I am proud to be Ortodox Tewahdo haymanot, keep it up memhir seltene we are learning a lot from you, God bless you and the blessed preacher(from paster to Ortodox) Thanks God for every thing. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@senaitgirmay586 ay ente koynlkums neakum dea xelyu ab xelmat kenka brhan mray aykealn senait haftey hopefully gn hade mealti habirna deqi mezmur nay goyta knkewn neamlak Entay yseano 🙏
Welcome our brother to. Orthodox Tewahdo True and clear religion. I would like to say please continue every day. like this lesson I hope that God always with you thanks so much
ሰላም ፍቁራት ኣሕዋተይ!
ነዛ ናይ ምስክርነት ቃል ክሳዕ መፈጸምታ ክትከታተልዋ ይላበወኩም።
ሎሚ ካብ ልበይ ዝሓዘንኩላን ዝበኸኹላን ዕለት'ያ።
ምኽንያት ከይገልጸልኩም ብጽሑፍ ክውድኦ ኣይክእልን፡እንተኾነ ግን ነዚ ናይ ምስክርነት ቃል ክሳዕ መፈጸምታ እንተሰሚዕኹሞ እንታይ ከምዘብከየንን ከምዘሕዘነንን ክትርድኡ ኢኹም።
እግዚአብሔር ንዝጠፍኡ ሕዝብና ይምለሰልና ብጣዕሚ የሕዝን!!
እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህርና ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ እንቁ ናይ ተዋህዶ አገልጋሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሺሕ ዓመት ንበረልና አብ ጸሎትካ ዘክረና ንደካማታት አሕዋትካ💔
እውይ😥😥💔 በስመአብ ከመይ እናበሉ እዮም ንደቂ ሰባት ንምስሕሓት ዝዛረብዎ ኣብ ክንዲ ሃሌ ሉያ ሲ ሻራራራ ይብለው🤔 እግዚአብሔር አምላክ ኣብታ ቅኑዕቲ እምነትና #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ የጽንዓና አሜን አሜን አሜን
2️⃣0️⃣1️⃣4️⃣ ዓ.ም ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና አሜን ፫ 🤲
አዋይ ንስኻትኩም ግን ኣብ አቲ ሕያው ኣምላኽ ክትወድቁ አኩም
@@ermiaskubrom8632 ኣይተረዳኣናን ሓውና ወይ ሓፍትና እንታይ ማለትካ እዩ ወይ ኪ እዩ መልሲ
ኣሜን (3))
@@ermiaskubrom8632 ሓወይ ትትርደኣዮ ምሐሸካ እምበር ህልክ ኣይምሰልካ ተረዳኣዮ ጥራሕ ናይ ሂወት ጉዳይ እዩ
ስልጣን ሓውና ካልኣይ ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበ
ኣሰይ ከመይ ዝበልዎ ብሩኽ ቅነ እዩ ወደይ እስከ ነመስግኖ ንኣምላክና ክብሪ ይኹን ንስላሴ እልልልልልልልልል
Nay bahaki msgana ykuno namlakna ms kbrti weladit dngl mariam
አሜን ፫ ክብሪ ንአምላክና ይኩን
Amen Amen Amen temesgen goyta🙏🙏🙏
@ ክባራታዕ ዝግቦኦ ሰብ እዩ ላይ ሃቡለይ ነዚ ወተሃደር ክርስቶስ
ቃል ሂወት የሰማዓልና ብሓቂ ደስ ዝብል እንኾዕ ብሰላም ምጻካ ኣብ ዝልካዮ ጽናዕ ትባዕ ኢለዶ ኣይኣዘዝኪኻን፣ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኣብ እትኽዶ ኩሉ ምሳኻ እዩ እሞ ኣይትፍትራሕ ኣይትሽብር ከኣ ።መጽሓፍ እያሱ 1፥9
በሓቂ እዚ ትምህርት ህወት እዩ አሕዋተየ ጥራየ መስማዕ አይ ንኩን ደንብስና ንስረሐሎ እመንትና ናሓሎ
ዕልልልልልልልልል ሓውና ድማ ወድ ድንግል ማርያም እግዚአበሔር አምላክ ድዝ መሰክር ዘበቐዐካ ሰሙ ዝተመስገን ይኹን አሜን/3/
ቃል ህይወት ያሰመዕልና ስልጣን ሓውና
I am proud to be Ortodox Tewahdo haymanot, keep it up memhir seltene we are learning a lot from you,
God bless you and the blessed preacher(from paster to Ortodox)
Thanks God for every thing. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዞም ርኩሳት መናፍቅ እፍፍፍ ዘሕዝን ታሪክ😢😢😢 ኦርቶዶኽስ ለዘለአለም ትኑር አሜን 3 መምህርና ስልጣን ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ 😍🙏🙏🙏👈👏
ጌጋ ርኹስ ዝብሃል ፍጡር የለን መናፍቅ ምባል እኹል ዩ ኔሩ
እንኳን ደህና መጣህ ድንቅ አስተማሪያችን የአገልግሎት ዘመንህ ይባረክ አሜን🙏
🙏የኦርቶዶክስ ልጆች የቻናላችን ቤተሰብ ይሁኑ እንዘምር ዝማሬ እግዚአብሔርን ያከብረዋል🇪🇹❤🙏
ንሓወና ቃለ ህይወት የስመአልና ኦ አምላከይ መድሃኒ አለም አቦይ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና
ብጣዕሚ ዘሐዝንን ዘፍርሕን ዘመን
እመ አምላክ ወላዲተ አምላክ ብአማልድነታ ትሓልወና ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ እግዚአብሔር አምላከይ አብ ተዋህዶ ሃይማኖትና የፀነዐና
ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ናይአገልግለት ዘመንኻ ይባርከልኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክብረይ
ብሓቂ እግዛብሔር ኣምላኽ ምስ ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ተዋህዶ ልዘልኣለም ትንበር 🙏🙏🙏
ካብ ፈጣሪ ሞ እንታይ ይስኣኖ ኮይኑ🙏 ሎምን ኩሉሳዕን ንዓካ ነመስግን ጌታየ🙏🙏🙏🙏❤❤
እንኳዕ ድሓን መፀእካ ክብር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ
እስይይይይይ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔ ይመስገን እንኳዕ ሰላም ተመለስካ
ክብር ሓውና. ስልጣኑ ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ. ብሓቂ ኦርቶዶክስ
ተዋህዶ ዝላለም ትንበር
ሓዉናን መምህርናን ናይ እግዝኣብሄር ሰብ፡እዛ ስብከት ደስስ እላትኒ ኣብቲ ጉባኤ እኳ ክህሉ ኣይምጸላእኩን እሞ ዓድምካ ብክፋላት እንተትዝርግሓስ ክንደይ ደስ ምበለኒ፡ቤት መናፍቓን ገረውረው ክትብል፡
ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያንና ድማ ብደቃ ከተዐለቕልቕስ እግዝኣብሄር ፍቓዱ ይኹን፡
ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!!
እግዚአብሔር ይመስገን ንኩሎም ከምኡ ይመልሶም ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ክቡር ሓዉና
ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡር ሓው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ።
እንቃዕ ናብታ መሰራዊት ናይ ኣቦታትካ እምነት ተመለስካ።
ዘመንካ ይባርክ ኣምላክ።
እግዚአብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ከስካብ መጨረሻ ኣብ ገዝኡ የንብረና መድሃኒኣለም ኣቦና
ብሓቂ ብጣዕሚ የሐዝን እህ ለከ ከምዚይ ላበሉ እዮም ወገና ናብ ኣምልኮ ሰይጣን ዝወስድለዉ
ስልጣነይ እውን እግዚአብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ፀጋን ኣብዚሑ ይዓድልካ ብሩኸይ
ሰለ ከሉ ነገር እግዚአብሔር ይመሰገን ኣነ ቃላት የብለይን ኣምላክ ቅዱስ ሩፋኤል ይርደአና እንኳዕ ኣብጸሐና ንሓድሽ ዓመት ክብራተይ ዘመና ይቀይረልና ዝጠፍኡ ኣሕዋትና ከምቲ ሓዉና ይመልሰልና🕯🙆♀️
ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን መምህርና ስልጣን ብሓቂ ንዓኻ ዝገልፅ የብልናንሞ አባኻ ሓድሩ ዘይሓልፍ ቃል አምላክ የምህረናሎ እግዚአብሔር ነስተዉዕለሉ ልቦና የዓድለና አምላክ አብታ ቅድስትን አፅናፋዉትን እምነትና ያፅንዐና
ንበረልና ብዕድመን ብጥዕናን መምህረይዋ ተባዕ አገልጋሊ ንሓቂ ደዉ ዝብል ከማኻ ይብዝሐልና 😭
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላም ኩም በክርሰቶሰ ይብዛሕ ከብርት ሰድራ ልአል እግዚአብሔር አምላእክ እግዚአብሔር ይመሰገን ብሓቂ ቃል ህይዉት የሰመዐልና ከብር ሓውና ሰልጣኑ ፀጋኡ ያብዛሕልኻ አሜን
ልቦና ይሃብና እግዚአብሔር አመላእክ
ሰላም ለሰዉ ልጆች ፈጣር ጦርነት ያርቅልን😭💔💔😭😭 እንኳን አደረሳችሁ ለአድስ አመት❤️❤️☦️💔💒💒
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen amenn
አሜን ፫
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰማዐልና ክንደየናይ የሕጉሰካ እሰይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልተመሰገን ኣምላክ ሰልጣን ሓዉና ፀጉኡ የብዝሐልካ
#ተኽለ_ማርሃዲናባ ጸውዕለይ🙄እናፈለጠ ዝዓወረን ዝጸመመን 😥💔እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናኡ የብርሃሉ 🤲✝️
ኣሜን (3)) ደሓን መዓረይ ኣብጸሎትኪ ጥራይ ደኣ ዘክርዮ ናብቲ ቅድስቲ ስፍራ ክምለስ
@@ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ አሜን ፫ ጸሎት ቅዱሳን ክምለስ እዩ ከም እግዚአብሔር ፍቃድ🤲✝️🥰
ኾኾበይ ብሓቂ ዛ ናተይይይ
Nabey kmless ere nhna ms eyesus teuum alena nskum ekum nabana ktmetsu kntslyelkum kemti lbi lydia zkefete goyta lbkum kkefto ktslyelkum eye 🙏
@@senaitgirmay586 ay ente koynlkums neakum dea xelyu ab xelmat kenka brhan mray aykealn senait haftey hopefully gn hade mealti habirna deqi mezmur nay goyta knkewn neamlak Entay yseano 🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት የሕዋትና
እግዚኦ ማሓረኒ ክርስቶስ ጌታ ሆይ ሓደራ ናብ ፈተና አይተእትወኒ😭 ማርያም አደይ ስልጣን ሓወና እግዚአብሔር ፀግኦ የብዘሐልካ ❤❤⛪️⛪️⛪️❤
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ከብር ሓውና ብጣዕሚ መሃረ እዩ ቃል ሂወት የስምዐልና ቅድስት ድንግል ማርያም ሓለዊትካ ትኩን ኣሜን
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ደሰሰ
ደሰሰ ደሰሰ እልልልልልል አልልልልልል እልልልልልል በሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር አምላክ ይባረክ ክብሪን ምስጋናን ውዳስን ንዓኡ ይኩን አሜን አሜን አሜን
ተመስገን እንቆዕ ናብዛ ቅድስቲ ሃይማኖት ተመለስካ ዕልልልልልልልል ደስ ዝብል እዩ ኣምላክ ነቶም ዝተረፉ ኣዕይንቲ ልቦናኦም ይከተሎም ነቶም ኣብ ሃይማኖትና ዘለና ጸኒዕና ክነብር ነቶም ዝጠራጠሩ ብምሉእ ልቦም ክኣምኑ ነቶም ጠፊኦም ዘለዉ ካኣ ዝምለስሉ ዘመን ይግበረልና ኣዕይንተ ልቦናና ከፊቱ ኣቤቱ የጽነዓና
ርሑስ ጳጉሜን ከኣ
💒🙏🤝🤲💒
ብሓቂ ልብካ ዝሰብር ህይወት እግዚአብሔር አምላክ እንዃዕ ኣብዛ ቅድስቲ እምነትካ ብሰላም ተመለስካ ክቡር ሓውና
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ሰልጣን
እልልልልልል ተመስገን አምላክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘለአለም ትንበር ክትነብር እያ ድማ
ብሓቂ ይገርም እዩ ሓውና ስልጣን እግዚአብሔር አምላክ የክብረልና
እዋይ ዘይተነገረ እንበር ዘይተገበረስ ዘየለ ኣብዚ ዓለም ምስ ፓስተር ክትዓርግ ዋ ስልጣነይ መምህር ሂወተይ እንኳዕ ድሓን መፃካ
ተመሰግና አምልክ አልልልልልልልል ሚን ያሰንሃል አኑኳን በሰልም መጣህልን ውነድማችን ከንተ ብዝ ተሚረንል ጸጋው ያብዝልህ
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓወና ሰልጣን
ብሓቂ ክብሪን ምሰጋናን ንቱ ልዕል
ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላክ ይኹን አሜን
ተዋህዶ ንዘለዓለም ትንብር
ኣዚዩ ዘስደምም ታሪኽ! እንቋዕ በል መንፈስ ቅዱስ ምስጢሮም ክትነግረና ለኣኸካ። ንቕሓት ዘድልያ ግዜ እያ እሞ ሓቢርና ኩላትና ንንቃሕ።
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም መምህርና ስልጣን ብሓቂ የሕዝን እዩ እዛም አሕዋትና ናብ ቤቱ ይምለሶም እግዚአብሔር ንዓካ ክዓ አብ አጎልጉሎትካ የፅንዕካ
ናይ ብሃቂ ተጊድስካ ናይዚ ሓውና ብምምጻካ እግዛብሄር ድካምካ ይርኣየልካ! ኣነ ብዙሕ ግዜ ኣብ ሚድያ ሃሰው ኢለ ሲኢነያ ኔረ እዛ ምስክርነት ናይ ሓውና ፧ ኣቀድም ኣብሉ 1ዓመት ይገብር ፍርቃ ሰሚዐያ ኔረ ብክፋላት ንመናፍቃን ድማ መን ምኳኖም ናይ ብሓቂ የ ፈሊጠዮም ። ብዝኮነ ብጣዕሚ የመስግነካ ከምዚ ጌርካ ተገዲስካ ንህዝቢ ከይጠፍእ ምምሃርካ ።
ኣምላክ ይመስገን ከብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ዝኮና ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ ከብ ኩሉ ማዕልቲ ብዝበለፀ ንቶም መናፍቃን ዝሓፍርሉ ኣምፅእካሎም እቶም ገርህታት ከም ዝሓወይ ብዘይ ፍላጦም ዝኣትው ዘለው እተተምሃርሉ እበር እኒ ተክለ ማርያምስ ምክንያት ክእሉሽሉ እዮምዋ ብዝኮነ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ዝሓወይ።
ቃለ ሂወት የስመዐልና ብጣዓሚ ደስብሃሊ ትምህርቲ በኡነት እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልካ ብጣዓሚ ንፁር ትምህርቲ እግዚአብሔር ልኩሎም ልቦናኦም የብርህ. ንሕና ኦርቶዶክሳውያንውን ኣብዛቅንዕቲ እምነትና የፅነዐና ኣሜን
በጣዕሚ ልቢ ዝነኪ ምስክርነት እዩ አምላክ ሕጂ አብ ቤቱ የፅንዐካ አገልግሎት አብዚሑ ካይባርከልካ
Qale hiwet yesmealna. Orthodox nzelalem tnber amen.
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ሰልጣን ክንፅበየካ ቀኒና አይትጥፈአና
እሰኪ እታ ሊንክ ለአኹለይ ፉቁራተይ
ጸግኡ የብዝሓልካ ሱልጣን ሓወይ ህይወት ብዙሓት ሰባት ኣዲሒንካ ኢኻሞ ክብርን ምስጋናን ይብጻሕካ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ።
ቃል ህወት የምዓልና ሓወይ በስምኣብ ካብ ኩፉእ ዘበለ ባዕልኻ ሓልወና ኣምላኽ ኣቦይ ከምዚ እምብዓር ነዚ ኩሉ ሰብ ዘጥፍኦ ዘሎ እዝግዮ ብልቢ ሓዚነ!😪
ዝጠፈኣ ህዝብካ ናብ ልቡ መልሰልና ኣምላከይ ብመንገድካ ምርሐና🙏
እግዚአብሔር ይመሰገን ንእግዚኣብሔር ዘሰእኖ የለን ተመሰገን እዛ ነገር ብኣምሓርኛ ሰሚዐያ ነይረ ኣነሰ
እንኳዕ ናብ ቅዱሰቲ ሃይማኖት። ተመለሰ በል ፅናዕ በርትዒ ሓወዋ
በእዉነት ቃለ ህይወት ያሰማልን ስልጣን ፀጋዉን ያብዛልህ ሰለ ማይነገር ስጣታዉ እግዚአብሄር ይመስገን
አሰይይይይ ባሓቂ ክብርን ምሰጋናን ለአምላክና ይኩን መምህረይይ ሰልጣኑ ዶም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፍጣሪ ፌሰብክ እናዓፅየ ኣቢምና ዘልወ ከመልሱ እዮም
እንኳዕ ዳሓን መፃካ ክፅበየካ ቃንየ ስልጣንዋይ ሓወይ
ብሓቂ ኣብ ፀሎትኩም ዘክሩኒ ምሳካ ክዓርግ ኢለ ላብ ሰማይ ዶ በለት ሳሓቅ ሞይተ 😂😂😂😂 ለለስ ታዓሚቶም ከይራኣዮኒ ሰጥ ኣቢላ ሒዛትኒ ያ ዋይ እመቤታችን ካብ ኩፍእ ትሓልካ ሓወይ ናተይ በእውነት ብጣዕሚ ደስ ክትብል ፅብ እዛን ትምህርትካ ክጥዕማ🌺🌺🌺🌹💓💞💞
በየ
,
😂😂😂
ቃለ ህወት ይስመዓልና መም ሰልጠነ ሓውና የቀንየልና
ጸቡቅ ሰሚዕና ንሓውና እንቃዕ ብሰላም ተመልስካ
ልቃስ ወንጅል ሓድ ሰባት ክምለሱ ከለው ኣብ ሰብ
ሰመያት ሓጎስ ክም ዝከውን ብሓቂ በሓቂ እብለኩም ኣለኩ
Welcome our brother to. Orthodox Tewahdo True and clear religion. I would like to say please continue every day. like this lesson I hope that God always with you thanks so much
ቃል ህይወት ይስመዐና ሓውና
ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን እግዚኦ መሓረና ካብ ሓሰውቲ ነብያት ሰውረና።ነዚ ቃለ ምስክርነት ዘብቀዓካ ኣምላኽ ይክበር ይመስገን።
እንካዕ ብሰላም መፃካ ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣባካ ሓዲሩ ስለ ዝማሃረናን ዝገሰጸናን ስሙ ዝተመስገነ ይኩን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልዘልኣለም ትንበር✝💒🤲🙏🤲🙏🤲🙏❤❤
ባሓቂቃለህወትይስመዐልና🙏
ኣሜንኣሜንኣሜን💒
ቃል ህይወት የስመዐና🤲🤲🤲 እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ኣምላክና እንታይ ይስኣኖ ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሔር ኣምላክ ይኩን ኣሜንንንንን 🙏🙏🙏💒💒💒⛪️⛪️⛪️
2ይ ክፋል ብሃንቀዉታ ንፅበ ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ንኩሎኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም✝️
ኣሜን
ክብሪ ምስጋና ንእግዚአብሔር ይኩን
🤲💓ክብር ሓውና በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕልና 💓💓💓✝️
ኣሚን ካል ሂወት የስምኣልና
ጸጋ የብዝሃልካ ክርስቶስ ኣምላእክና
ኣሚን3
Thank you💐🤩🌷🌷🌷🌷🌷
ቃል ሂወት የስመዓክና ብሩኽ ሓወይ እንቃዕ መዋጽኦ ፈጠረልካ መድሃኒኣለም ክርስቶስ።
Amen Amen Amen kaliwet yesmaelna 🙏🙏🙏🥰
እንኳዕ ብሰላም መፃኢኻ ክቡር መምህርና ስልጣን ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ ክርስቶስ ወታደር ናይ ህወተይ ዶክተር #ሺሕሕ_ዓመት ንበረልና ብሓቂ ብዘይ ምፍላጥና ንጠፍእ ዘለና ውሕዳት ኣይኮናንሞ እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና አሜን ፫ ክቡር ሓውና ከዓ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ኣብ እምነትካ የጽንዕካ
ብሓቂ ለባመይ
ቃል ህወት የስመዐና
አሰይ ክብሪ ይክኖ ፈጣሪ አምላክ እዙይ ኩሉ ዝገበር እንኳዕ ብሰላም መፅካ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት
Qalehiwet yesmaalna kubur hawna ..Egzabher melaektu liekuyhalwena kab nay menafsti Tegezainet yedhnena ahwatey 🙏🏼🙏🏼🙏🏼hawey Kea Enkai bselam nabta qneti haymanot Temeleska.."
ጸጉኡ የበዘሐልኩም በአማርኛ ሰሚዐያ ነይረ ቅድም አሉ ብጣዕሚ አዩ ዘሐዝን ብሰይጣን ተሰዉሮም አቲ ሓቀኛ ሃይማኖት ክፃረፉ ይወዕል ኣለዉ😥
እታ ናይ ኣምርኛ ሊንክ ዶ ምሓበርካና
እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ክቡር ሃውና
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna kubur hawnan memhrnan agolglotka ybarek nhawna dma enkea nab lbu meleso
Kbiri nSlase ykun 🙏
Wey gud enqae bselam temeleska amen amen 🙏🙌👏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዐልና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ምካን ክንደይ ትዕድልቲ እዩ ።ስለ ዝማሃርካናን ዝገሰፅካናን እግዚአቢሄር ይባርካን ይቀድስካን ፀጉኡ የብዝሓልካክቡር ሐውና፡ ክቡራት ተካታተልቲ ጎደልያስ ትዩብ ከዓ እንካዕ ንሓዱሽ ዓመት 2014ዓ ም አብፅሐኩም አብፅሐና አሜን (3)
እንቃዕ ናብ ልብካ መለሰካ ልዑል እግዛብሔር። ክብሪን ምስጋናን ይኩኖ ንመድሃኔ አለም። አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህርናን ሓውናን
Egziabher Amlak zkeberen ztemesgene ykun
ተመስገን እንካዓ ፈጣሪ ናብ ዛ ቅድስቲ ኦርተደክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን መለሰካ ፈጣሪ ካብ ቤትና ኣይውጸኣና ብምሕረቱ ይሓልዋና ኣሜን ስልጣን ሓውና ዉን ቃለ ሂወት የስመኣልና 🙏🙏🙏
በስመስላሴ ቡኦነት ዘይ ምፍላጥ ከንደይ ይሐስም
ህዝበይ ሳአን ፍልጥት ይጠፍእ ኣሎ ዝበሎ እቲ ቅድስ ቃሎ ብጣዕሚ ሐዚነ ለካ ክምዚ ኩይኑም ዩም ዝታለሉ ዘለው ይሕዋትና እግዛኣቢሔር ምሕረቱ ይልአኽልና ንሕውና ድማ እግዛኣቢሔር ኣብ እምነቱ ክጽንዑ ቅድስ ፍቃዱ ይኹን🙏🙏🙏
ክብሪን ምስገናን ንኣምላክና👏❤
እንካዕ ደሓን መፃእካ ሰልጣን ሓወይ
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር ብሓቂ
ቃለ ሂወት የስመዐና
ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርክ እግዚኣብሄር ኣምላክ
ሰልጠነ ሓዉና ⛪🌹🌹🤲🤲🕯️🙏🙏
እግዚኦ ማህረና ክርስቶስ (3)😢😢🙏🙏☝️
ግብሪ ሃዋ 24 (Acts)
14፤ ኣነ ግና ነቲ ኣብ ሕግን ነብያትን ተጽሒፉ ዘሎ ዂሉ እናኣመንኩ፡ በታ ንሳቶም መናፍቕነት ዚብልዋ ዘለዉ መገዲ ኸምኡ ገይረ ንኣምላኽ ኣቦታተይ ከም ዘምልኽ፡ እዚ እእመነልካ ኣሎኹ።
15፤ ከምቲ ንሳቶም ንጻድቃንን ንሓጥኣንን ትንሳኤ ኪኸውን ዚጽበይዎ፡ ከምኡውን ኣነ ኣብ ኣምላኽ ተስፋ ኣሎኒ።
16፤ ስለዚ ኸኣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ሰብን እንታ ዜብሉ ሕሊና ኺህልወኒ፡ ኲሉ ጊዜ እጽዕር ኣሎኹ።
20-21፤ ወይስ ኣብ ቅድሚ ዋዕላ ቘይመ ኸሎኹ፡ ብዘይ እዛ ኣብ ማእከልኩም ብደወይ ዓው ኢለ፡ ሎሚ ኣነ ብዛዕባ ትንሳኤ ምዉታት ኣብ ቅድሜኹም እፍረድ ኣሎኹ፡ ዝበልክዋ ሓንቲ ዘረባ እንተ ዘይኰይናስ፡ ገለ በደል ረኺቦምለይ እንተ ዀይኖም፡ እዚኣቶም ይንገሩ።
ብስም የሱስ ኣንታ ክንደይ ትሕሱ!!!!!
ተጠንቀቅ ኣይትድፈር ኢድ ኣምላኽ ሓጻር ኣይኮነትን። ኣይትሓሱ ፡ጴንጠ ከምኡ ኣይኮኑን፡ ንስካ ንጎይታ ኣይትፈልጦን ኢኻ!!!
ተጋጊኻ ንስካ ድራማቲስት ኢኻ!
ብክርስትና ትጻወት ኣላኻ!!!
ግደፍ ብሂወት ጽወታ የለን በጃኻ።
ንሕና ንማንም ኣይነታልልን ኢና፡ ነገር ግና፡ ነዚ ኣብ ሓጢኣት ተኣሊኹ ዘሎ ህዝቢ ንምውጻእ ከቢድ ጾር ኣሎና።
ሓሳዊ፡ በጃኻ ኣይትሓሱ!!!!!!!
ቨዛካ ስልጣን ሓወይ 2ይ ክፋል ኣምፃኣያ ማሓረንይ ካብዝይ😥😥😥😥😥😥😥😥
Egziooooo kabzi mehareni amlakey 😳🥺🥲😭😢🙏🙏🙏
Eway Gud ,Ezgabiher Amlakna kab swr amlko seytan Adhnena ember,
Etom agannti abti gubae menafkan mis wedeku, menfes kudus ztekebelu ymeslom ember, Aganti kem zkbelu beti zgebrwo flut eyu,
Ezgabiher Amlakna aentom kefitu nab kidsti emnet Orthodox tewahedo ymlesom Amen
እግዚ ኦ ማሓራን ክርስቶስ🤔🤔 እንካዕ በሰላም ተመለስኩ ዛሐዋይ 🙏
ኦ ኣምላኬ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ዝጠፍኡ ደቅካ ከምበደልሎም ዘይኮነስ ከምቸርነትካ ይቅረበሎም ዓይነ ልቦኖኦም ክፈተሎም🤲🤲🤲🤲🤲💒💒💒💒💒💒ትክክለኛና ቀትተኛ እምነት እምየ ኦርቶዶክስ ብቻ ናት::
አሰይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልል
አሰይ ጸሎተይ ሰመረ
አሰይ ጸሎተይ ሰመረ
ክብሪ ይኹን ንስላሴ
ክብሪ ይኹን ንስላሴ
ይኽበር ይመስገን ኣምላኸ ሙሴ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና
እንኳ ዕ ናብዛ ቅድስትን ሃዋርያዊትን እርተዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ብሰላም መፃእኻ ብሓቂ እቲ ርህሩህ እግዚአብሔር ኣምላኽ ንሓጥያትና እንበር ንብአምሳሉ ገይሩ ዝፈጠረና ሰባት የፍቅረና እዩ ኣይፀልአናን ምኽንያቱ ሓንቲ ነብሲ ክትጠፍእ ስለ ዘይደሊ እቲ ሓጥያት ዝገብር ሰብ ንሱ ዘይኾነስ ፀላኢ ሰናያት እዩ ኣብኣቶም እና ሓደረ ንቅዱሳን ይኹን ንሰብ ዝፃረፍን ዝፅየፍን ዘሎ እንበር እቲ ሰብ ኣይኾነን ንሓጥያት እንበር ክንሪኦም ከለና ኣይንፅለኦዮም እንታይ ድኣ ከማና ንኽኾኑን ናብ ልቦም ንኽሙለሱን ክንፅልይሎም እዩ ዝግበአና ናይ ክርስትናና መግለፂ ንኹሉ ብማዕረ እንተነፍቅር ተኾይንና እዩ ነዚ ግን ባዕልትና አፍደገ እንድሕር ህብናዮ እዩ አብ ሰብነትና ኣትዩ ዝገዝአናን ድላዩ ዝፃወተና አሰንበር ተነፅግናዮ ቦታ ኣይረክብን ስለቲ መንክር ዝኾነ ውዕለቱ እንታይ ውረታ ክንኸፍለሉ ኢና ተመስገን እያ ዓቅምናሞ ስለ ኹሉ ነገር ይኽበር ይመስገን አሜን ነዞም ዝተረፉ ኸኣ ከምዚይ ገይሩ ይመልሰልና አሜን አሜን አሜን
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
Egziabher ab emnetna knxenE hayli yhabena bhaki kale hiwet yesmalna tsegu yebzhalkum ahwat 🙏
@ ብሰላም ምጻእ ክብረተይ
Yes kemzi u ti haki enquae selam mexaka pastor
ዋይ ኣምላክ ኣቦይ ካብዚ ኩፉእ መንፈስ መሓረኒ 😭😭😭😭😭😭😭😭
ተመስገን ኣምላከይ ክንደይ ደስ ክብለካ እዩ ናይ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያና ትምህርቲ ኦ ጎይታ ብታ ንፅህቲ ኦርቶዶክስና ኣፅነዐና ኣሜን ሓውና እንኮዕ ናብ እምነትካ ተመለስካ🙏🙏🙏
አሜን
Kbur hawna enkae nabta nayabotatka emnet bselam temeleska elllllllllllll
አንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣን ሓውና ኩቡር ሓውና አውን አንኳዕ ብሰላም ተመለስካ
ወይነ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር ሓውና
ብጣዕሚ ደስሕቅ ታርክ ይኡ ክክክክ
ኦጌታ ሆይ ማረኒ ኩርስቶስ 😢😢
ስምኦን ሓወይ ምስ ኩሎም ኣሕዋቱ ተመሊሱ ክርኢ ተስፋ ኣለኒ
መጀመርያ ነቲ ምድርን ኣብኣ ዘሎ ኩሉ ፍጥረትን ሰማይን ዝፈጠረ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክብርን ኣምልኾን ስልጣንን ንዘላለም ንዕኡ ይኹን።ብምቕጻል ዝኸበርካ ሓወይ ካብቲ ናይ ጸልማትን ሓሶትን ሂወት ኣውጺኡ እቲ ሓቅኛን ብርሃን ዝኾነ ቃሉ ንኽትምስክር ዝገበረ ጎይታና ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስይኽበር ይመስገን ነቶም ዝተረፉ የሕዋትና ድማ ከማኻ ዓይነልቦንኦም ከፊቱ ናብቲ ሓቀኛን ሂወት ዝህብ መንገዱ ንኽመልሶም ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን ፡ኣሜን። ስለቲ ኩሉ ትምህርትኻን ምስክርነትካን የቕንየልና እግዛቢሀር ኣምላኽ ኣብ እምነትና ይጽንዓና ኣሜን። ቀጺለ ድማ ዝኸበርካ ሓውና ዲያቆ ስልጣን ከሰተ ብእትህበና ትምህርትን ኣስተምህሮን ኣዝየ የድንቕካን ይፈትወካን ናይ ብሓቂ ኣምላኽ ጸጋኹም የብዝሓዮ ከምቲ ኣብ ብርቱዕ ማዕበል ዘይትናወጽ መርከብ ኣብዚ ዘለናዮ ናይ ኣኽር ዘመን ድማ እግዝኣብሄር የጽንዕካን የጽንዓናን ርሑስ በዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመትን ንኹላትና ኦርተድክስ ተዋህዶ በተክርስትያን ኣሜን(3)።