ብዛዕባ ህዝቢ ሰንዓፈ ዝተባህለ ይቕረታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ต.ค. 2024
  • ብዛዕባ ህዝቢ ሰንዓፈ ዝተባህለ ይቕረታ

ความคิดเห็น • 191

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  3 หลายเดือนก่อน +10

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @bobyonchannel4199
    @bobyonchannel4199 3 หลายเดือนก่อน +13

    ኣምበሳ ሰልጠነ ሃወይ ብፍላይ ምስ አዞም ለባማት ህዝብካ ከይትበኣስ ንህዝብካ ዘሃርም ኣይትምጸ ንመን ድዩ ዳ አቲ ቃልሲ❤

  • @askalaraya8167
    @askalaraya8167 3 หลายเดือนก่อน +19

    ደቂ አከለ ሰብ ሕለና ብፍላይ ደቂ ሰንዓፈ ዓዲ ፍቅሪ ዓዲ ባህሊ አነ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም አንቱም ጀጋኑ እንኳዕ አሕዋተይ ኮንኩም ካብ ሓፍትኩም ጓል ትግራይ ❤❤❤

    • @soliyanasimon2906
      @soliyanasimon2906 3 หลายเดือนก่อน +3

      For ever and nay dem yhwat abey amo bkedwmu ab senafey ab tgray koyna zeytkewn 💙

    • @ghde996
      @ghde996 3 หลายเดือนก่อน +2

      Ajoki Gual Tigray kulu KIHALF eyu Hizbey kab Eritrea 🌿💙

    • @kabkone5196
      @kabkone5196 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂zaklen lenkiten beale maryam ybla

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@kabkone5196 እንታይዩ እዝ ምስላ ንሞንታይዩ ሓስብካያ😅

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 3 หลายเดือนก่อน +6

    ደቅ ኣከለ ሰብ ሕልና ከምኡ እውን ሰንዓፋ ከበብኡን ዓድ ፍቅር ዓድ ሰላም ኣብ ልዕለኹም ዓብይ ክብሪ አለን እዞም ናተይ ወገነይ ምቃለይ ኣዝየ ዝፈትወኩም ን ዘኽብረኩምን ሓፍትኹም ጋል ትግራይ ሰላም ይምነየልኹም ብዘለኹሞ 🙏💙🙏💙💊💊💙💙🙏💋💋👌💪💪💪💙💙💙🙏🙏🙏💙💙💙💙 ኣቱም ጀጋኑ ደቅ ጀጋኑ 💙💙💙

  • @dawitendirias
    @dawitendirias 3 หลายเดือนก่อน +14

    ኣነ ወዲ ሰንዓፈ የ ፡ እንታይ ሞ ኣብ ግዜ ጥምየት ኩዕንቲ በሊዕና ይኹን ተሰዲድና ህወትና እንተ ኣድሓናስ ፡ ክንነኣድ ደኣምበር ክንጽረፍ ዶ ይግባእ ዩ። እዚ ሓውና ከኣ ከሙኡ ዝብሉሉ ምኽንያት ገሊጹ እምበር ሓንቲ ኣይገበረ።
    ንሕና ጥራይ ንኽድ ንበገስ ንስራሕ ሰብ ዝብሎ ግዲ ኣይንግበር።

    • @zeraiteklay
      @zeraiteklay 3 หลายเดือนก่อน

      ኣጆኻ ሓዉ ናይ ዝድሓሩ ሰባት እንታይ ትጽበ፡ ካልኣይ ወራር ኣ የሕፍቲ ነርና፡ እንዳቦይ ተወልደ፡ ናዓና መረባዕ ሂቦም ንሶም ምስ ደቆም ኣ ህድሞ ሰፊሮም፡ ስለዚ ህዝቢ ስመጃና ጅግና እዩ🦾። ሓውኻ ካብ ሓማሴን

  • @KidanNegash-bx7xz
    @KidanNegash-bx7xz 3 หลายเดือนก่อน

    ሰለጠን ሓወይ ኣጆኻ ንሕና እዉን ንፈትወካ 👑🥰💙💙💙💙💙

  • @angesommebrahtom6240
    @angesommebrahtom6240 3 หลายเดือนก่อน +5

    ደሓን ሰልጠነ ሓወይ ንሕና በዚ ሓውና ዝብሎ ከም ጸርፊ ኣይንወስዶን የዳስ ነዚ ኣጀዳ ኣይሓዞ ናይ ባዕልና ገጂፍ ኣጀዳ ኣለና የሕዋት ብንቕሓት ንሓዞ በጃኹም በጃኹም ግዜና ኣብ ካልእ ረብሓና ንሰጉም

  • @almazhaile3884
    @almazhaile3884 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ኢዩ ዝሕፍር!! ክንድገለ ዝኸውን ጸላኢ ንጎድኒ ገዲፍካ ኣብ ኩዕምቲ'ባ ሰበረ'ባ አናበልካ ክትማናጨትን ክትቛማጣዕን ብጣዕሚ'ዩ ዝሕዝን ካሊአ'ዩ ድማ ዘስምዕ።

    • @asmarino1520
      @asmarino1520 3 หลายเดือนก่อน

      ናይዞም ሰብ መዲያ ጸገም ኮ ዩ 😢😢😢😢😢

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 3 หลายเดือนก่อน +5

    ህግደፋዋያን መፍቴቱኦም ረኪቦም።
    ከም ሰብ ሒልና ሐጻርን ጽፍፍቲ መልሲ ክከውን ኔርዎ።
    💙 🕊 💙
    ዓወት ንውጹዓት

  • @HabromMengsteab
    @HabromMengsteab 3 หลายเดือนก่อน +4

    ስልጠነ & ኣዱሊስ ሽልማት ናይ ኣብነታውያን ይግበኣኩም 👑👑💙💙👏👏

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 3 หลายเดือนก่อน +8

    ሓቂ ክዛረብ ዚደሊ ሰብ ተሃሊዩ አሞ ወታሃደር ኮይኑ ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዚነበረ ከመይ ዚበለ ሕብረተሰብ ከምዚኾነ ይፈልጥዎ አዮም ካብ ነብሱ ኣኽቢሩ ዚቕበል ህዝቢ ሙሩጽ ህዝቢ እቲ ተሪፉ ዘሎ ሂዝቢ ብዳሓነ ሰላም ይጽናሓና

  • @WediDani-np9sh
    @WediDani-np9sh 3 หลายเดือนก่อน +12

    ኣነ ዝገርመኒ እሲ ኩዕንቲ መን ዩ ከም መግቢ ሓሲብዎ ኣነ ወዲ ሰንዓፈ የ ኣብ ጥሪት እንድሕር ወፊርካ ከም ጓሶት ትበልዖ ኢኻ ተገዲስና ከም መግቢ ግን ንገዛ ሒዝዎ ዝኸይድ የለን እንደገና ካኣ ኩዕንቲ ኣብ ሰንዓፈ ጥራይ ድዩ ዘሎ ኣብ ምሉእ ኤርትራ ኣብ ናይ ሕርሻ ቦታ ዝቦቅል ኣይኮነን ድዩ

    • @zemenzemen9268
      @zemenzemen9268 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጆኻ ስኽፍ ኣይበልካ ወገነይ።ዓፊሮም ጥራሕ ዮም ዝተርፉ❤❤❤❤

    • @aduliskeskese7169
      @aduliskeskese7169 3 หลายเดือนก่อน

      Who cares about? We know who we are and what we eat and also we are living with our dignity, justice... so u don't need to pay attention what ignorant people talking talking about ...

    • @kraftnuggets2223
      @kraftnuggets2223 3 หลายเดือนก่อน

      ሐቂ❤❤❤

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv 3 หลายเดือนก่อน +1

      ። ሑሉፉ ዘይዝክር ሕብረተሰብዩ ዘለና ብፍላይ ቶም ደቅ ኣስመራ ዋላ ነት ሓረስታይ ከምፋራ ዱሑር ገይሮምዮም ዝሓስብዎ።

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 3 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍👍Danke Seltene hwey golgol adey rijo 👌🫶💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @kidanegebrezgi2520
    @kidanegebrezgi2520 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰልጠነ እዚኣ ይቅረታ ዘድልያ ከማን ኣይኮነትን ❤❤❤

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 3 หลายเดือนก่อน

    kubur haw Gere Gere naybhaki xbuk Gelitskaya mnalebat Tgirigna zey mflat eu !! you are Absolutely right and you explained very well because they really know the Tigrigna

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰልጠነ ሓወይ ሓንት ክብለካ ዝደል እስኻ ዓብይ ሰብ እኻ ብዓል ሕልና ለዋህ ኣቦ ውፃዓት ኸሉ ንፈልጥ እና ሓንት ክብለካ ዝደለ ንህዝብ ትግራይ ልዕሊ ማንም እስኻ ትፈልጦ እኻ ንህዝብ ትግራይ ድሓገዘ ካብ ባዕልኻ ጀምሩ ማለት እዩ ንውፅዕ ምሕጋዝ ንሕልናኻ ንሰብኣውነትኻ እዩ ንቶም ሓደ ሓደ ተጋሩ ሕማቅ ደፀውዩ እንተሃልዮም ኣይትገደሰሎም ንህዝብ ትግራይ ኣይወኩልን እዛው ክብለካ ይደል ምሰ ይቅረታ ሰልጠነ ሓወይ 💙👌💙💙🙏

  • @ZemenMerhawi-em4wj
    @ZemenMerhawi-em4wj 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰልጠነ ሓወይ አብ 1984 _77 ብግእዝ ድርቂ ወሎ ዝብሃል ሓጻር ድርቂ ነይራ

  • @kidanegebrezgi2520
    @kidanegebrezgi2520 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሓቂ እዩ ኣነ ወዲ ሰንዓፈ እየ እዚ ዕላል ኣብ ዚኮነ ቦታ እያ ትለዓል ስለዚ ታራ ነገር እዮ ኩሉ ወዲ ሰንዓፈ ይፈልጥ እዩ።

  • @merimehari2577
    @merimehari2577 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝበልዎ ኢልካ ኣይትዛረብ ንዓኻ ከኣ ይቅረታ ምሕታትካ ጽቡቅ አዩ 🙏

  • @habtomakeitay2718
    @habtomakeitay2718 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጽቡቕ ኣሎ ዝወዲ

  • @TeftobthaneTeftobthane
    @TeftobthaneTeftobthane 3 หลายเดือนก่อน

    zhalefe halifu u des zbolo ymegeb jeganu adina zeynedefir kubrat hzbiena ❤❤❤❤

  • @alemghaim6230
    @alemghaim6230 3 หลายเดือนก่อน

    Good job, to say sorry needs courage!! Eritrea bmulu Drki eyu. Jahra aynebzh.
    Kab tibit niwtsaa.

  • @BerhaneAbraha-gd4mw
    @BerhaneAbraha-gd4mw 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሀሎ ሠልጠነ እዚ medea ሰርሑ ገዲፉ ናይ ውልቀሰብ ቆሎ ጥጥቆ ጌርካዮ እም በጃኻ ናብ ሓፈሻዊ ቃልሲ ተመለሰ።
    የቀንየለይ ምሰ ምሉዕ ክብረት 🎉

  • @azebogbasenbt102
    @azebogbasenbt102 3 หลายเดือนก่อน

    Zereb.eya.ezis

  • @free-ly6lv
    @free-ly6lv 3 หลายเดือนก่อน

    ጌጋ ዝባሃል የብልካን እልፊ ብኢጎን ብነብሰ ምትሓትን ዝሳቐዩ ኢዮም ምኒን ዝብሉ። ኩዑንቲ ካብ ምንታይ ይ ተባሂላ ነዚኣ መሉሱልና።

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey7934 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉Senafe Adey lewah hzbi

  • @weinidebesay6915
    @weinidebesay6915 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @pridetransitllc2197
    @pridetransitllc2197 3 หลายเดือนก่อน

    ኣምቼ ( ኣዱሊስ) ብኣዘራርባኡ ይፍለጥ ቑኑዕ እዩ።
    ስለዚ ሰልጠነ ሓውና ተረዳኣዮ Please

  • @ሕግናሕጊሙስየ
    @ሕግናሕጊሙስየ 3 หลายเดือนก่อน

    ትምክሕቲ ግደፍ ሰንዓፈ ማዓስ ከ ካብ ጥምየት ተጋላጊልና ንፈልጥ ብፍላይ ካብ ህግደፍ ሓደ ኢሉ ካብዘማሓድሮ ጥሜት ተጋልጊልና ኣይንፈልጥን
    እንተኮነ ንሕና ከም ደቂ ሰንዓፈ ክንፈልጦ ዘለና ግን ከመይ ገርና ኢና ህላዊና ክነራጋግጽ ዘልና እዩ እቲ ኣገዳሲ ።
    ህዝቢ ሰንዓፈ መን እዩ ዝኮነ ምስክርነት ኣይድልየናን ንሕና ባዕልና መን ምካና ንፈልጥ ኢና ።

  • @Yemanefisahatsion
    @Yemanefisahatsion 3 หลายเดือนก่อน

    Abzia haku alo seltene mewsibo alo abti dobat hatinom akom amom alo asom eyom zihgizu

  • @TesAsfaha-es9qy
    @TesAsfaha-es9qy 3 หลายเดือนก่อน

    ብዕላል ኣነ ከማን ይሰምዕ።የ ጭብጢ ኣለዎ ድዩ የብሉን ግን ኣፍልጦ የብለይን

  • @mengisteabalem2918
    @mengisteabalem2918 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ደቂ ሃገርውይ ናትካ ገዲፍካ ናይ ሕልወሳ ዘለዎም ሰባት አይት ዛናጋዐ ከምቲ ክቡር የማነ ባርያ ዝበሎ ህዝቢ ሃገረይ ዘረባይ ስምዓኒ ኣፍራ ከይትረግጽ መሲልካ እምኒ ኢዩ ነገራቱ

  • @azebogbasenbt102
    @azebogbasenbt102 3 หลายเดือนก่อน

    Obi zereba. Zdgef❤

  • @bereketa9654
    @bereketa9654 3 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ከየልዓለካ ፖለቲካ የብለካን ይገርም

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝከብርኩም የሕዋት ጥሜት ነይሩ እንዲእሞ ኣብ ከባቢ 1984 ዓ/ም ነይሩ ግን ናይቲ ህዝቢ ሕመቕ ኣይኮነን ምክንያቱ ባህርያዊ ሓደጋ ኣሎ ሰብ ጸምጽኦ ሓደጋ ኣሎ። እንታይ ዘመክሕን ዘዋራዝን ጸርፊ ኣምጽኦ ።እግዚኣብሄር ማይ እንተ ዘይ ሂቡ ሓረስታይ እንታይ ክገብር ኣለዎ ምክንያቲ ናቱ ሕመቅ ኣይኮነን ባርኖስ እንበጣ ክበልዖ ከሎ ናይ እቲ ሓረስታይ ድካም ዲዩ ኣይኮነ።እዚ ከኣ ህመቅ ናይቶም ዘይ ረብሑ ሰባት እዩ ።

  • @asternegasi7594
    @asternegasi7594 3 หลายเดือนก่อน

    አንታ ሰልጠነ ሐወይ እቲ ናቶም ሐሳብ ተሳስዬ እንታይ እዩ ረኺቡካ እዚ ሐዉና ይቅሬታ ሐቲቱና አሎ ተወዲኡ። ንሳቶም ክፈላልዩና ኢሎም ዘምጽእዋስ ንስኻ ክአ አብሰንዓፈ ብፊሉይ ጥሜት ኔሩ ድዩ ትብል ንሳቶም ብምንታይ ንፈላልዬም መእተዊ ሲኢናሎም እንዳበሉ ዝዉዕሉሲ በጃኹሜ መስተዉዓልቲ ኩኑ መፋተ ት ጋኖት አይትኹኑ💙💙💙

    • @samsonbereket2392
      @samsonbereket2392 3 หลายเดือนก่อน

      ሓሳብ የለን ዝሓወይ እንታይ ከምጽእ።

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 3 หลายเดือนก่อน

    ኩእንቲ ቀሊል ብልኢ አይኮነን ዘይምፍላጥ ከመይ ዝአምሰለ መድሐኒት እዩ ኩእንቲ፥ ምቅላል፥ በለስ ምቅላል፥ ሰበረ ምቅላል፥ ዱባ፥ ወዘተ ምቅላል ዙይምፍላጥ እዩ ስለዚ ምርኣይ ምፍላጥ እዩ ክቡራት ደቂ ክቡራት.

  • @eliudeliakiem4541
    @eliudeliakiem4541 3 หลายเดือนก่อน

    Sen Affe❤🎉🎉❤

  • @angesommebrahtom6240
    @angesommebrahtom6240 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሰልጠነ እዚ ሓውና ይቕረታ ብንትሕሪ ኢሉ ሰገሮ ሰልጠነ

  • @Yemanefisahatsion
    @Yemanefisahatsion 3 หลายเดือนก่อน

    Xibuk iykonen xerfi antay amxio tiarmo meselka amber meseretu meneyu xelaeka?

  • @Nigisti-k3q
    @Nigisti-k3q 3 หลายเดือนก่อน

    Selam Selam seltene jegna

  • @HdromTekle
    @HdromTekle 3 หลายเดือนก่อน

    Seltene bizaba senafe kaliay giziye key tizareb bizaebana baelna alenayo tetekek

  • @Nigisti-k3q
    @Nigisti-k3q 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @user-vq4jz4uz7n
    @user-vq4jz4uz7n 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣፍኩም ሓዙ ሰረቅቲ ትውክልዎ ሰብ የለን
    ብዛዕባ ሰንዓፈ ኣይምልከተኩምን።

  • @bereketa9654
    @bereketa9654 3 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ዝጠቅምን ዘይጠቅምን ጉዳይ ደም ከተውጽእ ዘገድስ አይኮነን። ካልእ መደብ ስራሕ

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 3 หลายเดือนก่อน +2

    አወ ኮለል ከቢሊዎ ነዚ መንእሰይ በጃኩም ከምቲ አወ ዓጋመ አና ዚበልናዮም አወ ንበልዕ ይብላዕ አንዲዩ ኣይበቁሊን ዲዩ ኣብዓድኹም ዘይቲብሊዎም

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 3 หลายเดือนก่อน

    Wow what a waist of time...we have to move on please Selitene hawena. This breaks my heart 😢😢😢

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቱም ሰባት በጃኩም ዘየጸጊም ኣየጸጊምኩም አንዲሕር ድርቂ ሃሊዮ ጥሜት ክሂሉ ባህሪያዊ አንዲዩ ስለሚንታይ ድዩ ዚስደድ ኒሰገነይቲ ኒቲግራይ ይስደድ ኣይኮነን ኣብ መሬት ዚበቁል ፍረ ምብላዕ አንታይ ሽግር ኣለዎ

    • @aduliskeskese7169
      @aduliskeskese7169 3 หลายเดือนก่อน

      That's the big point! U nailed it... ezi hizbi ezi gena iu zelo

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 3 หลายเดือนก่อน

    Ja Adolis🫶👌👌👌👌💙💙💙💙💙💙

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቶ እስቲፍ የቅኒየልና ይቅረታ ምባልካ ናይ ለቦናካ መግለጺ ኢዩ ኣምላክ ጸጋጥዕና ይሃብካ ኣብነታዊ ኣቦ ኢካ ቀጽሎ ።
    ህዝቢ ሰንዓፈ ኩቡር መክበሪ ሰብ ኣብ ኣስመራ ብፍቅሮም ዝተፈልጡ እዮም ።

  • @kahasegirmay6244
    @kahasegirmay6244 3 หลายเดือนก่อน

    ይኣክሎ እዚ ወእዲ

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 3 หลายเดือนก่อน

    Freedom of speech...

  • @haimamilano
    @haimamilano 3 หลายเดือนก่อน

    ናትኩም ኣጅንዳ ስለ ዘይብልኩም ድዩ ተባህለ ክትብሉ ትውዕሉ ጉዳይ ኢርትራ ተረሲዑ ኣብ ሃለውለው ትውዕሉ

    • @samsonbereket2392
      @samsonbereket2392 3 หลายเดือนก่อน

      ሰልጠነ ክሓስብ ኣይክእልን እዩ እንታይ ድኣ ናይውልቀሰባት ምንቋር እዩ ዘምጽእ።

  • @FilawihgawiFilawihgawi
    @FilawihgawiFilawihgawi 3 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙

  • @TekleBeyene-ny1re
    @TekleBeyene-ny1re 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሓዉሰልጠነ ኩልኹም ተኻታተልቲ ሚድያ ይቅረታ ህዝቢ
    ሰንዓፈ ጥሜት አጋጢሙዎ አይፈልጥን ብሰንኪ ኪናት ን ወረኩናትን ዘራእትና አይኮነን ሰብናእዉን ዝጠፍአሉ እዋን ሓሊፋእዩ
    ጥሜትግን አጋጢሙዎ አይፈልጥን እዩ

  • @SelamawitTesfay-gr9mv
    @SelamawitTesfay-gr9mv 3 หลายเดือนก่อน

    Zomehwatey aynigage ezi ajenda u hawina gega yebulun tmet alo neru ewe gin kunti zbluwa kunti ktim mat u zewer beluna kenetimekum nbelo dhri hji kuit u kursi buna ezi xerfi aykonen sidrana Esle ina bailna nmeselna esle bejakum aynigdeslom ❤

  • @Mesetay333
    @Mesetay333 3 หลายเดือนก่อน

    ልዕሊ ተፈታዊ ቁኑዕ ስብ የለን ኣብዚ መይዳ
    እንዳ ጆሲ 🐍ከምቲ ትሓስብዎ መንግስቲ ዩ

  • @berihuyhedogo3749
    @berihuyhedogo3749 3 หลายเดือนก่อน

    ኩዐንቲ ሙቁር ፍረ እዩ ህዝብና ኣብ ሽግሩ ኩዐንቲ በሊዑ ህልውንኡ እንተረጋጊፁ ጅግና እዩ።ኩዐንቲ ኢሎሙና ኢልኩም ምኒን ኣይትበሉ ክትኮርዑ እዩ ዘለኩም

  • @tesfutekle9485
    @tesfutekle9485 3 หลายเดือนก่อน

    Nhna kem hzbi Akeleguza kem kulu hzbi Eritra akal hzbi eritra ina,gn kemzi zblwo esle enabelu kenaesuma feximka zeyhseb iyu,slezi kem hzbi nmnbarna btewefaynet waga mkefl hzbi ina,lomi Akeleguzay xbah akeleguza!!!

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste2461 3 หลายเดือนก่อน

    Nay seneafe ayhaleyu nay kalie neqae terekiba elomyom kkebxsu ygbae

  • @TeftobthaneTeftobthane
    @TeftobthaneTeftobthane 3 หลายเดือนก่อน

    kab agame nab kuenti xebebti eyom

  • @henoshaile3851
    @henoshaile3851 3 หลายเดือนก่อน

    ብርግጽ ዓጸቦ ጥሜት ኔሩ ኣብ ዓድና ግን ኩዑንቲ ጥራይ ደይ ኮነ ዳዕሮ ኣውሒ ጨዶ ብዙሕ ዩ ፍራያት ኔሩ

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd 3 หลายเดือนก่อน

    ስክልጥርነ
    ድምዞኣዮ

  • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
    @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 3 หลายเดือนก่อน

    ኩዕንቲ ምቁር, መሓዛ ጓሶት.

  • @faligali6690
    @faligali6690 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ እዚ ኣዱሊስ ዝብሃል ክንደይ ዘረባ የንውሕ።ሰልጠነ ድማ ክንደይ ቁምነገር ዘሎ ክትዛረበሉ ዝግባእ ከሎ ኣብዚ ምውዳቕ ኣየድልየካን ነሩ።ኩሉ ግዝየ ሓደ ብዝበሎ ክትዛረብ እንተኮንካ ንድሕሪት ክትለስ ኢኻ።ብሕልፊ እዚ ሓደሽ ወሎዶ እዚ ትብልዎ ዘለኹም ሓሸውየ ኣይፈልጦም እዩ።

    • @samsonbereket2392
      @samsonbereket2392 3 หลายเดือนก่อน

      ዘረባ ተብዝሕን ኮለት ትብልን እንተኴንካ ትጋገ ኢኻ። ብኸምኡ እዩ ብዙሕ ጌጋ ዝገብር።

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 3 หลายเดือนก่อน +1

    I don't understand why some tigrigna eritreans have prolems with division of their counties and villages of origin, but we are living in diaspora with many nationals under rule of law no discrimination or confusion what so ever. Some eritreans are living in the 19th century and before and it is a problem of unsivilize society. These problems only help PFDJ. Isayas and his followers enjoy and deeply inflict these problems on eritrean people.

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሪቆም በሊዕም ኣይበሉኹም አምበር ኩዕንቲ ኣብ ግራት ዝበቁል ጡዑም ፍረ አዩ ድርቂ አንተ መጺኡና ክእኩዕንቲ ኣይኮነን ካልእ ይብላዕ ዝቀነናዮ ያኣክለና ሕጂ ካእ መቀነዪ ከይገብሪዎ ይእኽላ ዛጉዳይ በጃኩም

  • @bisratbeyene1874
    @bisratbeyene1874 3 หลายเดือนก่อน

    እንታይ እዩ እዚ ሃለውሎው ዝብል ኣፍልጦ እንተዘይብሉ ስቅ ዘይብል ካልኣይ ግዜ እዩ ዝጋገ ዘሎ እንታይ ክምህር ኢልካ ኢካ ኣምጺካዮ ነዚ?

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 3 หลายเดือนก่อน

    Ezi kulu hatef tef zblwo zelewu N Wufuy Nmhram eu semikmo eko

  • @mussiezerai7966
    @mussiezerai7966 3 หลายเดือนก่อน

    Men eiyu gn felaluyna eilukum kurub ke eiethafrun endikum kemue kitzarebu kinsemeao keman btaemi zehfreka btaemi eikum tegerumu hferu hade maelti gn kithtetu eikum natkum kalsi gn bmnm taemr kieawet eiekealn eiyu kabakum lseyas yihshena .

  • @danielgebremedhin7992
    @danielgebremedhin7992 3 หลายเดือนก่อน

    Tefetawi gidefu aytebalashwna hadera. Ezi wedi bejaka aletawi iyu.. gidefuna bejakum bizaeba lomi nizareb gidefu gidefu..ezi nay dihurat hasab iyu

  • @EseyasPetros
    @EseyasPetros 3 หลายเดือนก่อน

    Ebay km ayatTka wedi eshi simom ,zriay

  • @jackinoassefa3291
    @jackinoassefa3291 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ አምቼ ንቲ ዝቦሎ ይቅረ ኢሉ ከይዓጹ፣ ንነገራት አጋፊሕዎ፣ ካብ ቡዙሑ ምዝራብ ይቅረ ኢሉ ምዕጻው ማሓሾ። ሰባት ዝተዛራብዎ እየ ደጊመ ድሕሪ ሕጂ ካብ ጌጋይ ክማሃር እየ እዩ ዝባሃል ኔሩ፣ ግና ጉዳይ አምቼ ምዃኑ ቡዙሑ ጊዒሩ፣ግና እዚ ኮነ ኢልካ ንነባሪ አብ ገምግም ነባሪ ህዝብታት ኤርትራ ኩልሻዓ ዝብሉዎ ምዃኑ ምርዳአ አድላይ እዩ። እዚ ድማ ኮነ ኢልካ ንቲ ህዝብታት ሰላም ምስ ሓው ህዝቢ ትግራይ ዝግበር ፖለቲካዊ ሻዓብያኮነ ኢልካ ናይ ክፋአት ግብሪ እከይ ሻዓብያ ምዃኑ እዩ።ወደበይ ቀሺ ግርማይ ውን ንዚ ጉዳይ ህዝቢ ኤርትራ እዩ እሞ ጌጋ አሎዎ ምባልካ ይልመድካ። ስራሓ ሻዓብያ ህዝብታት ቆሓይን ዓይላ ጉንደት ጾሮና ሰናዓፍ ጋሽ ኩልሻዓ ብሰውራ ኤርትራ ሕማቅ ዝተፈደየ ምዃኑ ሩኡይ ሓቂ እዩ።

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 3 หลายเดือนก่อน

    Seltene zereba aytebzhalu Tegagye elu eko

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 3 หลายเดือนก่อน

    Seltene zereba aytebzhalu Tegagye elu eko xbuk alo Ezi wedi

  • @mbyoungboy1316
    @mbyoungboy1316 3 หลายเดือนก่อน +2

    Senafe zgode zftn qofo nhbi yu ztkf zelo

  • @TesfayGebre-o2w
    @TesfayGebre-o2w 3 หลายเดือนก่อน

    እወ ነሩ 1984 ወዲ ትኹል እኮ እ ዒባ ስኢኑ ደንበና እኽሊ ሓሪምዎ ቆፎን ኢሉ ዝደረፈሉ ንመን ድዩ

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 3 หลายเดือนก่อน

    Ezi Adulis hmak aybln zelo sleziy yaklo

  • @habtomakeitay2718
    @habtomakeitay2718 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ቀንጠመንጢ ከዘራርበና ኣይኮነንን

  • @fishtewelde4098
    @fishtewelde4098 3 หลายเดือนก่อน

    Kndey halowlow ybl sebay eu.

  • @habtomakeitay2718
    @habtomakeitay2718 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ኣብ ጊዝየ ጥሊያን እዩ።ጥልያን ኢሉ ኢሎም ከም ዛንታ ኣሎ

  • @haileselasewelday8388
    @haileselasewelday8388 3 หลายเดือนก่อน

    Hejik kuenti ayebelaenan dikum kitibelu

  • @fishtewelde4098
    @fishtewelde4098 3 หลายเดือนก่อน

    Anta ezi sebay ab Ethiopia abye ybl felat koynu ykerb

  • @helentekie1137
    @helentekie1137 3 หลายเดือนก่อน

    Ajoka seltene hawey nay hade klte aytrae nska win wedi senafe eka ajoka abgodnika alena

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 3 หลายเดือนก่อน

    ህበይ ንዝብኢ ኣይተህልፎን እያ ።

  • @semerehawkalu
    @semerehawkalu 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሰልጠነ ከምኡ እውን ኣድሉስ መድያ
    ኢቲ ይቅረታ ምባልካ ጽቡቕ ናይ ለባም ወዲ ለባም ምኻንካ ኢዩ።ኢቲ ዘረባ ንዘይተረደኦ ይቅረታ ጽቡቕ ኢዩ ።ኢዚ ግን ነቲ ህዝቢ ክኸፋፍሉዎ መደብ ዝገበሩ ቶንኮል ዘለዎ ኢዩ ኣይቲገደስሉ ምስትውዓል የድልየና ኣሎ።
    ስለዚ ኩንዕቲ ናይ ጓሶት ዝብላዕ ኢዩ
    ኢንተብዛዕባ ጥምየትን የጋጥም ብሕርሻ ዝነብር ኢሞ ኻኣ ብኩናት ምልእ መዋእሉ ዘሕለፈ ህዝቢ ግድን ኢዩ ሽግርን ጥመየትን ክወርዶ
    ከም ዕላል እውን ብዘበነ ራያ ዝባሃል ጥምየት ነይሩ ኢዩ
    ኣነ ወዲ ሰንዓፈ ጸገም የብሉን ኩሉ ይሪደኤኒ

  • @amaneyob9767
    @amaneyob9767 3 หลายเดือนก่อน

    Seltene shenkolel

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 3 หลายเดือนก่อน

    አወ ኮላይ ናተይ ነቐፈታ ከምዛ ወዲ ዚበላ ቢዚገበርካዮ ኣይቲጣዓስ ከምዚ ገረ ኣይቲበል ብዚገበርካዮ ሒሊናካ ኢዩ ዝቀስን ስኑድዩ ከይፈኩስ ኒትግራይ ዚተገብረ ሓገዝ ውን ከምኡ ይኹን ሰልጠነ ሓውና ኣይቲከራከር ሸለል በል ንነገራት ጥራይ ኣስተውዕለሉ እዚ ናይ ውልቀሰባት ካ ግደፎ ብዝተረፈ ግርሂናኻ ሪኡ ኣምላኽ ይሓግዝካ

  • @gabewoldegiorgis8281
    @gabewoldegiorgis8281 3 หลายเดือนก่อน

    ሓቂ, እንተ "ዘይትጉጸኒ መን መጽደፈኒ " ከም ዝበሃል እቲ ጠንቂ ነዚ ወዲ ዘዛረቦ እቶም ዕስለ እናበሉ ዝተዛረቡ እዮም ዓገብ ክበሃሉ ዘለዎም ::

  • @thetruthprevail7949
    @thetruthprevail7949 3 หลายเดือนก่อน +1

    Seltene banana regitski shetaHtaH ilki aloki

  • @Tusfai
    @Tusfai 3 หลายเดือนก่อน

    በዓል ሰማር ተስፋይ ዶ ቃል ብቃሉ ንከስከሰ ምላሽ ይጻረፉ ኣይነበሩን ከም መበቆል ዓደይ ንኩሎም ኣይቅየሞምን እየ ብሓሳብ ግን ክንዲ ጽፍሪ ኢደይ ኣይመጹን እዮም ብኩሉ ዝሕመን ዝጽረፍን ድማ ጅግና እዩ ከምዚ ጻጸ እየ ዝሪኦም ዓዶም ዋላሓንቲ ስለዘይብሉ ይከውን ዘይልዓል ኤርትራዊ ናይ ግፍዒ ቃላቱ ኣበዩ ከብጽሖ ኣይርድኣንን እዩ እዛ ጮግሪ ጥራ ትስከም ርእሲ ገሊኦ መልሓስ ጥራዩ ሃፍታ ሰርች ጌርና ይብሉ ዋእ ኣበይ ኣብ ጎጉል ያታ ንዑባ ደቂ ጎጎ እምበር ደቂ ጎጉል ኣይኮንኩምን ዓቢ ተወከስ ባላ ተመርኮስ እዩ ዝብሃል ኣየይ ጸገም የለን ተጻረፉ ግን ካብ ጎላጉል ቲክቶክ ትበጽወ ስልጣነ የለን እዚ ሓውና ብክፋእ ኣይሓሰባን ብከምዚ ፋሕ ዝብል ቃልሲ የለን ኣንፈቱ ጥራዩ ዘቅንዕ

  • @teklemahari9006
    @teklemahari9006 3 หลายเดือนก่อน

    Ajeka sultan ksab awetna mska alena

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 3 หลายเดือนก่อน

    Seltene wedi kaatit metshe

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 3 หลายเดือนก่อน

    Ayenay agenda zereba shaebia
    Gegaka alel

  • @almazabraha8450
    @almazabraha8450 3 หลายเดือนก่อน

    Seltun jigna ajoka tray qinie eyu zileliwom zelo.

  • @aidahaben8445
    @aidahaben8445 3 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ንጉስ explain ጌሩ እዩ ነቲ ህበይ መበሊኡ ወላ ጆሲ እስለ እነተበለ ብዘየገድስ ብርጌድ ንሀመዱ ቆርበት ክኮኑ አለዎም

  • @ህያብ
    @ህያብ 3 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ከም ዝሰማዕኩም ከምዝ ጎይታ ጆሲ ዕስለ ዝበሎ እዩ ተራኡይን ኣነስ ደቅ ኣከለ ይፈትወኩም እንዴ ግን ንቲ ሓቂ በልዎ

  • @zewditesfaldet1838
    @zewditesfaldet1838 3 หลายเดือนก่อน

    Entekielkayo eti Egnor jiemra sultun haderaka

  • @azmeraftwi3586
    @azmeraftwi3586 3 หลายเดือนก่อน

    Ezi sebay hiji zblozelown kulu gegayu dgam hanzan dagut tseban darga msah malet belaeti malet eyu ember habtamat malet aykonen

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 3 หลายเดือนก่อน

    ይቅረ ይኩንኩም ሰልጠነ ኣቶ እስቲፍ ናይ መግለጺ ልቦና እዩ።እቶም ዋላ ትንፈር ጤል እያ ዝብሉ ግን ፈሊጦም ተዛሪቦም ከመይ ንጽበ ይቅረታ ክብሉ ።