church founded by Christ for the salvation of mankind, and therefore Awel Side shouldn't haven place to speak about orthodxs faith. Let see Ygdef orthodox Abottata what they'll say about this issue Eritreans orthodxs and Ethiopia brothers and sisters we have to take action against this allegations 😒. Anyway God is watching will make things right. Awel Side time is now. God is eternal 🙏
megeste. Semay. yeuarskum. Kubur. Abona. ☝️😢🙏✔️💊✔️
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Kolel keybellna abalat hegerawi dehnet ab sidet zenbru eritrea atyom mibal yehysh zegerm aykonen dembe tekawmo shigru ezi eyu
Alem. Mehtson
🩵🩵🩵🙏🙏🙏🙏🌿🩵🩵🩵🌿🌿🌿
ያይክኣሎ ኣብ ጸባኮ ሃመማ ይኣትው እዩ።
ደሓን ይከኣሎ ሓቢቢ ሕቡእ ምስጢር እዩ፣ደሓን ቀስ ብቐስ ክገሃድ እዩ ፣ደላይ ፍትሕን ብርጌድ ንሓመዱን ከይ ትደናገሩ ፣
Nay Btkristiyan mezamuoran eiyom eiti maliyaom
🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻
ስላም ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና!
ጉዳይ ወዲ ጣባ ፣ ንምንታይ ከምቲ ቕድሚ ሕጂ ዝበልክሞ ን መንግስቲ ኖርወይ ሓቢርካ ክጥረዝ ዘይግበር?
ካብዚ መርዛም ፣ ሓሶት ፣ ሕማቕ ወዘተ ፕሮፓጋንድኡ ምተረፈና ።
እሞ ነቶም ኣብ ኖርወይ ዘለው ደለይቲ ፍትሒ ተሓቢሮም ነቲ መስርሕ ምጥራዝ እንተዝገብርዎ ጽቡቕ ኔሩ ።
ምኽንያቱ መንግስቲ ኖርወይ ቕድሚ ሕጂ ደገፍቲ ህግደፍ ናብ ኤርትራ ጠሪዞም ስለዝፈልጡ ።
የቐንየልና 👍🏽👍🏽👍🏽
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
ብኽመይ ግን ተቓወምቲ ኢልካዮም? ሰመያዊ ማልያ ስለዝተኽደኑ ኩሉ ሰመያዊ ዝለበሰ ተቓዋማይ ኢዩ ማለት ድዩ ኦከ ወላ ተቓወምቲ ይኹኑ እስከ ከምዚ ገርካ ክትዛረበሉ ጉቡእ ድዩ?የሕሊፍካ ህብካዮም ማለት ኢዩ እንበር ንሶም ሲ እንታይ ኢዩ ተቓውሞ ከመን ኣይፈልጥዎን ኢዩም።እዚ ሰመያዊ ለቢሶማ ዘለዉ ናይ ጉረብ መተዓቢቲ ኢዩ ኣጋጣሚ ሰመያዊ መሪጾም ሓቢቢ።ካልእ ከኣ እዚ ሕብራዊት ባንደረ ኤርትራ ገይሩ ዘሎ ሕብራዊት ስለዝገበረ ጥራይ ህግደፍ ኢዩ ኢልካ ክትሃርሞ የብልካን ኢልካ ግን ኮሙኡ ኣይኮንኩምን ትገብሩ ዘለኹም ንሕና ባንደራና ፈሊና ኢና ሕብራዊት ባንደራ ገይሩ ዝጸንሓና ጸላኢና ኢዩ ኢኹም ትብሎ።ነቲ መስኪናይ ሰራዊት ወላሓንቲ ዘይፈልጥ እዃ ጸላኢና ኢዩ እንዳበልኩም ክድምሰስ ኣለዎ እንደበልኩም ኩሉ ኣብቲ ንሕና እንኣምነሉ ዕላማ እመኑ ባዓልና እንታይ ይሕሸኩም ሓሲብናሉኩም ኣለና ንሕና ዝበልናኩም እንተዘይ ገርኩም ጸላእትና ኢኹም እንዲኹም ትብሉ ካብ ህግደፍ ትገዱ።ኣነ ሕጂ ብምንም ትኣምር ህግደፍ ክጠፍእ ኣለዎ ኢለ ኢዩ ዝኣምን ዝቓወም ግን ናትኩም ወይ ብርገድ ንሓመዱ ክዓወት ኣይደልዮን ኢየ ሕብራዊት ባንደራ ኢየ ከኣ ዝኣምነላ ንሳ ሕዝና ክንኣቱ ኢዩ ዝደሊ ክምዝ እንተኢለ ከም ጸላኢዩም ገይራም ዝጥሙቱኒ ሰባት ኣብዚ ምሳይ ኣለዎ ግን ጌጋ ኢዩ ኢለ ኢየ ዝኣምን ወደሓንካ።
Teklehaymanot nayshwa kem danel Bret zbel ketafi eyu eti tkklegna teklehaymanot gn egru teyuy eyu
አወል ሲኢድ ፁሉል እዮ ብዘአባ አዶታት ኤርትራ 60ዓመት ሳዋ ፋብሪካ ዘምረተቶም አበይ አትዮም ወይ ሞይቶም ወይ ቆሲሎም ወይ ተሲዲዶም እሱ ግን ሀገረይ ይብል ክም ደርጊ ብዘይህዝቢ
ይካአሎ ሐወይ ኸመይ ዊኢልካ አቦ ሐቂ❤
🤘🏾🤞🏾🤙🏽🫵🏾👍👍👍👍
ብዝኮነ ይኩን ናይ ኣወል ስዒድ ኣበሃህላ ገዲፍና እዚ ኣቡነተኽለ ንሰይጣን ገሪዙ ኣጠሚቁ ኣድሒንዎ ኢሎም ዝኣምንሉ ጽውጽዋይ ኪኖ ሓጹር ክድርበ ዝግብኦ ኢዩ ። ኩሉ ትዋህዶ ድማ መጀመርያ ጽውጽዋይ መጻሕፍቶም ይጉሓፉ ንሱ ከይጎሓፉ ኩሉ ለዛይ ክጻወተሎም ኢዩ ።ኣነ ክርስትያን ኢየ ግን ክትፈልጡ
ናይ ጀብሃ ተጋደልቲ ዝነበሩ ኣብ 1998 ኣብ ሞንጎ ህግደፍን ወያነን (መንግስቲ ኣብ ዝነበረትሉ ግዜ ) ኣብ ዝተገብረ ውግእ ተጋደልቲ ጀብሃ ነበር ንህግደፍ ፈትዮማ ዘይኮኑስ ወያነ ምስ ህግደፍ ኮይና ካብ መርየት ኤሪትራ ስለ ዘውጻኣቶም ኣብ ልዕሊ ወያነ ዘለዎም ሕርቃን ንከውጽኡ ኢሎም ኢዮም ንህግደፍ ደጊፎማ እምበር ንህግደፍ ፈትዮማ ኣይመስለንን ::
ንወያነ ዓዲሙ ንተጋደልቲ ጀብሃ ዝቐተሎም ዘጥፎኦም ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ ::
ናይ ጀብሃ ጸላኢ ካብ ወያነ ንላዕሊ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ ::
ኢሳያስ ንጀብሃ ንምጥፋእ ንወያነ እንተዘይዕድማ ነይሩ ወያነን ኢሳያስን ኮይና ንጀብሃ ኣምበይ ምስ ኣጥፍኡዋን ነይሮም ::
ጸላኢ ጀብሃ ካብ ወያነ ንላዕሊ ኣጸቢቑ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ ::
ኢሳያስ ናይ ትምህርቲ ፍልጠት ዓቕሚ ዘለዎ ኮይኑ ዘይኮነስ ድኹም ፍልጠት ዘይብሉ ነብሰ ምትእምማን ዘይውንን መርዛም ተንኮለኛ ስል ዝኾነ ሰባት ብሓይማንት ብኣውራሓጃነት ብወገንነት ንህዝቢ እንዳ ከፋፈለ እንዳ ኣጋጨወ ኢዩ ዝነብር ::
ኢሳያስ ንጀብሃ ከጥፍኣ ንወያነ ሓጉዙኒ ኢሉ እንተዘይ ዕድማ ነይሩ ዋላ ኡካ ወያነ ምስ ጀብሃ ጽልኢ ይምበራ እምበር ኢሳያስን ወያነን ኮይኖም ንጀብሃ ኣምበይ ምስ ኣትፉኡዋን ነይሮም ::
ኣብ መደምደምታ ኢሳያስ ሓደ ሑሙም ሰብ ኮይኑ ጸላኢ ናይ ክልቲኦም ህዝብታት ናይ ህዝቢ ኤሪትራን ህዝቢ ትግራይን ኢዩ ::
LONG LIVE JIGNA ISAYAS AFEWORKI!!!!!!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽🕌⛪️
እስካ ሲ ፖለቲካ ሰቢከ ኢልካ መላት እካዩ። ኤርትራ ብምክፋ ኣይኮነን ፖለቲካ
Tezrbio zerba Astiwilo zay kewan zerba Atzarbo bezaba kedan Aymilkatakaman eyu Abi hwatio kemi delato
Angale wedi wello😂😂😂😂
እዛ ምእተዊ ክላሲካል ረባሺት ኮይና ንዓይ ጥራ ዶ ትከውን
God. Job. Yiekalo. 💙💙💙🙏🙏💙💙💙👍👍👍👍👍💙💙
ክውዳእ ከሎ፡እኳ ከልካሊ የብሉን።
ሎሚ ብህግደፍ ዝታለል የለን
ጽባሕ ንግሆ ገፊፎም ንኢሳያስ ከረክቡዎ እዮም ቅልቅል ምባል ዝጠቕሞም ኣይመስለንን ዓይኒ ኢሳያስ ደም ክመልእዩ ነዚኦም ርእዩ።
Ezom ab Eritrea blue gerom zelewu mahber kudus yohonnes eyom kab 2001 zijemere mahber eyu ab mereta sebene eyu ab mengedi dekemhare nab may ayni eyu zirkeb
Eti ztemeyayetlu keman nab hzbi ayzrghwon yom
Amnatekile keyhukor mizom tebahilom delwu abo hade aykonunn amharu gin tewiyom nzom korax egrom hibomo eti Tarihk
ኣብ ተጋሩ ዘለካ ቦታ ፍሉይ እዩ ❤
ኣቡነ ተክለሃይማኖት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ጥራሕ ኣይኮነን ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ስእሎም ዘይዝርጋሕ ብመንፈሳዊ ኣገልግለቶም ሰማእትነት ዝፈጸሙ ከም ዘለዉ ኣብታት ቤተክርስትያን ይገልጹ እዮም።ንኣብነት ስእሊ ናይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ምስ ኣቦና ቀሺ ገብረሚካኤል ኣብቲ ዝግልገልሉ ቤተ ክርስትያን ኣለዎም ። እዚ ኣወል ኣብካቶ ኣልዒልዎ ዘሎ ናይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት እዩ ንጹር ኣይኮነን ፡ ንኣፍልጦ ግን ነቦና ቀሺ ገብረሚካኤል መደብ ገርካ ኣቅርበልና ኢካ
Atami sebati etay ekam tekani zelakom semyawhi etmileskas gedan tekawami eka maleyati dyu wa kezarbinu eyami
Nay mheber kedis yewhanes eyam zexaweto zelawo Abi poltca yelawen
bailekatikam da delikamo eber Nesami Abi kemo yelawni bjakam sebi Atbaso Rkisati Aleti
ትግራይ ትስዕር ኣይበሉን ማብ ደንበ ኤርትራ ኣቶም ኣለዉ ከማካ ሎቅመጽመጽ ኣይበሉን ጀጋኑ እዮም ጀላፍፍ ኩምኩ ዳአ ህዋሃት ክልሕሱ ደሊካ ወልየከ ገለ ከተምጸልና ኢካ ደሊላ ኩሉ ሰብ ዜግነት ኣለዎም ህግደፍ ክትብሉ ከምዞም ናይ ጀብሃ ክታርጉ ኢኩም።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዞም ተክለሃማኖት ዝብሃሉ ሰብይ ሓደ ድዮም ክልተ ኣነ ዝሰማዕክዎ ተክለሃይማኖት ዝብሃሉ ሰብኣይ ንኦርቶዶክስ ዘዳከሙ ብሴፍ መእመናን ዝቀተሉ እዮም እዚ ዝኮኖሉ ቦታ ሰሜን ሸዋ ነቶም ቅኑዓት ንፈለስቲ ቀቲለቀም ምስ ቀበርዎም ብሰብ ከይፍለጥ ኣፍራስ ዘጋለቡሉ እዩ። ነገር ግን ክልተ ተክለሃይማኖት እንተኮይኖም ማለት እቶም ሓደ ኣባ ተክለሃይማኖት እቶም ሓደ ኣቶ ተክለሃይማኖት እንተኮይኖም እንድዒ። እዚ ናይ ኣወል ስዒድ ግን ህግደፍ ኩሉ ግዜ ኣብ ምፍልላይና ስለዝነብሩ እዛ ናይ ኣውራጃ ምፍልላይ ዝሒላቶ ግዲ ኮይና ብኣወል ስዒድ ነዛ ናይ ሃይማኖት ሴፍ መዚዙዋ መቃነይ ትኮኖ
ኣየ ርእሲ ቆቢዒ ክትገብረሉ ኢካ ኣምላክ ዓዲልካ
ክፍት አፍ መጀመርያ አንብብ በለለይ
Foshkolat belom abey eba ente zasrwom hsurat
ናይ ሞኒካን ኣወልን ፖሎቲካ ናይ ህግደፍ ዝሓዘለ ሰራም ተልእኾ እዩ !! ስለ' ዚ ትኩራትን መስተውዓልትን ንኹን
Ab red sea eri alekum kulu mstiratom tetenkeku tray
እዚኦም በራዩ ሰባት ንኤርትራ ዝከዱ ዘለው ንወዲ እሰያስ ናይ ስልጣን አቡኡ ንክርከብ ከመቻችኡ ዝከዱ ዘለው ሰባት እዮም
ይካኣሎ, እቶም ናብ ህግደፍ ተመሊሶም ዝባሃሉ, ተመሊሶም ኣይኮኑን. ሉኡኻት ህግደፍ ኮይኖም ናብ ደለይቲ ለውጢ ዝመጽኡ እሞ ዕማኦም ወዲኦም ዝተመለሱ እዮም ኢለ ኢየ ዝኣምን ኣነ. 💙👌💙
Selhm. Tigiray. ☝️😢🙏✔️💊✔️
ዘሕዝን ብሓቒ ክንዛረብ እንተኾና ኦርቶዶለሰ አቅሽቲ ጉጉይ ትምህርቲ እዮም ዘምህሩ ካብመጽሐፍ ቁዱሰ ወጻኢ ሰለ ዘምሀሩ እዚኹሉ ሀለዉለዉ አድለዬ ንዬሱሰ ሰቒሎሞ ቱፍ ኢሎምሉ ሰቒሎሞ ግን እንታይ አኢልዎም ዝገብርዎ አይፈልጡን እዮም እሞ ይቕረበሎም እዩ ዝበለ አኢሳያሰ ጎራሕ እዩ ።። ብሀይማኖት ጌሩ ግዜኦም ከጠፍኡ ከብ ኦርቶዶክሰ ካልእ ብአእላፋት መልአኸቲ ዘምልኽ እተን ዓሰርተ ትእዛዝ ወጻእኢ ካልእ ዬለን ዓሰርተ ትእዛዛት ሂቡና አሎ አንብብዎ ድኽመት ናይ ንሐመዱ እዚሎም እዚጌሮም አኢልካ ግዜኻ ምጥፋእ ማለት እዩ :: ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ንሰአ
እልምሰለረ አይ ትሰገደሎም እዩ ዝበረል ንሰየጣን ጸሊም ጌሮም ንጻዕዳ መልአሕ ኮዩያ ብሰፍ ክወግኦ
እዚ ጨሪሱ አብመጽሐፍ ቁዱሰ ዬለን :: አሰላም ሐንቲ ቁርአን ንኸርሰትያን ከ አ መጽሐፍ ቁዱሰ እያ ምሪሒና አቕሺሽትና ሰለ ዘይተማህሩ ንኸበዶም ክብሉ ተሰካር በዓላት ጌሮም ሰነፍ ገዘጌሮሞ
NAY HAKI YEGHBERO EMBER JAJEWTI UKODARGHA 95% EYOM BETEAMERAT DO DEAA TEBAAT REKHIBOM, MEHSAW ZEAMELOM SEMIEN TEGHARUWANI KEAA YEFSHLUWO, ZEKHONE KOYNU NERE EY.
ኣንታ ወዲ እንታይ ዓይነት ዘረባ ኢካ ትዛረብ ዘለካ በቓ እዚ ሃይማኖት ተዋህዶስ መሸቀጢ ጌርካዮስ ነቶም ኣረጊት ሸይጣን ሰባይ ምሁር እዮም እሞ ኢካ ሓሊፍካዮም እዚኦም እሞ ኣምነተክለሃይማኖት እኮ ኢትዮጶያዊ ስለ ዝኮኑ ብዓይኒ ፖለቲካ እዮም ዝሪኢዎ ዘለዉ ዓሌታዊ ስለዝኮኑ እምበር ናይ ኣብነተክለሃይማኖት ብጽእና ወይ ቅድስና ጠፊኢዎም ኣይኮኑን ። ግን ቡነት እዞም ህዝቢ ነዞም መሳኪን መንእሰያት ብቲ ረሳሕ መልሓሶም ትዕቢቶምን ከም ቆጽሊ ረጊፎም መሊሶም ድማ ገና ነታ ዓዲ ከም ዳይኖሶር ከጽንትዋ ይጽዕሩ ኣለዉ እቲ ትንብት ድማ ክፍጸም ናይ ግድን እዩ 😭😭😭
Temahar leflafi
Maekel seferti eyom zbehalu tetenkekulom dea hadera🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Bergd nhamdu eya zela😂😂😂😂
እታ ሙዚቃ ስለ ዘቐየርካያ ጽቡቕ ጌርካ ረባሺት ያ ኔራ ደቂስካ ክትሰምዕ ከለካ ሃንደበት ትርብሽካ
Teklehaymanot guy kkkkkk deki bahta guykkkkkkkkkkl😭😭😭😭😭🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ክብረት ይሃልካ
ኦርቶዶክስ ኤርትራዊት ተለጣፊት ናይ ኣምሓራ ባህል ሃይማኖት እተሳሲ። ቀደም ዘይንፈልጦ ነጸላ ተጀማኒንካ ዝዋውዕ ኣሲሩ እመቤታችን እናበሉ ጥልዕ ጉምብሕ እናበሉ ። ዝብሉ መንእሰያት መጺኦምና ። ጉድ ኢዩ። እዚኣ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ካብዛ ብጠንቆልቲ ኣምሕራ ትምራሕ ከይተፈልየት ሓለፈላ ማለት ዘበት። እዘን ኩለን ኦረንታል ቤተክርስትያን ኣበይ በጺሐን፡ኣለዋ። እዘን፡ክልተ ዝሞታ ማሕበራት ግን ። መንዛሰያተን እናደደፈን ከይዱ። ኣማኒ ተዋህዶ መናሰያት ብፍላይ ብተስፋ ሙቕራጽ ዝሙት ስኽራን ተዋፊርሩ ። ዝጥርንፎ ስኢኑ።
Ayeste halkalan ember ab aflbom bandera eritrea ala