ብዛዕባ ቻነልና እንታይ'ዮም ኢሎም?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ TH-camr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ
    mesobakile.com/
    Join this channel to get access to perks:
    / @aklilu.hmichael

ความคิดเห็น • 119

  • @robelogbay7696
    @robelogbay7696 26 วันที่ผ่านมา +18

    ዋውውውው ሎሚ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኢኹም ሒዝኩም ቀሪብኩም ፡ እንተኾነ ግን ናተይ ርኢቶ ብጣዕሚ ኢዩ ቡዙሕ ፡ ገለ ካብቲ ብዙሕ ብውሑዱ ክጠቅስ ክፍትን ኢዬ ፡እዚ ክብል ኮለኹ ግን ነዚ መደብ እዚ ብጣዕሚ ይከታተሎ ኢዬ ይድግፎ ኢዬ ይፈትዎ ኢዬ ኣብቲ ልዕሊ ጽባቒኡ ክዕረ ዝግብኦ ጥራሕ ኢዬ ክጽሕፈልኩም
    1) ቅድሚ ኣብ ደገ ወጺኹም ርኢቶ ናይ ሰባት ምሕታትኩም ኣብቲ ኮመንት ዝጽሓፈልኩም ርኢቶ ብዝግባእ ኣንቢብኩም ንኹሉ እኮ ዘይኮነ ነቲ ኣገደስቲ ነጥብታት ዝምልስ መደብ እንተ ተቕርቡ ምሓሸ ምበልኩ ።
    2) ሓቂ ይኹን ሓሶት እንተዘየረጋገጽኩ እኳ ኣነ ብውልቂ ዝረኣየኒ ነገር እንተሎ ፡ ሓይልኹም ኣብ ምሁራት ኣካላትን ትርፈለጥቲ ሰባትን ዘተኮረ ኮይኑ ይስመዓኒ ኔሩ ከም ኣብነት ውን ኣብዚ ናይ ሎሚ መደብኩም ዘቕረብኩሞም ሰባት ይገልጾ ኣሎ ፡ ኣብ ገለ ገለ ትምህርትታት እውን ትገልጾ ኢኻ ፡ በዚ ከኣ እቲ ጸጋን ተሞኩሮን ዘለዎ ሰብ ከ ከምቲ ዝተማህረ ዕድል ዘይምርካቡ የተሓሳስበኒ ኢዩ
    3) ኣብ ገለ ገለ ግዜ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ቃላት ትጥቀም ኢኻ ቡኡ ውን ክተረድኣና ትፍትን ኢኻ ፡ ኣብ ገለ ገለ ግዜ ከኣ ኣንጻር መጽሓፍ ቅዱሳዊ ወይ ውን ነቲ ሳይንስ ዝብሎ ከም ዘለዎ ትቕበሎ ኢኻ ስለዚ ሃይማኖት ክውዕየካ ብማንካ ክዝሕለካ ብኢድካ ኣይኮነን እሞ ወይ ቡኡ ጥራሕ እንተ ትጥቀም ወይ ከኣ ጠቕላላ ን ሃይማኖት ከየልዓልካ እንተ ትሰርሕ ምሓሸ ምበልኩ ።
    4) ኣብ ትምህርትኻ ተመሲጡ ክረኽበካ ንዝመጽእ ሰብ ገንዘብ ክፈል ኢኻ ትብሎ ፡ ቅድሚ ገንዘብ ምሕታትካ ግን እንታይ ደልዩ ከም ዝመጸ በቶም ናትካ ኣባላት ማለት ጽሓፊ ናትካ ዲዩ ውላ ካልእ ኣካል ረኺቡ ሓሳቡ እንተ ዝቕበል እሞ ብረብሕኡ ንዝመጸ ብረብሓ ምመለስካሉ ርኢቶ ክህበካ ንዝመጸ ከኣ ዝብሎ ምሰማዕካዮ ክንእደካ ንዝመጸ ከኣ ምስጋናኻ መቕረብካሉ ፡ እዚ ብትኽክል ዘጋጠመ ኢዬ ዝጽሕፎ ዘለኹ ባዕለይ ርኸቡዎ ኢለ ስለዝሰደድኩዎም ።
    5) ዝጽሓፍናልካ ርኢቶ ቡዙሕ ስለ ዘይተገደስካሉ ፡ድሕሪ ሕጂ ምጽሓፍ ኣየድልን ኢዩ ክሳብ ንብል ኮይንና ኔርና እሞ ፡ ሕጂ ከኣ ነዚ ናተይን ናይ ካልኦትን ርኢቶ ርኢኻ ኣንቢብካ ግቡእ መልሲ ክትህበሉ ንላቦ ።
    የቐንየለይ
    ኣብ መወዳእታ ከኣ ፡ጽቡቕ መደብ ኢዩ ዘለካ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 23 วันที่ผ่านมา

      ተዋሳእቲ ኣምጺኡ ሪኢቶ ሃቡ ምባል ኮ ኣይተረድኣካን እምበር ቢዝነስ ኢዩ ዝገብር ዘሎ ።ሕኸኸኒ ክሓከካ ማለትዩ ሲዶን ተዋሳኢት ያ ፍላጥቲ ኢያ ኣብ ቻነሉ ተምጺዋ ንሳ ስለ ዘላ ብዙሕ ቪው ክረክብዩ ናታ ጥቅሚ ከኣ ትካል እንዳክዳውንቲ ኣውጺአ ኣለኹ ኢላ ኣድቨርታይዝ ይገብረላ ኣሎ ስለዚ ሪኢቶ ደልዬም ዘይኮኑ በቢ ጥቅሞም ኢዬም ዝራኸቡ ዘለው ግን እዚ ክብል ከለኹ ይቃዎሞ ኣይኮንኩን ዘለኹ ከማኡ ጌሮም ተረቢሖም ተሓጋጊዞም ቁጠቡኦም ይሃንጹ ኣለው ማለት ዩ። እዚ ከኣ ሰናይ ነገር ኢዩ ሕኸኸኒ ክሓከካ ጽቡቅ ኢዩ ንዓይ ጥራይ ሕኸኸኒ ምባል ያ ግናይ ኣብ ቢዝነስ።

    • @TesfayuSnqey-p3d
      @TesfayuSnqey-p3d 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@semharkahsay1946ሕከከኒ ክሓከካ ክክክ

  • @ZYosef-sd7wu
    @ZYosef-sd7wu 25 วันที่ผ่านมา +6

    Thank you for your video, teachings and service. It is great to have conversations among Eritreans who are dispersed all over the world.
    I like your presentation and the topics you select.
    I am a Professor at a University in the US and I appreciate your pedagogical approach. You are a wonderful teacher, great communicator, and a wise counselor. It is a great way of creating a larger community as well as talking about non political issues-which are critical to maintain cultural and social rejuvenation. Eritrean need to discuss all the personal and social issues you bring about, in order to live a wholesome life and share experiences among ourselves.
    YeKenyna Hawey. As an Eritrean, I hear Tigrignia but my facility in speaking is not that good (born in Ethiopia and spent many years in US).

  • @samiyaabdulkader6157
    @samiyaabdulkader6157 26 วันที่ผ่านมา +6

    ዕድመን ጥዕነን ይሃብካ አኪሉሉ ሐወይ መደብካ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ

    • @simretdebretzion6788
      @simretdebretzion6788 26 วันที่ผ่านมา

      Selam nka channel ntka regime change we are Eritrea freedom mensayat gosegos ete kilika if you can bro blees you

    • @SimonErena-el4vz
      @SimonErena-el4vz 26 วันที่ผ่านมา

      ሰክት ቆማል ሑሱር ሌባ ​@@simretdebretzion6788

  • @marssemay69
    @marssemay69 20 วันที่ผ่านมา

    አኽሊሉ:- ብዘይካ እቲ መሃሪ መደብካ፡ ልዕሊ ኹሉ ትሕትናኻን ርግኣትካን፡ ኣወዳድቓ ቃላትካ፡ ብሓፈሻ ስሩዕ ኣዘራርባ ትግርኛኻ፡ እሞ ድማ፡ ኣብዚ ዘለናዮ እዋን፡ ካብ ዝስሕበንን ዘድንቖን ኢዩ። ብጣዕሚ ብሉጽ ኢኻ። ቀጽሎ። 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @geryeteklemichael8593
    @geryeteklemichael8593 17 วันที่ผ่านมา

    The first Channel at this time so please Continue bro Akile!!!!❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HagosAlazar
    @HagosAlazar 26 วันที่ผ่านมา +2

    ኣኪለ ቻነልካ ኣዝያ ጥዕምቲ ዕድሜ ጥዕናን ይሃብካ

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 22 วันที่ผ่านมา

    ይግበኣካዩ ኣኪለ ሓወይ ❤❤❤❤ ኩሉ ጽቡቕ ዩ ተቕርቦ ብፍላይ ኣብ ቢዝነስ ተገዲስካ መሃረና ክጽበየካየ ከምቲ ትምህረና ተገዲሰ ተሒዘዮ ከም ዝዕወት ይኣምን የ ሓደ መዓልቲ ብተሌፎን ድዩ ብኣካል ክንራከብ ይደሊየ ❤❤❤❤

  • @LovezTruth
    @LovezTruth 25 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Aklilu: ርእይቶ እቲ ተገልግሉ ህዝቢ ምሕታትካ፡ መርኣያ ብልሕካ ን ምቅሉልተካን ዩ ፡ ኣጆካ ከምዘለካዮ ቀጽል፡ ኣምላክ ይባርካ

  • @selam.291
    @selam.291 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኣኪለ ኣኪለ መንእሰያት የሕዋትና ብሰንኪ ጭንቀት ሂወቶም ብገዛእ ኢዶም የጥፍኡ ኣለዉ ።በጃካ ነዚ ሓጺር ውሳነ ዝውስን ዘሎ ኣብ ካምፓላ ዘሎ መንእሰያትና ገለ በለልና ። ምክንያቱ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲ 10 ዝኮኑ መንእሰያት ሂወቶም ከጥፍኡስ ኣዚዩ ዘሰንብድን ዘሕዝንን ስለ ዝኮነ ። እምበር መደብካ ዳኣ እንታይ ክወጾ።

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 26 วันที่ผ่านมา +4

    ኣኪለ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ❤❤❤

  • @tezekerenebewstemengstke6146
    @tezekerenebewstemengstke6146 26 วันที่ผ่านมา +1

    Good Job Akile I am so proud of you!the way how you explain it is a great expression of your heart.

  • @furtunaandom4572
    @furtunaandom4572 26 วันที่ผ่านมา +1

    Nezi dea entay hito alewo weshele eziom mhurat bezihkum nezi media abililikimo kndey gizea dea seb ktefee we appreciate you so much akile go ahead ❤

  • @fanaazbaha4077
    @fanaazbaha4077 26 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks just today I found it I am going to read it !!

  • @asmerayem8777
    @asmerayem8777 26 วันที่ผ่านมา +3

    ጥራሕ ኣብ ፖለቲካዊ ሓሽውየ ኣይትእቶ እምበር በዚ ተቕርቦ ዘለኻ ብጣዕሚ ጽቡቕ ን መሃርን ክዓቢ ዝግባኦ ቻናል እዩ ካብ ኩሉ ንመንእሰያትና መሃሪ እዩ ቀጽሎ

  • @hidatteklom7281
    @hidatteklom7281 26 วันที่ผ่านมา +1

    Really nice , and glad to See Sidon succeeding in business

  • @banoarefayne3910
    @banoarefayne3910 26 วันที่ผ่านมา +2

    ክብሪ ይግበኣካ እዩ ኣኪለ ሓውና❤❤❤

  • @benwui4321
    @benwui4321 26 วันที่ผ่านมา +2

    Best Eritrean motivation channel 👍👍👍👍

  • @emaagostino
    @emaagostino 26 วันที่ผ่านมา +2

    It’s very interesting show next show I will expect with more quality sound while they interviewed

  • @hrytimekonen3856
    @hrytimekonen3856 24 วันที่ผ่านมา +1

    Srahaka xbuk eyu akile hawey srahka ykatatelo eye kexlo❤❤❤🎉🎉🎉

  • @fyoriwoldesilase9966
    @fyoriwoldesilase9966 25 วันที่ผ่านมา

    ኣኪለ ብጣዕሚ ዝምስገን ስራሕ ሃናጺ ተምጽኦ ኩሉ ጠቃሚ እዮ ቀጽሎ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ❤

  • @debesayredae
    @debesayredae 26 วันที่ผ่านมา +1

    Nabhaqi akile wedebka nabhaki mhari kab zsabeka bzuhu temahire nebska ktrekba zhgz tmhrti eyu xegaka ybzah thank you ❤❤❤❤

  • @user-zl5nz6be2t
    @user-zl5nz6be2t 26 วันที่ผ่านมา +2

    Akile Abi seb btaemi xubuk medeb teqrbo aresti xubuk yu qexlo

  • @FilmonSelomon-pr2qm
    @FilmonSelomon-pr2qm 26 วันที่ผ่านมา

    Waww btami tsubuk medeb akile kubur hawna kemaka ybzuhlna so tanks dekime keybl kubur gizika tefielna zelka sleti mtbbaka dma Thank you Edmen tinan yhabeka fetari

  • @SurprisedBirchForest-kv6gb
    @SurprisedBirchForest-kv6gb 26 วันที่ผ่านมา +3

    Sidoney nay kulu gzie blxti xbuk edl habibti akile kea kexlo ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 25 วันที่ผ่านมา

      kkkk hiwetka gber nsa kabaka aytxbdn eye hawey

    • @SurprisedBirchForest-kv6gb
      @SurprisedBirchForest-kv6gb 25 วันที่ผ่านมา

      @@emteemte3985 xbuk edl mbal si hmak koynu mhret yewrdelka

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey 26 วันที่ผ่านมา

    ኣኪለ ሓውና ብጣዕሚ ኣብነታዊ መንእሰይ ኢካ መደብካ ውን ጽፋፋን ማህርን እዩ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ተዳልዎ ዝሓሸ ብዚሕ ዘይተተንከፈ ኣርእስትታት ሕዚካ ክትመጸና ይምሕጸን ምክንያቱ ካብቶም ዝሓስቡን ሓሳብ ዘዎም ሱባት ስለ ዝኮንካ ኣጆካ በርትዕ 🙏🙏

  • @muhammedsofia7888
    @muhammedsofia7888 26 วันที่ผ่านมา +1

    Aklelo hawna ntka.chanale bteme amhare eio ab hewate wade sabe tmrekzka thmker azio eia zftwaka❤

  • @samuelfierdos
    @samuelfierdos 26 วันที่ผ่านมา +1

    Btaemi blux seb eka neay memhr hiwetey eka Akile des eluni eye wn zktetateleka❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 26 วันที่ผ่านมา

    ብቅዕቲ ቻነል ኢያ..ቀጽሎ ኣክሊሉ ሓወይ, ንሂወት ዘይጠቅማ ቻነላት በዚሐን ስለዘለዋ ከምዚኣ ዝምህራ ዝምዕዳ..ክህልዋና ኣድላይ እዩ በርትዕ!!!
    ልክዕ ድማ ነቶም ካብ ተጸበይቲ ምኳን ገዲፎም ንእሽቶ ትኩን ስራሕ ናቶም ዝገበሩ ውን ንካልኦት ብዙሕ መታን ከታባብዑ እንተተምጾም ጽቡቅ ነይሩ..ንዖኦም ውን ምውዕዋዕ ናይ ስረሖም እዩ ዝኮነሎም እሞ..ኣጆኩም ኪድዎ ኣይትእበይዎ😊
    ስራሕኩም ኣላልዩና። 💪👍❤🇪🇷

  • @ልአልቲ
    @ልአልቲ 22 วันที่ผ่านมา

    ጠፊአካ ቃኒካ ኣኪለ

  • @user-xf8lw7ik4w
    @user-xf8lw7ik4w 24 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-mz2oi9cp3e
    @user-mz2oi9cp3e 26 วันที่ผ่านมา +1

    ራእዩኒ ራእዩኒ ዘይብሉ ዕውታት ሰባት እምበር ራእዩኒ ራእዩኑ ዝብሉ ከይተምጽእ ኩሉ ባንዴራ ዝተጎልበበ ሃገራዊ ስለ ዘይኮነ

  • @erilove2627
    @erilove2627 25 วันที่ผ่านมา +1

    Wawwww

  • @Alekadowana
    @Alekadowana 26 วันที่ผ่านมา

    ኣኪለ መጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ብምቅጻል ኣብ ተቅርቦ መደብ ብጣዕሚ ጽብቅ እዩ መኽንያቱ ብተመክሮ ኮነ ብትምህርቲ ዝተሰነየ ስለ ዝኮነ ።ምናልባት ግና ካብ ግዜ ናብ ጊዜ ምዳባትካ እናሰፈሐ ይኸይድ ብምህላዉ ተመሳሰልነት ከይህልዎ ስራሕካ ምጥንቃቅ የድልየካ ብዝተረፈ ጽብቅ ናይ ምቅጻል ግዜ።

  • @zaidteklay67
    @zaidteklay67 23 วันที่ผ่านมา

    Yes,btaami Jgna eika goyta ybarka❤❤❤❤❤

  • @ablelwedi23
    @ablelwedi23 26 วันที่ผ่านมา

    Edmen tenan yhabka Akile kabtiom degedisen bhanqewta zxbeyeka teketatali chanelka eye ❤

  • @kiflymerhu832
    @kiflymerhu832 26 วันที่ผ่านมา

    keep it up, education is everything.

  • @biniamtekie2716
    @biniamtekie2716 25 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም መምህር ኣኪለ ኣነ ናትካ ተኸታታሊ እየ ።
    ኣብ ዕዉታት ሰባት ምልላይ ኣብ ትገብረሉ ኣብ ዩጓንዳ ኣለዉ ሕብሪ ኣካዳሚ hebri vodcast መምህር ዓወት ምስ መሳርሕቱን ሰበይቱን ኣነ ናቶም ተማሃራ ኦን ላይን እየ ኔረ ።
    ኣብ መባእታዊ ትምህርትቲ ኮምፒተር ቪድዮ ኤዲት ወሲደ ካልእ ውን ቋንቋ ኢንግሊሽ ይህቡ እዮም ካሜራ ኣብ ውሽጢ ናቶም ብዙሕ እዮም ዝምህሩ እሞ ኣብነታውያን እዮም ተገዲስካ ፍትሸለይ መምህር የቐኔለይ ንስኻ ውን ካብቶም ዕዉታቲ ኢኻ ።

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 26 วันที่ผ่านมา +2

    ዋው ሲዱ ብልጽቲ ኣብ ካምፓላ ዲኪ ዘለኪ? መን ደኣ ተረፈ ኣብታ ኤርትራና 😞
    እንቋዕ በሊ ናትኪ ትካል ገበርኪ የሳልጠልኪ ድማ ❤

    • @ልአልቲ
      @ልአልቲ 22 วันที่ผ่านมา

      ኩላ ከቲታ አያ

    • @Zebehermede
      @Zebehermede 21 วันที่ผ่านมา

      ዝከተተ አዩ ሃገራዊ ኮይኑ ዘሎ​@@ልአልቲ

  • @arayated5608
    @arayated5608 26 วันที่ผ่านมา +2

    Anbesa wedi Erie

  • @kedromsay9418
    @kedromsay9418 26 วันที่ผ่านมา

    Akile hawna first of all thanks so much for doing well your videos.
    Bel nhna win gele knbel bgele rkebena nezom ab ruhuq zela gele gber wey b colling wela akile hawey.
    Thanks

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 26 วันที่ผ่านมา

    ኹሉ ተቅርቦ ጹቡቅ ዩ ጹቡቅ ሓሳብ ዩ 👍👍👍👍💯💯💯❤🇪🇷❤

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 26 วันที่ผ่านมา +1

    Akile hawey bteami xbuk mehari eu kulu medebatka qexlo
    Meneseyat fltet nkwusk zqelele mengedtatt ktkeftelna dma nxbeyeka

  • @BerhaneGhebreab-e2i
    @BerhaneGhebreab-e2i 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @rahwa141
    @rahwa141 25 วันที่ผ่านมา

    I appreciated 👍

  • @ahmedani6931
    @ahmedani6931 25 วันที่ผ่านมา

    Well done brother keep it up 🎉

  • @nahomteweldebrhan1200
    @nahomteweldebrhan1200 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gx8gb4ss9c
    @user-gx8gb4ss9c 26 วันที่ผ่านมา

    ሲዱ ጽብቅቲ ❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel401 25 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍

  • @SahleKidaneKahsay-we4fe
    @SahleKidaneKahsay-we4fe 26 วันที่ผ่านมา

    መርሓባ ኣኪለ ሓውና ብመጀመርታ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ይወትካ ካአ ምሉዕ ጥዕና ይምለየልካ ኣነ ሓደ ካብ ተካታተልካ አየ ።ዳርጋ ኩሉ ጽቡቅ አዩ ግን ሓንቲ ክትገብሮ ዘልካ ኣሎ ዝበል ወስ ከብለልካ
    አሱ ካአ ዳርጋ ኩሉ አተቅርቦ ካብ መጽሓፍ ኣቢብካ ተሩጉምካ አካ ተቅርበልና አዚ ጽቡቅ ካይኑ ኣነ ደልዮ ዘለኩ አርትራውያን ናብራ ብዕሙቀት ኣጽኔዒካ ጽቡቅን ሕማቅን አንተትቅርበልና ምሓሸኑሩ ባሀለይ ኢየ ።

  • @moratekle5484
    @moratekle5484 25 วันที่ผ่านมา

    😊

  • @filmonsbahetu7744
    @filmonsbahetu7744 26 วันที่ผ่านมา +2

    እዋይ ሲዱ ዓይነይ ድኣ ምዓስ ወጽያ

  • @almazamlesom8061
    @almazamlesom8061 24 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AramSamsom.Asgedom-ou1ws
    @AramSamsom.Asgedom-ou1ws 26 วันที่ผ่านมา +1

    እዛ ዊንታ ትበሃል ጓል ክላሰይ ኔራ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ፡ ተማሃሪት ኔራ ፡፡ i hope one day , i well show you the best stage of life😁😍

  • @aidahaile6735
    @aidahaile6735 25 วันที่ผ่านมา +1

    Siduuuu ambesitttt 💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚

  • @haile2334
    @haile2334 26 วันที่ผ่านมา +3

    ኣዝያ መሃሪት ቻነል ኢያ ቀጽሎ

  • @Hmars2018
    @Hmars2018 24 วันที่ผ่านมา +1

    Why all the artists running out of from home land ?

  • @simonbrhane2231
    @simonbrhane2231 26 วันที่ผ่านมา +1

    Neska blux eka aki hawey❤

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 24 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @BirktiTsehaye-rm4zm
    @BirktiTsehaye-rm4zm 20 วันที่ผ่านมา +1

    ሲዶን ከ ን Uganda መጺአ ማለት ድዩ?

  • @layneteshome7090
    @layneteshome7090 26 วันที่ผ่านมา

    ኣኪለ ናትካ ቁምነገር ሓዘል ኣስደምህሮኻ ዘየድን ዘሎ ኣይመስለነን ሲዶና ሓብትና ድማ ካብተን ኣዝና ነድንቀን ኣዓበይቲ ስነ-ጥበባዊያን ሃገርና ካብቲ ንፈትዎ ሞያኺ ከይትርሕቅና ሓደራ ንብል❤ ሪኢቶ ኣቀዳዳሓ ድምጽ ተሓቲሙ ንጹር ኣይኮነን ከተማሓይሽዎ ንላቦ!

  • @midnightmoon1318
    @midnightmoon1318 26 วันที่ผ่านมา +2

    ኩሉ እዚ ቻነል ዝስዕቦም ወይ ዘቕርቦም ዘሎ በቲ ዝወጶ መደባት ይኸይድ ኣሎ ኢለ ይኣምን ፡ካብ ኮነ እንታይ ኣምፅኦ ህግደፍ ኣምፅኻ ምስ ፅረ ህግደፍ ውን ይቐርብ ኔሩ ዩ ስለዚ ኣየናይ ዘይስተውዕል ዘሎ ፡እዚ ቻነል ይምህር ይተባብዕ ይጸሉ ይነቅፍን ይግስፄን ወ.ዘ.ተ ኣወታዊ ቻነል ዩ።

  • @user-xg5iu5xv9t
    @user-xg5iu5xv9t 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte2492 26 วันที่ผ่านมา +1

    Nezom mahber dongola aytgedeselom bado chinklat

  • @regberegbe209
    @regberegbe209 24 วันที่ผ่านมา

    ብራቦ

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 24 วันที่ผ่านมา +1

    Hager keytereye zikone ayeren eyu

  • @AramSamsom.Asgedom-ou1ws
    @AramSamsom.Asgedom-ou1ws 26 วันที่ผ่านมา

    Akile ab kemzi medeb teqrbo sound system arranged gbero... Natey rieto rya

  • @FevenGebremichael
    @FevenGebremichael 24 วันที่ผ่านมา +1

    ሕኸኸኒ ሞ ክሓከካ ዩ ነገሩ

  • @yasminlove5351
    @yasminlove5351 26 วันที่ผ่านมา

    It is bussenes nay Eritrawi snehasab Hasab koynu aygeltean u

  • @enbebatekle-m4g
    @enbebatekle-m4g 25 วันที่ผ่านมา

    sidona wexie diya kulu hager gedifu ywexie alo entay u shigr elkayom xbuq ala hagerna euom zbluka

  • @asterghidey2625
    @asterghidey2625 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @HelenA-jv6yn
    @HelenA-jv6yn 26 วันที่ผ่านมา

    Hade kabtom dess eluni zketatatelom ika memhr Aklilu Egzeabher yekbrelna. Bzaba mister mahberat, bzeaba ktabet n ab Aesop Ethiopia Chanel b amharic zekrib mehari alo btami nhzbna mtekemen menkhen kbur hawey .

  • @FirstKuw-u7q
    @FirstKuw-u7q 26 วันที่ผ่านมา +1

    Selam neaka kbur haw akile,bmkxal ezom kulom ab shanalka temxiomsi ewtatin flutat sebat8n yom keyemxaekayom keleka kulu seb yfeltom yu ,kab neziomsi kindey seb alo shgur ab degen ab wsti hagern gele bhmam gele bsienet gele ms mluetieniomn fltetomn kelewu bsenki zeymflatomn akmi bmsanin zhalifu zelewu
    Bkemey ms abeyti tikalat ykun seb xega kiserhun kifaletun entetekrib des mbelena mkniyatu ewut seb ab media mmxae ayedlin yu eti srhun awetun baelu slezzareb zelo,slezi ezom kulom ab zi medebka tekribom sebat nnebsom advertising eyom ztkemulu zelewu ember awetomsi baelu ynegir alo,kem kaliay rietoy kea eti ewut beal tikaldo beal xega bkemey dereja kem zibexhe nabiu kab mejemerta ksab mewedaeta znegr tekoynu xbuk biu meseret nhna kea timeharin tixiern kekem akmkan moyakan ,nsatom gin ab kemzi nere dehar kea abzi hji zelekuwa dereja be sala fetari niamlakey yemesgno abzi zebxahani ybluka ,nsu ab botu kelo kndizi nerni kindizi mskusto kemzi gerna
    Kabiu kea mszi tikal teredadia kemzi gere ena belu bzrzir znegruna tezkonus ewe blikie abnetawyan mkonuna nyziatom gin bdbdubu tezaribom si seb tikal mkanom yom zelalyuna zelewu namawil miekab emberke abenet kikuno tedelikayom bnxur teteqrbelna mebegesin mefexemin habtom enteznegruna habirna mtesaena koynu ysmeani

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 23 วันที่ผ่านมา

    እዛ ቻነል ይከታተላየ ምስ ካልኦት ውን ሸር ይግብራየ ስደት መጺእኩም ነብስኩም ኪኢልኩም ሂወትኩም ትመርሑ ደለኩም ምስጋና ይብጻሕኩም እቶም ተስፋ ቆሪጾም ሂወቶም ዘሕልፉ ሰባት ኣለይ መለይ በልዎም ኣጋይሽ ኮይኖም ከይዳሃሉ ሓግዝዎም ሞራል ሃብዎም
    ዝካኣል ተኮይኑ ሓደ ቦታ ማእከላይ ሰንተር ከፊትኩም ዝመጹ ሓደስቲ መራከቢ ቦታ ተዝግበሮም ካውኡ ድማ ናብ ስራሕ ይሳተፋ ሓንጎሎም ቢዚ ይገብርዎ ምክንያቱ ልቡ ጎበዝ ኣብ ደረቱ ስለዝኮነ ድሃዮም ግበሩ ኣምላክ ምስኩም ይኩን ❤❤❤❤

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤👍💐💐💐💐💐

  • @JOKER-gt6vh
    @JOKER-gt6vh 25 วันที่ผ่านมา

    ለባም ሰብ ❤

  • @Hech-vq2tx
    @Hech-vq2tx 26 วันที่ผ่านมา

    I think ab fulutat artist gerka seb ketezarb ybel tehagagazi

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we 26 วันที่ผ่านมา

    ኢሂ እንታይሎም?

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi4747 26 วันที่ผ่านมา

    ሲዱ? ጀምዓኻ ረኺብካ ኖ?

  • @ኤረይናይኤርትራውያንሜድያ
    @ኤረይናይኤርትራውያንሜድያ 26 วันที่ผ่านมา

    መጺኣ ድያ ሲዶና ከ

    • @mebrahtomgebremeskel5307
      @mebrahtomgebremeskel5307 25 วันที่ผ่านมา

      ዘይክሉ ሰብ ኣብ Ugandan and Ethiopia እዩ ዘሎ መን ከ ተሪፉ።

  • @lilberhane3233
    @lilberhane3233 26 วันที่ผ่านมา

    Ewaaa sorry akile hawey ginas why dia bizaba ezom nevse kitlet suicide dfetsemu ahwatnasy deytezarebka malet nety kali ab chinket delona bzuhat ahwat moral kigebru tesfa kigebru video deyserahka ewaa bezias ageb ebleka

  • @mussiemehari9168
    @mussiemehari9168 26 วันที่ผ่านมา

    እዚኣ ሒጂ ንወዳደስ ማለት ድዩ ብመንገዲ ሰብ እንታይ ይብል እንዳበልካስ ናይ ሰብ መወዓዉዒ። ሕኸኸኒ ክሓከካ ጌርካያ። መሰለይዩ ግና ባድላ ኣምጺኣትለይ ኮስቱሞ ኣምጺኣትለይ? ካልእ ከማን ክትህበካ እያ እንድሕር ሽማ ኣልዒልካያ ደኣ። ኣብ ምልክት ሕቶ? ሃፍታማት ስለ ዘዛረረብካስ ካልኦት ሕብረተሰብ ምዝራብ ኣብዮምና። ብዛዕባ መደብካ ድኻታት ክዛአአቡ የብሎምን? ምሁርን ሓሳውን ወገናውን ናይ ጥቅምን ሰብ ኢኣኻ ማለት ኢኻ።

  • @knowyourself.4103
    @knowyourself.4103 26 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ቤተክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ክኣ ዘወር ኢልኩም ከምዚ ሕቶ እንታይ መልእኽቲ ይህልወኩም ኢልኩም ነቶም መምህራን እንተትሓትዎም ጽቡቕ ኔሩ።ምኽንያቱ ንስኻ ኣብዚ ግዜ ካብኦም ንላዕሊ ኢላ ስለዚ ብዙሕ መልእኽቲ ናብ ብዙሕ ኢኻ ተሕልፍ ንሶም ግን ኣብታ ቤተክርስትያን ንዝርከቡ ጥራይ እዮም።

  • @eritreanamazon9877
    @eritreanamazon9877 26 วันที่ผ่านมา +1

    ፊልሞን መንገሻ ስኣን ኒኢሽተይ ኣምሊጥካና ካብ ብርጌድ ንሓመዱ ወድ ጉሓፍ

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 26 วันที่ผ่านมา

    ሲዶና ራዳኢ ስደተኛ ድያ ኮይና የሕዝን ኢዩ መን ዳኣሉ ዝነብራ ዘሎ ኤርትራ ብዝኾነ ኣክሊሉ ኣባኣ ከለኻ ዕውታት ናይ ዓለምናን ሌላ ኣፍሪቃውያን ሃገራትን ኣላሊየና ❤❤❤❤❤❤

  • @Edrisawate
    @Edrisawate 26 วันที่ผ่านมา

    ዩጋንዳ ካልኣይቲ ኤርትራ ኮይናቶ ኣላ ንኤርትራዊ ምስ ከም በዓል ኣክሊሉ ሓበሬታ እንዳሃቡና።❤❤❤

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 26 วันที่ผ่านมา

    Flmon mengsha eti ekuy hgdef selai ab Adis amesgnukas himmmmmmm wey gud

  • @luley5106
    @luley5106 24 วันที่ผ่านมา +1

    Klae kid aboy fikadu

    • @dianadawit8806
      @dianadawit8806 18 วันที่ผ่านมา

      Ygibo andyu amo dhole 😂

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte2492 26 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkkk ngeliom timnit welday amxalom

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q 26 วันที่ผ่านมา +1

    Hgdef silezteketateluka entay fluy koynu eyu weysi tewasaiti fluyat gerka hasibkayen

    • @asmerthabte2492
      @asmerthabte2492 26 วันที่ผ่านมา

      Higdef malet hizbi eritrea u gahaf

    • @Yonas-qy3zy
      @Yonas-qy3zy 26 วันที่ผ่านมา +2

      ዓቅምካ ኢካ ጽሒፊካ ዓርኩ

  • @eritraweteritrawet7048
    @eritraweteritrawet7048 26 วันที่ผ่านมา

    መብዛሕትኡ ግዜ ኤርትራውያን ኤርትራውያን እዚ ገበሩ ረበሹ ሽጋራ አትኸኹ ተዛረቡ ሳሐቁ ተራኸቡ ተአኸቡ ተኸደኑ ብሰንኾኦም ገዛ ኽራይ ኸቢሩና ወዘተረፈ እናበልኻ ..ዃሐሊ መሲልካ መንቆሪ ኢኻ ሕጂውን መፍቶ ጸላእትና አይትግበረና..እነድሕር ጹሩይ ኤርትራዊ ኾንኻ ዝሓወይ....ንምሳሌ አብ አ.አበባ ሰኺሮም ተባኢሶም ፖሊስ ምስ መጹ ኤርትራውያን ኢና ኢሎሞም ..አብቲ ቦታ ምስ በጽሑ ግን ፖሊስ ኻብ መቀለ ኸም ዝመጹ ተባአሱ እሞ ምስ ተሐተትኹም ግን ኤርትራውያን በሉ ተባሂልና ተኸፊልና ኢና ኢሎም ..ንኤርትራዊ ኾነ ኢልኻ ምብላል ምኽፍእ ኾነ ኢሎም ተታሒዞም ኢዬም::ንስካውን ኸምአቶም ሐደ......ኢኻ::ይቕሬታ ሐወይ...ኻልእና ይአኽለና በጃኻ.....አነ ዘረባይ ኽሕጽሮ ...ዃሐሊ መሲልኻ መንቆሪ ኾፍ ኢልኻ ኽትዋራዘ ዓቢ ሰብ መሲልካ ንደቂ መንነትኻ ደቂ ዓድኻ ምኽፍእ አይፋል አይፋል::እንታይ'ከ ዘይገበሩ ኢዋአት መንእሰያት አይጣዓሞምን ዘለው...ስለዚ ልቢ ይሀብኻ ሐወይ

  • @Philimili
    @Philimili 26 วันที่ผ่านมา +2

    እዚ ፊልሞን ዝበሃል ኹላ ኣብ ኣዲስ ተኣሲራ ን ኤርትራ ዝኣተወት፡ብሰንኪ እዚ ሎቕማጽ ማሕዮ ናይ ህግደፍ፡ ንኹሉ ግን ግዜ ኣለዎ።ኣኽሊሉ ኸኣ ካብ ከም እዚኦም ሰባት ኢድካ እንትሰሓብካ ጽቡቕ ዩ፡ጽባሕ ንግሆ ህዝቢ ሒዝካ ኢኻ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ትበጽሕ፡ስለዚ ኣብዚ ጨምላቕ ናይ ህግደፍ ስራሕ እንድሕር ኣቲኻ ወይልኻ፡መንእሰይ ዩ ሃገር።

    • @kisanet4715
      @kisanet4715 26 วันที่ผ่านมา

      ቆንዳፍ ቆማል ንሱ ከማኻ ርእሲ ደንጎላ ኣይኮነን ናይ ትግራይካ ግበር ቆማል

    • @Takila848
      @Takila848 25 วันที่ผ่านมา

      ስቅ ኢልኻ እስከ ሃተፍተፍ ኣይትበል ተመሃር ተመሃር

    • @Philimili
      @Philimili 25 วันที่ผ่านมา

      @@Takila848 ብዛዕባ እቲ ተማሃር ትብሎ ዘለኻ የቐንየለይ፡እንተ እቲ ሃተፍተፍ ዝበልካዮ ግን ከብድኻ ጠዊቑ ብዛዕባ ዱንቁርናኻ ተዛረብ ዝበለካ ሰብ የለን።

    • @Philimili
      @Philimili 25 วันที่ผ่านมา

      @@kisanet4715 ኣቲ ጋል ታ ዓጣሪት፡ሾርሙጣ፡ውላድ ከልቢ።ስድራቤታ ኣብ ምዕባያ ዝበደልዋ፡ ተረፍ ብዙሓት፡ጨናዊት ዓሳ፡ስንክልቲ ናይ ኣእሞሮ፡ደናቑር ስድራቤት፡እንታዴኺ ይምልከተኪ!!! ብዛዓባ ናይ ፊልሞን ከኣ ምስ ኣዴኺ ኬድኪ መዓኮርኪ ሃብዮ፡ ጋልታ ኮማሪት።

  • @fertunadebesay8991
    @fertunadebesay8991 26 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you akile🙏🙏,if it's possible kindly share your WhatsApp number.

  • @user-zl5nz6be2t
    @user-zl5nz6be2t 26 วันที่ผ่านมา +1

    Akile Abi seb btaemi xubuk medeb teqrbo aresti xubuk yu qexlo

  • @natsnethailemariam9859
    @natsnethailemariam9859 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @kusunsemere1721
    @kusunsemere1721 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gw7qx5hg4t
    @user-gw7qx5hg4t 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @eyobgezai243
    @eyobgezai243 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Gaul_Sium
    @Gaul_Sium 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤