ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ተባረኹልና ብጣዕሚ ጽቡቅ ሽሀር ንግበሮ ደቂ ኤረይ ኤክስፓየር ዘይከዉን ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዝተዘመረ ሓድሽህ❤🎉❤🎉❤
Amennn memlese semueya zeyxegba mezmur enashae mhret amlak tezekireni mezmur Tebarek bsrat hawey
አማን ብአማን እዛ መዝሙር እዚአ ንዓይ እያ ትገልጽ ናበ ብንስሐን ንብዓትን ከአ ናብ የሱስ ትመልሰካ አብ መጨረሽታ አከ ዝመጸ እንተ መጸስ ክአቱ እየ አብ ቤትካ እወ ንኩሉ ሰጊረ ንኩሉ መፈንጥራታት ሲዒረ የሱሰይ ክአቱ እእየ አብ ቤትካ። ጎይታ ይባርኽካ መመሊሱ ጸጉኡ የብዛሐልካ ተባረኽ።
Amen ewe texeyre eye abzi bexihe.Abet mihret Amlak fikri Amlak Glory to God!God bless you more Bisir hawey ! nab Amlak memelisu zekrbeka mezmur.
ብሓቂ ተጼረ እየ ኣብዚ በጺሐ ነዛ ኣብ ኣዒንተይ እኮ ዘይከበረት ሂወተይ ዘኽበረን ዝመሓረንን ኣምላኽ ስሙ ይባረኽ ብስር ሓወይ ኣምላኽ ይባርኽካ
ተጸይረ እየ ኣብዚ በጺሐ ዘይደክም መንኩብ የሱስ ረኺበ፡ ዋውውው ኩሉ ግዝየ ሰሚዕካዮስ ዝሕደሰካ፡ መልእኽቲ ዘለዎ ቃል ኣምላኽ እዩ እዚ፡ ኣብዛ መዝምይር ንኣምላኽ ዝህብ ምስጋና ኣሎ፡ እቲ ኻልኣይ ድማ እቲ ድኹም ሰብሲ ብሰንኪ ድኻሙ ኣብ መገዲ ክተርፍ ከምዘይክእል ይምህረና . . . ኣሚን
❤❤❤
አቤት ሞንክብ የሱስ ኩሉ ዝጸውር። ተባረኽ ብሩክ .
Amennn
Amen Amen 🙏 እግዚአብሔር አምላክ ታጋሽ አምላክ ነው። ስሙ ይከበር ከዘልአለም ወደዘልአለም ይሁን።
Trfo mguda kusli tkmi zeybley mukaney Ena reayes yedhyeni goyta bsmey 😭😭
Blessed broIwish u healthy, happiness and long life.
Blessed bro❤🎉
You are bro
😭😭😭😭😭😭😭 የሱሰይ I love you sooo much
God bless you abundantly singer Bisrat Yohannes
Amlak abzhu yeburka azeyu das zebl mezmur❤️❤️
Amen ,,,,,,, my favorite song forever ❤❤biser hawena mara ena nefetweka memliska teglexe bemezmurka bezuh eye tebarike i hope hiji wen bemezmurka kenbarek ,,,,, i am witting you for new album biser keep going blesse you more we love you
Shallom Adu Haftey I hope you got it the new Album “ N bahriyatu kezentwo” it released on 1st of August 2022. 🙌 Thanks and God bless you.
I shed tears whenever I listen to this sweet song! Can someone please post the lyrics on the comment section? May God bless you Bisrat!
ዘይስልኪ ዘይሕለልዘይደክም ዘይርብርብዘልኣለማዊ መንኩብ ኣምላኸይ ጸዋሪዘይስልኪ ዘይርብርብኣምላኸይ ዘልኣለማዊሰብ ክምነዎን ክስልችዎን ንኽፉእ ግብረይ ርኢዎን ኣምቢብዎንኣምላኸይ ግና ኣይተጸየፈንን ኣይገደፈንንተጼረ'የ ኣብዚ በጺሐ /2ጭራስ ዘይጠፋእኩስ ብምሕረቱ ተጼረ'የ ኣብዚ በጺሐዘይደክም መንኮብ የሱስ ረኺበእምበር ከምቲ ክፉእ ግብረይንዓኻ ዘየኽብር ሓሳባተይምተደምሰሰ ኔሩ ስመይከም ቃልካ ምምልላስ ምንባር ገዲፈኣብ ቤትካ ከለኹስ ባህርያተይ ናይ ዓለምተሳኢኑኒ ዝቕንጠብ ፍረ ምግቢ ንነፍሳትካ ትጽበየኒ ከይሰልኬኻ ትመልሰኒ ብፍቕርኻመኽፈቲ ኣፈይ ኮይኑኒ ምሕረትካተጼረ'የ ኣብዚ በጺሐዘይደክም መንኮብ የሱስ ረኺበእምበር ከምቲ ክፉእ ግብረይንዓኻ ዘየኽብር ሓሳባተይምተደምሰሰ ኔሩ ስመይኣቤት መንኮብ የሱሰይ ንኹሉ ዝጸውር ንኹራ ደንጓዩ መንገዲ ዝሕብርልበይ ተንኪፉዎ እንዳሰቐልኩኻ ጎይታይ ዓቕልኻኣይተወድኣንን ምሕረትካ ኣናቢሩኒ'ሎ ሳህልኻንሱ'ዩ ኣትቢዑኒ ክምብርከኽ ክዛረበካተጼረ'የ ኣብዚ በጺሐዘይደክም መንኮብ የሱስ ረኺበእምበር ከምቲ ክፉእ ግብረይንዓኻ ዘየኽብር ሓሳባተይምተደምሰሰ ኔሩ ስመይሓጢያት ርኤ ሓጥያት ክሓስብ ሓጥያት ከውስእእንትርፎ ምውዳቑስ ጥቕሚ ዘይብለይሙዃነይ እናረኣየስ የድህየኒ ጎይታ ብስመይፈሊጠዮ ዕሙቆት ምሕረትካፈቲነያ 'የ መንኮብካዝመጸ እንተመጸስ ክእቱ'የ ኣብ ቤትካተጼረ'የ ኣብዚ በጺሐዘይደክም መንኮብ የሱስ ረኺበእምበር ከምቲ ክፉእ ግብረይንዓኻ ዘየኽብር ሓሳባተይምተደምሰሰ ኔሩ ስመይ
@@MA-uj6tm: Thank you so much 🙏🙏🙏 kibret yihabley!!! Wow!!!
አሜን እግዝአብሄር ይባካችሁ
Ameeeeeen tebareku brukat
206 Naomi Harbors
God bless you abundantly my brother
Amen amen tebarek god beless you
Behaqi texeyere abzi bexihe goyta ybarek
Kbri nshmu halieluya
Amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏
Bless you bless you brother more mezmurs to come
Amennn Amennn
Tebarek
Tebareki
Bless u moreOver flow holy sprit song.
Amen
ተባረኹልና ብጣዕሚ ጽቡቅ ሽሀር ንግበሮ ደቂ ኤረይ ኤክስፓየር ዘይከዉን ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዝተዘመረ ሓድሽህ❤🎉❤🎉❤
Amennn memlese semueya zeyxegba mezmur enashae mhret amlak tezekireni mezmur Tebarek bsrat hawey
አማን ብአማን እዛ መዝሙር እዚአ ንዓይ እያ ትገልጽ ናበ ብንስሐን ንብዓትን ከአ ናብ የሱስ ትመልሰካ አብ መጨረሽታ አከ ዝመጸ እንተ መጸስ ክአቱ እየ አብ ቤትካ እወ ንኩሉ ሰጊረ ንኩሉ መፈንጥራታት ሲዒረ የሱሰይ ክአቱ እእየ አብ ቤትካ።
ጎይታ ይባርኽካ መመሊሱ ጸጉኡ የብዛሐልካ ተባረኽ።
Amen ewe texeyre eye abzi bexihe.
Abet mihret Amlak fikri Amlak Glory to God!
God bless you more Bisir hawey !
nab Amlak memelisu zekrbeka mezmur.
ብሓቂ ተጼረ እየ ኣብዚ በጺሐ ነዛ ኣብ ኣዒንተይ እኮ ዘይከበረት ሂወተይ ዘኽበረን ዝመሓረንን ኣምላኽ ስሙ ይባረኽ ብስር ሓወይ ኣምላኽ ይባርኽካ
ተጸይረ እየ ኣብዚ በጺሐ ዘይደክም መንኩብ የሱስ ረኺበ፡ ዋውውው ኩሉ ግዝየ ሰሚዕካዮስ ዝሕደሰካ፡ መልእኽቲ ዘለዎ ቃል ኣምላኽ እዩ እዚ፡ ኣብዛ መዝምይር ንኣምላኽ ዝህብ ምስጋና ኣሎ፡ እቲ ኻልኣይ ድማ እቲ ድኹም ሰብሲ ብሰንኪ ድኻሙ ኣብ መገዲ ክተርፍ ከምዘይክእል ይምህረና . . . ኣሚን
❤❤❤
አቤት ሞንክብ የሱስ ኩሉ ዝጸውር። ተባረኽ ብሩክ .
Amennn
Amen Amen 🙏 እግዚአብሔር አምላክ ታጋሽ አምላክ ነው። ስሙ ይከበር ከዘልአለም ወደዘልአለም ይሁን።
Trfo mguda kusli tkmi zeybley mukaney Ena reayes yedhyeni goyta bsmey 😭😭
Blessed bro
Iwish u healthy, happiness and long life.
Blessed bro❤🎉
You are bro
😭😭😭😭😭😭😭 የሱሰይ I love you sooo much
God bless you abundantly singer Bisrat Yohannes
Amlak abzhu yeburka azeyu das zebl mezmur❤️❤️
Amen ,,,,,,, my favorite song forever ❤❤biser hawena mara ena nefetweka memliska teglexe bemezmurka bezuh eye tebarike i hope hiji wen bemezmurka kenbarek ,,,,, i am witting you for new album biser keep going blesse you more we love you
Shallom Adu Haftey I hope you got it the new Album “ N bahriyatu kezentwo” it released on 1st of August 2022. 🙌 Thanks and God bless you.
I shed tears whenever I listen to this sweet song! Can someone please post the lyrics on the comment section? May God bless you Bisrat!
ዘይስልኪ ዘይሕለል
ዘይደክም ዘይርብርብ
ዘልኣለማዊ መንኩብ
ኣምላኸይ ጸዋሪ
ዘይስልኪ ዘይርብርብ
ኣምላኸይ ዘልኣለማዊ
ሰብ ክምነዎን ክስልችዎን
ንኽፉእ ግብረይ ርኢዎን ኣምቢብዎን
ኣምላኸይ ግና ኣይተጸየፈንን ኣይገደፈንን
ተጼረ'የ ኣብዚ በጺሐ /2
ጭራስ ዘይጠፋእኩስ ብምሕረቱ
ተጼረ'የ ኣብዚ በጺሐ
ዘይደክም መንኮብ የሱስ ረኺበ
እምበር ከምቲ ክፉእ ግብረይ
ንዓኻ ዘየኽብር ሓሳባተይ
ምተደምሰሰ ኔሩ ስመይ
ከም ቃልካ ምምልላስ ምንባር ገዲፈ
ኣብ ቤትካ ከለኹስ ባህርያተይ ናይ ዓለም
ተሳኢኑኒ ዝቕንጠብ ፍረ ምግቢ ንነፍሳትካ
ትጽበየኒ ከይሰልኬኻ ትመልሰኒ ብፍቕርኻ
መኽፈቲ ኣፈይ ኮይኑኒ ምሕረትካ
ተጼረ'የ ኣብዚ በጺሐ
ዘይደክም መንኮብ የሱስ ረኺበ
እምበር ከምቲ ክፉእ ግብረይ
ንዓኻ ዘየኽብር ሓሳባተይ
ምተደምሰሰ ኔሩ ስመይ
ኣቤት መንኮብ የሱሰይ ንኹሉ ዝጸውር
ንኹራ ደንጓዩ መንገዲ ዝሕብር
ልበይ ተንኪፉዎ እንዳሰቐልኩኻ ጎይታይ ዓቕልኻ
ኣይተወድኣንን ምሕረትካ
ኣናቢሩኒ'ሎ ሳህልኻ
ንሱ'ዩ ኣትቢዑኒ
ክምብርከኽ ክዛረበካ
ተጼረ'የ ኣብዚ በጺሐ
ዘይደክም መንኮብ የሱስ ረኺበ
እምበር ከምቲ ክፉእ ግብረይ
ንዓኻ ዘየኽብር ሓሳባተይ
ምተደምሰሰ ኔሩ ስመይ
ሓጢያት ርኤ ሓጥያት ክሓስብ ሓጥያት ከውስእ
እንትርፎ ምውዳቑስ ጥቕሚ ዘይብለይ
ሙዃነይ እናረኣየስ የድህየኒ ጎይታ ብስመይ
ፈሊጠዮ ዕሙቆት ምሕረትካ
ፈቲነያ 'የ መንኮብካ
ዝመጸ እንተመጸስ ክእቱ'የ ኣብ ቤትካ
ተጼረ'የ ኣብዚ በጺሐ
ዘይደክም መንኮብ የሱስ ረኺበ
እምበር ከምቲ ክፉእ ግብረይ
ንዓኻ ዘየኽብር ሓሳባተይ
ምተደምሰሰ ኔሩ ስመይ
@@MA-uj6tm: Thank you so much 🙏🙏🙏 kibret yihabley!!! Wow!!!
አሜን እግዝአብሄር ይባካችሁ
Ameeeeeen tebareku brukat
206 Naomi Harbors
God bless you abundantly my brother
Amen amen tebarek god beless you
Behaqi texeyere abzi bexihe goyta ybarek
Kbri nshmu halieluya
Amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏
Bless you bless you brother more mezmurs to come
Amennn Amennn
Tebarek
Tebareki
Bless u more
Over flow holy sprit song.
Amen
Amen