መኣረምታ ንዝሓለፈ ጌጋ መልእኽቲ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 678

  • @godolyastube4733
    @godolyastube4733  ปีที่แล้ว +66

    ሉቃ 5፣35 ብ ዮሐ 5፣35 ትተኣረም

    • @meharizeremariam9389
      @meharizeremariam9389 ปีที่แล้ว

      @@rimgigna7509 ሱቕ በል ሱቕ ተሰተር ጠፊእካ ኢኻ ዘለኻ ተመለስ

    • @amanuelmekonen
      @amanuelmekonen ปีที่แล้ว +3

      Viedo ስርሓላ pls ሰብ ይሽቅጠላ ኣሎ

    • @ንጽባሕንሕናእናነጸብቓ
      @ንጽባሕንሕናእናነጸብቓ ปีที่แล้ว +2

      ክክክክ ከምዚታት ከተምጽኡ ትቃዳደማ እክን, ብዛዕባ ኣቦታትን ብዛዕባ ዘፍረስክማ ቤተ-ክርስትያን ግን የለን፣

    • @ናትናአልዘካሪያስ
      @ናትናአልዘካሪያስ ปีที่แล้ว +5

      Ephesians 5 ትግ - ኤፌሶን
      8-10: ፍረ ብርሃን ብሰናይ ዘበለን ብጽድቅን ብሓቅን እዩ፡ ቀደም ጸልማት ኔርኩም ኢኹም እሞ፡ ብጐይታ ግና ሕጂ ብርሃን ኢኹም፡ ንጐይታ ዜሐጕሶ እናመርመርኩም፡ ከም ደቂ ብርሃን ኴንኩም ተመላለሱ።

    • @solianagebrehiwet2029
      @solianagebrehiwet2029 ปีที่แล้ว +2

      መምህር መጀመርታ ቃል ሂወት የስምዓልና ብምቅጻል ዘይ ሎሚ ወንጌል ሒዘ ቃል ኣምላክ ብቃላትካ ሰሚዐስ ብጣዕሚ ተደናጊረ ንስለ ሓበሬታካ ብምጽሓፍካ ብጣዕሚ ነመስግን ግን ጸላኢ ነዚኣ ወላ ኣንቢቡ ጌጋ ክረክበልካ ሃንቀዉ ኢሉ ዝጽበ ስለ ዘሎስ ብእዋኑ ወላ ሓጻር መልእክቲ ሃበላ ብዝተረፈ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @AwetYemane-s2o
    @AwetYemane-s2o ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ቃሊ ሂወት የስማዓሊና

  • @24ዮዳሄ
    @24ዮዳሄ ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የሰማዓልና ሰልጣን ሐወይ ወላሐንቲ ትፈልጦ የብላን ሰቅ ኢላ እያ ብሀውሪ አትያቶ

  • @heileweyni2171
    @heileweyni2171 ปีที่แล้ว +7

    አታ ብሮክ መጀመርያ ነቲ መጸሐፍ ቅዱስ አንብቦ ወንጌል አንብብ የለን ኢልካ አየትክሰስ ትሕት ኢልካ ነቲ ቃል መርምሮ ተባረክ

    • @eriadijeganu746
      @eriadijeganu746 ปีที่แล้ว

      Anbebu teksetat yehbeka endeu zelo niseka dema abeynay tekse kem zelo nigrena

  • @ሙሉእሰላምይግበረልና
    @ሙሉእሰላምይግበረልና ปีที่แล้ว +14

    እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ተዋህዶ እምነትና የፅንዐና መጨራሻና የፀብቀልና ንንስሃ ሞት የብቅዐና

  • @AbielKbrom
    @AbielKbrom ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃል ህይውት የሰማና

  • @AhAh-wb7rl
    @AhAh-wb7rl ปีที่แล้ว +2

    አሜን ቃል ህይወት ያሰመዐልና ሰልጤና ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ይክበር ይመሰገን እመብርሃን ናይ ዓይነ ብርሃን ኣማላጁ እያ እመብርሃን ዝነከኡ ክብር የብሉን ድያብሎሰ እዮ🙏💛❤⛪️✝️🙏🙏🙏

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
    @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ ปีที่แล้ว +13

    ኣቱም ሰባት ንበይነይ ድዩ ኣብዚ ዘሎ ስብከት ካብ ሓንጎለይ ሓሊፉስ ካብ ፅፍሪ እግረይ ክሳብ ጨጉሪ ርእሰይ ናብ ኩላ ሰራውር ደመይ ሕቶ ወይ ካኣ ሕርክርክ ዘይብሉ ብንፁር ናብ ኩላ ሰራውር ደመይ ሰንጢቁ ዝሰርፅ ስልጣነይ በቃ መዝሙር ክሰምዕ ቃል ኣምላክ ክሰምዕ ዓቅለይ ፅብብ ኢዩ ዝብለኒ ነይሩ ግን ዋላ ገና ካብቲ ሓጥያት ዓለም ሙሉእ ብሙሉእ እንተዘይወፃኩ ናይቲ ልዑል ብርቱዕቅኑዕ የዋህ ኣምላክና እግዚአብሔር ቃሉ ክሰምዕ ከስተማቅር ክፈልጥ ኣእምሮይ ክፉት ኢዩ ብደስታ ብሓጎስ ክሰምዖን ክቅበሎን ዋላ እንተዘይሓዝክዎ እዚኩሉ ናብዚ ዘብቀዐኒ ካኣ ናትካ ስብከት ኢያ ሓንቲ ማዓልቲ ዘይትርሳዕ ቅድስቲ ማዓልቲ ኣላ ኣብዚ ፂሒፈ ዘይውዳኣ እና ብሩከይ በቃ ቃላት ኣይረከበልካን ሽሕ ዓመት ንበረልና ካም ሑፃ ባሕሪ ሰስነሌና ቤትካ ካም ናይ ኣብራሃም ኣቦናን ኣዴና ሳራን ይባረክ 🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙❤️❤️❤️❤️❤️

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 ปีที่แล้ว +1

      ኣጆካ ዝሓወይ በርትዕ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምንባብ ከኣ ተጸመድ ኢካ ወላዲት ኣምላኽ ትሓግዝካ።

    • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
      @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ ปีที่แล้ว +1

      @@akiyor3615 ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ክብረተይ በዚ ኣጋጣሚ ጓል ኢየ ነዚ ኢዩ ካኣ ዘይተቀየርኩ ዘብለኒ ዘሎ እምበር የንብብ ይማሃር ኢየ ቡዙሕ ነገር እውን ተቀይረ ክብሪ ንኣምላክ 🙏🥰

  • @nebyattewelde382
    @nebyattewelde382 ปีที่แล้ว +15

    ብሩኽ ሓወይ ኣነ ብርሃን አለም የ ካብ በለናስ ክርስቶስ ጥራሕ ዩ ብርሃን ዓለም ኩሉ ብርሃን እውን ካብ ክርስቶስ ዩ ዝመጽእ 👏👏👏👏👏

    • @rutinahadeksh6400
      @rutinahadeksh6400 ปีที่แล้ว

      Bruk hawey astewel eba nskatkum brhan alem eikum ekoyu eilwom baelu goyta n hawaryat matios 5:14 anbb eske

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 ปีที่แล้ว

      ክቡር ሓወይ ክርስቶስ ብርሃን ዓለም ኣይኮነን እቲ ሕቶ ግና እቲ ብርሃኑ ንሃዋርያት ሂብዎም ኢዩ ብፍቃዱ ምንጩ ብርሃን ክርስቶስ ኢዩ ኣብዚ ድርድር የሎን ግና ወንጌል ዝምህር ከይ ተረፈ ብርሃም ክርስቶስ ኣለዎ።

    • @godisalmighty8896
      @godisalmighty8896 ปีที่แล้ว +3

      ​@@akiyor3615 ክርስቶስ ብርሃን ዓለም ኣይኮነን ዲኻ ዝበልካ ብሩኽ ቃል ኣምላኽ ኣንብብ
      John 8 (ትግ) - ዮሃንስ
      12: ሽዑ የሱስ፡ ኣነ ብርሃን ዓለም እየ። እቲ ዚስዕበኒ ብርሃን ህይወት ኪረክብ እምበር፡ ብጸልማት ኣይኪኸይድን እዩ፡ ኢሉ ኸም ብሓድሽ ተዛረቦም።

    • @GhebremicaelMEKONNEN-nb3xm
      @GhebremicaelMEKONNEN-nb3xm ปีที่แล้ว +1

      ሓው መጀመርታ ርግእ ኢልካ ስማዕ ማቴ፡5:14ን ዮሃ፡5:35 ከአ አንብብ ካብ ቀልጢፍካ ምምላስ።

    • @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
      @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ ปีที่แล้ว

      @@godisalmighty8896 እቲ ዝገርም ኮ ዘይምስትውዓልኩም እዩ ብሩከይ እስከ እቲ ዝበለካ ደጊምካ አምብቦ እቲ ሕቶ እየሱስ ክርስቶስ ብርሃነ ዓለም ድዩ ኣይኮነን ዘሎ እዩ ዝብለካ ዘሎ እየሱስ ክርስቶስ ደኣ ምንጪ ብርሃን እምበር እንታይ ሕቶ ተደሊዎ

  • @shinyblade4569
    @shinyblade4569 ปีที่แล้ว +12

    Great thanks may god bless the our orthodox Christian for ever.

  • @tesfamichaelazmera3060
    @tesfamichaelazmera3060 ปีที่แล้ว +1

    ብሩኽ ሓወይ ወንጌል ይውሃንስ አንተተንቢቦ ኣይምተጋገኻን

  • @natisami1069
    @natisami1069 ปีที่แล้ว

    ብሩኽ ሓወይ ወንጌል ዮሃንስ 12፡46 እስከ ኣንብቦ

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና፡ ንዝጠፍኡ ኣዒንተ ልቦኖኦም ይኽፈተሎም ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም መምህርና ኣሜን።

  • @asmeromfessehazion9055
    @asmeromfessehazion9055 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር መምህር
    ለከ አንዶ ግዳ ቃል መጽሓፍ ቅዱስ ብዝይ ምፍላጣ ኢያ ጠፊ ኣ ስለዚ ዓገብ ንነብስኻ ጠፊካ ሰብ ምጥፋአ።

  • @senuhaile6911
    @senuhaile6911 ปีที่แล้ว

    Kalehiwet yesmialna ab emnetka mhyal diamber emnetka mkyar ayedln Emebrhan weladit amlak thalwena Amen nmama rgiat aynelbonia ykfetela Fetari Amen

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 ปีที่แล้ว +2

    በእውነት ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ መምህረይ በእውነት መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና ህዝበይ ሰአን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ይብል መፅሓፍ ቅዱስ😢

  • @semharberhe5754
    @semharberhe5754 ปีที่แล้ว +3

    ኩቡር ሓወይ ብመጀምበርያ ቃል ሂወት የስምዕካ ፡ ብምቅጻል ብዛዕባ ጥምቀት ከተብርሃልና ደልየ ኣለኹ ኣስፍሕ ኣቢልካ ፡ ቀጺለ ብጣዕሚ ኢየ ዝከታተለካ ።

  • @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ
    @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ ปีที่แล้ว +12

    ተባረክ መምህረይ ከም እልትምልሰላ ርግፀኛ ነይረ❤

  • @ezananegash4311
    @ezananegash4311 ปีที่แล้ว

    ማዓረክንደይ ኣቃሊልካ ትርኢኦ ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልካ ንስለኽትዕ ዘይኮንካ ክትፈልጥ ኣንብብ ፈቲኻ ጸሊኢካ ንሱ ብርሃን ዓለምዩ በዘይ ብኡኡ ዓለም ጸልማትያ ክብሪ ንጎይታና ኢየሱስ

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube ปีที่แล้ว +1

      ትግ - ማቴዎስ
      14: ንስኻትኩም ብርሃን ዓለም ኢኹም። ኣብ ከረን ዘላ ኸተማ ኽትክወል ኣይከኣላን እዩ።
      ከሙኡ ውን
      Ephesians 5 ትግ - ኤፌሶን
      8-10: ፍረ ብርሃን ብሰናይ ዘበለን ብጽድቅን ብሓቅን እዩ፡ ቀደም ጸልማት ኔርኩም ኢኹም እሞ፡ ብጐይታ ግና ሕጂ ብርሃን ኢኹም፡ ንጐይታ ዜሐጕሶ እናመርመርኩም፡ ከም ደቂ ብርሃን ኴንኩም ተመላለሱ።
      ብርሃን ኢኩም ይብለና ኣሎ።ግና ናይ ቅዱሳን ብርሃን ማለት ከም ናይ ጎይታናን መዳሓኒናን ኢየሱስ ኩርስቶስ ማላት ኣይኮነን። John 8 ትግ - ዮሃንስ
      12: ሽዑ የሱስ፡ ኣነ ብርሃን ዓለም እየ። እቲ ዚስዕበኒ ብርሃን ህይወት ኪረክብ እምበር፡ ብጸልማት ኣይኪኸይድን እዩ፡ ኢሉ ኸም ብሓድሽ ተዛረቦም። እንታይ ደኣ ከምቲ ጽሓይ ናይ ገዛእ ርእሳ ብርሃን ዘለዋ ብርሃና ድማ ናብ መላእ ዓልም እትሂብ ጎይታ ድማ ናይ ብዓሉ ብርሃን ኢዩ ብርሃኑ ድማ ንዓና ብርሃን ኢዩ።ናይ ቅዱሳን ግን ወርሒ ብርሃን ካብ ጽሓይ ከምእትቅበል ተቐቢላ ድማ ብርሃና ናብ ዓለም ከም እቲህብ ናይ ቅዱሳን ነገር ድማ ልኪዕ ከም ወርሒ ካብ ጎይታናን መዳሓኒናን ብርሃን ብምውሳድ ንዓና ብርሃኖም ናባና ናብ መእመናን ይሂቡና።
      Matthew 5 ትግ - ማቴዎስ
      16: ከምኡ ኸኣ ነቲ ጽቡቕ ግብርኹም ርእዮም፡ ኣብ ሰማያት ንዘሎ ኣቦኹም ምእንቲ ኼመስግንዎ፡ ብርሃንኩም ኣብ ቅድሚ ሰብ ይብራህ።
      Philippians 2 ትግ - ፊልጲ
      14-16: ንኸንቱ ኸም ዘይጐየኹ ወይስ ንኸንቱ ኸም ዘይጸዓርኩ፡ ነቲ ቓል ህይወት ሒዝኩም በታ መዓልቲ ክርስቶስ ንትምክሕተይ ምእንቲ ኽትኰኑ፡ ኣብ ማእከል እዚ ቔናንን ጠዋይን ወለዶ እዚ መንቅብ ዜብሎምን ግሩሃትን ሕፍቲ ዜብሎም ውሉድ ኣምላኽ ኴንኩም፡ ከም ብርሃናት ኣብ ዓለም እትበርሁ ምእንቲ ኽትኰኑ፡ ንዅሉ ብዘይምጕርምራምን ብዘይውልውልን ግበርዎ።
      ንዝተጋገኽዋ ቅዱሳን መላእክቲ ይኣሩሙለይ።

  • @robelbereket9406
    @robelbereket9406 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ስልጣን። እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ።

  • @fqresegid7029
    @fqresegid7029 ปีที่แล้ว

    ስልጣን ሓውና ቃል ሂወት የስመዓልና ፡ ማማ ርግኣት ከኣ ኪኢለዮ ኢላ እያ ከምኡ ኢላ እሞ ናብ ልባን ናብ እምነታን ይምለሳ እግዚኣብሔር

  • @edeneden889
    @edeneden889 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕልና ስልጣን ሓውና እግዝኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @NegasiAsfaha
    @NegasiAsfaha ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ።ናይ ኣገልጉለት ዘመንካ ይባረኽ።

  • @aslihabtom4315
    @aslihabtom4315 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን (((3))) ቃለ ሂወት የስምዓና ሱልጣን ሃውና ባሓቂ ኣማላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርክ ቡሩክ ሓውና ቃለ ሓቂ ኦርተዶክስ ተዋህዶ አንምነትና ንዘላኣለም፡ትንበር ፡

    • @TomBahablom
      @TomBahablom ปีที่แล้ว +1

      Meskina zeytnebib, yesus ember orthodox aydehnen .mexhaf kudus Entay yebl bel

    • @fortunagebrekidan2647
      @fortunagebrekidan2647 ปีที่แล้ว

      Luke 5 (ትግ) - ሉቃስ
      35: ግናኸ እቲ መርዓዊ ኻባታቶም ዚውሰደለን መዓትታት ኪመጻ እየን እሞ በተን መዓልትታት እቲኤን ሽዑ ኺጸሙ እዮም።Luke 5 (ትግ) - ሉቃስ
      35: ግናኸ እቲ መርዓዊ ኻባታቶም ዚውሰደለን መዓትታት ኪመጻ እየን እሞ በተን መዓልትታት እቲኤን ሽዑ ኺጸሙ እዮም። Lukas 5 ezia Iya bruk hawey

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ

    ናይ ብሓቂ መምህረይ ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይወስክካ

  • @user-awita
    @user-awita ปีที่แล้ว +26

    ስልጣን ሓውና እታ ወንጌል ሉቃስ 5 : 35 ዝበልካያ ወንጌለ ዮሃንስ 5 : 35 እያ ዝጎደለን ዝነጠበን ብኣፍ ትጉሃን መልኣኽቲ ይተኣረመልና :: ኣሜን

  • @tfcg200
    @tfcg200 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የሰመዐና ክብር መ ምህር
    ሕልሚ ለይቲ ትፍትሕዶ

  • @selamselam7608
    @selamselam7608 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሕይወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ አገልግሎትኻ እግዚአብሔር ኣምላኽና ይባርከልና ጽቡቅ መልሲ!!👍

  • @DanielTekel
    @DanielTekel ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት ይሰምዐን 🙏🙏🙏👂👂🎤✝️✝️✝️

  • @kebedeshteklemicae8540
    @kebedeshteklemicae8540 ปีที่แล้ว +2

    ኩቡር ሓው ንስኻ በቲ ኩሉ ጊዜ እትህቦ ቃል ኣምላኽ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልካ ንኹሎም ክትእርም ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ማማ ርጋት ግን ጸዩቁላ ኢዩ ሕጅስ ምቆረበትን ምሰገደትን እምበር ኣብ መዲያ ወጺኣ ዘድልን ዘየድልን ትዛረብ ኣምላኽ ይቅረ ይበለላ

  • @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
    @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ ปีที่แล้ว +3

    ትክክል ኣለካ ካብ ኩሎም ድያቆናት ኣቅሽሽቲ ሓደ ነዓካ ይከታተለካ በርትዕልና ቃል ሂወት ይስምዓልና መምህረይ

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም ปีที่แล้ว +13

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣብታ ቅድስቲ እምነትና የፅነዕና ኣምላኽ ቁዱሳን አሜን አሜን አሜን ♥️♥️♥️♥️

  • @mussieghirmay4707
    @mussieghirmay4707 ปีที่แล้ว

    ብሩኽ መጽሐፍ ቅዱስ አይፈለጥካዮን አለካ ! ዮሃ 8-12 ዮሃ 9-5 ዮሃ 5-35 አንብብ

  • @عايشالمزمومي
    @عايشالمزمومي 24 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአቢሔር አምላክ ፀጉኢ የብዘሐልኩም ሸሕ አመ የንብረልና ፈጣሪ ❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Abichsawi24
    @Abichsawi24 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሃዉና ኣብዚ እዋን ዚ ከምዚ አይነት መምህር ብምርካብና መድሃኒኣለም ጸግኡ የብዘሀልካ ሃወይ

  • @job3404
    @job3404 ปีที่แล้ว +6

    ሽዑ የሱስ፡ ኣነ ብርሃን ዓለም እየ። እቲ ዚስዕበኒ ብርሃን ህይወት ኪረክብ እምበር፡ ብጸልማት ኣይኪኸይድን እዩ፡ ኢሉ ኸም ብሓድሽ ተዛረቦም።

  • @_Godolyas7696
    @_Godolyas7696 ปีที่แล้ว +4

    ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ስልጣን መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና ባሓቂ

  • @pawlospetros-do7uh
    @pawlospetros-do7uh ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና

  • @salamail9274
    @salamail9274 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይስማዕልና ክብር ሓወይ ሳለጣን ሓወይ ናተይይይይይ አደ መን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HaileGuush
    @HaileGuush ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂውት የስማዓልና ስልጣን ወደይ እዛ ሰበይቲ ሃይማኖት ቀይራ አላ

  • @amanueltesfay1365
    @amanueltesfay1365 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና በረኸቱ የብዝሓልካ እ/ሄር ኣምላኽ ❤❤❤

  • @selameundu8798
    @selameundu8798 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmalna egzabiher Amlak nay agolgulot gzieka ybark

  • @berhegeysuses4251
    @berhegeysuses4251 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂዎት ያስማዓልና ቡሩኽ ሓዉና ብሓቂ ንስኻ ናይ ሓቃዊትን ጥንታዊትን ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ሃይማኖት ጠበቃ ኢኻ ተጋግዮም ዘጋግዩ ግበረመልሲ እትህብ ሓዉና ነዊሕ ዕድመን ጢዒናን ይሃበልና ❤

  • @tsigeweyniarefaine7952
    @tsigeweyniarefaine7952 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዓና መምህርና መናፍቓን ካብ መጽሐፍ ቅዱስ አይጥቀምሉን እዮም በቲ ናቶም ስምዒት እዮም ዝትርግምዎ ካብዚ ይሰዉረና ማማ ርግአት ልባ ይመልሰላ

  • @jothan8886
    @jothan8886 ปีที่แล้ว +1

    YeHugskani. Tedenagire neyre bhlifi bzeka Kristos Birhan yelen ms belet. Bejakhum ab qereba iya zela mlesuwa nabti qnuE emnet nay pente menfes sur keysedede kelo ab hiweta. God Bless You.

  • @yerus4474
    @yerus4474 ปีที่แล้ว +1

    " ንሱ ዚነድድን ዜብርህን መብራህቲ ነበረ። ንስኻትኩም ከኣ በቲ ብርሃኑ ቕሩብ ጊዜ ባህ ኪብለኩም ደሌኹም።"
    (ወንጌል ዮሐንስ 5: 35) እሞ ሐወይ ምስትውአልካ ይግለፀልካ አግዚአብሔር እሞ መን ድዩ የውሃንስ ዝብሎ ክርስቶስ እዩ ብርሃን ዓለም አይትጋ

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube ปีที่แล้ว

      ትግ - ማቴዎስ
      14: ንስኻትኩም ብርሃን ዓለም ኢኹም። ኣብ ከረን ዘላ ኸተማ ኽትክወል ኣይከኣላን እዩ።
      ከሙኡ ውን
      Ephesians 5 ትግ - ኤፌሶን
      8-10: ፍረ ብርሃን ብሰናይ ዘበለን ብጽድቅን ብሓቅን እዩ፡ ቀደም ጸልማት ኔርኩም ኢኹም እሞ፡ ብጐይታ ግና ሕጂ ብርሃን ኢኹም፡ ንጐይታ ዜሐጕሶ እናመርመርኩም፡ ከም ደቂ ብርሃን ኴንኩም ተመላለሱ።
      ብርሃን ኢኩም ይብለና ኣሎ።ግና ናይ ቅዱሳን ብርሃን ማለት ከም ናይ ጎይታናን መዳሓኒናን ኢየሱስ ኩርስቶስ ማላት ኣይኮነን። John 8 ትግ - ዮሃንስ
      12: ሽዑ የሱስ፡ ኣነ ብርሃን ዓለም እየ። እቲ ዚስዕበኒ ብርሃን ህይወት ኪረክብ እምበር፡ ብጸልማት ኣይኪኸይድን እዩ፡ ኢሉ ኸም ብሓድሽ ተዛረቦም። እንታይ ደኣ ከምቲ ጽሓይ ናይ ገዛእ ርእሳ ብርሃን ዘለዋ ብርሃና ድማ ናብ መላእ ዓልም እትሂብ ጎይታ ድማ ናይ ብዓሉ ብርሃን ኢዩ ብርሃኑ ድማ ንዓና ብርሃን ኢዩ።ናይ ቅዱሳን ግን ወርሒ ብርሃን ካብ ጽሓይ ከምእትቅበል ተቐቢላ ድማ ብርሃና ናብ ዓለም ከም እቲህብ ናይ ቅዱሳን ነገር ድማ ልኪዕ ከም ወርሒ ካብ ጎይታናን መዳሓኒናን ብርሃን ብምውሳድ ንዓና ብርሃኖም ናባና ናብ መእመናን ይሂቡና።
      Matthew 5 ትግ - ማቴዎስ
      16: ከምኡ ኸኣ ነቲ ጽቡቕ ግብርኹም ርእዮም፡ ኣብ ሰማያት ንዘሎ ኣቦኹም ምእንቲ ኼመስግንዎ፡ ብርሃንኩም ኣብ ቅድሚ ሰብ ይብራህ።
      Philippians 2 ትግ - ፊልጲ
      14-16: ንኸንቱ ኸም ዘይጐየኹ ወይስ ንኸንቱ ኸም ዘይጸዓርኩ፡ ነቲ ቓል ህይወት ሒዝኩም በታ መዓልቲ ክርስቶስ ንትምክሕተይ ምእንቲ ኽትኰኑ፡ ኣብ ማእከል እዚ ቔናንን ጠዋይን ወለዶ እዚ መንቅብ ዜብሎምን ግሩሃትን ሕፍቲ ዜብሎም ውሉድ ኣምላኽ ኴንኩም፡ ከም ብርሃናት ኣብ ዓለም እትበርሁ ምእንቲ ኽትኰኑ፡ ንዅሉ ብዘይምጕርምራምን ብዘይውልውልን ግበርዎ።
      ንዝተጋገኽዋ ቅዱሳን መላእክቲ ይኣሩሙለይ።

  • @galmhrey
    @galmhrey ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ

    • @professionalgameryt2588
      @professionalgameryt2588 ปีที่แล้ว

      12 ሽዑ የሱስ፡ ኣነ ብርሃን ዓለም እየ። እቲ ዚስዕበኒ ብርሃን ህይወት ኪረክብ እምበር፡ ብጸልማት ኣይኪኸይድን እዩ፡ ኢሉ ኸም ብሓድሽ ተዛረቦም።

  • @laylaal7008
    @laylaal7008 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዐልና ❤ መምህር አነስ ስደት ካብ ዝምፅእ እየ ክንደይ ነገር ዝስምዕ ዘለኩ ቀድማካ ዓድን ምንም ንፈልጦ ዘይ ብልና ክርስቲያን ብቻ ኢና ንፈልጥ ከተማ ምስ ወረዱኩ ለ ሃይማኖት እስልምና ከም ዘሎ ፈሊጠ ለ ካ እግዚአብሔር ዕደመ ተሂብካስ ዘይስማዓ የለን 😢 ምስ እግዚአብሔር ፍተና ምግጣም 😢

  • @heileweyni2171
    @heileweyni2171 ปีที่แล้ว +5

    ክርስቶስ ጥራይ እዩ ። ሐደ በይኑ ብርሃን አለም100% እዩ

  • @meazakrstos3209
    @meazakrstos3209 ปีที่แล้ว +6

    John 12 (ትግ) - ዮሃንስ
    46: እቲ ብኣይ ዚኣምን ዘበለ ኣብ ጸልማት ምእንቲ ኸይነብር፡ ኣነ ብርሃን ኰይነ ናብ ዓለም መጺኤ አሎኹ።

    • @ሳሙኤልሑሩይ-ሰ7ሐ
      @ሳሙኤልሑሩይ-ሰ7ሐ ปีที่แล้ว

      Matthew 5 ትግ - ማቴዎስ
      14: ንስኻትኩም ብርሃን ዓለም ኢኹም። ኣብ ከረን ዘላ ኸተማ ኽትክወል ኣይከኣላን እዩ።
      ኣምላኽ ንቁዱሳን ዝሃቦም ናይ ጸጋ ብርሃን ከ እንታይ ንበሎ

  • @tsegaestif8112
    @tsegaestif8112 ปีที่แล้ว +21

    ቃል ሂውት የስማዓና ሓውና ናይ ዘመን ዕድሜካ ይባርከልካ

    • @TomBahablom
      @TomBahablom ปีที่แล้ว

      Merem mexhaf kudus meskinay

  • @WeyniGebre-ir6wh
    @WeyniGebre-ir6wh ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet yesmeAlna sltan hawna egiziabiher nay Agolugulot zemeka ybarkelka zhaweyyyy

  • @فاطمهحسين-ن9ذ
    @فاطمهحسين-ن9ذ ปีที่แล้ว +10

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤

  • @ጓልሃገረሰብእየgalhageresib
    @ጓልሃገረሰብእየgalhageresib ปีที่แล้ว +15

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕ ክቡር ሓውና 👏❤️

  • @akbertandemikael2389
    @akbertandemikael2389 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen amlak ykber emengen abaka hadiru sle zimeharena kal hiwet yesmalna memhrna🙏

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ ปีที่แล้ว +4

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ሰላምኹም ይብዛሕ ቃለ ህይወት የስምዓልና እመ ብርሃን ዘይብሉ ጉዕዞ ህይወት ናይ ከንቱ ከንቱ እዩ

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህረይ

  • @hagosangosom6523
    @hagosangosom6523 ปีที่แล้ว +8

    ኣብ ማማ ርግኣትን ኣባካን ኣብቲ ኣገላልጻ እንተዘይኮኑ ፍልልይ ኣረከብኩን
    ናይ ባህሪ ብርሃንን
    ናይ ጸጋ ብርሃንን እኳ ፍልልይ ኣለዎ እዩ
    ንስካ ግን ነቲ ዘረባ ምቁሻሽ ኮይኑ ተሰምዕኒ።

    • @user-awita
      @user-awita ปีที่แล้ว +3

      ፍልልይ ኣለዎ ንሳ ትዛረቦ ዘላ ኢየሱስ ብርሃን ዓለም እዩ ቅዱሳን ግን ብርሃን ከም ዘይኮኑ እያ ትዛረብ ዘላ :: ጎይታናን አምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንሱ ብርሃን ዓለም እዩ ዮሃ : 8: 12 :: ባዕሉ ውን ክምህር ከሎ ንስኹም ብርሃን ዓለም ኢኹም ማቴ : 5 : 14 ይብል ከምቲ ስልጣን ሓውና ዝበሎ እዩ :: ዝጐደለ ዝነጠበ ብኣፍ ትጉሃን መልኣኽቲ ይተኣረመልና

  • @rezenegebreslasie5404
    @rezenegebreslasie5404 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስምዓና ሰልጣን ሓውና ነዴና ማማ ርግኣት ከኣ ናብ ልበን ይምለሰን

  • @genetabadi1264
    @genetabadi1264 ปีที่แล้ว

    ወንጌል የውሃንስ 9:5

  • @SrayGoitom-wz2mb
    @SrayGoitom-wz2mb ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውናን መምህርናን 🙏🙏🙏

  • @merhawittesfay3567
    @merhawittesfay3567 ปีที่แล้ว

    ወንጌል ዮሃንስ 1
    8፤ ብዛዕባ ብርሃን ደኣ ኺምስክር መጸ እምበር፡ ንሱስ ብርሃን ኣይነበረን።

  • @nakfa091
    @nakfa091 ปีที่แล้ว

    kal hiwet yesmalna kubur hawey. abrisu wn bhiwet masna zeyelew sltan yeblemun ela eya . bhiwet mhlaw malet ayteredan mesleni.

  • @ArielMu-kb7mq
    @ArielMu-kb7mq ปีที่แล้ว +1

    Matthew 5 ትግ - ማቴዎስ
    11: እንተ ጸረፉኹምን እንተ ሰጐጉኹምን ምእንታይ ድማ ክፉእ ዘበለ ብሓሶት እንተ ተዛረቡልኩምን፡ ብጹኣን ኢኹም።
    12: ከምኡ ኸኣ ቅድሜኹም ንዝነበሩ ነብያት ሰጕጎምዎም እዮም እሞ፡ ኣብ ሰማያት ዓስብኹም ብዙሕ ስለ ዝዀነ፡ ተሐጐሱ ባህውን ይበልኩም።
    13: ንስኻትኩም ጨው ምድሪ ኢኹም። ጨው መቐረቱ እንተ ኸደኸ፡ ብምንታይ ይምቅር፧ ብሰብ ኪርገጽ ንግዳም ምድርባዩ እንተ ዘይኰይኑ እምበር፡ ዚጠቅም የብሉን።
    14: ንስኻትኩም ብርሃን ዓለም ኢኹም። ኣብ ከረን ዘላ ኸተማ ኽትክወል ኣይከኣላን እዩ።

  • @freyteklit5453
    @freyteklit5453 ปีที่แล้ว +1

    John 9 ትግ - ዮሃንስ
    5: ኣነ ኣብ ዓለም ከሎኹ፡ ብርሃን ዓለም እየ።

  • @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
    @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ መስተውዓሊ ልቦና ይሃቦም/ና ብሓቂ

  • @zahra6770
    @zahra6770 ปีที่แล้ว

    እግዚብሔር ይመሰገን ክብር ሓዉና ሰልጣን ብሓቅ ቃል ህይወት ያሰመዐልና❤

  • @RobelHalie
    @RobelHalie ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ 🙏🙏🙏

  • @GabrielST11
    @GabrielST11 ปีที่แล้ว

    በርኬ ተጋጊያ እንዲያ በርኬ አይንሐዘላ ተህተወቱው እያ ዘላ እቲ አነንንስካን ዝበሎቶ ከይ ገረመኒ አይተርፍን መስክነይቲ እግዝአቢሄርምሕረት የውርደላ

  • @Trhasteklit449
    @Trhasteklit449 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmalna hawey xbuk tmhrti aredalna esker nezom zefen zeleku

  • @yerus4474
    @yerus4474 ปีที่แล้ว +19

    " ሽዑ የሱስ፡ ኣነ ብርሃን ዓለም እየ። እቲ ዚስዕበኒ ብርሃን ህይወት ኪረክብ እምበር፡ ብጸልማት ኣይኪኸይድን እዩ፡ ኢሉ ኸም ብሓድሽ ተዛረቦም።"
    (ወንጌል ዮሐንስ 8: 12)

    • @adib4988
      @adib4988 ปีที่แล้ว

      God bless 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

    • @melaketesfat8138
      @melaketesfat8138 ปีที่แล้ว

      [ ወንጌል ዮሓንስ 5 ]
      35 ዮሓንስ ዚነድድን ዚበርህን መብራህቲ ነበረ፥ ንስኻትኩም ከኣ በቲ ብርሃኑ ንቝሩብ ጊዜ ባህ ኪብለኩም ደሌኹም።

    • @Nofearnofavor
      @Nofearnofavor ปีที่แล้ว

      @@melaketesfat8138 ዮሐንስ "ንቝሩብ ጊዜ" ጎይታናን መድሓኒና የሱስ ክርስቶስ ግን ምንጪን ነባርን ባዕሉ ውን ብርሃን ዝኾነ እዩ ናይ ዓለም ብርሃን እዩ።

    • @EMA12655
      @EMA12655 ปีที่แล้ว +1

      ማቴዎስ 5: 14
      ንስኻትኩም ብርሃን ዓለም ኢኹም። ኣብ ከረን ዘላ ኸተማ ኽትክወል ኣይከኣላን እዩ።

    • @kisa4127
      @kisa4127 ปีที่แล้ว

      ኢየሱስ

  • @mibrakmihretab8621
    @mibrakmihretab8621 ปีที่แล้ว

    ዮውሃንስ 12፥46 ርኣያ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና መምህርይ ብሓቂ ግብእ መልሲ ማማ ርጋኣት ድማ ኣምላክ ንልቦነአን ኣምላክ የብረሀልን

  • @yordanosgebrat
    @yordanosgebrat ปีที่แล้ว

    ወንጌል ዮሃንስ 1
    9፤ እቲ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ዜብርህ ብርሃን ሓቂ ናብ ዓለም ይመጽእ ነበረ።

  • @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
    @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ ปีที่แล้ว +22

    ቃለሂወት የስመዓልና መምህረይ❤
    ግን እዘን ሰበይቲ ኣብ ዕብየተን ዝጸየቀለን እንታይ ኮይነን እዩ አምላከይ ኣብታ ቅንዕትን ጥንታዊትን ዝኮነት እምነተይ ተዋህዶ ኣጽነዓኒ👏

  • @Temesgenamlakeesrael
    @Temesgenamlakeesrael ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ሓውና ስልጣን ብርሃንኩም ኣብ ቅድሚ ሰብ ይብራህ ዝብል ውን ኣሎ

  • @ksanetbereketab-hh4ym
    @ksanetbereketab-hh4ym ปีที่แล้ว

    qale hiwet yesmalna kubure memherna egziabher xegu ybzhalka 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @ZemachWelday
    @ZemachWelday ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmalna memhrey nay agelgulot zemenka ybarkelka fetari❤❤❤

  • @gbximucht2376
    @gbximucht2376 ปีที่แล้ว +1

    ስልጣን ሓወይ ናዛ ሰበይቲ ጽላለ መወዳኣታ የብሉን ምስወዳ ጽልቲ እያ ንሰብኣያ ዉን ከምሙሴ እዩትብ ኣላ

  • @user-awita
    @user-awita ปีที่แล้ว +1

    Selam amlak msaka ykun sltan hawey kale hiwet yesmalna xbuk melsi.

  • @ገዛና-ሰ5ሸ
    @ገዛና-ሰ5ሸ ปีที่แล้ว +34

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር መምህር

    • @MrGezai
      @MrGezai ปีที่แล้ว +1

      ምስኪናይ ኢኻ ነዚ ሰሚዕካ ትጠፍእ ኣለኻ

    • @egziabhereregnayenewtemesi7846
      @egziabhereregnayenewtemesi7846 ปีที่แล้ว +2

      ​@@MrGezaiኣብ ምንታይ እዩ ገጋ ዝኾነ ንሱ ካብ መፅሓፍ ቅዱስ ኣምፅኡዩ ዝዛረብሎ

    • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
      @ጓልወያናይሻለቃመኮነን ปีที่แล้ว

      ​@@MrGezaiንሕናስ ኣንጠፍእን

  • @SandroSandro-tr9sr
    @SandroSandro-tr9sr ปีที่แล้ว +4

    ቃል ህወት የስመዓልና ክብር መምህር ክብር ሓወይ

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 ปีที่แล้ว

    Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka Edmen tienen yehabeka 🙏🙏🙏❤️💐💐💐✝️✝️✝️

  • @yordanosgebrat
    @yordanosgebrat ปีที่แล้ว

    ወንጌል ዮሃንስ 12
    46፤ እቲ ብኣይ ዚኣምን ዘበለ ኣብ ጸልማት ምእንቲ ኸይነብር፡ ኣነ ብርሃን ኰይነ ናብ ዓለም መጺኤ አሎኹ።

  • @tserhaweldegiorgis6998
    @tserhaweldegiorgis6998 ปีที่แล้ว +1

    ስልጣን ሐወይ እቲ ካብ መጽሐፍ ቅዱስ ጠቒስካ ብዛዕባ ቅዱሳን ዝበልካዮ ኩሉ ሐቂ እዩ ጎይታ ይባርኽካ። ነገር ግን እርማት'ኳ ጽቡቕ እንተኾነ ወገን እቲ" ቃል ሐቂ" ኴንካ እንተዝኸውን ክንደይ ምጸበቐ። እዛ አደ ብዙሕ ቃል ዘይክትፈልጥ ትኽእል እያ። ንዓይ ከምዝመስለኒ፡ "እየሱስ ክርስቶስ ምንጪ ኩሉ ብርሃን እዩ። ቅዱሳን ከአ ናይባዕላቶም ብርሃን የብሎምን ፣ ካብኡ ዝተላዕለግን ይበርሁን የብርሁን ማለታ "እዩ። ከም አገልጋሊ አምላኽ ብፍቕሪ ደአ መረዳእካያ ነበረ እምበር ብሰንካ ናይ በዙሐት እምነትን ክብርታትን ምንቁሻሽ አይግባእን። ስለ ቃል ሐቂ ንቅናእ ሐይማኖት አይኮነን። ሐይማኖት አየድሕንን።

    • @ወዲተዋህዶ-ሸ4ኘ
      @ወዲተዋህዶ-ሸ4ኘ ปีที่แล้ว

      ሃይማኖት ማለት ብግእዝ ኮይኑ እምነት ማለት እዩ ስለዚ የድሕን እዩ።

  • @saronberkit5938
    @saronberkit5938 ปีที่แล้ว +12

    John 8 (ትግ) - ዮሃንስ
    12: ሽዑ የሱስ፡ ኣነ ብርሃን ዓለም እየ። እቲ ዚስዕበኒ ብርሃን ህይወት ኪረክብ እምበር፡ ብጸልማት ኣይኪኸይድን እዩ፡ ኢሉ ኸም ብሓድሽ ተዛረቦም።

  • @sidonafissehaye749
    @sidonafissehaye749 ปีที่แล้ว

    Kele Hiwet ysmalna kbur hawena 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪

  • @tsegazetewahdotigray7061
    @tsegazetewahdotigray7061 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና 🙏🙏

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi ปีที่แล้ว +4

    ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ❤

  • @AynomMeles-w9h
    @AynomMeles-w9h ปีที่แล้ว

    qal hiwet yesmana tsguau yebzhalka kubur hawey

  • @ራሄልጓልተዋህዶ
    @ራሄልጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡር መምህርና ❤

  • @BrhanaTkabo
    @BrhanaTkabo ปีที่แล้ว +1

    ማማ ርግኣት ኣይጠዓየትን ኣብ ጾሎት ዘክርዋ

  • @yonasaeritrea6800
    @yonasaeritrea6800 ปีที่แล้ว +1

    እዝጋብሄር ወትሩ ምሳኻን ምሳናን ይኹን ኣሜን

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏🔐⛪

  • @fiyoritesfamariam2423
    @fiyoritesfamariam2423 ปีที่แล้ว

    Kalhiwet yemealna zmenka ybark kbur hawey

  • @danialves3825
    @danialves3825 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት ይስምዓልና ሰልጣን ሓውና

  • @romatesfaghzi6628
    @romatesfaghzi6628 ปีที่แล้ว

    John 3 ትግ - ዮሃንስ
    13: ብጀካ እቲ ኻብ ሰማይ ዝወረደ ኣብ ሰማይውን ዘሎ ወዲ ሰብ፡ ናብ ሰማይ ዝደየበ ሓደ እኳ የልቦን።
    14-15: ብእኡ ዚኣምን ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ከምቲ ሙሴ ኣብ በረኻ ተመን ዝሰቐለ፡ ከምኡ ድማ ወዲ ሰብ ኪስቀል ይግባእ እዩ።
    16: ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
    17: ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።

  • @nebyatkeshiberaki9175
    @nebyatkeshiberaki9175 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmelana zehaweyyy❤❤❤

  • @KisanetTklit
    @KisanetTklit ปีที่แล้ว +1

    ቃልህይወት የስማዓልና ጽጉኡ የብዘሐልኻ ኣምላክ መምህር ና❤❤❤❤❤❤❤❤💒💒💒💒💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya ปีที่แล้ว +1

    ከመይ ቀኒኻ መምህር
    እዛ ሰበይቲ ኣብ እርጋና ጸያቑላ ኣምላኽ መፈጸምታ የርእየና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰