ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናይ ተዲ ዘሕጉሰኒ ደርፍታቱ ናብ ፈጣሪ ጽግዕ ዝበለ አዩ መን ኣሎ ዘቅልበሉ ላይክ
ኣቅሊብካሉ ቡሮ ናይ በሓቂ
Ana wen astbihlalou alku
Nay bahki ane keman kolo gze yestebhlelu amlak yhagzo
Nay biheki nay wishiti bisimit zigelits ab kulu derfitatu
wela qorchach kumeuo eu
ንስኻ ኢኻ ናይ ብሓቂ ኤረትራዊ🥺👑❤️
ከምዚ ከማይ'ዶ ከብድኩም በሊዕኩም የሕዋት😭 ቴዲ ሓወይ ብሉጽ ሃገራዊ ጸግዒ የሕዋቱ ሃየ ኣተባብዑለይ ነዚ ብሉጽ መንእሰይ 🙏🇪🇷
Hmsms ka alewo ember
Mara kea ember bro nay bhaqi tedi sebay u 😘❤👍🇪🇷
Nay behaki kebdeka zehkuf kea. Ember eadelna eyu geta ( rebi) bealu yeklelo
Gena tekielka ezi profile zolo seb keyro
Kentebaboo ena, yegedas ezi profilka gerkayo zeleka xelae ezi hzbi yu
ጽባሕና ናብ ብርሃን ክትቅየር ኢያ ፡ ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ። ንብዓትና ዝሕበሰሉ ቀሪቡ 'ዩ ። ድምጺ ህዝብና ወገነይ ወትሩ ምስ መሳርሕትኻ ሰላምኩም ይብዛሕ ።
ኣታ ወገን ሓዊ ዶ ሲንካ!!!!! ናይ ብሓቂ መሳጢት ደርፊ ። ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ንስካ ኢካ ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ ቴዲ ጅግና ልበይ ትንኪፍካኒ 😭ኣታ ወገነይ ሓዊ'ዶ ሲኢንካ ufffffff😭😭😭😭
የላ ይሕዋት ነዳዲ ናሃባ ሓደ ሜሎን ኣብ ወርሒ
ኣብ ሰሙን እንበር ብዓል ቢራቢሮ ከማን ይስማዕ ኣሎ
Ab semun
@@weditesfie697 ewe yiak zemlketena derfi ekua nseme alena
Abschr sebey
Hasabka yigdefo
ደጋጊመ ይሰምዓሞ ብኽልተ ማዝን የዕንተይ ውን ነባዕኹ ገታ ንዉጿዓት ዋልታ ፍጠረሎም uffffff
Amennnnnnn
መዋጽኦ ይፍጠረልካ ጻዕዱ ሓወይ እምበር ከማካስ የለን ቃንዛ መንእሰይ ዝርዳእ ❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ቴዲ ሓወይ ንዝርድኦስ ዓቢ መልእኽቲ ኢዩ፡ ን ኣሕዋትና ካኣ ፈጣሪ ይሓልዎም ፡
ነዛ ደርፊ ሰሚዑ ዝበኸየ ከማይ ኣለዶ፡😭😭😭ኣሕሕሕ ወገነይ ሰብዶ ሲኢንካ💔💔
Ane keman aleku 😭😭😭
😰😰😰😰😰😰💔🙏🇪🇷
ያ ተንብዕ ናይብሓቂ።
በኪና ወደደይ ኣበይ አሞ ክንኣቱ ፈጣሪ ምሕረቱ ይልኣከልና🙏🙏
😭😭😭😭😭😭anse
ቴዲ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ተስፋ ንስካ"ስ እንቓዕ ወዲ ሪመይ ኾንካ and admen tianan yhabka N"tedros kahsay zfetu like 👍😍♥
Tedi siekor 100000xemaya gen mexgaba seuna
ንስኻ እቲ ናይ ብሓቂ ስነጥበባዊ ኢኻ ትርግታ ልቢ ህዝብኻ ትሰምዕ። ብራቮ ቴዲ ዓይነይ ።
ዋዋዋውውውው ቴዲ ኣቦ ውጹዓት መን ከአማካ ፈጣሪ ባዕሉ ምሕረቱ ያኣዝዘለና እንበር ሰደት ሲ ንኤርትራውያን የጽንተና ኣሎ ምስ ጸላኢና ኮይኑ
ተዲ ዓቢ ሰብ እንታይ እሞ መግለጺ ሲእነልካናይ በሓቂ እዋናዊት ደርፊ ኣጆካ በርትዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንቴዲ ዝፈቱ jast like ብወላዲትኩም
Mftaw tray ftwtw ka enber
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@😢SaymonRezene
😢
ዕድመን ጥዕናን ከማኻ ዓይነት ኤርትራውያን የድልዩና እዮም ንዘላኣለም :: ሰላም ንኹሉም ኤርትራውያን ኣኣብ ዘለኹሞ መድሃኒኣለም ይሓልኹም::
Amen 🙏🙏🙏kebretey nkulna 🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ሕጂ መጺና ኣሎ እቲ ብሉጽ ኮኮብ ኤርትራዊ ቴዲ ሓውና ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ናይ ብሉጽ ቡሉጻት ኢካ 44።
"ሙሉእ ኣታኣዊ ናይዛ ደርፊ ነቶም ኣብ መዓስከር ዘለው ወገናትና ትኩነለይ" ኣብዚ ዕድመ እዝይ ክንድዝይ ልቦና ዝሃበካ ፈጣሪ ይባረክ ጻዕዱ
ክሳብ 2024 ትሰምዓ ዘለኻ ላይክ ርገጽ😢❤
Were nhnas abzividio alena😢
2025
ያ😢😢
ቴዲ ናይ ብሓቂ ድምጺ ውጹዓት ኢኻ ቀጽለሉ ድማ ኣብ ጎንካ ኣለና። ደቂ ኤረይ ሃየ እስከ ነተባብዓዮ፡
ክተባባእ ዘለዎ ሰብ ንረብሓ ዘይ ኮነ ንሓቂ ዝነብር ሰብ ዕበየልና እስከ
የስ ብሓቂ።
Nic
Ewe nahaqi zeyferh tedi wegeny
ናይ ባሓቂ ስነጥበባውያና ብጅቦኦም ኣብ ዝሓስብሉ ግዜ ከምዚ ዝበለ ብሉጽ ክትርኢ ከለካስ ኣለዉናባ ትብል ተስፋ ድማ ትገብር
Nay bhaqi
ተመስገን ፈጣሪ ካብዚ ኣውጽካ ሰብ ዝገበርካንናይ ባሓቂ ኣነስ ሕጂ እየ መጽእየ ካብ ማዓስከር ግን ኩሉ ኤርትራዊ ከምዘይ ናትና ርእና ግን ፈጣሪ ኣለዎ ምስክናይ ህዝበይ ምስክናይ ሰብ ኣለውና ንብል ነርና ሓደ ክልተ ከምዚ ከማካ ባዓል ሕልና እንበር ካልእስ ርእናዮም ገርምን ዕድመኩም ዕድመ ክርብቲ ይግበራ ፈጣሪ ኣንቱም መሽራዊቲ ኦ ፈጣሪ ኣቦና ህዝበይ ናዓይ ኣምስሎም ሕጂውን ኣባካ ኢዩ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ ኣምላክ ይሓሽ እንበር ኤርትራዊስ ንድሕቲት እዮ ተመሊሱ ደሎ
እንቋዕ ብሰላም ወጻኺ ሓፍተይ ናተይ እቶም ኣብ ስቃይን መከራን የሕዋትና ከኣ ፈጣሪ መዋጽእቲ ይፍጠረሎም🙏🙏🙏😭
@dina abraham ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንዝተረፉ ከማይ የማስሎም ፈጣሪ ክብረተይ🙏😍
@@shikorinashikorina2085 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ኤርትራውያን ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ኢና ተመልስና ሓላለይ ኩሎ ናይ እግዚኣብሔር ኢዩ ሰብ ዓቅም የብሉን
@@Crazy_Speed7-b3n ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ ወዲ ኤረይ ሓላል እወ ነቶም ተርፎም ዘለው ናዓይ የማስሎም
መን ኣሎ ምስ ተኣሰረ ዝራኣያ ነዛ video like እስከ ሃቡዋ❤❤❤❤❤
Ane Aleku kab zeser Tray 3 gze Zsemaekuwa
@@rehasetesfalem8680 wala ane 21 sebat like gerom alowi
ሰሙ ክደጋገም ምስ ሰማዕኩ ትሕዝቶታቱ ክፍትሽ ተገዲደ ብሉጽን ሓየልን ኮይኑ ረኺበዮ
@@HR61919 ያ ናይ ብሓቁ ብሮ
@@Herikingfootballislife❤
ዋውእኔየ ኢትዮጵያዊ ነኝ ትንሺትንሺነውምስማትግርኛበጣም ምወደዉ ሙዚቃ 😢😢😢😢😢❤❤
ጻዕዱ ስሑል ጎሮሮ ስደትና የሕጽሮ ደቂ ዓደይ ኣሕሕ ኦ ኣምላከይ ስምዓና ሓደራካ
ቴዲ ሓወይ ብጣዕሚ ኣድኒቐካድምጺ ግጥሚ ዜማናትካ ብምኻኑ ካባኻ ብዙሑኢና ንጽበ ኣጆኻ ቕጽሎ::
⁰q000qcz
⁰⁰
Aq8g
¹
100
ፈጣሪ ብዝሓለፈ ይኣክል ይበለና ሰናይ ዘበን ነዚ ለዋህ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ሰናይ ዘበን ነዚ ለዋህ ህዝብና 🙏🙏🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷🇪🇷🙏🙏
AMEN AMEN AMEN (((3)))
Amen 🙏🙏🙏
❤🙏🙏@@eliltaaraya8963
ናይ በሓቂ ኣቦ ውጹዓት ቴዲ ኣቦ ሓቂ ኣዲኣ ገዲፋ ሓትንኣ ትናፍቅ ኩሉ ሕደማ ናትካ ዝድርበ ዘይብሉ ከመካ ሓሙሽተ ምኣኩሉ ነሩ እንታይ እም ይገበር ወገነይ ሸለል ኢሉና ኣለካ እዶ ናብ ፈጣሪ ተጸግዓና ጸልያ በልዎን
ናይ ብሓቂ ምዚ ዘሎ ግዝየ ተከዪድ ደርፊ ❤❤❤ ጽዓዱ ማንሰይ ቅጽሎ ወገነይ
ብገለ እሞ ትጉሂ ከም ብዓል ተዲ ምስ ረኣኻ ካኣ ተስፋ ትገብር ኣጆና ርእስና ኣይነድንን ደቂ ዓደይ
Tedi hawey kexlo
ኤርትራስ እንቃዕ ከም ባዓል ቴዲ ሰብ ሕልና ሃለዉዋ🙏🏾🇪🇷❤️ ከም ኩሉ ግዜ ንኡድ ስራሕ!
ኣታ ከምዝከማይ ዝተተንከፈ ኣሎ ዶ ሕነቅንቅ አንዳበልኩ ወዴያ ቴዲ ጅግና ቀጽሎ ጥራይ የ .ክብለካ ዝከኢል
The Same
@sam😮uelmajor4088
ቴዲ ጸግዒ ውጹዓት ብጣዕሚ ኣብ ከብደይ ኣትያትኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ👑❤️♥️
ነዛ ደርፍን ንንብዓተይን ምምናው ስኢነ፡እናክሪኣ ከብደይ ይገላበጥ ኣሕሕሕሕ!!!
ኣጆካ ክሓልፍ እዩ ሓወይ ትባዕ ጽናዕ ዝያዳይ
ከምዚ ከማይ ብክያት ምቅጽጻር ዛኣበዮ ኣሎ ዶ ይከዉን uffffffff የብሉን ሓጋዚ ባዕልካ ኣጽልለሉ ኣሕሕሕሕ
AtKemaynNeiae
Aykemayn bhaqi tenbe derfi
Ajoka wegeney abayka ynbae kemzi natey wishit atika eka testemaqir
@@hagoshilu3748😢
መርሓባ ቴዲ ጀግና እንቋዕ ብሰላም መጻካና። እቶም ኣብ ስቃይን መከራን ዘለዉ ህዝብና ቅሳነትን ሰላም ራሃዋን የዉርደሎም ኣምላክ።
መርሓባ ቴዲ ሓዉና እንቋዕ ብሰላም መጻካና። እቶም ኣብ ስቃይን መከራን ዘለዉ። ካኣ ህዝብና ቅሳነትን ሰላም ራሃዋን የዉርደሎም ኣምላክ።
Derfi aysemen ye Ezia gen anbiateni 😢😢😢😢😢 o egzibher Amlak mekera hzbika Meleselu🙏
Tiedi neana zkewun zemen yisdedelna fetari aboy
Like ንቴድይ ብዓል ሓቦ።ቴዲ ሓወይ ምሕረት የውርደና ። ክለና ብሂወት ዘኽቲምና ምሕረት ቀሪብና ኢና ደጊም ጸላኢና ውን ኣላሊና ኢና ።
ከምዝከማይስ ኣሎ ዶ 10 ግዜ ሰሚዑ ምምናው ዝሰኣና 💕💕💕❣️
ኣነውን ደቒ ኤሬይይይይይይይይይ ቴዲተይ ፍቕሪ መዝሙሩ
Ena aleku bro
ኣነ ኣልኹ ሓወይ
Nai memnaw aykonen tergum yerdana nehwatna nhagez ember derfi nai zsemaka aykonen wegeney
ኣለኩ ኣነ
ኣብዚ ግዜ ከፊኦምና ዘለዉ ኮ እቶም ሓሰውቲ ሌያቡ ሓዎም ገዲፎም ምስ ጓና ዘዳኽሩ ወሽለኽቲ።ንስለ ሓዎም ምዝራብ ተሪፍዎምሲ ኣፍካ ሓዝ ከኣ ይብሉና፡ደሓን ግን ፈጣሪ ኩሉ ይክእል ዪ ኣብ ግዜኡ ስናይ ክገብረልና እዪ ብተስፋ ንጽናዕ።
Hzbi mulue daxelaeka zeyexalaenaka dika nay abotatna aykonen
@@fustummanga5577 አዚ ሕብረተሰብ ዝጸልኦ ኣለኒ ኣጻለኣኒ ዝብል ጽሑፍ ኣንቢብካ ዲኻ?ሕጂ ከማን ሓቁ'ዩ ኣዴኻ ኣዋሪድካ ሕትነኻ ምኽባር ምስሉይነት ግደፎ፡ ነዚ ጽላአ ነዚ ፍቶ ዝበለካ የለን ኤርትራዊ አንተ ኮንካ ከምቲ ንጎረቤትካ ድምጺ ትኾኖም ንወገናትካ ከኣ ድምጺ ኩን፡ ሰብኣውነትካ ካብ ቤትካ አዩ ዝጅምር።
Heart breaking 😭😭😭😭God bless my people 🇪🇷🇪🇷🙏
Heart breaking 🤙gut Bless my people👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@yasinabdela7496 ⁰
@@yasinabdela7496aaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaàaààaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaamamaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaabaaàaaaaaaaaaaaaaaaàaàa
🙏👑🎇🎇🤴
😞🎇🎇🎇😂🤣😂😂😂
Hard time will pass love you guys from Somalia 🇸🇴🇸🇴❤❤🇪🇷🇪🇷
ሱዳንን ኢቶጵያን ልብያን ዘለና ደቂ ሪመይ ኣምላኽ መዋጽኦን ቅሳነትን ፍቕርን ይሃበና🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🇪🇷✌
አሜን ዝሓወይ ናተይ
Amyen
Amen❤
😢@@SilvanaBirhane-o2p
ጻዑዱ ኣንበሳ ንሓጉዞ የሕዋት ድቂ ኤረይ እዛ ቻነል ናቱ እያ ንዕብያ ቴዲ ፈጣሪ ጥዕና የሃበካ ሓቢቢ
Teddy ሓወይ Nice Job Btami Ena Nemesgin ቀጽሎ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ..!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣታ ፈጣሪ ስደቱ ዪኣክሎ ዪኣክለና ወ ጸሎትና ስማዕ ኣታ ፈታሪ ኣቦይ በዚሑና ኮ በሓቂ ሎሚስ ተዲ ናይ በሓቂ
Demey mewaxo yfterelka❤❤❤❤❤
!ቴደይ መዘና ኣልቦ "ልሳን ውጹዕ ህዝቢ ኢካ ሞ ቀጽሎ ወደደይ ፈጣሪ ነዚ ውጹዕ ህዝብና ይሓልወልና 🙏💙🇪🇷
ኩሉ ጊዜ ቡሉጽ ቴዲ ጅግና ኤርትራዊ ደስ ዝብል ስራሕ ቀጽሎ ❤️🇪🇷✊🙏✅
ቴዲ ዓቢ ሰብ ሕቆ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣታ ወገነይ
ተዲ wedi eri ጅግና ኣቦ ውጻዓት
Bela music kexlo fetari ybarka
ናይ በሓቂ ንፉዕ ቴዲ ሓወይ ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ በሓቂ ቡሉጽ ስራሕ ከመይ ዲና ኤርትራዉያን እንታይ ደኣ ኮንና ሎሚ ነስቅጥ ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት እንካእ ናትና ኮንካ
ዎውውውው ቴዲ ኣሲሊ ይበል ስራሕ በጃኩም በዚ ደርፊ ትስዕስዑ ዘለኩም ኣይትሳዓስዑ አዚ ኣይሳዓስዕን አዩ አካዳኣ የብኪ።
ብሉጽ ሰራሕ ቴድሮስ፡ሰሚዕካያ ዘይትምኖሕልናካ ትቕስቅስ ብሉጽ ግጥምን ዜማንፈጣሪ ሃገርናን ፍሕ ዝበለ ህዝብን የሓልወልና።
Protection Eritrean Ruffiges ናይ በሓቂ ነዚ ዘሎ ኩነታቲን ዉጽዓን ትገልጽ ደርፊ፡ብፍላይ ከምዚ ከማይ ኣብ ከርተት ናይ ሊብያ ዘሎኩም ኣምላክ መዋጸኦ ይስረዓልና ከምበዓል ቴዲ ውጽዓና ዝተረደኣኩም ከኣ thank you
ቴደይ ፈታዊ ህዝቡ🥺🥺እንኮ ድምጺ ይሓዋቱ ብዓል ዓቢ ሕልና ኣታ ንኡሰይ ሰብ ዶ ስኢንካ 😭
ቴዲ ብሓቂ ዝምስገን ስራሕ ሰብ ሰቡ ኢዩ ክማጎቶሉ ዘለዎ ነሕዋትና ክንጣበቅ ሓላፍነትና ኢዩ ምሳካ ኣለና።
ካብ ዝፈልጠካ ክሳብ ሕጂ ዉዱእ ኢኻ ጻዕዱ ሓወይ ሙሉእ ስራሕ 💯% 👏👏👏❤❤
2023 ምስ ኩነታት ናይ ሱዳን ናብ ኢትጲያ ኢልና ምስ ተበገስና ኣብ ማዓከር መተማ ከለኩ እየ ማራ ዘስተማቀርክዋ የቀንየልና ቴዲ ቀንዛ ህዝብካ ከም ቃንዛካ ስለ ዛሓሰብካ ኩሉ ኤርትራዊ ከማካ ኣታሓሳስባ እንተ ትህልዎ ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ😢😢
Ahhhh tedi ambesa yehwatey xelot gberuley zuwara zbhal gemgem bahri libya ye zeleku 🙏🙏🙏
ቴዲ ሓወይ ልበይ ተንኪፍካኒ ናይ በሓቂ ብሉጽ ስራሕ
ቴዲ ሓወይ ወገን እቲ ውጽዕ ህዝቢ ምካንካ ይድንቀካ፡ ኦ ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ ከምቲ ንህዝቢ ኢስራኤል ስዶቶም ዝሕጸርካሎም ንኤርትራውያን ውን ስደትና ኣሕጽረልና።
BRAVO TEDDY HAWEY THANK YOU FOR USING UR VOICE TO THE REAL VICTIMS 🇪🇷💔🇪🇷🙏
ናይ ብሓቂ ምስዚ ግዝየ ትከይድ ደርፊ ከማካ የብዝሓዮም ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ ጅግና ኣንበሳ ።
ዋይ ኣነ ኣሕዋተይ ሰበ አዮም ሲኢኖም ሓቀኻ ኢካ አቶም ነ ህዝቢ ትግራይ ተደናግገጹ ዝነብርኩም ሕጂከ ደኣ አንታይ ኮንኩም በጃኩም ደምጺ ንክኖም 🙏🙏🙏🙏 ነቲ ሓደ ሲ ሓዉን ኣለንዎ ነቲ ሓደ ውን ሰቡን ኣለዎ ሓውካ ናትካ ምስ ጋና ይስዕስዕ ናይ ብሓቂ
😍😍😍
ቴዲ ሽኮር ናይ ወትሩ ደጋፊኻ አየ ኣጆኻ ቀጽሎ
ቴዲ ሓውና እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ኮርዒዳ ወደባት ኤርትራ በርትዕ ዘመነ ተጋዳዳዕ ኮይኑ ደስ ትብል ጣዕሚ ዘማ ዋውዋውው
ቴዲ ሓወይ ብዓል ድርብ ሕልና ኦ ፈጣሪ ከርተትን ስደትን ይኣኽለኩም በለና ኲናት ውረ ኲናት ኣይተስምዓና ።🙏💔
Keep going my blood, I'm so proud of for you 💒❤🕌🇪🇷
ደቂ ኤረይ 🇪🇷 ! ቃላት ተለኩም ኣለቁሑኒ , ሓንቲ ቃል ውን ትኹን ኣነ'ስ መግለጺ ሲኢነሉ'የ .
Amlak goytana yesus yibarikeka belo
Ajokha Wedi Er 🙏💕🇪🇷
ኣቦ ሕልና
ወገናተይ ፈጣሪ ባዕሉ ጽላል ይኽንኩም 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
Uffffff yehwatey 💔💔😭😭😭🇪🇷Tedi hawey ajoka berti 🙏🙏🙏!!!
ጻዕዱ ጻዕዳ ። በዓል ኣደይ ከማን ኣስቂጠን ገሪምኒ ሎ ኣበይ የን ከይደን ዶ አልካ ። ኣክ በዓል ኣድይ ደኣ ኣብ ሓሽፈራይ ተኣሲረን በየን ክልምና ።ኣብ 3 ወርሐን ወጼን ኣለዋ ኣብ 50 60 70 80 ዕድሜአን ። ብዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራህ አዛ ደርፊ ሰለስተ መዓልቲ ሰሚዐያ ብዘይ ምኩራጽ ብፍላይ በዓል ኣደይ ናበይ የን ከይደን ።ናይ ደቀን ከያኽለን ንሰን ወን ኣብ ዘይ ዕድሜአን በት ማአሰርቲ ኣክ ።ኣቦይ ባዕልኻ ሓልወና።
Semait derfi aykonkun ezia gn endei ❤️❤️❤️😭😭😭😭 thank u
ክጽበያ ዝቀነኩ እዋናዊት ደርፌ፡ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት🇪🇷✅😍
abi abshiri
ኣቢ ወኻርያ😃 ን ሕልና ሕብሪ ዓይኒ ይፈሊ ድዩ።ኣብቲ ናትካ መደብ ገርካ ኣፍ ዉጹዕ ህዝቢና ዘይ ኮንካዮም ለሓሲ ሸሓኒ መዳናገሪ።🇻🇳🐒🇻🇳🤮🤣🤣
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 👉😂
@@abitvtube6823ቴዲ🇪🇷 ሪከርዲ ሰይሩ ተባዕ🦁!ኢዩ💪። ኣቢ😡ሒዘካ ም ኣታ ወኻርያ🤐🐒 🇻🇳😜🇻🇳🤣🤣🤣🤣
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ ድሓን ኑሱ ጥራይ እንካዕ ከምኡ ኮነ ፡ዝዓርከይ ማዓረይ
ሓሳዊት ዓለም!! እወ ኣሕ ብሉጽ ስራሕ ጻዕዱ🤴🤘🏿
tedi abi seb tibebka yebzehalka fetari ❤️🙏
Offf seminar zeutmo derfi hasawit aleme ewa🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕
ኣምላኽ ምሳና ይኹን ጸቒ ኤረይ ንቴጺ like
ተዲ ኣቢ ሰብ ፍትሓዊ we love you 😊🔥💯🇪🇷
welcam ቴዲተይ ከም ዝሓለፈ ብሉጽ ስራሕ እስከ ንቴዲ ዝፈቱ ላይክ ሃቡለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bsim kulu Eritreawi like 👍🏽 gerelka aleku eske netebabayo yehwat
Zeytekm derfi hiza milion wedi milion endabexehes ezia takl derfi million ksab hji zeybexehet
Tedi bro good job we need more people like you. You absolutely deserve it.❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጻዕዱ ኣስሊ በዓል ሕልና ስሑል ጎሮሮ 💯💯 proud of you
Let's go support him guys Hade 1000000 nebxhaya ab hade werhiI am proud of you Tedi❤🇪🇷👑
Fewsey eka tedi natey👍😘❤️kemay fewskum zrekebkum eske. 👍
Bereka yseserr hawey natey amazing song
I can't stop listening to this music 🎶 God bless all my beloved people Eritrea 🇪🇷
Waw wawwww ብጣአሚ ገላጺት ደርፊ።ቀጽሎ ቴዲ ሃወይ👏👏👏
Tedi hawey nay behaki amazing song aebi melekti zelwo ajoka kexlo kebretey 😢😢👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቦ ሓቂ ጥራሕ ኢየ ክብለካ ይሕዋትናስ ምስ ጓን ኢዮም ዘለዉ ኣህህህህ
ኣቦ ሓቂ ጥራሕ ኢየ ክብለካ ይሕዋትናስ ምስ ጋኖት ኢዮም ዘለዉ
Who is gona ms hzbi tigray mhlaw sdetenatat ahwatna zeresie aykonen hzbi tigray etom zdgfwo gannaom aykonen hzbi tigray hawna eyu
Serkitay kitelit besnkekom aykondu mekery rekbom zelwu hsweitay☠💀🧠🧠🧠 denkoray.
Tedy hawey great job. Kulu derfikaa nfkri selamm mkirirab ppl ygberoo. Hayli yhabkaa fetarri
Hawey natey egezabher amlak gebrna gedife yetarakena naka ka edmen tienan yehaboka amen amen amen
ናይ ተዲ ዘሕጉሰኒ ደርፍታቱ ናብ ፈጣሪ ጽግዕ ዝበለ አዩ መን ኣሎ ዘቅልበሉ ላይክ
ኣቅሊብካሉ ቡሮ ናይ በሓቂ
Ana wen astbihlalou alku
Nay bahki ane keman kolo gze yestebhlelu amlak yhagzo
Nay biheki nay wishiti bisimit zigelits ab kulu derfitatu
wela qorchach kumeuo eu
ንስኻ ኢኻ ናይ ብሓቂ ኤረትራዊ🥺👑❤️
ከምዚ ከማይ'ዶ ከብድኩም በሊዕኩም የሕዋት😭 ቴዲ ሓወይ ብሉጽ ሃገራዊ ጸግዒ የሕዋቱ ሃየ ኣተባብዑለይ ነዚ ብሉጽ መንእሰይ 🙏🇪🇷
Hmsms ka alewo ember
Mara kea ember bro nay bhaqi tedi sebay u 😘❤👍🇪🇷
Nay behaki kebdeka zehkuf kea. Ember eadelna eyu geta ( rebi) bealu yeklelo
Gena tekielka ezi profile zolo seb keyro
Kentebaboo ena, yegedas ezi profilka gerkayo zeleka xelae ezi hzbi yu
ጽባሕና ናብ ብርሃን ክትቅየር ኢያ ፡ ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ። ንብዓትና ዝሕበሰሉ ቀሪቡ 'ዩ ። ድምጺ ህዝብና ወገነይ ወትሩ ምስ መሳርሕትኻ ሰላምኩም ይብዛሕ ።
ኣታ ወገን ሓዊ ዶ ሲንካ!!!!!
ናይ ብሓቂ መሳጢት ደርፊ ። ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ንስካ ኢካ ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ ቴዲ ጅግና ልበይ ትንኪፍካኒ 😭ኣታ ወገነይ ሓዊ'ዶ ሲኢንካ ufffffff😭😭😭😭
የላ ይሕዋት ነዳዲ ናሃባ ሓደ ሜሎን ኣብ ወርሒ
ኣብ ሰሙን እንበር ብዓል ቢራቢሮ ከማን ይስማዕ ኣሎ
Ab semun
@@weditesfie697 ewe yiak zemlketena derfi ekua nseme alena
Abschr sebey
Hasabka yigdefo
ደጋጊመ ይሰምዓሞ ብኽልተ ማዝን የዕንተይ ውን ነባዕኹ ገታ ንዉጿዓት ዋልታ ፍጠረሎም uffffff
Amennnnnnn
መዋጽኦ ይፍጠረልካ ጻዕዱ ሓወይ እምበር ከማካስ የለን ቃንዛ መንእሰይ ዝርዳእ ❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ቴዲ ሓወይ ንዝርድኦስ ዓቢ መልእኽቲ ኢዩ፡ ን ኣሕዋትና ካኣ ፈጣሪ ይሓልዎም ፡
ነዛ ደርፊ ሰሚዑ ዝበኸየ ከማይ ኣለዶ፡😭😭😭ኣሕሕሕ ወገነይ ሰብዶ ሲኢንካ💔💔
Ane keman aleku 😭😭😭
😰😰😰😰😰😰💔🙏🇪🇷
ያ ተንብዕ ናይብሓቂ።
በኪና ወደደይ ኣበይ አሞ ክንኣቱ ፈጣሪ ምሕረቱ ይልኣከልና🙏🙏
😭😭😭😭😭😭anse
ቴዲ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ተስፋ ንስካ"ስ እንቓዕ ወዲ ሪመይ ኾንካ and admen tianan yhabka
N"tedros kahsay zfetu like 👍😍♥
Tedi siekor 100000xemaya gen mexgaba seuna
ንስኻ እቲ ናይ ብሓቂ ስነጥበባዊ ኢኻ ትርግታ ልቢ ህዝብኻ ትሰምዕ። ብራቮ ቴዲ ዓይነይ ።
ዋዋዋውውውው ቴዲ ኣቦ ውጹዓት መን ከአማካ ፈጣሪ ባዕሉ ምሕረቱ ያኣዝዘለና እንበር ሰደት ሲ ንኤርትራውያን የጽንተና ኣሎ ምስ ጸላኢና ኮይኑ
ተዲ ዓቢ ሰብ እንታይ እሞ መግለጺ ሲእነልካ
ናይ በሓቂ እዋናዊት ደርፊ ኣጆካ በርትዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንቴዲ ዝፈቱ jast like
ብወላዲትኩም
Mftaw tray ftwtw ka enber
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@😢SaymonRezene
😢
😢
ዕድመን ጥዕናን ከማኻ ዓይነት ኤርትራውያን የድልዩና እዮም ንዘላኣለም :: ሰላም ንኹሉም ኤርትራውያን ኣኣብ ዘለኹሞ መድሃኒኣለም ይሓልኹም::
Amen 🙏🙏🙏kebretey nkulna 🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ሕጂ መጺና ኣሎ እቲ ብሉጽ ኮኮብ ኤርትራዊ ቴዲ ሓውና ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ናይ ብሉጽ ቡሉጻት ኢካ 44።
"ሙሉእ ኣታኣዊ ናይዛ ደርፊ ነቶም ኣብ መዓስከር ዘለው ወገናትና ትኩነለይ"
ኣብዚ ዕድመ እዝይ ክንድዝይ ልቦና ዝሃበካ ፈጣሪ ይባረክ ጻዕዱ
ክሳብ 2024 ትሰምዓ ዘለኻ ላይክ ርገጽ😢❤
Were nhnas abzividio alena😢
2025
ያ😢😢
ቴዲ ናይ ብሓቂ ድምጺ ውጹዓት ኢኻ ቀጽለሉ ድማ ኣብ ጎንካ ኣለና። ደቂ ኤረይ ሃየ እስከ ነተባብዓዮ፡
ክተባባእ ዘለዎ ሰብ ንረብሓ ዘይ ኮነ ንሓቂ ዝነብር ሰብ ዕበየልና እስከ
የስ ብሓቂ።
Nic
Ewe nahaqi zeyferh tedi wegeny
ናይ ባሓቂ ስነጥበባውያና ብጅቦኦም ኣብ ዝሓስብሉ ግዜ ከምዚ ዝበለ ብሉጽ ክትርኢ ከለካስ ኣለዉናባ ትብል ተስፋ ድማ ትገብር
Nay bhaqi
ተመስገን ፈጣሪ ካብዚ ኣውጽካ ሰብ ዝገበርካን
ናይ ባሓቂ ኣነስ ሕጂ እየ መጽእየ ካብ ማዓስከር ግን ኩሉ ኤርትራዊ ከምዘይ ናትና ርእና ግን ፈጣሪ ኣለዎ ምስክናይ ህዝበይ ምስክናይ ሰብ ኣለውና ንብል ነርና ሓደ ክልተ ከምዚ ከማካ ባዓል ሕልና እንበር ካልእስ ርእናዮም ገርምን ዕድመኩም ዕድመ ክርብቲ ይግበራ ፈጣሪ ኣንቱም መሽራዊቲ ኦ ፈጣሪ ኣቦና ህዝበይ ናዓይ ኣምስሎም ሕጂውን ኣባካ ኢዩ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ ኣምላክ ይሓሽ እንበር ኤርትራዊስ ንድሕቲት እዮ ተመሊሱ ደሎ
እንቋዕ ብሰላም ወጻኺ ሓፍተይ ናተይ እቶም ኣብ ስቃይን መከራን የሕዋትና ከኣ ፈጣሪ መዋጽእቲ ይፍጠረሎም🙏🙏🙏😭
@dina abraham ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንዝተረፉ ከማይ የማስሎም ፈጣሪ ክብረተይ🙏😍
@@shikorinashikorina2085 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ኤርትራውያን ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ኢና ተመልስና ሓላለይ ኩሎ ናይ እግዚኣብሔር ኢዩ ሰብ ዓቅም የብሉን
@@Crazy_Speed7-b3n ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ ወዲ ኤረይ ሓላል እወ ነቶም ተርፎም ዘለው ናዓይ የማስሎም
መን ኣሎ ምስ ተኣሰረ ዝራኣያ ነዛ video like እስከ ሃቡዋ❤❤❤❤❤
Ane Aleku kab zeser Tray 3 gze Zsemaekuwa
@@rehasetesfalem8680 wala ane 21 sebat like gerom alowi
ሰሙ ክደጋገም ምስ ሰማዕኩ ትሕዝቶታቱ ክፍትሽ ተገዲደ ብሉጽን ሓየልን ኮይኑ ረኺበዮ
@@HR61919 ያ ናይ ብሓቁ ብሮ
@@Herikingfootballislife❤
ዋውእኔየ ኢትዮጵያዊ ነኝ ትንሺትንሺነውምስማትግርኛበጣም ምወደዉ ሙዚቃ 😢😢😢😢😢❤❤
ጻዕዱ ስሑል ጎሮሮ
ስደትና የሕጽሮ ደቂ ዓደይ ኣሕሕ
ኦ ኣምላከይ ስምዓና ሓደራካ
ቴዲ ሓወይ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ
ድምጺ
ግጥሚ
ዜማ
ናትካ ብምኻኑ ካባኻ ብዙሑ
ኢና ንጽበ ኣጆኻ ቕጽሎ::
⁰q000qcz
⁰⁰
Aq8g
¹
100
ፈጣሪ ብዝሓለፈ ይኣክል ይበለና ሰናይ ዘበን ነዚ ለዋህ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ሰናይ ዘበን ነዚ ለዋህ ህዝብና 🙏🙏🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷🇪🇷🙏🙏
AMEN AMEN AMEN (((3)))
Amen 🙏🙏🙏
❤🙏🙏@@eliltaaraya8963
ናይ በሓቂ ኣቦ ውጹዓት ቴዲ ኣቦ ሓቂ ኣዲኣ ገዲፋ ሓትንኣ ትናፍቅ ኩሉ ሕደማ ናትካ ዝድርበ ዘይብሉ ከመካ ሓሙሽተ ምኣኩሉ ነሩ እንታይ እም ይገበር ወገነይ ሸለል ኢሉና ኣለካ እዶ ናብ ፈጣሪ ተጸግዓና ጸልያ በልዎን
ናይ ብሓቂ ምዚ ዘሎ ግዝየ ተከዪድ ደርፊ ❤❤❤ ጽዓዱ ማንሰይ ቅጽሎ ወገነይ
ብገለ እሞ ትጉሂ ከም ብዓል ተዲ ምስ ረኣኻ ካኣ ተስፋ ትገብር ኣጆና ርእስና ኣይነድንን ደቂ ዓደይ
Tedi hawey kexlo
ኤርትራስ እንቃዕ ከም ባዓል ቴዲ ሰብ ሕልና ሃለዉዋ🙏🏾🇪🇷❤️ ከም ኩሉ ግዜ ንኡድ ስራሕ!
ኣታ ከምዝከማይ ዝተተንከፈ ኣሎ ዶ
ሕነቅንቅ አንዳበልኩ ወዴያ ቴዲ ጅግና ቀጽሎ ጥራይ የ .ክብለካ ዝከኢል
The Same
@sam😮uelmajor4088
ቴዲ ጸግዒ ውጹዓት ብጣዕሚ ኣብ ከብደይ ኣትያትኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ👑❤️♥️
ነዛ ደርፍን ንንብዓተይን ምምናው ስኢነ፡እናክሪኣ ከብደይ ይገላበጥ ኣሕሕሕሕ!!!
ኣጆካ ክሓልፍ እዩ ሓወይ ትባዕ ጽናዕ ዝያዳይ
ከምዚ ከማይ ብክያት ምቅጽጻር ዛኣበዮ ኣሎ ዶ ይከዉን uffffffff የብሉን ሓጋዚ ባዕልካ ኣጽልለሉ ኣሕሕሕሕ
At
Kemayn
Neiae
Aykemayn bhaqi tenbe derfi
Ajoka wegeney abayka ynbae kemzi natey wishit atika eka testemaqir
@@hagoshilu3748😢
@@hagoshilu3748😢
መርሓባ ቴዲ ጀግና እንቋዕ ብሰላም መጻካና። እቶም ኣብ ስቃይን መከራን ዘለዉ ህዝብና ቅሳነትን ሰላም ራሃዋን የዉርደሎም ኣምላክ።
መርሓባ ቴዲ ሓዉና እንቋዕ ብሰላም መጻካና። እቶም ኣብ ስቃይን መከራን ዘለዉ። ካኣ ህዝብና ቅሳነትን ሰላም ራሃዋን የዉርደሎም ኣምላክ።
Derfi aysemen ye Ezia gen anbiateni 😢😢😢😢😢 o egzibher Amlak mekera hzbika
Meleselu🙏
Tiedi neana zkewun zemen yisdedelna fetari aboy
Like ንቴድይ ብዓል ሓቦ።
ቴዲ ሓወይ ምሕረት የውርደና ። ክለና ብሂወት ዘኽቲምና ምሕረት ቀሪብና ኢና ደጊም ጸላኢና ውን ኣላሊና ኢና ።
ከምዝከማይስ ኣሎ ዶ 10 ግዜ ሰሚዑ ምምናው ዝሰኣና 💕💕💕❣️
ኣነውን ደቒ ኤሬይይይይይይይይይ ቴዲተይ ፍቕሪ መዝሙሩ
Ena aleku bro
ኣነ ኣልኹ ሓወይ
Nai memnaw aykonen tergum yerdana nehwatna nhagez ember derfi nai zsemaka aykonen wegeney
ኣለኩ ኣነ
ኣብዚ ግዜ ከፊኦምና ዘለዉ ኮ እቶም ሓሰውቲ ሌያቡ ሓዎም ገዲፎም ምስ ጓና ዘዳኽሩ ወሽለኽቲ።ንስለ ሓዎም ምዝራብ ተሪፍዎምሲ ኣፍካ ሓዝ ከኣ ይብሉና፡ደሓን ግን ፈጣሪ ኩሉ ይክእል ዪ ኣብ ግዜኡ ስናይ ክገብረልና እዪ ብተስፋ ንጽናዕ።
Hzbi mulue daxelaeka zeyexalaenaka dika nay abotatna aykonen
@@fustummanga5577 አዚ ሕብረተሰብ ዝጸልኦ ኣለኒ ኣጻለኣኒ ዝብል ጽሑፍ ኣንቢብካ ዲኻ?
ሕጂ ከማን ሓቁ'ዩ ኣዴኻ ኣዋሪድካ ሕትነኻ ምኽባር ምስሉይነት ግደፎ፡ ነዚ ጽላአ ነዚ ፍቶ ዝበለካ የለን ኤርትራዊ አንተ ኮንካ ከምቲ ንጎረቤትካ ድምጺ ትኾኖም ንወገናትካ ከኣ ድምጺ ኩን፡ ሰብኣውነትካ ካብ ቤትካ አዩ ዝጅምር።
Heart breaking 😭😭😭😭God bless my people 🇪🇷🇪🇷🙏
Heart breaking 🤙gut Bless my people👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@yasinabdela7496 ⁰
@@yasinabdela7496aaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaàaààaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaamamaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaabaaàaaaaaaaaaaaaaaaàaàa
🙏👑🎇🎇🤴
😞🎇🎇🎇😂🤣😂😂😂
Hard time will pass love you guys from Somalia 🇸🇴🇸🇴❤❤🇪🇷🇪🇷
ሱዳንን ኢቶጵያን ልብያን ዘለና ደቂ ሪመይ ኣምላኽ መዋጽኦን ቅሳነትን ፍቕርን ይሃበና🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🇪🇷✌
አሜን ዝሓወይ ናተይ
Amyen
Amen❤
😢@@SilvanaBirhane-o2p
ጻዑዱ ኣንበሳ ንሓጉዞ የሕዋት ድቂ ኤረይ እዛ ቻነል ናቱ እያ ንዕብያ ቴዲ ፈጣሪ ጥዕና የሃበካ ሓቢቢ
Teddy ሓወይ Nice Job Btami Ena Nemesgin ቀጽሎ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ..!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣታ ፈጣሪ ስደቱ ዪኣክሎ ዪኣክለና ወ ጸሎትና ስማዕ ኣታ ፈታሪ ኣቦይ በዚሑና ኮ በሓቂ ሎሚስ ተዲ ናይ በሓቂ
Demey mewaxo yfterelka❤❤❤❤❤
!ቴደይ መዘና ኣልቦ "ልሳን ውጹዕ ህዝቢ ኢካ ሞ ቀጽሎ ወደደይ ፈጣሪ ነዚ ውጹዕ ህዝብና ይሓልወልና 🙏💙🇪🇷
ኩሉ ጊዜ ቡሉጽ ቴዲ ጅግና ኤርትራዊ ደስ ዝብል ስራሕ ቀጽሎ ❤️🇪🇷✊🙏✅
ቴዲ ዓቢ ሰብ ሕቆ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣታ ወገነይ
ተዲ wedi eri ጅግና ኣቦ ውጻዓት
Bela music kexlo fetari ybarka
ናይ በሓቂ ንፉዕ ቴዲ ሓወይ ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ በሓቂ ቡሉጽ ስራሕ ከመይ ዲና ኤርትራዉያን እንታይ ደኣ ኮንና ሎሚ ነስቅጥ ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት እንካእ ናትና ኮንካ
ዎውውውው ቴዲ ኣሲሊ ይበል ስራሕ በጃኩም በዚ ደርፊ ትስዕስዑ ዘለኩም ኣይትሳዓስዑ አዚ ኣይሳዓስዕን አዩ አካዳኣ የብኪ።
ብሉጽ ሰራሕ ቴድሮስ፡ሰሚዕካያ ዘይትምኖ
ሕልናካ ትቕስቅስ ብሉጽ ግጥምን ዜማን
ፈጣሪ ሃገርናን ፍሕ ዝበለ ህዝብን የሓልወልና።
Protection Eritrean Ruffiges ናይ በሓቂ ነዚ ዘሎ ኩነታቲን ዉጽዓን ትገልጽ ደርፊ፡ብፍላይ ከምዚ ከማይ ኣብ ከርተት ናይ ሊብያ ዘሎኩም ኣምላክ መዋጸኦ ይስረዓልና ከምበዓል ቴዲ ውጽዓና ዝተረደኣኩም ከኣ thank you
ቴደይ ፈታዊ ህዝቡ🥺🥺እንኮ ድምጺ ይሓዋቱ ብዓል ዓቢ ሕልና ኣታ ንኡሰይ ሰብ ዶ ስኢንካ 😭
ቴዲ ብሓቂ ዝምስገን ስራሕ ሰብ ሰቡ ኢዩ ክማጎቶሉ ዘለዎ ነሕዋትና ክንጣበቅ ሓላፍነትና ኢዩ ምሳካ ኣለና።
ካብ ዝፈልጠካ ክሳብ ሕጂ ዉዱእ ኢኻ ጻዕዱ ሓወይ ሙሉእ ስራሕ 💯% 👏👏👏❤❤
2023 ምስ ኩነታት ናይ ሱዳን ናብ ኢትጲያ ኢልና ምስ ተበገስና ኣብ ማዓከር መተማ ከለኩ እየ ማራ ዘስተማቀርክዋ የቀንየልና ቴዲ ቀንዛ ህዝብካ ከም ቃንዛካ ስለ ዛሓሰብካ ኩሉ ኤርትራዊ ከማካ ኣታሓሳስባ እንተ ትህልዎ ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ😢😢
Ahhhh tedi ambesa yehwatey xelot gberuley zuwara zbhal gemgem bahri libya ye zeleku 🙏🙏🙏
ቴዲ ሓወይ ልበይ ተንኪፍካኒ ናይ በሓቂ ብሉጽ ስራሕ
ቴዲ ሓወይ ወገን እቲ ውጽዕ ህዝቢ ምካንካ ይድንቀካ፡ ኦ ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ ከምቲ ንህዝቢ ኢስራኤል ስዶቶም ዝሕጸርካሎም ንኤርትራውያን ውን ስደትና ኣሕጽረልና።
BRAVO TEDDY HAWEY THANK YOU FOR USING UR VOICE TO THE REAL VICTIMS 🇪🇷💔🇪🇷🙏
ናይ ብሓቂ ምስዚ ግዝየ ትከይድ ደርፊ ከማካ የብዝሓዮም ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ ጅግና ኣንበሳ ።
ዋይ ኣነ ኣሕዋተይ ሰበ አዮም ሲኢኖም ሓቀኻ ኢካ አቶም ነ ህዝቢ ትግራይ ተደናግገጹ ዝነብርኩም ሕጂከ ደኣ አንታይ ኮንኩም በጃኩም ደምጺ ንክኖም 🙏🙏🙏🙏 ነቲ ሓደ ሲ ሓዉን ኣለንዎ
ነቲ ሓደ ውን ሰቡን ኣለዎ
ሓውካ ናትካ ምስ ጋና ይስዕስዕ ናይ ብሓቂ
😍😍😍
ቴዲ ሽኮር ናይ ወትሩ ደጋፊኻ አየ ኣጆኻ ቀጽሎ
ቴዲ ሓውና እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ኮርዒዳ ወደባት ኤርትራ በርትዕ ዘመነ ተጋዳዳዕ ኮይኑ ደስ ትብል ጣዕሚ ዘማ ዋውዋውው
ቴዲ ሓወይ ብዓል ድርብ ሕልና ኦ ፈጣሪ ከርተትን ስደትን ይኣኽለኩም በለና ኲናት ውረ ኲናት ኣይተስምዓና ።🙏💔
Keep going my blood, I'm so proud of for you 💒❤🕌🇪🇷
ደቂ ኤረይ 🇪🇷 !
ቃላት ተለኩም ኣለቁሑኒ , ሓንቲ ቃል ውን ትኹን ኣነ'ስ መግለጺ ሲኢነሉ'የ .
Amlak goytana yesus yibarikeka belo
Ajokha Wedi Er 🙏💕🇪🇷
ኣቦ ሕልና
ወገናተይ ፈጣሪ ባዕሉ ጽላል ይኽንኩም
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
Uffffff yehwatey 💔💔😭😭😭🇪🇷Tedi hawey ajoka berti 🙏🙏🙏!!!
ጻዕዱ ጻዕዳ ። በዓል ኣደይ ከማን ኣስቂጠን ገሪምኒ ሎ ኣበይ የን ከይደን ዶ አልካ ። ኣክ በዓል ኣድይ ደኣ ኣብ ሓሽፈራይ ተኣሲረን በየን ክልምና ።ኣብ 3 ወርሐን ወጼን ኣለዋ ኣብ 50 60 70 80 ዕድሜአን ። ብዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራህ አዛ ደርፊ ሰለስተ መዓልቲ ሰሚዐያ ብዘይ ምኩራጽ ብፍላይ በዓል ኣደይ ናበይ የን ከይደን ።ናይ ደቀን ከያኽለን ንሰን ወን ኣብ ዘይ ዕድሜአን በት ማአሰርቲ ኣክ ።ኣቦይ ባዕልኻ ሓልወና።
Semait derfi aykonkun ezia gn endei ❤️❤️❤️😭😭😭😭 thank u
ክጽበያ ዝቀነኩ እዋናዊት ደርፌ፡ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት🇪🇷✅😍
abi abshiri
ኣቢ ወኻርያ😃 ን ሕልና ሕብሪ ዓይኒ ይፈሊ ድዩ።ኣብቲ ናትካ መደብ ገርካ ኣፍ ዉጹዕ ህዝቢና ዘይ ኮንካዮም ለሓሲ ሸሓኒ መዳናገሪ።🇻🇳🐒🇻🇳🤮🤣🤣
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 👉😂
@@abitvtube6823ቴዲ🇪🇷 ሪከርዲ ሰይሩ ተባዕ🦁!ኢዩ💪። ኣቢ😡ሒዘካ ም ኣታ ወኻርያ🤐🐒 🇻🇳😜🇻🇳🤣🤣🤣🤣
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ ድሓን ኑሱ ጥራይ እንካዕ ከምኡ ኮነ ፡ዝዓርከይ ማዓረይ
ሓሳዊት ዓለም!! እወ ኣሕ
ብሉጽ ስራሕ ጻዕዱ🤴🤘🏿
tedi abi seb tibebka yebzehalka fetari ❤️🙏
Offf seminar zeutmo derfi hasawit aleme ewa🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕
ኣምላኽ ምሳና ይኹን ጸቒ ኤረይ ንቴጺ like
ተዲ ኣቢ ሰብ ፍትሓዊ we love you 😊🔥💯🇪🇷
welcam ቴዲተይ ከም ዝሓለፈ ብሉጽ ስራሕ እስከ ንቴዲ ዝፈቱ ላይክ ሃቡለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bsim kulu Eritreawi like 👍🏽 gerelka aleku eske netebabayo yehwat
Zeytekm derfi hiza milion wedi milion endabexehes ezia takl derfi million ksab hji zeybexehet
Tedi bro good job we need more people like you. You absolutely deserve it.❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጻዕዱ ኣስሊ በዓል ሕልና ስሑል ጎሮሮ 💯💯 proud of you
Let's go support him guys
Hade 1000000 nebxhaya ab hade werhi
I am proud of you Tedi❤🇪🇷👑
Fewsey eka tedi natey👍😘❤️kemay fewskum zrekebkum eske. 👍
Bereka yseserr hawey natey amazing song
I can't stop listening to this music 🎶 God bless all my beloved people Eritrea 🇪🇷
Waw wawwww ብጣአሚ ገላጺት ደርፊ።ቀጽሎ ቴዲ ሃወይ👏👏👏
Tedi hawey nay behaki amazing song aebi melekti zelwo ajoka kexlo kebretey 😢😢👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቦ ሓቂ ጥራሕ ኢየ ክብለካ
ይሕዋትናስ ምስ ጓን ኢዮም ዘለዉ ኣህህህህ