ኤሪትራ ኣተሓሕዛ ዘይከኣልናላ ዓዲ እያ !!(ናይ መወዳእታ ክፋል )

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 286

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q 17 วันที่ผ่านมา +60

    ንኤትራዊ ዝሓዝን ትግራዋይ የለን። ኣሕዋት ኢና እንዳበለ ነሕዋቱ ዝበልዕ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ለመጭመጭ ግደፍ። ትግራዋይ ኣሎ ኦርሞ ኣሎ ኣምሓራ ኣሎ ቦሎ እንዳበልኩም ብዝሃለቐ ይህለቕ ን30 ዓመት ኩናት ድጽሕትር ትግራዋይ እዩ። ታሪኽ ኣይትጠምዝዝ። መንእሰይ ኤርትራ ዘጥፍአ ምምሕዳር ትግራይ እዩ። ብእገዳ ንድሕሪት ዝመለስኩምና ተጋሩ ኢኹም ጠላማት።

    • @yosiefnegassi886
      @yosiefnegassi886 17 วันที่ผ่านมา +2

      Right

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 16 วันที่ผ่านมา +7

      ትኽክል ኣለኻ፡ I hope ደቂ ክልል ትግራይ በቲ ንሃገረ ኤርትራ ዝበደሉዋ ሰፍ ዘይብል በደል ተረዲኦምን ተጣዒሶምን ብይቕሬታ ድዩ ብካሕሳ ከደቅሱዎ ምፍታን ብልህነት እዩ።

    • @eritrea700
      @eritrea700 16 วันที่ผ่านมา +2

      እዘን ዊዒጊን ዘይንግጥሞም ዲዮ ዝመስሎም🤣🤣🤣🤣

    • @Paulos.w7
      @Paulos.w7 16 วันที่ผ่านมา +4

      ድራማ ኣለዎ ታሪኽ። ንጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ዘይተገብረ። 🦅🇪🇷

    • @ፊላተፈቃር
      @ፊላተፈቃር 16 วันที่ผ่านมา

      Mo Enty zerakb alwo ezi teblo zelka meszi zetzarbo? Kab haska musliynet teqoteb.

  • @dendenbanuna7219
    @dendenbanuna7219 16 วันที่ผ่านมา +14

    ኣበይ እሞ ኩሎም ተጋሩ ከማኻ እንተ ቲሓስቡ ሰላምና ዘይኮነ ሰላም ዞባና ሚጸለውና ነርና ለባም ጎረበትና ከማኻ ይብዝሑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 10 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቀኛ ሰብ ተባረኽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HukotYbehal-k5y
    @HukotYbehal-k5y 17 วันที่ผ่านมา +14

    እዉይ ባባ ብዙሕ ቪድዮታት ሬኤልካ እንድየ፡ መግለጺ ሲኢነልካ፡ ካብዚ ሓቂ እዚ ዝወጽእ የለን 100% agree,,ተስፋ ይገብር ኣብ ኣስመራ-መቀለ ብነጻ ክንመላለስ፡ ኣምበሳድር ሰላም ባባ።

    • @Hiyba123
      @Hiyba123 17 วันที่ผ่านมา

      No No selam xebuk eu yedgfo eye neger gen dedobena eu zewaxsna beflay neana Ertirawiyan

  • @MehariYtbarek
    @MehariYtbarek 17 วันที่ผ่านมา +15

    ኣብ ሂወትካ ምልእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ናይ በሓቂ ትዛረብ ዕድል ኣይገበርናን ቅንዕናን እምነትን ኣሚኖም ዝጉዓዙ ግን ከይተሓለልካ ነዚ ናይ ፍቅሪ መኣዲ ንኩሉ ትግራዋይ ኤርትራዊ ጎስጉሰሉ ንመን ኢልዎ ክትዕወተሉ ኢካ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ሰሰናዩ ንዓካ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ ኢትዮጽያ

  • @SamiYemane-g8o
    @SamiYemane-g8o 17 วันที่ผ่านมา +8

    ኩቡር ኣያና ሓዱሽ ❤❤❤ እንታይ ሞ መግለጺ እየ ሲኢነልካ ዘለኩ ምክንያቱ እቲ ክሉ ልቦናኻ ልበይ ዝትንክፍ ኮይኑ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ❤❤❤ ኣነ ብውልቀይ ዝገብረልካ ኣለኒ ንቅሩብ ግዜ ጥራይ ጾሎት ሓግዘኒ ክንዲ ዝተረረ ይትረር ኣነ ቃል ትኩነኒ ዝገብረልካ ኣለኒ ❤❤❤

  • @SandroEritrawi-yx4lo
    @SandroEritrawi-yx4lo 16 วันที่ผ่านมา +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኣቦ ፍቕሪ ተ/ጋ ባባ ሓድሽ ንስኻ ሓደ ካብቶም ጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ብምኻንካ ወትሩ ኣብ ልብና ታሪኽ ኣለካ።

  • @amanuelteame-pr3bm
    @amanuelteame-pr3bm 17 วันที่ผ่านมา +11

    ሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ።ኣምላክ ይተሓወሶ ዘረበኻ ናይ ሓባር ጸላኢ ኣለና ንሱ ኸኣ ዝብኢ ዝበልካ ዘረባ ቀላል ኣይኮነትን ።ነዚ ዝመጽእ ጀነረሽን ሕሰብሉና በጃኹም። ንሕና ሓደ ህዝቢ ኢና። ክልተ ሃገር ደኣ ይሃልወና እንበር እቲ ህዝቢ ግን ሓደ ኢዩ።

  • @biniamtekleweyni1570
    @biniamtekleweyni1570 17 วันที่ผ่านมา +7

    ከማካ ለባምን ንቁሑን ይብዙሕልና ❤️🥰🥰❤️❤️❤️

  • @user-dy5kf3dr4h
    @user-dy5kf3dr4h 17 วันที่ผ่านมา +28

    ኤርትራውያን ን ትግራይ ክሃርሙ መጺኦም ኢልካ: ንምንታይ እዮም መጺኦም? ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተፈጸመ በደል ከ እንታይ እዩ? ኢልካ ድማ ዘርዝር :: ብ መዓር ዝተለበጠ ኣዘራርባኻ ብድሕሪኡ ሕቡእ ነገር ዘለዎ ስለዝኾነ ማንም ዝኣምነካ ሰብ የሎን::
    ቲ ሓቂ ኣውጻዮ
    ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝፈጸሙዎ ዓቢ በደል ኣሎ: ንልዕሊ 28 ዓመት ን ኤርትራ ኣብ እገዳ ከምትኣቱ ዝገበሩ ተጋሩ ይተሓተቱ ቲ ሓቂ ድማ ይውጻእ::

    • @yosiefbrhane7752
      @yosiefbrhane7752 17 วันที่ผ่านมา +1

      You are right bro🩸

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 16 วันที่ผ่านมา +1

      ትኽክል ኣለኻ፡

    • @Music77910
      @Music77910 16 วันที่ผ่านมา

      ዝበላዓና ሰብ የለን ብጃካ ሽፍታ ሳሕል ዘይከውን ኣይትዛራቡ

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 16 วันที่ผ่านมา +5

      እዞም ናይ መንነት ቅልውላው ዘለኩም ንህዝባዊ ግንባር ሽፍታ ሳሕል ኢልኩም ትጽውዕዎ፡ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ፈቲና ጸሊእና ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እዩ። ጽቡቕ ምሕደራ ኣሎዶ የለን ካልእ ኣርእስቲ እዩ። ኣቱም ሰባት በዓል መለስ(ጭሕሚ ወጠጦ) ብባድመ ኣሳቢቦም ውግእ ምስከፈቱልና ምስ ምዕራባውያን ሃገራት ተሰማሚዖም ነዛ ቅድስቲ ሃገረ ሰማዕታትና ኤርትራ ዘብጽሑላ ግፍዕታትሲ ጠፊኡኩም ማለት ድዩ? ንስኻትኩም ትርእዩዎ ዘለኹም እቲ ቀጻሊ ዘየቋርጽ ሃገራዊ ኣገልግሎት እዩ። መራሕትና ግን ሳላ ከምኡ ዝገበሩ ዋላኳ መንእሰያትና ዕረፍቲ እንተሳኣኑ ሃገርና ግን ተኸቢራ ትኸይድ ኣላ። ነቶም ጸላእትና ብመሪር መስዋእትን ሓይሊ ፈጣሪን ኣላሽ ዝለዘበልናዮም ግን ሕጂ ከምቲ ትዕዘቡዎ ዘለኹም ናብ ልምዓት ገጽና ንምርሽ ኣለና። 100% ኣረጋጊጽና ንዛረበሉ ጉዳይ እንተሎ ኣብዚ ሰዓት እዚ ብፈኸራን ሃተፍተፍን እንተዘይኮይኑ ንኽደፍራሞ ይጽንሓልና ዋላውን ናብ ሃገረ ኤርትራ ገጹ ዝሸይን ሓይሊ ከምዘየለ ብምሉእ ርእሰ ምትእምማን ንነግር። ኣምላኽ ነዛ ሃገረ ሰማዕታት ዝኾነት ቅድስቲ ሃገርናን መላእ ዓለምናን ሰላሙ የውርደልና፡ ኣሜን!!!

    • @chuchusolomon8614
      @chuchusolomon8614 13 วันที่ผ่านมา

      ​@@Music77910 kid dia shiftas ab adika alo!! Antum tewlijie bota yeblkumin ab Eritrana!!

  • @nakfadenden5904
    @nakfadenden5904 17 วันที่ผ่านมา +6

    Edmen tenan yahabka amlak zahawey ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @mekonenhaile4659
    @mekonenhaile4659 17 วันที่ผ่านมา +7

    Your great man 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 17 วันที่ผ่านมา +16

    ብባድመ አሳቢብኩም ንኤርትራ ኩናት ዝጀመረ ህዝቢና ዝተሰጎገ ብምቅጻል መሳይላት ዝተሰዶንኤርትራ እዚ ኩሉ ብወያነ ተፈጸመ እዩ እንበር ኤርትራ ንትግራይ ክወቅዕ አይተበገሰን።

  • @zereslaseweldemaryam3770
    @zereslaseweldemaryam3770 16 วันที่ผ่านมา +5

    ብሓቂ ደስ ትብል ትግራዋይ ኢኻ እንታይ እሞ ክኸውን ዓመጽቲ የሕዋት ረኺብካ።

  • @Airtra
    @Airtra 17 วันที่ผ่านมา +12

    Over 20 years ago The Eritrean government said if Weyane Accepted and implemented the Algers agreement the following day Eritrea will open its embassy in Addiss Abeba. But TPLF refused to listen.

  • @JohnMetkel
    @JohnMetkel 16 วันที่ผ่านมา +1

    ለባም ከማኻ ይብዝሑ ❤️from eritrea 🇪🇷

  • @keshizenebehaile3039
    @keshizenebehaile3039 17 วันที่ผ่านมา +12

    ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ንህዝቢ ዘጠቅም ሓሳብዩ እቲ መፍትሕውን ንሱዩ ቴለፎኑ መደለኹ ኔረ ክታባባዕ ዝግቦኦ ተባዕዩ

  • @ተመስገንዩምስጢርዓወተይ
    @ተመስገንዩምስጢርዓወተይ 17 วันที่ผ่านมา +6

    100% ኣምላክ ተወዲኡ ይበለልና።🎉🎉🎉🎉

  • @awettesfa6461
    @awettesfa6461 17 วันที่ผ่านมา +14

    እንጀራ እዝጊ ብላዕ!
    ህዝቢ ኤርታራ፡ ነባሪ ከባቢ ባድመ፡ ጸሮናን ኢሮብን ን22 ዓመታት ካብ ዝፈትዎ መረቢቱ ተፈናቒሉ፡ ንሕስረትን ምረትን ተቓሊዑ፡ንውሽጡ ደም ነቢዑ ኢዩ።
    ኣብ ኤርትራ ጽቡቕ ምስላታት ኣሎ፡ "ኣታ ጉድጓት ትኹዑት፡ እታ ጉድጓድ ንስኻ'ውን ክትኣትዋ ስለ እትኽል፡ ኣዕሚቕካ ኣይትኹዓታ!"
    ንህዝቢ ትግራይ ከኣ እዚ'ዩ ገጢምዎ!
    ህዝብን መንግስትን ትግራይ ብጥፍኣትን ውድቀትን ህዝቢ ኤርትራ ዓባይ-ትግራይ ንምምስራት ዘይፈጸምዎ ክፋእ ኣይነበረን።
    መፈጸምትኡ ግን እዚ ንርእዮ ዘለና ኮይኑ!
    እቲ መከራ ስለ ንፈልጦ፡ ኣብ ቤትና'ውን ስለ ዘሎ ብመከራ ህዝቢ ትግራይ ንሓዝን!
    ንሕና ከም ኤርትራውያን ብሞትን ድኻምም ህዝቢ ትግራይ ንክሓሶ ወይ ነትርፎ የብልናን። ብካሕሳን ሕነን ንኣምን እንተ ንኸውን ነታ ን30 ዓመት ዘድመየትና ሃገርኩም ድሕሪ ናጽነት ካሕሳ ምሓተትና'ያ። ካሕሳ ንቡር እኳ እንተ ኾነ እቲ ዝዓቢ ግን ሰላምን ውሑስ ጉርብትናን ኢዩ'ሞ ኣብ ሰላም ህዝባዊ ረብሓ ከም ዘሎ ኣሚንኩም ንሰላምን ሓቅን ተበገሱ።
    ❗ሓደ ክብሎ ዝደሊ፡ ሻዕብያ ትግራይ ከኣቱ ከሎ ቂሙ ንምውጻእ ወይ ሕነ ንምፍዳይ ዘይኮነ፡ ነቲ ን20 ዓመታት ንቀያዲ ብይን ውዕል ኣልጀርስ ንከይፍጸም ሓንጊዱ ኣብ ኣይሰላም-ኣይኲናት ንኽነብር ናይ ኣይትቕሰኑ በብእዋኑ ኩናት ዝኸፍተልናን ዝተዃትኾናን ዝነብረ ከዳሚ ስርዓት፡ ዓቕሚ እንተ ረኺቡ'ውን ኣስመራ ስርዓት ክቕይር ዝሕልን ዝነበረ፡ ነቲ 2011፡2012፡2016 ብዴዳን ጸሮናን ሰፊሕ ወራር ዝፈጸመልና፡ነቲ 2015 ንኩባልያ ዕደና-ብሻን መዓስከር ማይ-ሓባርን ብሚሳይላት ዝደብደበ፡ነቲ ብሰንዓ-ፎርም ኣብ ዕጽዋን ክባን ከእትወና ዝወፈረ፡ነቲ ንምንቅስቓስ ኩናማ ወዲቡን የዕጢቑን ኣብ ምሉእ ጋሽ-ባርካ ግብረ-ሽበራ ዝፍጽም ዝነበረ፡ነቲ ንህዝቢ ኤርትራ ንምድኻምን ንምንጻልን ኣብ ዓለማዊ መግባእያ ብሓሶት ዝኸስስን ዝምስክርን ዝነበረ፡ህዝቢ ኤርትራ ብጥምየት ንኽሳቐን ንኽዳኸምን ክእገድ ብሓሶት ዝመስከረ፡መንእሰይ ኤርትራ ንኽጸንትን ኣጀንዳ ምዕራባውን ንምፍጻምምን 5 መዓስከራት ስደተኛታትን ከፊቱ ብስም ኣሕውት ኢና ኣብ ልዕሌን ዝሓጨጨ፡ እዚ ኩሉ ከይኣክል 2018 ሰላም መጺኡ ምስ ተባህለ'ውን ኣብ ክንዲ ዝሓለፈ ይኣክል ኢሉ ንሰላም ዝሰማማዕ፡ "ካብ ኤርትራ ባድመ ትዓቢ"፡ " ዕጡቕ ሰንበት፡ ካብ ኤርትራ ኢሮብ ትዓቢ"፡ ባድመ ኣብ ማእከል ትግራይ'ያ ትርከብ" ውዕል ኣልጀርስ ኣይንቕበልን፡ "ህዝቢ ምስ ህዝቢ" እንዳ በለ'ዩ ሰልፊ ሰሪዑ ናይ ሰላም ተቓውምኡ ዝገለጸ፡ ኣብ መጸረሽትኡ ውን 2020 ንትካላትን ህዝቢን ዕላማ ብምግባር ናብ ማእከል ኤርትራ መሰይላት ብምትኳስ ንኲናት ዝዓደመና ከዳሚ ሓይሊ በቲ ዝርድኦን ዝኣምነዮን ሓንሳብን ንሓዋሩን ንክንምህሮን ነቲ ዝምነዮ ዝነበረ ጥፍኣቱ ንምስማር ኢና ኣቲና።
    ብርግጽ ከኣ ናይ ኢዱ ረኺቡ።
    ንምስኪን ህዝቢ ትግራይ ግን ግዳይ ገይርዎ ኣብ ኣደራዕ ኣእቲዎ፡ ተሰካሚ ናይቲ ኩሉ ሓጥያቱ ገይርዎ።
    ህዝቢ ትግራይ እዚ ክረክብ ንምነዮ ኣይኮነን ግን ኮይኑ፡ ሕሉፍ ኣይምለስን ኢዩ፡ ሕሉፍ ንኸይድገም ግን ሕሉፍ ጌጋታት ካብ ምድጋም ክቑጠብ ኣለዎ።
    ንዓለማዊ ሕጊ ክምእዘዝን ከኽብርን ኣለዎ።
    ወድሓንኩም!

    • @amannguse
      @amannguse 17 วันที่ผ่านมา +1

      Wawwww nay lbey rekibkani thank you
      Ezi ksab zfeltwo waga kekflom eu

    • @betiel6495
      @betiel6495 15 วันที่ผ่านมา +1

      Appreciate you ezi kulu hzbi tgray xbuk gieru kefelto alewo sheu ab lieliena yefered kemzi sebeay haki zezareb sle zetesaene eyu ab Mongo ezi hzbi selam tesainu zelo

  • @Balla291
    @Balla291 16 วันที่ผ่านมา +1

    Eritrea only for Eritrean 🇪🇷🦁🇪🇷

  • @relaxingnuturelife3858
    @relaxingnuturelife3858 17 วันที่ผ่านมา +3

    ጽቡቕ ጅማሮ ኢዩ ሰላም ንኹሉ ኢዩ ዝጠቅም ብፍላይ ንዓና ንቀርኒ ኣፍሪቃ

  • @BahramGrmay
    @BahramGrmay 16 วันที่ผ่านมา +1

    ከምዚ ናትካ ሪእቶ ኢንዘህሉዎም ኩናት ኣይመሃለወይ።ጅግና ሰብኣይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🫶🫶✅️

  • @teklesenbetyemane1686
    @teklesenbetyemane1686 17 วันที่ผ่านมา +3

    Kemaka .s 100 yeweledu hewey kexilo eka edimen tenana yahebika❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ZerayOkbaslassie
    @ZerayOkbaslassie 17 วันที่ผ่านมา +5

    ሓቀኛ ፊትሐኛ እካ ናይብሓቂ!!

  • @Issunselam-bt1xk
    @Issunselam-bt1xk 17 วันที่ผ่านมา +14

    ኣብዚኣሲ ሓቂ ተዛሪብካ ግን ፈሪሕካ ዲካ ወይስ ንዓሻ ድርጉሓሉ ንለባም ኣምተሉ። ኣጆካ ድፈር ሓቂ ሓራ ከትውጽኣካ እያ። ኤርትራ ሃሪሞምና ምባልካ ግን ጭጉራፍሲ ባዕላ ሃሪማ ባዕላ ተእዊ ኮይና።

  • @abdatam8437
    @abdatam8437 16 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ሓው ኩሉ ትፍልጥ ኢኺ ዕቃበ ክትገብር እንተዘይ ደሊኻ እቲ ሓቂ ንዓኻ ይጠፍአካ ኣይብልን እየ ምኽንያቱ ንስኻ ኣብ ክልትኡ ውድባት ስለተሳተፍካ እቲ ሓቂ ውዕል ኣልጀርስ ስምንታይ ኣብግዝይኡ ክትግበር ዘይተደለየ ተጋ ሓዱሽ ኣዝየእየ ዘድንቀካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ካብ ኣዝየ ዘድንቀካ ❤❤ ኤረትራዊ ብጻይካ ልቦናኻ ን ራኢኻን ተኸተልቲ ንኽትረክብ ባዓል ምሉእ ትርስፋ እየ ኣብ ሰላም የራኽበና
    ዎዳሓንካ ❤❤❤❤❤❤

  • @mekonenhaile4659
    @mekonenhaile4659 17 วันที่ผ่านมา +2

    Your onest person this good for piss god bless you
    Long Live I am so happy 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @GidehyGTGen
    @GidehyGTGen 16 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ለባም መስተዉዓሊ ፍትሓዊ ብመንገዲ ሓቅነትን ካብ መጀመርያ ተካታቲለካ እም ንክልተ ህዝቢ ዘርብሕን እዚኣቢሄር ዝፈትዎ ፍትሓዊ ኣራኣእያካ ብልቢ ኣመስጊነካ ኣጆካ መምህር ናይመደናገርትን ብቃላቶም ንህዝብን እንዳዳናገሩ ናብ ሕማቅ ጽልእን ቅርሕንትን ዘእትዉ እቲ ሓቂ እዚዩ ኢዩ
    ዕድመን ጥዕናን ይህብካ

  • @tsegueritrea729
    @tsegueritrea729 16 วันที่ผ่านมา

    Anbesa jgna eleka aleku. I’m Eritrean, I love you, man. 100000000/100.❤

  • @amanuelteame-pr3bm
    @amanuelteame-pr3bm 17 วันที่ผ่านมา +3

    ጻዓዱ ንሕና ክንብኣስ እንበር ሰላም ክንረክብ ኣይደለይናን ።ንጻዕዳ ዕረቀኒ ምባል ኩናት ኣይጸገብኩን ወሲኹና ማለት ኢዩ።

  • @Cr7andMessi250
    @Cr7andMessi250 17 วันที่ผ่านมา +3

    Lebanon tigraway 🎉❤❤❤❤❤❤
    Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Nati09821
    @Nati09821 13 วันที่ผ่านมา

    ለባም ለባማት. ከማኻ ሓደ ዓስረርተ እንተዝርከቡ ሚልዮናት ኣይምጠፍኡን:: Very intelligent and articulate. WOW!

  • @tesfutsegsy2385
    @tesfutsegsy2385 17 วันที่ผ่านมา +2

    Bihaqi bihaqi wezi Seb ezi wediseb eyu ajoka hawey ❤❤❤

  • @MajorGhirmay
    @MajorGhirmay 17 วันที่ผ่านมา +2

    ቃላትኪ መሪር ሓቂ እዩ ንሕና ሰላም እንበር ዉግእ ወረ ዉግእ ኣየድሌናን እዩ ።ምረት ኩናት ንዝረአ መቐረት ሰላም መን ይነግሮ ይብል ኣብርሃም ኣፎውርቂ ። መቐረት ሰላም ክነስተማቕር ዘይተዓደልና ህዝቢ እና።ካብ ኣንነት ስስዐ ወጺና ንሰላም ንሕሰብ ። ብፍላይ እዞም ኣብ ደገ ዘለና ሰላም ንሃቦ ነዚ ህዝቢ ። መንግስትና ብዙበሉና ጥራይ ኣይንኽድ ሰባት ኢና ማዕሪኦም ክንሓስብ ክንምርምር ንኽእል ስለዚ ዝንገረና ኩሉ ክነስተንትኖ ኣለና ።ነዞም ንሰላም ትዝሙሩ ተጋሩ ድማ ዓቢ ክብሪ ኣለኒ።ንሰብ ብኹናት ጥራይ ኣይኮንካን ትስዕሮ ብፍቕሪ ዉን ትስዕሮን ትማርኾን ኢኻ።ኣብ ኹናት ዝስዕር ጥራይ ኣይኮነን ጅግና ብፍቕሪ ዝስዕር ዉን ካብኡ ዓቢ ጅግና የለን።ካብ ሓዉኹም ኤርትራዊ

  • @EseyasDaniel-k3o
    @EseyasDaniel-k3o 16 วันที่ผ่านมา

    ቤሄራዊ ቕርቅን ሕውነታዊ ዕርቅን
    ከም ባይንጸባን ዝሓዋውሰና ዝክእል ሓቀኛ ዝኮነ ዕርቂ እዩ እንኮ ፍታሕ ።
    እንበር ውልቀ ሰናትን ኹብራት ሓለግትን
    ና ውቀስካ ዝመጽእ ዕርቂ ዮሎን።
    ሓለፍትና ደምና እዮም ሓለፍቲ ትህራይ ውን ደም ትግራይ እዮም።

  • @biniamtekie5370
    @biniamtekie5370 17 วันที่ผ่านมา +6

    ናይ ትግራይ ፍታሕ እዛ ዝብላ ዘሎ ዘረባ እያ ግን ክንድየናይ ከይገብርዎ ከይቀትልዎ ከማን የፍራሓካ እዩ

  • @weldumengsteab2222
    @weldumengsteab2222 16 วันที่ผ่านมา

    kubur hawi ezgabiher amlak admen tanan yhabka kemzi n selam tgsgso zeleka ezi klte hzbtat kulu bedel tersasieu selam yfterelna rhus hadush amet amete selam amete rhawan ksanetn tgberelna

  • @peaceforall1583
    @peaceforall1583 15 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ጅግና ሓውና ሓዱሽ ግርማይ ብጣዕሚ ብሱል ዘረባ ኢኻ ኣማሓላሊፍካ።እዚ ህዝቢ ከምዚ ከማይ ተዓዛቢ ካባኻ ብዙሕ ነገር ይማሃር ይፈልጥ ኣሎ።ወለድና ክምሱሉ እንተ ክትድቅስ ጎሮቤካ ይደቅስ ይብሉ።ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ክሽገር ህዝቢ ኤርትራ ኣሰይ ክብል ኣክእልን ህዝቢ ትግራይ ውን ከምኡ ተመሳሳሊ።ምኽንያቱ እቲ ሕማቅ ነገር ተመጽዩ ናብቲ ህዝቢ ኢዩ ዝወርድ።በብዘለናዮ ብዛዕባ ሰላም ንሕሰብ ተከባቢርና ንንበር ጸላእትና ንፍለጥ ድልየት ህዝቢ ንፍለጥ።ኩሉ ንድሕሪት ተመሊስና እንዳ ዘከርና ነቲ ህዝቢ ነቲ ሓዱሽ ወሎዶ ኣብ ኣይነእትዎ።ኩሉ ግዜ ኣብ ፓለቲካ ቀዋሚ ጸላኢ የለን ምኽንያቱ ስልጣን ናይ ህዝቢ ኢዩ ስርዓት ወዳቂ ተቀያሪ ኢዩ።ከምዚ ከማኻ የብዛሓልና ቀጽሎ ክትዕወት ኢኻ ሓቂ ዝሓዘ ግዜ ይወስድ እምበር ዓወት ኣይተርፍን።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ሰላም ኣውሪደልና ከም ቀደምና ተከባቢርና ክንነብር ምሕረትካ ላኣኸልና።ርሑስ ብዓል ቅንያት ልደት ይግበልና ሰሰናዩ።

  • @desaleweldeslase1140
    @desaleweldeslase1140 16 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ሓዊ ባሓቂ ለባምን ሓቀኛን ኢኻ ።ከምዚ ከማኻ ንሰላም ዝደሊ የብዛሓዮ❤❤❤❤❤❤

  • @dl4055
    @dl4055 16 วันที่ผ่านมา

    Mejemerta,hzbna zsegokum,kunat bbadme zjemerkum,
    Meqabr swatna zfeharkum,zresaenayo keymeslekum,
    Msaylat,nhzbna kethethfu,zsededkumo,entay dyu,aythafrun ikum,nakum knwer aykonen serawitna atyu,neti zsededkumo msayl kethfe eyu,atyu,halewle aytbelu

  • @kiflmariammengteab7280
    @kiflmariammengteab7280 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኩብር ሓዉና ጽቡቕ ዘረባ እንጀራ እዝጊ ብላዕ ህዝቢ ኤርትራ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ኢዩ ዘድልየ ዘሎ ኵናት ጽቡቕ ኣይኮነ ን❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Cr7andMessi250
    @Cr7andMessi250 17 วันที่ผ่านมา +5

    Niselam ziedm labam ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉

  • @ahmadadam1213
    @ahmadadam1213 16 วันที่ผ่านมา

    ኑፉዕ ዕመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @GenetAbraha-ho3uv
    @GenetAbraha-ho3uv 17 วันที่ผ่านมา +1

    znebakayo aywhaden aytnba xlaeka ynba qexlo nay selam mezmur❤❤❤

  • @HabtemariamTeklebrhan
    @HabtemariamTeklebrhan 17 วันที่ผ่านมา +10

    ሰማዒ እዝንን ልቦናን ይሃበና ሰላምን ፍቅርን ንኽልቲኡ ህዝብታት የውርደሉ

  • @tekleghebrehiwet9846
    @tekleghebrehiwet9846 16 วันที่ผ่านมา

    ሰብ ወዲ ሰብ ነሓቅን አቀባይ ነትን ዝተቀነተ ብሓቂ ቅኑዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤

  • @meharigebru4079
    @meharigebru4079 15 วันที่ผ่านมา

    Powwww ata tseba ste entay aynet sebay eu "jigna"eleka aleku nhaki kemzi gerka tmhrena edmen tienan yhabka,ufffff kemzi kemaka lebam ente zmerhana kinat ab film tray mfeletnayo emeneni bunet,"hero of our continent" eleka aleku bzey kalalem❤❤❤❤❤

  • @issakYemane
    @issakYemane 17 วันที่ผ่านมา +8

    እዚ ሰብኣይ ናይ ብሓቂ ኣገሪምኒ ከምዚ ኣራኣእያ ዘለዎ ትግራዋይ ዘሎ ኣይመስለንን እዩ ነይሩ
    ንሕና ምስ ትግራይ ደም ምፍሳስና ሳልሳይ ወለዶ ካባና ከም ደናቁር ድሑራት ከም ዝምሃረልና ኣይጠራጠርን እየ
    እቲ ዝገርም ከኣ ክሳብ ሕጂ ከምዚ እልና ምህላውና እዩ..
    ከማካ የብዝሓልና ክብር ሓው ሰላምን ቅሳነትን ይሃበና ንህዝብታትና

    • @MesganaPaulos
      @MesganaPaulos 17 วันที่ผ่านมา

      Lemeshi aytbel tigraway etopyawi ika metaleli

  • @haileabraham8793
    @haileabraham8793 16 วันที่ผ่านมา

    ሰላም አንታ ሰላማዊ ሕዊና ።
    ዘር ኢ ምስዘራእካዮ ምኹስኻስ የድልየካ ምሕላው ውን የድልየላ ዩ ሞ
    ነዚ ሰናይ ዝስርእካ
    አብ ምኹስኻሱን ምሕላዉን መስዋእቲ የድልዮ ዩ ክንድዝኾነ ንሐሳባትካን ቓላትካን መስዋእቲ ክትከፍለሎም ድሉው ኹን
    እቲ ዘርኢ ውን እንተ ዘይሞተ 30 60 100 ክፍሪ አክእልን እዩ ሞ ውህሉል ተሞኹሮካ ካብ ቓል ናብ ፍጹም ተግባር። ተግባር ከትብጽሖ ተብግስ።
    ሰላም ንዓለምና ሰላም ንሕዝቢ አፍሪቓ ዓውት ንባዓ ሐቓ!

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 16 วันที่ผ่านมา

    We don’t need united African or the same currency. The peace will come if we respect each other’s borders. The leaders of your country have evil intentions that why all the blood spilled. That’s sad because they weren’t innocent from the beginning. I wish our continent had men like you. Thanks for the amazing words 🙏

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 17 วันที่ผ่านมา +2

    Nice bhaki zey degeme tigaraway hakena

  • @Africa62524
    @Africa62524 16 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ኤርትራ ፍተዉ ጽልኡ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጽልኢ የብሉን የግዳስ ሕዉሓት ዝፈጾሞ ገበን መዳርግቲ የብሉን።
    ጽልኢ ይትረፍ ክሳርኡ በዚሑ ህዝቢ ኤርትራ ,ህዝቢ ትግራይ ናይ ሰላም ዓመት ይኸውን ❤

  • @ሰላም-ደ9ከ
    @ሰላም-ደ9ከ 16 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሓቂ ንሱ እዩ ከማካ ይብዝሑ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ክቡር ሓው

  • @yonnastsehaye8277
    @yonnastsehaye8277 16 วันที่ผ่านมา

    ሓደ ተዛሪቡ ኢልካ ምድንጋጽ ትፍታሓላ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @freweyniasmarino2030
    @freweyniasmarino2030 12 วันที่ผ่านมา

    God bless
    You are saying the truth if it was gone by the algers agreement.like you needs more. tigray needs to learn.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Eritrealifey
    @Eritrealifey 17 วันที่ผ่านมา +3

    እታ ዓዲ እያ ትብል ዘላ ብ ሃገር እያ ተተአርማ ጽቡቅዩ

  • @selamtesfay6327
    @selamtesfay6327 13 วันที่ผ่านมา

    Good job Lebam zereba nay bhaki❤

  • @xegaxega4826
    @xegaxega4826 16 วันที่ผ่านมา

    My dear brother and good job 👍👍👍👍❤❤❤❤

  • @kidanefessehaye8299
    @kidanefessehaye8299 17 วันที่ผ่านมา +1

    Behaki behaki ....zibilae Zereba
    Kemaka yibzuhu,,,,,,hakena eka.

  • @KIDANEGHEBREKIDAN
    @KIDANEGHEBREKIDAN 13 วันที่ผ่านมา

    Wowwwww
    Btaemi
    Xbuk Hasab

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 15 วันที่ผ่านมา

    ንሕና አሪትርውያን ኢና
    ንስኩም ድማ ኢትዮጵያውያን ተጋሩ ኢኩም
    ንስኩም ቅድም፡ፍቅሪ ምስ ኩሎም ኣሕዋትኩም፡ ግበሩ
    ዝተረፈ ያኣክለና

  • @abdallaadam175
    @abdallaadam175 17 วันที่ผ่านมา +2

    You are wise person.may be they found three person like you they don't happened black history.

  • @Yosiefjose
    @Yosiefjose 16 วันที่ผ่านมา

    Nay behaqi bsul seb, kemaka ente zbezhu kulu meniesey aymsewean neru

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኩቡር ን ተባዕን ሓው 🙏 እዚ እስኻ ትዛረበሉ ዘለኻ ሓቂ እቲ ቁኑዕ ትግራዋይን ኤርትራውን አብ ጎንኻ አሎ ። በዚ ትብዓትካን ቅንዕናኻን ክአ አድናቆተይ ክገልጸልካ ይፈቱ። ሓቂ ሒዝካ አብ መንገዲ ባቡር ደቅስ ከምዝበሃል አጆኻ ቡዙሕት አብጎንኻ አለና።

  • @resomzeray145
    @resomzeray145 16 วันที่ผ่านมา +3

    ትግራዎት ምስ ትግራይ ተዓረቁ።ዕርቁኹም ካብ ሓሶት፣ስርቂ፣እምነት ምጉዳል፣ምጥፍፋእ ----ኣቋሩጹ ሞ 'ሰላም ክትረኽቡ። ካብ ናይ ሓሶት ታሪኽ ካብ ምትራኽ ኣቋርጹ።

  • @kibromaraya1224
    @kibromaraya1224 14 วันที่ผ่านมา

    Selam shawey megemerya nbaalkum tearequ srqi amexi
    Gdefwo kiareq
    Gosgas kulu hsby yedly

  • @dawitsemere4759
    @dawitsemere4759 16 วันที่ผ่านมา

    25 ዓመት ተኣሲሩ ነይሩ ዝብኣይ መሕዘኒ ህይወት ዮ ዘለዎ

  • @KurkubaYosef
    @KurkubaYosef 17 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉 Ajokah Ertira ketkeydi eka haweyy🎉

  • @WediMemher
    @WediMemher 17 วันที่ผ่านมา +2

    You are right.

  • @Yohannes-BS
    @Yohannes-BS 16 วันที่ผ่านมา

    Guday Badme tewediu ente znebr Eritrea abzi kunat aym-Atewetn Keman ntigray mhagezet
    Entekone gn malelitawyan n Eritrea afrisom bahri sle zdeleyeu badme hizomo kof elom nierom
    Malilit resah kedamit nay ab ruhuk zelewu hayltat eya

  • @emmanuelnezereab6231
    @emmanuelnezereab6231 14 วันที่ผ่านมา

    Very cleverAmlak yibarika❤❤❤❤

  • @wediaradom5324
    @wediaradom5324 16 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ትግራይ ሓቅታት ይቀላቐል ኣሎ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ምስ እንእመነሉ ጥራይ እዩ ሰላም ከንብረና ዝኽእል እሞ ከምዛ ጀሚርኩማ ዘለኹም ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ንዓመጽትን መደናገርትን ሓቢሩ ፎእ እንተኢልዎም ክልቲኡ ህዝብታት ሰላም ክነብር እዩ ዝብል እምንቶ ኣለኒ። ሓቀኛ ሰብ ስለዝኾንካ ክብሪ ይሰማዕኻ። ❤❤❤

  • @alayabraham6621
    @alayabraham6621 17 วันที่ผ่านมา +2

    Nay bhaki ❤❤❤

  • @WeerWwer-pc5ix
    @WeerWwer-pc5ix 16 วันที่ผ่านมา

    ቡቁዕ ሰብ ቡቁዕ ሓሳብ እዩ ዘመንጭው እሞ ብሓሳብካ ቡሉጽ ኢኻ ብሓቂ ብሓቂ ከማኻ ይብዙሑ 🙏👍🙏🙏🙏❤️

  • @ainalemgebri8443
    @ainalemgebri8443 16 วันที่ผ่านมา

    ጅግና እቲ ሐቂ ንሱ እዩ ። ቀጽሎ ።

  • @eritreahaile7596
    @eritreahaile7596 16 วันที่ผ่านมา

    እጀራዓለም ብላዕዕዕዕ

  • @TesfayGhebremedhin
    @TesfayGhebremedhin 16 วันที่ผ่านมา

    እንጀራ ዓለም ብላዕ

  • @eritreanentertainmentoffic852
    @eritreanentertainmentoffic852 17 วันที่ผ่านมา +2

    Bravo❤

  • @wobatwaldy5852
    @wobatwaldy5852 16 วันที่ผ่านมา

    Weldon keep going brother

  • @ONELove-q6n
    @ONELove-q6n 16 วันที่ผ่านมา

    Respectful 🙏

  • @berekettesfamariam2012
    @berekettesfamariam2012 17 วันที่ผ่านมา +1

    Mestewaeli seb eka

  • @fesehesionhailo8945
    @fesehesionhailo8945 16 วันที่ผ่านมา

    Haki zereba
    tegaru zgeberwo gedifomm kemzi geremuna tray mball eyu hawna gnn kbri yhabka 👏

  • @eyobberaki9645
    @eyobberaki9645 14 วันที่ผ่านมา

    ለባም መስተውዓሊ ፍትሐዊ
    ከማኻ ይብዝሑ

  • @Dawit893
    @Dawit893 14 วันที่ผ่านมา

    Eziya sebaye gen Lebam Lebam ya texawot zela tegrawaye tegrawye u kulu gezi ketamno zeytkl hebrtsbat eyom leyabu

  • @afratabrhane2847
    @afratabrhane2847 15 วันที่ผ่านมา

    Keytamnu kulu tgraway hade a,yko nen .100 %%hasawi hasad .eyu KULU ERITRAWI KRHUK ALEWOM AYTEMENWOM

  • @Eritrean-Home-one
    @Eritrean-Home-one 17 วันที่ผ่านมา +1

    መጀመርያ ኣነ ኤርትራዊ እየ 🇪🇷 ሓዱሽ ሸኣብያ ከመይ ሰናይ ክህሉ ሰናይ ድለተይ እዩ ኣብ ተኣሲክሉ ዝነበርካ ኒይ 4 ኣመት ስግሮዶብ መጺየ ሰላያ እሎም ብዘይ ገበን ትርተራ እሎ 😢 ምሳካ ኣሲሮምኒ እዮም ወያነ ንሲካ እድመ ሊክእ ተፈሪድካ 20 ኣመት ተኣሲርካ ጸኒሕካኒ ኣብ ኤርትራ ከም ዚኣበካ መቸም መወዳታ የብሉን ዘለልካኒ ጽቡቅ ኣራኣያ ኣነበረካ ሕጂይ ትሓይሽ እንበር ኣነ እካ ካብ መለሊት ሕዉሓት ፈሊየ ኣይርኤካን ነይረ

  • @hagosyohanns9443
    @hagosyohanns9443 17 วันที่ผ่านมา +5

    ብልክዕ በታ ውዕል ታሓንጺጻ እንተ ትከውን እታ ዶብ፡ ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ኩሉ ሽግር ኣይማተወን ብልካዕ፡ ባሕሪ ብጥሩሑ ምተጠቀሙ ከም'ቲ ናይ ቅድሚ ኩናት ዝነበረ፡ክመጽእ ዝደለየ ከኣ ከም ድሌቱ ኤርትራ ምኣተወ ከም ቀደሙ። ጸዓዱ ኣሚኖም ዝኣበይዎ ምሕንጻጽ ዶብ ግን ዋጋ ኣክፊልዎ ን ሕዝቢ ትግራይ።

  • @BiniamSbhatu-w2d
    @BiniamSbhatu-w2d 16 วันที่ผ่านมา

    Heki.Ambasadir fikri❤❤❤

  • @negestyandebekure1817
    @negestyandebekure1817 16 วันที่ผ่านมา

    Amlak yhagzka niska tblo jgberlna.🎉

  • @tewieschanel6242
    @tewieschanel6242 15 วันที่ผ่านมา

    Woww blux hasab❤

  • @leulgebrr9141
    @leulgebrr9141 17 วันที่ผ่านมา +1

    Nay bahak lbona agalalxa bruku hawna nay bahak ab melikt delay selam mukur kalat leba seb kemaka schih ykunu admen tanan yhabka

  • @abharish1773
    @abharish1773 16 วันที่ผ่านมา

    Thanks Our father 🩵🇪🇷🩵

  • @Samuelghirmay-v7i
    @Samuelghirmay-v7i 15 วันที่ผ่านมา

    እጆካ ኣወል ብሃይማኖት ኣትዮም ገለ ክምህዙ ስለ ዝደለዩ አዮም አዚኦምሲ ግደፎም ሓዊ ይልሓሱ

  • @berekettesfamariam2012
    @berekettesfamariam2012 17 วันที่ผ่านมา

    Anbefaler eleka aleku❤❤

  • @Cr7andMessi250
    @Cr7andMessi250 17 วันที่ผ่านมา +1

    Bravo 🎉❤🎉

  • @abrahamzemo3533
    @abrahamzemo3533 17 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቅካ ብርክ ገይታ ይባርክካ

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 17 วันที่ผ่านมา

    You are king of king 🤴 💙💙💙💙

  • @erione8641
    @erione8641 17 วันที่ผ่านมา +1

    True wow

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 14 วันที่ผ่านมา

    Wwwwooo good job👍🇪🇷🥰🇪🇷🥰😘😘😘😘👍👍👍👍

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 17 วันที่ผ่านมา +1

    Wise words bro!