ዕላል -- ምስ ድምጻውያን ሮቤል ሚካኤልን ሸዊት መዝግቦን
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 14 พ.ค. 2024
- ተወላዲት ክልል ትግራይ ሸዊት መዝገቦ ሙዚቃዊ ስርሓታ ናብህዝቢ ንምቕራብ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ዑደት ንምግባር ከም ዝመጸት ገሊጻ`ላ። ኣብዚ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ዝቕመጥ ኤርትራዊ ሮቤል ሚካኤል ድማ ቅድሚ ሎሚ`ውን ምስ ዝተፈላለዩ ኢትዮጵያውያን ስነ-ጥበባውያን ብሓባር ብምድራፍ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ዝሓለፈ ቀዳም ምስ ሸዊት ምጽዋቱ`ውን ኣካል ናይቲ ዝኣምነሉ “ሙዚቃ ደረት የብሉን” ዝብል ኣበሃህላ ምዃኑ ተዛሪቡ`ሎ።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: th-cam.com/channels/ATi.html...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::
ሮቤል ምስ ሸዊት ጽቡቅ መደብ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም.
ሮቤል በርትዕ አጆኻ ዘማሪ ፍቅሪ ኢኻሞ ቀጽሎ ሐቅኻ ዕድል አይገበርናን ኤርትራውያን
Thank you Tewolde for inviting both.
ሮቤል ብጣዕሚ ንፉዕ ደራፊ ዩ ኣብ ትግራይ ብጣዕሚ ዩ ዝፍቶ ❤❤❤
ንኤርትራን ኤርትራውያን ዝጽልእ ድኣ ትፈትውዎ ኢኹም። ባንዳ ክትፈትዉ መዓት ኢኻትኩም።😊
@@Wedi_Lijamሓሶት ንኢሰያስ ይፀልእ እንበር ንህዝቢ ፀሊኡ ኣይፈልጥን😏
@@Wedi_Lijamንሕና ንሰብ ፀሊእና ኣይንፈልጥን ኩሉ ግዜ ን ሰላም ምስ ዘመርና ኢና ካብ ኣብ ኤርትራ ከዓ ኣብ ትግራይ ናይ በዓል የማነ ባርያ ኣብራሃም አፍወርቂ ፉሉይ ቦታ እዩ ዘለዎም
@@wediweyinking ንሕና ውን ጽልኢ ኣዚና ኢና ንጸልእ። ንሃገሮም ዝፈትዉን ብታሪኾም ዝኾርዑን ኤርትራያን ግን ኣይትፈትዉን ኢኹም- ሓቂ እያ ውሓጣ። ዝፈትዎ ደራፋይ ካብ ትግራይ ውን ሰሎሞን ሃይለ እዩ ።
@@AaA-nq7il እንታይ ጌሩካ፥እንታይ ሕማቅ ብዛዕባ ተጋሩ ተዛሪቡን ጌሩን ኢኻ ትጸልኦ።ክትጸልእ ንደብረጼንን ነቶም ኣብ ኩናት ዘእተዉኹም ጽላእ። ንክቡር ፕረሲደንት ክንጸልኦ ክንፈትዎ ባዕልና ኣለናዮ። ምስ ሰላምታ
Greetings and love from Seattle Washington 🇺🇸💚🌿🌿💚ኣምላኽ ፍቕርን ሰላምን ንተጋሩን ንኤርትራውያንን ይሃበና።
❤❤❤ሮቤልን ሸዊትን ስነ ልቦናኹም ዘደንቅዩ!! ንነጋቲቭ(Negative comments) ከይተልብሉ ንቅድሚት ጥራይ ጠምቱ❤❤❤
ብሓቂ ሮቤል ልባም ሰብ ሸዊትና ውን ለባማት❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ከምዚ ከማኹም ንፍቅሪ ዝዝምሩ ሰባት ይብዝሑ
Robiel and shewit..you both are talented and gifted artists..hope you tour together where everyone will enjoy you. Can't wait to see your concert.
Shweit Mezgebo is one of my favorite singer from the Tigray side. Love you so much Shewit and at the same time, Robi is such a humble guy. His Song #Ajoka moves me somewhere i have never been before.
Peace.
wayani kulw salam yalin
Wow interesting!!! I am really glad to have both of them and also tewelde u did well! cause among each and every human if there is love we gonna success. so shewita and Robi you two are best examples. I wish you the best life!
ስነጥበባዊት ሓፍትና ሸዊትን ስነጥበባዊ ሓውና ሮቤልን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም !!!❤❤❤
❤❤ሮቢል ለባም በሊሒ አጆኻ ዓለም ናይ ጻዓራማትን ወሰንትን እያ ስክፍ አይበልካ ።ሸውታ ድማ ናይ ባሓቂ ሃንበል። ቃለመጠየቅኺ ምስ ሰማዓኽዎ ድማ እቲ ግርህነትኪን ቅንዕናኺ በቃ ጭውነት ብዝገበለጸ ክንፈትወኪ ይገብረና አሎ።ገለ ደርፈቲ ግን ቃለመጠዮቅ ምስ ስማዓኻ ድርፍታቶ ብምስማዓኻ አብ ጣዓሳ ትወድቅ ።❤❤
It’s was Awesome interview with both ❤
Both ❤❤ great keep it up
ሮበል❤❤❤
Robel nebererelna kemuwen shewita haftena ❤
ተወልደ ❤
❤❤❤
💙💙💙
Mukurat ahwatey kemey kem ziftwekum Shewit mozgebo merwih dmxiki libi wesada u
Robi ka blux haw ❤❤❤🥰🙏 my god bless you!
😍😍😍😍😍😍😍
ደስ ክብሉ ሮቢ and ሸዊታ. ሸዊት ቅንዕቲ ሰብ ትመስሊ ደላይት ሰላም ከም ሮቢ
Just love ❤❤❤
Just great to see like this 💙💙💙
❤❤❤❤good jobbb ❤❤❤❤
Nice job
ቪኦኤ ትግርኛ የቐንየልና ቀፅልሉ ኣሓትን ኣሕዋትን ኣራክቡልና፣ ፅልኢ ይኣክል ።
ሮቡ ሽኮር፡ ኣነ ዝፈትዎ፡ ድምጻዊ ኢዪ❤❤❤
Happy 33rd Eritrean Independence Day: As one family with Tigrayans sing and survive together.
Both people In Eritrea and Tigray need to collaborate in many cases
Btami laza zelewo zereba Robi kemu wn shewit, selam nhzbi Eritrea and Ethiopia bflay wn neto gorebabtna yehwatna zkonu hzbi tigray
❤❤❤❤
ሸዊት ዓይነይ ❤❤❤ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ ሮቤልውን ክምኡ
🎉🎉🎉
Robi shikor ❤
Love you Robel & Shewita
Wawww betami nefat selam burkat
ROBi seb matkal kulu geza bulux nay buluxat 💙 💙 💙 💙 💙 ✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️
We love you
ከምዚ በሉለይ ኣሕዋት ተጋሩ ኤረትራውያንን ትግራውያንን ተጋሩ።
Muqurat 💎❤️❤️❤️❤️😘
Shewit shkorr❤
ሮቤል ዕደ ጓሓፍ ሕሱር ከዳዕ ሸዊት አብ ዘይ ሸዊት ቆንቋና ሓደ አይኮንን ምስ ተጋሩ ብቆንቋን ባህልን እንዳ በልኩም አይተዳናግሩ ብጀካ ኮቢ ምስራቅን ናተይ ትብልዎ ታሪክ የብልኩም ። ንሰላም ዘይኮንኩምስ ንጥፍአት ኤርትራዊ ትሰርሕዎ ምኳንኩም ንፈልጥ ኢና 💀💀💀💀💀💀💀💀💀🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮👎👎👎👎👎👎👎👎
we love you both shikoratey natey we are one 🥰🥰
❤❤🎉
😘😘😘😘😘😘😘🙏🙏🙏
💙💙💙💙💙 kuburat sebat 🙌💯
❤👍👍
ሮቤል ለባም፡ ብሉጽ መንእሰይ።
❤❤❤❤❤
This is the best interview I heard in voa after long time
All respect 🫡 to Robel. It is not easy…
Wawww robi hawey ajka teray kerbna ena kab netabtka
ኣቱም ከዋኽብቲ ሰላምና ይብዛሕ❤💙
Robel I proud of you bro.selam tifetu eka .
ኣምላኽ ትንቢትኩም የሪአና ኣምላኽ ንህዝቢ ሰላምን ፍቕርን ይሃብ
👍👍👍👍👍👍👍
አታ ደርብ ናይ ታረቀ ያ ኣመስግንዎ ኣይትስረቁ
👍 👍 👍 👍 👍
selam nikulikum abezelekimo tenanefetwekum ketilulu
አንታ ካብዞም መናእሰይ ኣሓት ድምፃውያን ሮቤልን ሸዊትን እንዶ ንመሃሃር ንከባበር ፣
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
melesin eseiasin eyom tebaesom .enber hade hzibi eu
ፍቅሪ መእስሪ ክሉ እያ❤
👍👍👍👌👌👌🌹🌹🌹 KAB 🇪🇷
ተጠቀቅሉ እዚ ቶክላ እዩ ተወልዳ ከዳዕ፡
Afka ysear Robi hawey ❤
Voice tigray
Gal Senafe shikor
Rahela 🫶
💙💙💙 robi and shewit
Ezawedi hgdef endiya tewelde hgdef eka mish??
Bluxat ❤❤❤😊
Robi fekar 💙🙏🏾
What kind of interviewer is this.?
Wwwww batemi des zbl snetbebawyan kemzi kkewn alewo srah kumquat kexlwo
Ezi wedi komal ktefie terah eyu zelewo dehan kfnjirelka endye akli terah
Robi shikorrrr leban mestewali 💎❤️❤️❤️❤️❤️☀️😘
ሮቤል ትግራዋይ ከመይ ኣለኻ
ሕማቅ 😂😂
ኣይ ኤርጥሪ
ንሮቤልን ሸዊትን ድኣ ክሰምዖም እየ እንበር ፣ ተወልደ ለክባጥ ጠላም ህዝብና መዓልትካ ተጸበ ኣንታ ባርያ ኢሰያስ 😢😢😢
ብጽብጽ ባርያ ዓጋመ
ባርያ ወያነ
Ata komal barya eseyas da xubuk eseyas Eritrawi eyu kemaka da barya tigray aykun ember kondaf resah Osub weuane
Stupid !!
TPLF orphan. Tewelde is proud, Eritrean.
ክልተ ተጋሩ ደቡብን ሰሜንን ብሉፃት ❤❤❤❤
ጊስ
😂😂😂🤣🤣🤣
💙💙💙🙏🙏🙏
Chika
Robiel defarin hakenan eyu xbuk medeb and shewit
Robel pamper tegaru
ፍቅሪ ሰላምን ከምትምነይዎ አነ እውን ይምነየልኩም ሰላም ክኸውን
Robitey💙💙💙💙💙💙
💖💖💖💙💙💙💙
Robel you don’t have stand.
ሰብ ስኢንኩም ነዚ ሕልኩስ ከልቢ ውራይ ሮበል ተቅርቡልና ተጋጊኹም
ሴጣን ወዲ ኣራዊት ንሰላምስ ክንደዚ ትፀልኡዎ ደቂ ደምቢያ
@@wegahta-tube3585 ሰክት ነቲሕ ከይትሓስቦ ምስ ትግራዋይ ሰላም
Shewit btaemi eilena eki enkea ab eritrea ayaabeki kemana kemza tirienaa zeleki mukoniki neriekii
Ya tegaru resahat serekti
ሸዊት ሓፍተይ ብጣዕሚ እንድየ ዘክብረኪ ናብዚ ተካል መገልገሊ ህግደፍ ግን ክትቀርቢ አይነበረክን::
ባርያ ወያነ ሸየጢ ዓዶም
menakorti eski selam sibeku endatekatelina kinebir alena malet diyu?
Nay Eritrea 🇪🇷 kab ztegadele Zewudeldele konu terifu !!!!!!!!!!!!!!! Nbeal Robel kalotn Hagerom ymtlwom
ሮበል ከዳዕ አምሰሉ ዘዕበይትካ አርትራ ከድዕካ ሕጂ ሕልክስክስ
ዓይኒ ኩፍእ ሰለዝበለ ድዮ ድፉን ልቢ
Ezi hatati gn aykealon,
Kemakum eyu zedliyo nzbna selem
Yebzehana
አታ ካልሲ
ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን.921🇪🇷💪🐫
9ተ ብሄር 2ተ ሃይማኖት 1 ሃገር
ሮቤል ከምኡ ውን ሸዊት ብጣዕሚ ንፉዓትን ብሱላትን ኢኹም ስነጥበብ ዓለም ለኻዊ እዩ ትኽክል ብፍላይ ኣባናን ኣብ ትግራይን እሞ ከኣ ብቡሕ መለኪዕታት ክንነጻጸል ዘይግብኣና እዩ ኔሩ ብሓፈሻ ከኣ ጽቡቕጌርኩም ገሊጽኩማ ዕድመ ይሃብኩም።
Robel Leba