I usually don't comment on TH-cam videos but this time I have to!. we all made mistakes in the past and learnt from it and I think Semhar also did. you are forgiven. all erased by my side . great work !
Yikre yikunki semhar haftey, yehwat kelna himak getimuna.ni kulkum yehwat deki hager selam aib hiwotkum yikre kia nibela, yikre zibal eu lebam elu jigna ayana abona Bitwoded abraha. To all my Eritreans ❤🌹peace should be among us.
ን ሰምሃር ይቕረ ዝበለላ,ፈጣሪ ምስ እትፈትዎም ወለድኻ የራኽብካ ስደትና ውን የሕጽረልና 🙏🙏🙏
አሜን
Amen
@@justlive6396 Amen Amen Amen Amen Amen Amen
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን √√√ ማሓርቲ ምሕረት ክረክቡ ኢዮም እሞ ብጹኣን ኢዮም √√√√
ሓዲገልኪ ሰምሃረይ ናይ በሓቂ ሓዲገልኪ ዝሓደግኩሙላ እስከ like ሃቡኒ ቡሩኽ ኣውደኣመት ከኣ ይግበረልና ደቂ ዓደይ
ደሃይኪ ሰሚዐ ልበይ ተሓጊሰ
ኣሰይይይይይ ሰምሃረይይይ
ሰደት ክኸሰካ የ ይቕሬታ ሓወይ /ሓብተይ
ኣነ ልበይ ቂሒሩ ኣቢኒ ኢዩ ዘሎ ክሳብ ሕጂ ካብ ኣእሙሮይ ምድምሳስ ኣቢዩኑ በታ ዝጸረፈትኒ ፈታዊ ነብሱ ተባሂለ ግን ደሓን ንግዜ ንግደፎ
Semhar labam eki .neti zeqeyemkyo menesey bgbri beti zrdeo melkea yqreta mhtatki.nay bhaqi adniqeki.💝💝💝💝💝💝
9jķl)key, n
Ya ናይ በሓቂ Adam Adam
Nic one semhar
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለኻ ብር ክትብል ተሓጎስ:ዓይኒ ጸላኢኻ ይደፈን :🙏🙏🙏
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
Amem amem amem
Wedi Mazu amen amen amen
Amen
ሓዳግ ዩ ኤርትራዊ ለዋህ ፍጥረት ሰይ ደቂ ኤረ ይቅረ ተባሂልና ንተሓቃቆፍ ስደትና ክሓጽሩ ዩ።
ሳሙ ናይ ሙደይ
ናይስ ሙዚቃ ሓቢቢና
ንፋዕቲ እንድኪ ደይ
እዚ ሓሳድ ወዲ ሓለቃ ዩ
ኣስሒትክን ደቂ ዮዋሃንስ ጅጋኑ ኢኪን
I proud of you
*ደሃይካ ሰሚዐ ሃምበል*
*ወጺኻ ካብ ኣፍ ገበል*
*ጠላም'ዩ እንዳበልኩ ዘምረርክዎ*
*የሕሚሙኒ ሎሚ ተ'ሓሰብክዎ።*
*ይገርም'ዩ ናይዛ ሂወት*
*ኣነ ክኸሰካ ንስኻ ትፍተን ብሞት*
*ከምኡ'ያ በቃ እዛ ዓለም*
*ንስኻ ክትቅንዞ ኣነ ካልእ ይሓልም።*
*ስሒተ....!*
*ዓቕለ'የ ኣጽቢበ...*
*ንጸሓየ ብኾፈይ ኣዕሪበ*
*ንዓኻ ክብድል ብቕንኢ ኣቕለይለ*
*❤ኣነ ብዘይ ልበይ ልብኻ በዲለ።* ❤👈👌
*ኣታ ወለል ወለል ወለላይ*
*ርኣዮ'ሞ ዘለኽዎ ቃንዛይ*
*ኣታ ወለል ወለል ወለላይ*
*የሕኒኹኒ ዳሕራየይ ዳሕራይ።*
*ኣታ ዘለል ዘለል ዘለላይ*
*ርኣዮ'ሞ ዘለኽዎ ቃንዛይ*
*ኣታ ዘለል ዘለል ዘለላይ*
*ብናፍቖት ሰርሐ ግናይ።*
*ሃምበለየ... ጡዑም ቃሉ*
*ሃምበለየ... ከመይ ትህሉ*
*ሃምበለየ... ስድራይ ብሃሊ*
*ሃምበላይ...!*
*ሃምበለየ... ትሕዘለይ'ዶ*
*ሃምበለየ... ተቐይምካ'ዶ*
*ሃምበለየ... ረኽበካ'ዶ*
*ሃምበላይ...!*
*ምኡዘይ ለይለየ ምኡዘይ*
*ሃበለይ ለይለየ ሃምበለይ*
*ሕደግለይ ላሎይ ግደፈለይ!*
* * *
ግጥሚ: ሄኖክ ክብሮም (ጨጎራ)
ዜማ: ሃኒባል ኣለም
Thank you sir for the great lyrics.
Thanks bro
Thank bro
Ezi Henok zbahal getamai akrbulna nay bhaki smart wedi and Hanibal wn nifue zeyamai eka
እዚ ሃኒባል ዝብሃል ብጣዕሚ ኩነታት ዘንብብ ካብ መኪና ክትጸድፍ ብኢዳ ስሒቡ ሒዙ ን ሰምሃር ኣድሒንዋ ኩሎም ክድነቁ ይግቦኦም
እዛ ደርፊ ኣነ ናይ ፍቅሪ ኣይሕስባን እየ ማልተይ ይቅረታ እየ ትቢል ዘላ ሰምሃር ኣብ መጅምርታ ኽ ተቅይምልኪ ነረ ሕጂ ግን ኩሉ ገድፍዮ ከብደዪ በልዕክኒ ጋል ኤረይ ሽኮር። ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስርሕ
ሃንበላይ
ተጥዕሰ
ኣነ
ኣንታ ፈትዊ ስድሩ ዝብሉ ቃላት ምስ ሰምዕኩ እዚ ምስክናይ ኤርትራዊ ኣብ ስደት ዘሎ ካብ ዘይ ብሉ ናብ ስድሩ ዚሰደድ ዘሎ ገንዘብ እዩ። ሰለዚ ይቅረታ እያ ትቢል ዘላ ደቂ ዓበቲ ኤረይ!
ላይክክክክ ደቂ ኤረይ ደልይቲ ፍትሕ ጥራይ
Smart eika temsel kem zemskenie Hambelay enty maletyu bro bkala zey konkus nkfeleto ele eye
@@fernandojohn2713 bravo semharino
Ya xbuka aleka ezia dea yqreta ya tbl zela gegia terediewa mo yqre ykunki nbela
ደቂ ፈተሕቲ ዶ
ኣማን ወዲ ማማ ኤርትራዊ ናይ ብሓቂ እየ ዝብለካ ዘለኩ ሓላለይይ ኣቃላልባ ትግርኛካ ጥራይ ፈቴዮ ከየድነቁካ ክሓልፍ ኣይደልን እየ ሰበይ ናተይ❤❤❤
ሰሙ ደጊም ንስኺ ናትና 💟
ንሕና ድማ ናትኪ ኢና ኣጆኺ በርትዒ👏
ተቀላሲ ፍትሒ ዝኮንካ እስከ ንሰሙ ሕፍስ ዝበለ👍👍like
ሔው እዛ ዝተጠቀምካላ ቃል እሾኽ ዘሪኣትለይ። ክክክክ ካብቶም ንሕና ንሱ ዝብሉ ዝነበሩ እሞ ናብ ልቦም ዝተመልሱ ኢኻ ትመልስ ዓርኩ!! ቀልዲ ዩ በል ኣጆኻ!!
@Mislal Maashow natka kdm yeryena ykewn mearey
This is the best Sorry message showing deeper regrate I ever heard...also displays excellent artistic qualities of Semhar.....
ኣነ ሃዲገልኪ ኣለኩ
ዝህዝቢ ውን ለባም ዩ
ለባም መራሒ ስኢኑ እንበር
ሓዲጉልኪ ኣሎ ሰሙ ኣጆኺ በርትዒ
ቀደሙ ደርፍታትኪ ይፈትዎ የ ኔረ
ህጂ ድማ ናብ ቀደመይ ተመሊሰ ኣለኩ
ሕድገት ሲ ካብ ፈጣሪ ድኣ ርኸብዮ ሰምሃረይ፡ ንሕና ድኣ እንታይ ዓቅሚ ኣለና፡ ዘይጋገን ዘይእረምን የለን፡ ኣጆኺ ድኣ ምቕንዛዉ ይኣክል፡😍
አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ካብ ኽፋእ ኹሉ ይሓልወና ።ንሰምሃር ትፈትዉ ላይክ ፀፊዕኹሙኒ ሕለፋ።!!!
amen amen amen
ጆን ጆ ወዲ ቐሺ amen
Amen amen amen
ጆን ጆ ወዲ ቐሺ th-cam.com/video/_3qcsW-yH1I/w-d-xo.html
Amen Amen Amen
ኣባይኪ ኣጆኪ ሰሙየ መን ምስ መን እና እሞ ክንበዳደል ደቂ ኤረይ ክላትና ሓደ እንዲና ፡ ኣይትቀንዝዊ ይኣክለኪ ሓላል ሓፍተይ ፡ በጃኩም ይቅረ ብሃልቲ ንኩን ዘይጋገ የለን
ጽቡቕ ኣለካ ክብረተይ
ኣቱም ሰባት ሰሜዐ ምጽጋብ ሲነያ ነዛ ደርፊ መን ኣሎ ከምዚ ናተይ like እስከ ደቂ ሓላል መሬት ደቂ'ቲ ውጹዕ ሕዝቢ !!!
Habibi
Wala ane
Wala ane
Same here😘 love you daki Eri ❤
ሄኖክ ኩብሮም
ሃኒባል ኣለም
ናይ ብሓቂ ትድነቑ ገጠምትን ዘየምትን
ነዛ ብዘያተሓሳስባ ተጋግያ እትሳቐ ዝነበረት ሓብትና ሰምሃር ንዓኣ ናብ የሕዋታ ጸንቢርኩማ፡ንዓና ድማ ዝተሰብረ ልብና ኣረስሪስኩምልና፡ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ኮንጉራ ሰምሃር ሓብተይ፡
*ሰምሃረይ ጥይት ፍጥረይ ከምዚ ኢልኪ ብምርኣየይ ማራ ሕጉስ እየ ኣጆኺ ናይና🌟🌟🌟❤🇪🇷*
ሰራቂ ነዛ ጋል ሓትነይ ታይ ደሊካያ ውካርያ።
Entay malet eu nayna ke?
@Abel Abiii kbretey ytehawawesna alewu eko bro
@Abel Abiii abshrka kbretey nsatom seb kfalalu eu dletom ezi gn nay momona Profi geyrus nayna wala gele ybl bae
ሕጂ ኪሒስክና ጽቡቕ ጊሪኪ።ቃንዛኺ ይቀንጠጥ ሰሙ ጸገም፡የለን ኣጆኺ ኣብ ጎንኺ ኣለና ።
ሰምሃር ሽኮር ወጺና ኢዉ ካብ ኣፍ ገበል። ከምዚ ገርኪ ይቅረታ ምባልኪ ኣዝየ ታሓጊሰ ኣጆኪ ንሕና ውን ኣይንሕዘልክን ኢና ቃንዛኪ ቃንዛና ኢዩ። ሃምበላይ ስድራይ ባሃሊ ናይ ባሓቂ ሰምሃረይ ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኪ፡ንሕናውን ኣብ ጎንኪኣለና
ኣጆኪ ሰምሃረይ ሽኮር ሕጂ ኣይኮነን ታሓዲግልኪ ኣብቲ ኢንተርቪው ዝገበርክዮ ዩ ታሓዲግልኪ ኣጆኪ ኣይትሰከፊ እምባሕ በሊ።ኣጆኪ በርትዒ ጣሓሕሻ ኩኒ
ሰምሃረይ ,ሽኮር እንካዕ ዳን መፀእኺ ካብ ዝፍትወኪ ዘድንቀኪ ካብ ትግራይ ሶ ሰሰናዩ ።
Entay tedenkiya, ezia kehadit endiya
@@amaerigermen7404 ewa kemet gereka kehadit tebela enetay kem tebeleka zela ateredeakan malet diyu
ከመይ ዲና'ሞ ንሕና !!!
ገዲፍናዮ ኮ ግን ፈሪሕናልኪ ኮ ሎምስ
ከይትቁጸይና ።
ኣለናልኪ ኣብ ጎድንኺ ኣለና ።
ጸላኢኺ ይድነን ተስኢ ይቅረ ይኹንኪ
ሰማቸይ ልብና ዝልባ ።well come to the way good job semharey !!!!
*ኣታ ካብ **#like** ትልምኑ እዚ ቃላት ኣስተውዕልሉ ባዕ ቅሩብ ተስፋ ዝህብ የለን ኣጆኺ ንበላ ነተባብዓያ የሕዋት ብጣዕሚ ልቢ ትትንክፍ ድርፊ እያ🎵❤⭐*
I Love You Arsenal ኣነ ውን ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ሰምሃር ሕጂስ ርኢቶ ደላ ኮሞንቲ ተንቢባ ላይክ ሃቡኒ ጥራይ ዝብሉ ኢያ ከተንብብ ብሊስ ንደግፎን ተስፋ ንሃበን
#Semhar_yowhannes
ደሃይካ ሰሚዐ ሃምበል
ወጺኻ ካብ ኣፍ ገበል
ጠላም'ዩ እንዳበልኩ ዘምረርክዎ
የሕሚሙኒ ሎሚ ተሓሰብክዎ
ይገርም'ዩ ናይዛ ሂወት
ኣነ ክኸሰካ ንስኻ ትፍተን ትመውት
ኮምኡ'ያ በቃ ዝዓለም
ንስኻ ክትቅንዞ ኣነ ካልእ ይሓልም "ስሒተ!!
ተካሒስና መንእሰይ ኤርትራ ኣጆክን ንበለን
bhaki nayta zhalefet sorry eta tbl zela
Hakka za mlman neay kemaney aytrdeann ya alewa d u gele
I Love You Arsenal th-cam.com/video/_3qcsW-yH1I/w-d-xo.html
Aseyyyy Semharey
Enkae temeleski
ደሃይካ ሰሚዐ ሃምበል
ወጺእካ ካብ ኣፍ ገበል
ጠላም ዩ እንዳ በልኩዘምረርክዎ
የሕሚሙኒ ሎሚ ተሓሰብክዎ::
🇪🇷❤️
nay behki rediti derfii 👏
🇪🇷❤
#Semhar_yowhannes
ደሃይካ ሰሚዐ ሃምበል
ወጺኻ ካብ ኣፍ ገበል
ጠላም'ዩ እንዳበልኩ ዘምረርክዎ
የሕሚሙኒ ሎሚ ተሓሰብክዎ
ይገርም'ዩ ናይዛ ሂወት
ኣነ ክኸሰካ ንስኻ ትፍተን ትመውት
ኮምኡ'ያ በቃ ዝዓለም
ንስኻ ክትቅንዞ ኣነ ካልእ ይሓልም "ስሒተ!!
ሎሚ ተካሒስና እውይ ልበይ ምልስ እባ በለት ።
Samsom Samsom Nay bhaki amlak Ayni Ayashu ydfenela
Bezia kihiskni konjo ember ferqi lbiu zelku.
Anes kab 2 like halife zeyfelt plz eba like rgexuley des kbleni
ነዊሕ ግዝየ ተቃያይምና ነርና ሕጂግን ማራ ኢና ፈቲናኪ ርሑስ ሓድሽ ዓመት።
ዋው ሰምሃር ሽኮር ኩሉ ደርፍታትኪ እዩ ዝምችወኒ ይመችኪ ጋል ኤሬና👏👏👏👏👏👏👏👏💋💋💋😘😘😘ካብ ትግራይ
even i do not understand the language i like Eritrean music from Ethiopia gondar
ነዛ ከመንት ተንብብ ዛለኻ ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ግዜ ቀዳመ ሰንበትን ይግበረልና
ኣነ ነዛ ደርፊ ሰምዐያ ሙሉ መዓልትይ ፡እትይ ግጥሚ ዝሃበኪ ብጣእሚ ዩ ሓያል ዩ በዚይ ኣጋጣሚ ከይመስገንግዎ ክሓልፍ ኣይደልን ብጣዕሚ ዩ ሓያል፡ እትይ ናይ ውሽጥና ገሊጽዎ ብልቢ ሰምሃሪኖ ኣብ መወዳእታ በዛ ትሕትና ዝመልኣ ዜማኺ ገርኪ ስዒርክና ፡ንስኺ ኢኺ ጥዕምትይ ቃል፡እድመን ጥዕናን ይሃብኪ የነ ካዝሚርርር።
ሰምሃር ሽኮር እንቃዕ ደሓን መጻኺ ደቂ ኤረይ ንሰምሃር እስከ ላይክ ኣይተዉሕዱላ
በዲለ ድየ ተበዲለ th-cam.com/video/_3qcsW-yH1I/w-d-xo.html
ወይ ልበይ ሰልሃው ኢሉኒ ነዛ ደርፊ ምስ ሰምዓኹ ሰምሓረይ ሽኮር ከመይ ድየ ዝፈትወኪ love you gual eri sweet
ፍትሒ ይንገስ 😆😆🇪🇷❤️🇪🇷
ሰምሃር ጽብቕቲ ከንፈር
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ።
It’s so sweet when habesha people said to each other haway haftay ❣️
Tuum zereba Des zbleka thanks 🙏
Tel Nay Switzerland Tedewilwa 🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭
ዝፈልጦ ታኣምር የብለይን ገረ ኣቱም ሰባት እዚ ወዲ ሃለቃ ኣኽስ እዩ ኣሽክዕወን እምበር እዘን ቆልዑ ሓንቲ ኣይገበራን ሰኒ ሰኒ ሰምሃረይ ይቕረ ይኹንኪ we love you💗👌🏻
ነዛ ኮመንቲ ተንብእብ ወይ ተንብቢ ዘለኩም ብር ክትብሉ ተእሓጎሱ ወይ ትሓጎሲ እግዛቤሄር ኣምላክ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሓበለይ 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen
Amen amen amen entelay niaka hawey
Amennn
Amen amen amen
Amen amen amen
ዓሚ ኣትታሃበል ዝቦሎቶ ሽደን ኤርትራ ሎሚ ብሃንበለይ ደምሲሳቶ well done 🇪🇷👍👍
th-cam.com/video/_3qcsW-yH1I/w-d-xo.html Isaac Amanuel
Eza derfi xbuk gera zteredato telo like grkum hlefu
Yeah. I know it
Intay iyu imo kirdana kkkkkkkkk
@@senaihaile1532 eta reski cheguri tray tesekima telas aytrdakn eya
Shenkoll zekone qunqa terdeyni bzkone kkk
semharey fikri zhabe fikri eyu zikbel emo thanks tiemti music
ከማኪ ዘይተወለደት ድምጻዊ 🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎛🎛🎛🎛🎛🎛🎛🎛🎛🎛🎛🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎙🎷💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌
ብ ሽም ኪሮስ ኣስፍሃ እስከ lilke👍🌹💝 ሃቡኒ
ንድቂ ይዋሃንስ ይቅረ ዝብልኩም 🙏🤝ካ
ንእግደፍን ን ወዲ ሃልቃ ደስ ካይብሎም
Like 👇👇👇
Kirosey
Kemeu zey geber kiros deu zedref zelo newri
th-cam.com/video/_3qcsW-yH1I/w-d-xo.html subscribe pls
@@iloveyoueritrea5477 ata seb ika nay seb hseb ykre bhali kun zhawey kurub ati gtmi astebhlelu
❤️❤️❤️❤️💪👍
ኪሒስክና ሰምሃረይ፡ቡሉጽ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወትሩ ታሓጎሲ፡፡
ግጥሚ 500000
ዜማ 100
ክሊፕ 100
ድምጺ 150
ኩሉ ውድእቲ ተካሂስና ሕጂ ኣጆኪ ሰምሃረይ ኣለና ዶ ሃምበላት ደቂ ኤረይ ?
ሰምሃር ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ደርፊ ብጣዕሚ ኢየ ጸሊአኪ ነይረ ሕጂ ግን ብጣዕሚ ብጣዕሚ ፈትየኪ ቀጽልዮ ኣሕዋት ድማ ነበራትዓያ ላይክ ኮሜንት ጽቡቅ እንዳ ጽሓፍና
Ajoki Semhar shikor kemzi ayu zemhrelki kem nay kedemki 😍😍😍
ሰምሃረይ ክፈትወኪ ምዓት እንድየ ነረ ቁሩብ ኣንሳሒበ ነረ ሕጂ ካኣ መሊሰ ፈትየኪ ሰኒ ኣጆኪ በርትዒ ብሉጽ ስራሕ
ኣጆኪ ጽብቅቲ ኣይንሕዘልክን አና መዓረይ ይቅረ ኢልናልኪ አና ካብ ሕጂ ጥራይ ተጠንቀቃ ጽብቅቲ ደርፊ ምስ ክሊፕ ኣጆኪ ቀጽልዮ
ዉጻእ ጨናዊ ዓጋመ።
@@senayahferom514 ata konkan hgdef kab ziro txaref zeytfelto
@@sursura826 እንታይ ድዩ ዝብል ዘሎ ? መን ኮይኑ እዩ እዚ ዝሕዘላን ዘይሕዘላን ፡ ንሳ ንህዝባን ንሃገራን ተገልግል ኣላ ፡ ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ እንተ ኮይኑ ፡በቲ ንሳ ተበርክቶ ዘላ መመስገና ፡ እዚ ግን ጽቡቅ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ዘይደሊ ፡ብሽም ኤርትራዊ ዝኣተወ ዓጋመ እዩ።
@@senayahferom514 ሃጠው ቀጠው ኣይትዛረብ እስኪ : ይቕረ ኢለኪ ኣለኹ ጽቡቕ clip ቀጽልዮ ስለዝበለ ድዩ ካልእ ዜጋ ኮይኑ:
ኣይትተሓመል ምስደረፈት ወላ ኣነ ሕዘላ ነይረ
ንስኻ ኢኻ ጽቡቕ ናይ ኤርትራ ዘይትደሊ
@@senayahferom514 ata hawey mejemerta ezi tblo zeleka meten atehasasbaka eyu abey tfelteni agame wela kali tbl hji ane eritrawi eye gele kbleka aytxebe hray mknyatu eritrawnetey aymlketekan eyu ente kilka neta derfi rito mxahafka aykenen srahka gber ok nab derejakum aytwrduna zxaref hbreteseb ayebeyenn ayxerfekan eye
ካብቶም ቀዳሞት ይቅረ ዝበልኩልኪ እየ ከም ቀደምኪ ኩንልና ፎርሳ ጽብቅተይ
😍👏
@not interested in politic neska wn tarik yeblkan abza youtube gn kedmay resah qalat alka
👏
not interested in politic ane ayxerfkan eye mebyika eyu bedilka selzi godena zefryom kemzi kemka seb hases bel
ሰሚር ሓውና ኣብ ይቅረ ብጣዕሚ ኢካ ትሕጉሰኒ ዝቅድመካ የለን ኣጆካ ቀጽሎ... don't care the ediot bodies
ማራ አና ንፈትወኪ ኣይንሕዘልክን ኢና ኣጆኪ ተኮልዕልና
ariff music konjoo nesh koo
OMG ልበይ ተንኪፋትኒ ዛ ደርፊ፡ ሰምሃር ሽኮር ኣጆኺ ይቕረ ኢልናልኪ ኢና እቲ ገበል ደኣ ከይ ኣስረኪ እምበር ሎምስ ዝገደፍክሉ የብልክን so nice keep it up we will suport you
ሕጂ ኢኪ ልበይ ዝረከብክኒ ሰሙ ምቅርቲ!
We love you Semu ayney!
💔💔💔💔💔💓💔💔💔💔🙏
Ajoki hadag u hambel, we love you soooo much as usual 🥰😍😘🤩
Just keep ur condtion darling ✅
.
.
.
.
.
.
.
.
Bless you ✅✅✅
ንስኹም'ዶ ንስደት ኣንቱም ሓላላት ደቂ ህዝበይ !!!
Semharey shikor gal Erey xaeda 🇪🇷agoki shikorina. Nice song GBU.
ጠላም'ዩ እንዳበልኩ ዘምረርክዎ
የሕሚሙኒ ሎሚ ተ'ሓሰብክዎ. well done ሓላል ሓፍተይ.
ዳሃይኻ ሰሚዕ ሃምበል ወጺካ ኻብ ኣፍ ገበል !
Great Semhar Yohanns
Good job !
ኣባይኪ ሰሙ ንስኺ ናትና ንሕና ካኣ ናትኪ ዘይጋገ የለን ሰይ እረም እዩ ሕማቅ እንበር ኣጆኪ በርትዒ ኣብጎንኪ ኣለና ካብረተይ
ሰምሃረይ ኣይሕዘልክን! !!! i like.
Andit Tewelde th-cam.com/video/_3qcsW-yH1I/w-d-xo.html
ሰሜሃር ቆኖጆ ኣጆኪ ቆጽልዮ ዕድምን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
Wawwwww ክሉ ዝበደለ ወይ ሕማቅ ዝገበረ, ከምዚ ከማኺ እንተ ዝኸውን, ኤርትራ ሃገርና ገነት ሰላም ፍቅሪ ራህዋ ምኾነት, ናይ በሓቂ ጅግና ኢኺ, ይቅረታ ምሕታት ምንሳሕ ከኣ ነጻ ሰብ ኢኻ ትኸውን።
ካብዚ ዝዓቢ ይቅረታ ከኣ የለን, ንሰምሃር ይቅረ ይኹንኪ ዘይበልካ, ጸገም ኣለካ, ጥራሕ እየ ክብል ዝኽእል ኣነ ብወገነይ።
ኣጆኺ Semharey ab gonikin alina ❤ በርትዓ ዳግም ካልኣይ ጌጋ ከይድገም ተጠንቀቃ
Semhar shukor ykre elelki alku ykre zbelela like yrgex bruk kedame senbet ygbrelna 😘👌👍👍
ንዓኻ ዲና ንሰምሃር like ክንህብ
Ykre elelka alku
@@kubromtube2625 loqmax konka ember embr nsemhar endye elka
@@kendelchanel9058 men neay ilka loqmax
Eawy senuche mekseb
Hakka lokmax koynu enber nsemhar endabelkayos si
ኣባይኪ ሰምሃር ደቂ ሰብ ኢና ዘይጋገ ሰብ የለን እቲ ካብ ጌጉኡ ዘይእረም እዩ ሕማቕ ኣጆኺ በርቲዒ ኣብ ጎንኺ ኣለና GBU
🇪🇷🙏🙏🙏🙏👌👌👌❤❤❤⛪🎤✈🎸🥁🎻🌹🌹🌹🌹❤⛪⛪⛪
ስነጥበብ ማለት ንህዝብካ ተማሓላልፎሉ መልእኽቲ ኢዩ እምበር ንህዝብኻ ትዝንጥለሉ ኣይኮነን Tanks ሰምሃር
I usually don't comment on TH-cam videos but this time I have to!. we all made mistakes in the past and learnt from it and I think Semhar also did. you are forgiven. all erased by my side . great work !
ኤህ ደኣ ወዲ ሃለቃስ ኣታ ወዲ ድቃላ ።
ሰሙ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና ጋል ኤረይ ማራ ኢና ንፈትወኪ
ኣብ ዓለም እንተ ብፍላጥ እንተ ብግዴታ ጌጋ ንፍጽም ኢና ይቅረ ምባል እዩ እቲ ወሳኒ Thanks
@@simreth3954 ያ ጽቡቅ ኣለካ ሓወይ ናተይ ቀደምሲ ደይ ኣስሒቶመን አዮም ነዘን ቆልዑ
ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር ኤሪትርያ senef Entay koinka kabzi nska zibelkayo zikefia Yelon
#Semhar_yowhannes
ደሃይካ ሰሚዐ ሃምበል
ወጺኻ ካብ ኣፍ ገበል
ጠላም'ዩ እንዳበልኩ ዘምረርክዎ
የሕሚሙኒ ሎሚ ተሓሰብክዎ
ይገርም'ዩ ናይዛ ሂወት
ኣነ ክኸሰካ ንስኻ ትፍተን ትመውት
ኮምኡ'ያ በቃ ዝዓለም
ንስኻ ክትቅንዞ ኣነ ካልእ ይሓልም "ስሒተ!!
@@amanuelhabtayeyenumberone1581 entay ele dye ane dea? Dos nwedi haleqa sle zxerefkwo eka?
ይቅረ ይኩንኪ ሰምሃር ሽኮር ኣጆኪ በርትኢ ንድሕር ሒጅ ገን ጥንቅ በሊ አኪ ተዉጽዪም ደርፊ ኣስትዉአልሎም አኪ
ካብ ዝገርምኩም ደቂ ኤረይ ሹድሽተ ግዘ ሰምዕያ ግን በቃ ክመንዋ ኣይካልኩን ሰምሃር ሓብተይ በቃ ዝብለኪ ኣይፍልጢን እየ ግን ብጥዕሚ ጽቡቅ ስራሕ I Love you 😘😘😘❤❤❤
bhaki wdeti eye hiza mexya semhar shikor etay gera nsa mskneyni eti balege wedi haleka eyu agagiywen ajoki 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Emo qedimka ane dea 15 gize semieta🏅🏅🏅🏅🏅
አዋይ መለኽቲ በኡነት ሰምሃረይ የቅንየልና ጽቡቕ ስራሕ
ስጋኺ ኢለ ዘይሓዝኩልኪ 🤚🤝🤚
ኔይ ሰምሀር ደርፍታት ዝምቸየኩም like አግርጭውኒ
Bisrat gere th-cam.com/video/_3qcsW-yH1I/w-d-xo.html
ሰምሃር ሓፍተይ እንቃዕ ብ ሰላም መጻክና ለከ ምስ ጠፋእክስ ገሪሙኒ ነሩ ነዛ ጥዕምቲ ደርፊ ሒዝኪ ስለ ትመጺ ኢኪ ማለት ኣጀኪ ኩሉ እዚቢ ኢርትራ ኣብ ጎንክ እዩ ጅግና ጋል ጅግና ን ዝርደኦ እዛ ደርፊ ካብ ኣፍ ገበል ወጺካ ሰሚዐ ዶ በልኪ ሰሙ
Wedi Negassi th-cam.com/video/_3qcsW-yH1I/w-d-xo.html
Libi zitnkef getmi.zema ajoki gedifnayo yekre elna zeygage hade amlak teray so berta ajokn 😘😘😘😘👌👌👌👌👌👌
Lbi ttnkf gtmi tbeat kea emo kaleay yeblkn ajoki bertie.
ሰምሀር ሽኮር ፍትውትው ኢና ነብለኪ 🇪🇷😘
I can't stop listening to this song omg what an amazing lyrics❤🇪🇷
✌
semu haftey ajoki eske aynebadadel nethalalo
Msaka aleku ane habib
ሳሙተይ ሃየ በሊ ጥንቅቅ በሊ ይቅረ ትብሊ ኣለኪ እሞ ካብቲ ገበል ከኣ ጥንቅቅ በሊ 💖
Semhary asli terguma terdatna ala .you right kab afe gebel terfna ajoki befreedem tedrflu kerbu eyu.
Semharey ajoki ykire elinalki ena gefinayo ena ajoki ykire eti diha e eyu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍 gal eri kiseni
I forgive you semhar definitely i accepted apologies song,,,, please like it for the forgive of semhar!!!!🎈🎈👍
ይቅረ ይኩንኪ ሰምሃር የውሃንስ ኣጆኪ በርትዒ
ሰምሃሪኖ ሽኮር ይቕረ ይኩንኪ።
ኣጆኪ በርቲዕኪ ቀጽሊ ዝሓለፈ ከኣ መምሃሪ ይኹንኪ!!
You make me cry. Ykre behalti nkun yehwat
Semharey ab sawa msay nerki azki thtna zeleki seb eki zhalfe halfu enkea kulu terdaki ❤💯🙏
ሰላም ሰምሃር ኣጅኪ ኣይትቀንዘዊ አቅረ ዝብል ለባም አዩሞ ኣጀኪ አቅረ ዘይብል ድማ ፍራሃት አዝጋብህር ዘይብሉ ጥራዩ ሞ ተንስኪግን ጽቡቅ ገይርኪ
ኣምበሲት ሰምሃርና ጋል ኤረይ 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷. ደቂ ኤረይ ንበሩለይ 🇪🇷❤️❤️
ይቅረ ይኹንኪ ሰምሓረይ ኣንቢዕኽኒ እኮ ኣጆኪ ኣብ ጎድንኪ ኣለና ኣባይክ ፎፎው ይበል ❤️❤️❤️❤️❤️💕💞❣️🌼🌾🇪🇷💐👋💘ሰላም ኣብ ዘለኹሞ ደቂ ኤረይ መዓራይ ደቂ 9 ብሄር ብሓበራ ከምዝከማይ ኣድኩምን ስድራ መሓዙት ዝናፈኩም ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ኣብዚኣ መዘከርታ ልቢ ኣብሩለይ😍🥰
ገዲፈልኪ ሰምሃረይ
ጸገመይ ምስተረዳኣኪ
ደቢስክኒ ብዛ ስራሕኪ
ዳግም ስኽፍ ኣይበልኪ
ሰምሃረይ ምጭውቲ ጓል ኤረይ ከማኺ ይብዝሕዋ
ትሰስን ሃገረይ ።
እስከ ንሰምሃረይ ይቕረ ዝበለ ላይክ ይጽፋዓኒ
ሰምሃር ናይ ብሓቂ ደቢሳትና እያ ሶ ኩልና ክነተባብዓ እዩ ሎሚ ጽባሕ ከኣ ባኻልእ ትሕዝቶ ክትመጸና እያ ንበርለይ ሰምሃረይ
Yikre yikunki semhar haftey, yehwat kelna himak getimuna.ni kulkum yehwat deki hager selam aib hiwotkum yikre kia nibela, yikre zibal eu lebam elu jigna ayana abona Bitwoded abraha.
To all my Eritreans ❤🌹peace should be among us.
Yqre ykunki semharey konjo we ❤️ you keep it up Great. Job
❤️❤️❤️❤️ኣጀኪ ኣጀኪ ህዚብ ኤርትራ ተቀባሊ ይቅረታ እዩ በርትዕ አስተውዕሊክ ዲረፍ ይቅረ ይክንክ
You made history for yourself and eritrean people God bless you .
Ufffffffffff ajoki aykealkun anbekekeni 😭😭😭🇪🇷❤️🇪🇷❤️slm yeweredelna deki adey mearey ❤️🇪🇷❤️✌️🙏
Good job semharey awetin asalton yhabki fetari
Ajoki ykre mbal nnebska eyu nhna kea ykre elnalki ena♥️♥️♥️🙏🙏🙏
Oh Omg I seriously agree with this line Break up in love wake up life...!!! her voice so fantastic..
ሰምሃረይ ኣደጊጽኪኒ ብሓቂ ጸላኢኪ ይበደል ኣጆኪ ድሕር ደጊም ዝቅየመልኪ የለን
ንዝተረድኣቶ ዓባይ ካሕሳ እያ ይቅርታ ናይ ኣይትሓበል ኮይና ተሰማዓትኒ keep it semharino yxslaki eye nere hiji gen kihskina
ወላ ኣነ ኣይጸገብኩዋን
welcome back semu shikor teredieatena ala good job
Waww za derfi hiji terediatni nay yqreta mkana. Hadignalki alena Semhar haftey. Ajoki bertie
Semhareyyy mkrti ♥️❤️ forsa ykre yknki zbelkum like 👈 gerkum hlefu deki eri 🇪🇷❤️.
Haben Bereket 👍