ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብሓቂ ሃወርያዊ አቦ አቦና ኣቡነ ሰላማ። ናይ አገልግሎት ዘመኖም ይባረኽ ። ፈጣሪ ሰላሙ ይልኣኽ ንህዝብና።
ኣሜን: መልእትኩም እግዚአብሔር ይቀበሎ: ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ክቡር ኣቦና::
Amen amen amen
5:18 Hah. Haha hah elkum tirefu😂😂😂😂😂😂
Ftariyi haha yeblka kemaka zbelu eyom selam asinomna mo lbonakum ykeyro zetkyeru setan tekonkum dima yferedkum
ኣቦይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይይ ፡ እግዚኣቢሄር ሓድነት ተዘራቢ ትግርኛ ንርኤሉ ግዜ የምጻልና ፡ ይኣኽለና 😢 ።
Muhur Abona ❤❤❤❤
ቅዱስ ኣቦና በረከቶም ኣይፈለየና።
Amen kale hewat yesmaelna kubur memherna❤❤❤🙏
ቅዱስ አቡነ ሰላማ እንኳዕ ናብ ወረዳ ዓዲ አርባዕተ / መረብ ለኸ / ከተማ ራማ ብሰላም መፅአኹምትውልዲ ዓደይ በረኸትኩም ይሕደራ
Amen amen amen🎉🎉🎉🙏
ቁዱስ ወቡፅእ ኣቦና ዕድምዕድመኹም የንዉሐልና ፀጋኹም የብዘሓልናቃለሂውምት የስመዐልናገ እንትብሉኻዶ ትጋገንሕንኣብክልተ ሃገር እንነብር ህዝብ ኢናይኾኖ ዳጊም ሓደ ንኹንከታ ናይቀደምናይኣክል ይኣኽለናይኣክል
ንዓና ኤርትራውያን ብሰንክኹም እዩ ዘይጥዓመና፡ ናይ ገብሩ ኣስራት ዘረባ ስምዓዮ፡ ድሕሪ ናጽነት ነቲ ዝነበሮም ወተሃደራዊ ሓይሊ ናብ ቁጠባዊ ሓይሊ ክንቅይሮ ኢና ኤርትራ ሲንጋፎር ክንገብራ ኢና ኢሎም ስለ ዝተበገሱ ኢና በይኖም ገዲፎሙና ከይምዕብሉ ኲናት ባድመ ኣበጊስና ዝበሎ። ሕስድና ኣለኩም ተጋሩ ንኤርትራ ብስልታዊ እምበር ብስትራተጂካዊ ምሕዝነት ኣይትቀርብዋን ኢኹም።
ንደቅኻ ሓሶትን ክሕደትን ኣይተምህር።
አሜን አሜን ክቡር ብጹዕ አቦና አባ ሰላማ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️💛💛🙏🙏🙏ዕድመን ጥዕና ይሃብኽ ፈጣሪ ኣባና ❤️💛🙏
ኣሜን ብፁእ ኣቦና ነዊሕ ዕድን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ።ፀሎቶምን ባረኾቶምን ይሓግዘና።
Amen Amen Amen
Atum Seb Yutbe Eti Xihifkayo Zebleka Aresti Qeyero Nezi Hasawi Sebay Si Buxe Teblewo Amlake Mehret Yewredelkum😢😢😢
Amen amen kubur abona edmen tenan yhabkum hzibi tigray ❤ bimenibere selama❤ tesfa❤ ygbr❤ klitiau hzibi ❤nkdmit bhade🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏💒💒💒❤
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏❤❤❤
በረከቶም ይብፀሐና ብፁእ ኣቦና❤❤❤
አሜን ቀፃሊ ምሰ ሓትና ከም ቲ አራክብና ተሰፋ ንገብረ
Komal Agame, We, Eritreans 🇪🇷 will forever permanently close the boarder along the Ethiopian/boarder.
ታዓጽካ ትነብር ንስኻ ቆማል ሓንጎል
@BrhanAbebe-b1f ....why would we? We, Eritreans 🇪🇷 are open to the rest of the world but we will permanently close our boarder with Tigray/Ethiopia.
በስመ ኣብ ኢሎም ጀሚሮም ብዛዕባ ዶብ ብዛዕባ ባሕሪ ኮታስ ፖሎቲካ ይዛረቡ
በረከትኩሙ ይሕደረና አባና ፍቅርን ሰላምን ፈጣሪ የውርደልና
ኣሜን ያከል❤
ዕድመን ጥዕናን ንብፁእ ኣቦና።
Thank you our father.
አሜን ብፁእ አቦና በረከቶም ይሕደረና
አሜን ቅቡል ሓሳብ እዩ
Tarik Raesi Weldekiel Slomon ke tfeltiwo do
ብሉጽ ኣቦ ከማኹም ዝበለ የብዝሓዮ .... እወ ይኹኖ .... ይኣክል ኣይትታሓለሉ ... ኩሉ ህዝቢ ምሳኹም'ዩ....
❤❤❤❤❤ amen ብፁእ አቦና
Amen Amen amen 🙏🙏🙏💒❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤💙💙💙💙💙
Amen That’s my prayer for all the people of Agaziyan ❤🎉❤
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ኣቦና ❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ መራሕ ሓይማኖት ይኣክል ምትህልላቅይኣክል ቅርሕንቲይኣክል መጋብርያ መናውሒ ስልጣንይኣክል ጽልኢ ምጽሕታርብሓቂ ካብ መራሕ ሃይማኖት ትጽበዮ
❤
አቦና ከም ብርሃነ አለም ቅዱስ ጳውሎስ ናይ ህዝብና ሃወርያ እዮምሞ አምላክ ዕድመን ጥዒናን የሃቦም ኒደቂ ሕድርትናውን ውነ ይሃቦም ሰላም ሰላም ንኽልቲኡ ህዝብታት ናይ ርእሶም ገ/ጊወርግስ ደርፊ እናሰማዕና ከምኡውን ናይ ማህሌት ገ/ጊወርግስ እናሰማዕና መቐለ አስመራ ሰላም ዘምራ
Abona amlak msakum.ykun
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ሕማቅ አጋጣሚ ኮይኑ ምስ ተጋሩ ጎረባብቲ እንበር የሕዋት ክይና አይንፈልጥን ኢና አይንከውንን ከኣ ንዘልዓለምከኣ አይንከውንን 80 አመት ንድሕሪት ንክንምለስ ዝገበርኩምና ንስካትኩም ኢና
Amen 🙏 thank you abona.
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብፅእ አቦና በረክቶም ይብፅሐና ብሓቂ ናይ አገልግሎት ዘመኖም ፈጣሪ ይባሪኽ አሜን አሜን አሜን 👏👏👏👏👏👏✝️✝️✝️🕊💒❤እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ሰላም ይሃበና 👏❤🙏
Fthawi mkan . Haki bmtimzaz aymexien . Srah haymanot ms poletica aythawawsu.
Amen ❤ ❤ ❤ amen ❤ ❤ ❤
Abey nierkum ikum higi halewlew tblu abtsegem misateka aykonen nana meles mis America koynu sunction oh igeda kigberelna kolo abey nierkum?izi btsigabkum amtsikumo zelekum shgrr bsenki merahtkum yehlifnayo ina slezi tlmetkum chikanekum hasotkum kifaatkum raina temahirna ina deki maytelamitt men kiamnekum dhri higi kidu nay iddkum hibukum alo Igziabihier feday hine higi aykonen hasewti nhizbi Eritrea skay ketekaydu tsenihkum higi nhina bselam nnebr alona ayndeliekumn ina kidu Ethiopiawian ikum mis Ethiopiawian teareku. Zzerakayo ika tatsdd ybl kal Igziabihier zzerakuma kula kegodele abliliekum kifchem baaynna ariyuna simm Igziabihier zitemesgene ykun nhina kufua kiwerdekum aytslenan nbaat adietatn abotatn ab Ethiopia kisgogu,n’meriet Eritrea atikum ab barentu ,senafe,…….abtigizie wgaa zteametsa dekenstyo nbaat hizbi Eritrea nbaat zerikum abaku metsu kulu hisem zzerakumo.Naw leave us alone
Aben.newh.edmen.tenn.ihbln.amen❤❤❤❤
Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Abona. bereketkum. yedarena ⛪☝️😢🙏😢🙏🙏
ብሓይሊ ብፖለቲካ ብመዲያ ሙዃን ኣብይኩም ሕጂ ኸኣ ብሃይማኖት መጺእኩምሕጂውን ኣይትድከሙ ነጺህኩም ይቕሬታ ሕተቱ ሽዑ ከም ጎረቤት ክንቅበለኩም እንተ ዘኮይኑ ኣኣብ ዘለናዮ።ኣበይ ደኣ ነርካ ኢኻኸ ሕጂ መጺእካ ሃተውተው ትብል ጭጉራፍሲ ባዕላ ሃሪማ ተእዊ ንህዝቢ ኤርትራ ይቕሬታ ሕተቱ
ብጥይት ግርይሮም ርእሱ ዘይቆልቡዎ እዚ ሳሕሳሕ ዓጋመኢንታይ ኣለዎ ናብ ዶብና ዝቕሪብብ!!?
ስዲ ኢኻ። ሰላም እኮ እዮም ዝሰብኩ ዘለዉ!!
ርአሳ ትቆለብ ኣዴኻ ኣንታ ስዱድ ድርባይ
Ftariyi zferdelu gze rhuk aykonen kulu ertrawiyi kemaka atahasba teliwo Ftariyi ymharkum ethiopian metsiya b Barnet eya ktgezekum nay ntsuhat dem gifieiyi
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መጋሰኩም ሓቂይ ኢዩ እሞ እግዝኣብሄር ይስማዕኩም❤❤❤
ኣሜን ኣቦና ክብረት ይሃበልና
Nihnas Amlak ymesgen xibuq alena natkum gberu
❤❤❤
Ewente new❤❤❤❤❤
ኣብዙይ ጎልጎል ዝሃርስ ተስኣኑ፡ ስኣን ዝሃርሶ ወልብ ስእኑ ትግራዋይ፡ ብከባብይ እገላ ዘሎ ጎልጎል ኣይተስርህሉን ከም ሑመራ፡
❤ኣሜን ኣቦና❤
Amen3
❤❤❤❤❤❤
Abta delekima kenkum Salam gberu antum tegaru
Nefelto endera merahtika aytidgemelna kubur keshin polotikenan zegeberkimo 27 amet tarik beselu kelil aykonen emo eti lebam seratin hezbin Eritrea 🇪🇷yekre enteylilkum neri lomis aymeslenin
እግዚኣብሔር ኣምላክና ሓድነቱ ይሃበና ኣቦና
ከምዚኦም ሰባት ምስ ረኣኻ ኣብ ትግራይ ሓደ ሰብ ከይተረፈ ክትጭፍጭፎም ትመርጽ
ብሓደ ለይቲ ከምትጠፍአ ኣይፈለጥካን ዘለኻ ኣንታ ረሳሕ ልቢ
ተጋሩ ጋዕጋዓት ኩፉኣት ፍጥረት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እዙይ ዝመስል መሬት እንዳሃልው ኣብ በርካ ምድርለበዳ ሱዳን ተፀግዖም ዘለው፡ ስኣን ስላም፡
ብፁእ አቦና በረከቶም ይብፀሓና
አባታችን እርሰዎ እኮ ኢትዮጵያዊ ነዎት : ኤርትራዊ አይደሉም: ለምን በአማርኛ አያወሩም :: ከመቸ ትግርኛ መናገር ጀመሩ ???
ትግርኛ የትግራይ ነው።
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🙏🌹🙏🌹🙏🌹🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣሜን ክቡር ኣቦና
😢😢😢😢😢🎉🎉🎉❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ወዲ ኣረጊት ኣክሱማዊን ኣይነበርናን ኤርትራዉያን ዶባትና ብፍንጅ ክንሓጽሮ ኢና ። ትግራዎይ ን ቀማልን መሪት ኤርትራ ከይ ረግጽዋ
Selam srhu ayiyi eilkum b tmkhtiyi tktslu gn ftariyi nay nutsuhat dem zferdelu gze ayrhukn eziyi Selam kabana nlaliyi nakum ytekm .
ብጹኡ ኣቦና በረኸትኹም ይብጽሓኒ ብሓቂ ይኣኽል ይኣኽሎ ይኹኖ😢
Polotica dikum timhiru kkkkkkk
❤❤❤❤
ክቡር ኣቦና ጸሎትኩም ሰማይ የዕርጎ ጎይታ ይቀበሎ ንሰላም ዝደሊ ሰላም ይሃቦ ነቶም ሰላም ዘይደልዩ ከኣ ስነልቦኖኦም ይኽፈተሎም ሓደራኹም ሰላም ክሳብ ዝኸውን ከይተሓለልኩም ቅጽልዎ አወ ሕጂ ውን ድምጽና ይኣክል ይኾኖ ትኹን።
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
N Hyzbi Eritrea 🇪🇷 Ahlifom Hipomos dehar kea Wedeb na ilka Badyme Asabibka kea Atfiomna😢 Azyu yu zeguhi 😢😢 Amlak Key Ytearkena Aboye! Kemakum Yebzhalna 🙏Dew belulna !
Amen kibur Abona!!!
ንሕና ኤርትራውያን ኢና ተጋሩ ኣይኮንናን 9ብሄራት ካኣ ንውንን ሕብሪ ዓይንና ደስ ስለ ዘይበለኩም ኣቕሽሽቲ ኣይገደፍኩም ሸኻት በብሰጾራት ኣይበልኩም ግጻናት ንቃብር ሓርነኛ ታት ከም ኣዛብእ ፍሕርኩም ኣቦይ ቀሺ ኣበይ ዳኣ ኔርኩም እዚ ኹሉ ግፍዕታት ኣብልዕሊ ኤርትራውያን ክወርድ ኮሎ GAME OVER ኣይረሳዕናዮን ሎሚ ኣይንርስዖን ጽባሕ
Amen abona 💙💙💙
አሜን አሜን አሜን 🙏
እሞ እንታይ እዩ እቲ መልእኽቲ ንሕና ሃገር ኢና እቲ ናይሕልሚ ትሪኽ ይትረፍ ኤርትራ አብ መሬታ እያ ዘላ ሰላም ተኸባቢርካ ምንባር እዩ ጽቡቅ ካል መፍትሒ የለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
Tay dyu selam malet kabziyi nlaliyi bzaba selam tay kblu delikiyi eziyi tmkhtiyi do gdefwo ftariyi keyferdekum kab mdriyi keydmssekum tselaei maz wihidukum eyu selam srhu ayiyi teylkum ka nay ftariyi frdiyi tekebelu nay ntsuhan dem tekebelu
God bless you our Father ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሰላም ካብ ሰላም ዝዓቢ እኳ የለን እንድዩ ግን ዋላ ዩ ኣብቲ ተውጽእዎ ቓላት ኩሉሻዕ ሕርኽርኽ ዘብል ትልእኹ ኣብ ጽውጽዋይ ኣይትንበሩ ተባራበሩ መዓሽ ኢኹም ተጋሩ የሕዋትና ዄንኩም ንዓና ጽቡቕ ሓሲብኩምልና ትፈልጡ መዋእልና በኣኹም ደም ምስነባዕና ካብ ቀደም ኣባሕጎታትና ጀሚርኩም ምሳኹም ጎረባብቲ ክንከውን ንኽእል ኢና የሕዋት ግን ኣይነበርናን ኣይንኽንከውንን ኢና ዉን ኣርባዕተ ነጥቢ
ኤርትራዊ ራእሲ ወልደሚካኤል ኣይንረስዕ ህበይ ጻድቕ ክትመስል ዝዋውዕ ትኣስር
እንታይ እዩ ሀይርካ ራእሲ ወልደንኪኤል ሰለሙን ዓድኻ ኣይመፀካ ታሪክ ኩልሻብ ምስ ኣጭበርበርኩም።
@Asgodommenges-jh3co ኣይተረደኣኒን ሓሳባትካ ኣጽፍፍካ ጸሓፍ
ትክክል የአኽል ብሕቂ ኩብሪ አባና
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አባ ቀጣ ፍ
ጣልያን ይሓንጽጻ እንግሊዝ ብዘየገድስ ኤርትራ ብደም ደቃ ኣብ ዓሌም ግቡእ ክብራ ጨቢጣቶ ኢያ ሃገር ኢያ ክልተ ህዝቢ ዝብል ዒንኪሊል ናዓኩም ጥራይ ተጠቀሙሉ ደጊም ዝጋጌ ኤርትራዊ የሌን።እቲ እካ ዓፋር ኣሎ ኦሮሞ ኣሎ ኣምሓራ ኣሎ ጋቤላ ኣሎ እንዳበልኩም ከተጥፉእና ዳኣ ኣበይ ነይርኩም ሎሚ ኩሉ እከይኩም ንኤርትራ ንምጥፋእ ዝገበርኩሞ ምስ በነነ ሓደ ኢና ሓደ ብልዕና ሓደ ቅኖና እንዳበልኩም ዕኪሊል ግደፍዎ።መልስና ኣበይ ጸኒሕኩም እቲ እካ ትማሊ ከተጥፍኡና ክትወፍሩ።
ኣብነ ዱያብሎስ ዲዮም ኢዚኦም በታኒ ኦርቶዶክስ ቅድስት ቤተክርስትያን።
Way diyablos kemziyi tekonu da tsubuk eyu😂😂 weleke diyablos selam zimne hakiyi zzareb tekonu 😅😅 nhna genet mehalena
❤❤❤❤❤❤🎉🎉👏👏👏
ዶ ዶ ዶ ዶ ????
🥰🥰🥰
ጳጳሳት ናይ ትግራይ መስቀል ዝሓዝኩም ሸይጣውንቲ ኢኩም። ሎሚ ናዓና ንኤርትራውያን ፍቅሪ ክትሰብኩና።ከምኡ ዝብሃል የለን፡ስተይዋ ደኣ እታ ንህዝቢ ኤርትራ ዝጸመቅሞ(ዕረ)። ንስካትኩም ትሮሪስቲ ከም(ቢላዲን) ኢና ንቆጽረኩም።
እዚሕ አቦ ፖለቲካ ዲዩ አቦ ሓይማኖት? ሰብ በእግዚአብሄር መልኺ ተፈጢሩ ሓደ ምዃኑ ቕዱስ መጽሓፍ እናተዛረበ ናይ ኢየሱስ መስቐል ሂዝኻ ትግራይ ኤርትራ ኢትዮጵያ እናበልኻ ፍልይልይ አይግብአን። መስቐል ናይ ሓድነት እኹልነት ብሓባር መንበሪ ምልኽት አይኾነንዶ?
ዝገበርካ ምስ ገበርካ ....።ዓሕ ዳሕና ኤርትራውያን ማ
❤❤❤❤❤
እዋእ እተመንጠለ መሬት እንደግዳ አይምለስን???? እሞ ንእርቂ ለምንዎም??
🤭🤭🤭
❤❤❤🤲🤲🤲🤲💐💐💐💐
👏🥰🥰🥰
ብሓቂ ሃወርያዊ አቦ አቦና ኣቡነ ሰላማ። ናይ አገልግሎት ዘመኖም ይባረኽ ። ፈጣሪ ሰላሙ ይልኣኽ ንህዝብና።
ኣሜን: መልእትኩም እግዚአብሔር ይቀበሎ: ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ክቡር ኣቦና::
Amen amen amen
5:18 Hah. Haha hah elkum tirefu😂😂😂😂😂😂
Ftariyi haha yeblka kemaka zbelu eyom selam asinomna mo lbonakum ykeyro zetkyeru setan tekonkum dima yferedkum
ኣቦይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይይ ፡ እግዚኣቢሄር ሓድነት ተዘራቢ ትግርኛ ንርኤሉ ግዜ የምጻልና ፡ ይኣኽለና 😢 ።
Muhur Abona ❤❤❤❤
ቅዱስ ኣቦና በረከቶም ኣይፈለየና።
Amen kale hewat yesmaelna kubur memherna❤❤❤🙏
ቅዱስ አቡነ ሰላማ እንኳዕ ናብ ወረዳ ዓዲ አርባዕተ / መረብ ለኸ / ከተማ ራማ ብሰላም መፅአኹም
ትውልዲ ዓደይ በረኸትኩም ይሕደራ
Amen amen amen🎉🎉🎉🙏
ቁዱስ ወቡፅእ ኣቦና ዕድምዕድመኹም የንዉሐልና ፀጋኹም የብዘሓልናቃለሂውምት የስመዐልናገ እንትብሉኻዶ ትጋገንሕንኣብክልተ ሃገር እንነብር ህዝብ ኢናይኾኖ ዳጊም ሓደ ንኹንከታ ናይቀደምናይኣክል ይኣኽለናይኣክል
ንዓና ኤርትራውያን ብሰንክኹም እዩ ዘይጥዓመና፡ ናይ ገብሩ ኣስራት ዘረባ ስምዓዮ፡ ድሕሪ ናጽነት ነቲ ዝነበሮም ወተሃደራዊ ሓይሊ ናብ ቁጠባዊ ሓይሊ ክንቅይሮ ኢና ኤርትራ ሲንጋፎር ክንገብራ ኢና ኢሎም ስለ ዝተበገሱ ኢና በይኖም ገዲፎሙና ከይምዕብሉ ኲናት ባድመ ኣበጊስና ዝበሎ። ሕስድና ኣለኩም ተጋሩ ንኤርትራ ብስልታዊ እምበር ብስትራተጂካዊ ምሕዝነት ኣይትቀርብዋን ኢኹም።
ንደቅኻ ሓሶትን ክሕደትን ኣይተምህር።
አሜን አሜን ክቡር ብጹዕ አቦና አባ ሰላማ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️💛💛🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕና ይሃብኽ ፈጣሪ ኣባና ❤️💛🙏
ኣሜን ብፁእ ኣቦና ነዊሕ ዕድን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ።ፀሎቶምን ባረኾቶምን ይሓግዘና።
Amen Amen Amen
Atum Seb Yutbe Eti Xihifkayo Zebleka Aresti Qeyero Nezi Hasawi Sebay Si Buxe Teblewo Amlake Mehret Yewredelkum😢😢😢
Amen amen kubur abona edmen tenan yhabkum hzibi tigray ❤ bimenibere selama❤ tesfa❤ ygbr❤ klitiau hzibi ❤nkdmit bhade🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏💒💒💒❤
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏❤❤❤
በረከቶም ይብፀሐና ብፁእ ኣቦና❤❤❤
አሜን ቀፃሊ ምሰ ሓትና ከም ቲ አራክብና ተሰፋ ንገብረ
Komal Agame, We, Eritreans 🇪🇷 will forever permanently close the boarder along the Ethiopian/boarder.
ታዓጽካ ትነብር ንስኻ ቆማል ሓንጎል
@BrhanAbebe-b1f ....why would we? We, Eritreans 🇪🇷 are open to the rest of the world but we will permanently close our boarder with Tigray/Ethiopia.
በስመ ኣብ ኢሎም ጀሚሮም ብዛዕባ ዶብ ብዛዕባ ባሕሪ ኮታስ ፖሎቲካ ይዛረቡ
በረከትኩሙ ይሕደረና አባና ፍቅርን ሰላምን ፈጣሪ የውርደልና
ኣሜን ያከል❤
ዕድመን ጥዕናን ንብፁእ ኣቦና።
Thank you our father.
አሜን ብፁእ አቦና በረከቶም ይሕደረና
አሜን ቅቡል ሓሳብ እዩ
Tarik Raesi Weldekiel Slomon ke tfeltiwo do
ብሉጽ ኣቦ ከማኹም ዝበለ የብዝሓዮ .... እወ ይኹኖ .... ይኣክል ኣይትታሓለሉ ... ኩሉ ህዝቢ ምሳኹም'ዩ....
❤❤❤❤❤ amen ብፁእ አቦና
Amen Amen amen 🙏🙏🙏💒❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤💙💙💙💙💙
Amen That’s my prayer for all the people of Agaziyan ❤🎉❤
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ኣቦና ❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ መራሕ ሓይማኖት
ይኣክል ምትህልላቅ
ይኣክል ቅርሕንቲ
ይኣክል መጋብርያ መናውሒ ስልጣን
ይኣክል ጽልኢ ምጽሕታር
ብሓቂ ካብ መራሕ ሃይማኖት ትጽበዮ
❤
አቦና ከም ብርሃነ አለም ቅዱስ ጳውሎስ ናይ ህዝብና ሃወርያ እዮምሞ አምላክ ዕድመን ጥዒናን የሃቦም ኒደቂ ሕድርትናውን ውነ ይሃቦም ሰላም ሰላም ንኽልቲኡ ህዝብታት
ናይ ርእሶም ገ/ጊወርግስ ደርፊ እናሰማዕና ከምኡውን ናይ ማህሌት ገ/ጊወርግስ እናሰማዕና መቐለ አስመራ ሰላም ዘምራ
Abona amlak msakum.ykun
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ሕማቅ አጋጣሚ ኮይኑ ምስ ተጋሩ ጎረባብቲ እንበር የሕዋት ክይና አይንፈልጥን ኢና አይንከውንን ከኣ ንዘልዓለምከኣ አይንከውንን 80 አመት ንድሕሪት ንክንምለስ ዝገበርኩምና ንስካትኩም ኢና
Amen 🙏 thank you abona.
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብፅእ አቦና በረክቶም ይብፅሐና ብሓቂ ናይ አገልግሎት ዘመኖም ፈጣሪ ይባሪኽ አሜን አሜን አሜን 👏👏👏👏👏👏✝️✝️✝️🕊💒❤እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ሰላም ይሃበና 👏❤🙏
Fthawi mkan . Haki bmtimzaz aymexien . Srah haymanot ms poletica aythawawsu.
Amen ❤ ❤ ❤ amen ❤ ❤ ❤
Abey nierkum ikum higi halewlew tblu abtsegem misateka aykonen nana meles mis America koynu sunction oh igeda kigberelna kolo abey nierkum?izi btsigabkum amtsikumo zelekum shgrr bsenki merahtkum yehlifnayo ina slezi tlmetkum chikanekum hasotkum kifaatkum raina temahirna ina deki maytelamitt men kiamnekum dhri higi kidu nay iddkum hibukum alo Igziabihier feday hine higi aykonen hasewti nhizbi Eritrea skay ketekaydu tsenihkum higi nhina bselam nnebr alona ayndeliekumn ina kidu Ethiopiawian ikum mis Ethiopiawian teareku.
Zzerakayo ika tatsdd ybl kal Igziabihier zzerakuma kula kegodele abliliekum kifchem baaynna ariyuna simm Igziabihier zitemesgene ykun nhina kufua kiwerdekum aytslenan nbaat adietatn abotatn ab Ethiopia kisgogu,n’meriet Eritrea atikum ab barentu ,senafe,…….abtigizie wgaa zteametsa dekenstyo nbaat hizbi Eritrea nbaat zerikum abaku metsu kulu hisem zzerakumo.
Naw leave us alone
Aben.newh.edmen.tenn.ihbln.amen❤❤❤❤
Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Abona. bereketkum. yedarena ⛪☝️😢🙏😢🙏🙏
ብሓይሊ ብፖለቲካ ብመዲያ ሙዃን ኣብይኩም ሕጂ ኸኣ ብሃይማኖት መጺእኩም
ሕጂውን ኣይትድከሙ ነጺህኩም ይቕሬታ ሕተቱ ሽዑ ከም ጎረቤት ክንቅበለኩም እንተ ዘኮይኑ
ኣኣብ ዘለናዮ።
ኣበይ ደኣ ነርካ ኢኻኸ ሕጂ መጺእካ ሃተውተው ትብል
ጭጉራፍሲ ባዕላ ሃሪማ ተእዊ ንህዝቢ ኤርትራ ይቕሬታ ሕተቱ
ብጥይት ግርይሮም ርእሱ ዘይቆልቡዎ እዚ ሳሕሳሕ ዓጋመ
ኢንታይ ኣለዎ ናብ ዶብና ዝቕሪብብ!!?
ስዲ ኢኻ። ሰላም እኮ እዮም ዝሰብኩ ዘለዉ!!
ርአሳ ትቆለብ ኣዴኻ ኣንታ ስዱድ ድርባይ
Ftariyi zferdelu gze rhuk aykonen kulu ertrawiyi kemaka atahasba teliwo Ftariyi ymharkum ethiopian metsiya b Barnet eya ktgezekum nay ntsuhat dem gifieiyi
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መጋሰኩም ሓቂይ ኢዩ እሞ እግዝኣብሄር ይስማዕኩም❤❤❤
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣቦና ክብረት ይሃበልና
Nihnas Amlak ymesgen xibuq alena natkum gberu
❤❤❤
Ewente new❤❤❤❤❤
ኣብዙይ ጎልጎል ዝሃርስ ተስኣኑ፡ ስኣን ዝሃርሶ ወልብ ስእኑ ትግራዋይ፡ ብከባብይ እገላ ዘሎ ጎልጎል ኣይተስርህሉን ከም ሑመራ፡
❤ኣሜን ኣቦና❤
Amen3
❤❤❤❤❤❤
Abta delekima kenkum Salam gberu antum tegaru
Nefelto endera merahtika aytidgemelna kubur keshin polotikenan zegeberkimo 27 amet tarik beselu kelil aykonen emo eti lebam seratin hezbin Eritrea 🇪🇷yekre enteylilkum neri lomis aymeslenin
እግዚኣብሔር ኣምላክና ሓድነቱ ይሃበና ኣቦና
ከምዚኦም ሰባት ምስ ረኣኻ ኣብ ትግራይ ሓደ ሰብ ከይተረፈ ክትጭፍጭፎም ትመርጽ
ብሓደ ለይቲ ከምትጠፍአ ኣይፈለጥካን ዘለኻ ኣንታ ረሳሕ ልቢ
ተጋሩ ጋዕጋዓት ኩፉኣት ፍጥረት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እዙይ ዝመስል መሬት እንዳሃልው ኣብ በርካ ምድርለበዳ ሱዳን ተፀግዖም ዘለው፡ ስኣን ስላም፡
ብፁእ አቦና በረከቶም ይብፀሓና
አባታችን እርሰዎ እኮ ኢትዮጵያዊ ነዎት : ኤርትራዊ አይደሉም: ለምን በአማርኛ አያወሩም :: ከመቸ ትግርኛ መናገር ጀመሩ ???
ትግርኛ የትግራይ ነው።
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🙏🌹🙏🌹🙏🌹
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣሜን ክቡር ኣቦና
😢😢😢😢😢🎉🎉🎉❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ወዲ ኣረጊት ኣክሱማዊን ኣይነበርናን ኤርትራዉያን ዶባትና ብፍንጅ ክንሓጽሮ ኢና ። ትግራዎይ ን ቀማልን መሪት ኤርትራ ከይ ረግጽዋ
Selam srhu ayiyi eilkum b tmkhtiyi tktslu gn ftariyi nay nutsuhat dem zferdelu gze ayrhukn eziyi Selam kabana nlaliyi nakum ytekm .
ብጹኡ ኣቦና በረኸትኹም ይብጽሓኒ ብሓቂ ይኣኽል ይኣኽሎ ይኹኖ😢
Polotica dikum timhiru kkkkkkk
❤❤❤❤
ክቡር ኣቦና ጸሎትኩም ሰማይ የዕርጎ ጎይታ ይቀበሎ ንሰላም ዝደሊ ሰላም ይሃቦ ነቶም ሰላም ዘይደልዩ ከኣ ስነልቦኖኦም ይኽፈተሎም ሓደራኹም ሰላም ክሳብ ዝኸውን ከይተሓለልኩም ቅጽልዎ አወ ሕጂ ውን ድምጽና ይኣክል ይኾኖ ትኹን።
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
N Hyzbi Eritrea 🇪🇷 Ahlifom Hipomos dehar kea Wedeb na ilka Badyme Asabibka kea Atfiomna😢 Azyu yu zeguhi 😢😢
Amlak Key Ytearkena Aboye! Kemakum Yebzhalna 🙏Dew belulna !
Amen kibur Abona!!!
ንሕና ኤርትራውያን ኢና ተጋሩ ኣይኮንናን 9ብሄራት ካኣ ንውንን ሕብሪ ዓይንና ደስ ስለ ዘይበለኩም ኣቕሽሽቲ ኣይገደፍኩም ሸኻት በብሰጾራት ኣይበልኩም ግጻናት ንቃብር ሓርነኛ ታት ከም ኣዛብእ ፍሕርኩም ኣቦይ ቀሺ ኣበይ ዳኣ ኔርኩም እዚ ኹሉ ግፍዕታት ኣብልዕሊ ኤርትራውያን ክወርድ ኮሎ GAME OVER ኣይረሳዕናዮን ሎሚ ኣይንርስዖን ጽባሕ
Amen abona 💙💙💙
አሜን አሜን አሜን 🙏
እሞ እንታይ እዩ እቲ መልእኽቲ ንሕና ሃገር ኢና እቲ ናይሕልሚ ትሪኽ ይትረፍ ኤርትራ አብ መሬታ እያ ዘላ ሰላም ተኸባቢርካ ምንባር እዩ ጽቡቅ ካል መፍትሒ የለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
Tay dyu selam malet kabziyi nlaliyi bzaba selam tay kblu delikiyi eziyi tmkhtiyi do gdefwo ftariyi keyferdekum kab mdriyi keydmssekum tselaei maz wihidukum eyu selam srhu ayiyi teylkum ka nay ftariyi frdiyi tekebelu nay ntsuhan dem tekebelu
God bless you our Father ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሰላም ካብ ሰላም ዝዓቢ እኳ የለን እንድዩ ግን ዋላ ዩ ኣብቲ ተውጽእዎ ቓላት ኩሉሻዕ ሕርኽርኽ ዘብል ትልእኹ ኣብ ጽውጽዋይ ኣይትንበሩ ተባራበሩ መዓሽ ኢኹም ተጋሩ የሕዋትና ዄንኩም ንዓና ጽቡቕ ሓሲብኩምልና ትፈልጡ መዋእልና በኣኹም ደም ምስነባዕና ካብ ቀደም ኣባሕጎታትና ጀሚርኩም ምሳኹም ጎረባብቲ ክንከውን ንኽእል ኢና የሕዋት ግን ኣይነበርናን ኣይንኽንከውንን ኢና ዉን ኣርባዕተ ነጥቢ
ኤርትራዊ ራእሲ ወልደሚካኤል ኣይንረስዕ ህበይ ጻድቕ ክትመስል ዝዋውዕ ትኣስር
እንታይ እዩ ሀይርካ ራእሲ ወልደንኪኤል ሰለሙን ዓድኻ ኣይመፀካ ታሪክ ኩልሻብ ምስ ኣጭበርበርኩም።
@Asgodommenges-jh3co ኣይተረደኣኒን ሓሳባትካ ኣጽፍፍካ ጸሓፍ
ትክክል የአኽል ብሕቂ ኩብሪ አባና
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አባ ቀጣ ፍ
ጣልያን ይሓንጽጻ እንግሊዝ ብዘየገድስ ኤርትራ ብደም ደቃ ኣብ ዓሌም ግቡእ ክብራ ጨቢጣቶ ኢያ ሃገር ኢያ ክልተ ህዝቢ ዝብል ዒንኪሊል ናዓኩም ጥራይ ተጠቀሙሉ ደጊም ዝጋጌ ኤርትራዊ የሌን።
እቲ እካ ዓፋር ኣሎ ኦሮሞ ኣሎ ኣምሓራ ኣሎ ጋቤላ ኣሎ እንዳበልኩም ከተጥፉእና ዳኣ ኣበይ ነይርኩም ሎሚ ኩሉ እከይኩም ንኤርትራ ንምጥፋእ ዝገበርኩሞ ምስ በነነ ሓደ ኢና ሓደ ብልዕና ሓደ ቅኖና እንዳበልኩም ዕኪሊል ግደፍዎ።
መልስና ኣበይ ጸኒሕኩም እቲ እካ ትማሊ ከተጥፍኡና ክትወፍሩ።
ኣብነ ዱያብሎስ ዲዮም ኢዚኦም በታኒ ኦርቶዶክስ ቅድስት ቤተክርስትያን።
Way diyablos kemziyi tekonu da tsubuk eyu😂😂 weleke diyablos selam zimne hakiyi zzareb tekonu 😅😅 nhna genet mehalena
❤❤❤❤❤❤🎉🎉👏👏👏
ዶ ዶ ዶ ዶ ????
🥰🥰🥰
ጳጳሳት ናይ ትግራይ መስቀል ዝሓዝኩም ሸይጣውንቲ ኢኩም።
ሎሚ ናዓና ንኤርትራውያን ፍቅሪ ክትሰብኩና።ከምኡ ዝብሃል የለን፡ስተይዋ ደኣ እታ ንህዝቢ ኤርትራ ዝጸመቅሞ(ዕረ)።
ንስካትኩም ትሮሪስቲ ከም(ቢላዲን) ኢና ንቆጽረኩም።