ATV:ዝርርብ ምስ ኣቶ ዮሴፍ ገብረሂወት - ህሉው ኩነታት ዞባና ብዝያዳ ኣተኩሮ ኤርትራን ኢትዮጵያን - 2ይ ክፋል ኣዳላዊት ኤደን እያሱ.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ค. 2021
  • Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
    PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
    GoFundMe: www.gofundme.com/f/support-at...
    Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
    Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
    Twitter: / atvasena
    Facebook: / assenna-2110272969199739
    Facebook: / amanuel.eyasu.94
    email:aseye.asena@gmail.com
    Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on TH-cam.

ความคิดเห็น • 309

  • @dejentesfay6477
    @dejentesfay6477 2 ปีที่แล้ว +31

    ብጥምየት መይቱ ክብሉኻን
    ጮማ ስኢኑ መይቱ ክብሉኻን በበይኑ ኢዩ
    ህዝቢ ኤርትራ ድማ ፍትሒ መሰል ናጽነት ዘይኮነ ኒኢኑ: ንቡር ኢዩ ስኢኑ: ናብራ ክነብር ከምታ ዓቅሙ ክነብር ከሊኦሞ።
    ቡሉጽ ኣቦ ኣቶ ዮሴፍ ማራ ኢየ ዘድንቀካ
    ኤርትራውነት መንነት ብጣዕሚ ኢኻ ትገልጾ
    ❤🥀🤛❤🥀🤛❤❤

  • @davidmehari3631
    @davidmehari3631 2 ปีที่แล้ว +39

    No one can make a mistake if any poletician or leader follow the teaching of Mr. Yosef.Becouse Mr. Yosefs teaching is based on truth,ethics , love ,history and reality.

  • @meharihagos5967
    @meharihagos5967 2 ปีที่แล้ว +23

    ኣሰና ምስ ኩሉ ጉድለታ እታ እንኮ ድምጺ ውጹዓት ያ ብፍላይ ኣብዚ ወርሒ ፍልይ ዝበለ ምዕባለ ተርኢ ኣላ ንበዓል በየነ (ውፉይ ) ዓድማ ሎሚ ድማ ንዮስየፍ ብጣዕሚ ዝነኣድ ለውጢ ዩ ቀጽልዎ ድማ

  • @user-eu9gk5tt2e
    @user-eu9gk5tt2e 2 ปีที่แล้ว +9

    ህግደፍ ብጣአሚ እት ዛሐመቀ ድርባያ ፍንፉን መንግስቲ እዩ፡፡

  • @user-ov5gf3nz5m
    @user-ov5gf3nz5m 2 ปีที่แล้ว +11

    ካብ 10 መጻሕፍቲ ምንባብ ናይ ፍላስፋ 1 ቪድዮ ምስማዕ ይበልጽ... 👏thanks ቀጻሊ ኣቅርቡልና 👏👏👏👍❤🙏

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 ปีที่แล้ว +23

    አሕዋትና ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን እግዛቢሄር የስምዓና ይስማዕኹም ፀላእቲ ሰላመምን ጨቆንቲ ሕዝቢ የጥፍኣዮም አሰና በርትዑ

  • @selamnokrach2842
    @selamnokrach2842 2 ปีที่แล้ว +15

    We proud you our brther❤🙏🙏🙏

  • @akkiro3986
    @akkiro3986 2 ปีที่แล้ว +30

    ኣሰና፡ድምፅና፡ድምፅ፡ሓቀኛታት።

  • @user-ci3so7gf4u
    @user-ci3so7gf4u 2 ปีที่แล้ว +6

    ዮሴፍ ሓውና ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ፡ ኩሉ ግዜ ኢየ ዝከታተለካ እሞ በቲ ትህቦ ትንታነ ድማ ኣዝየ ኢየ ዝድነቕ። መመሊስካ ሰስነልና፡ መናእሰያትና ድማ ካባኻ ክማሃሩ እላቦ። ምሉእ ዓወትን ሰላምን ንትግራይን ኤርትራን ይምነ። ምስ ጎረቤትናን ሓውናን ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ድማ ሓቢርና ብሰላም ክንነብር ድሌተይን ናይ ወትሩ ጸሎተይን ኢዩ። ሓይልና ኣብ ሕብረት፡ ሰላምን ፍቕርን ኢዩ።

  • @mikeweldu8116
    @mikeweldu8116 2 ปีที่แล้ว +24

    መምህርን ፍላስፋን ሂወት ዮሴፍ ገብርሂወት እንቋዕ ናትና ኮንካ።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 2 ปีที่แล้ว +5

    Welcome ASSENA TV

  • @hitmomedia9801
    @hitmomedia9801 2 ปีที่แล้ว +22

    ኣሰና ብስራት ህዝቢ ኤርትራ
    ኣሰና ደብስ ህዝቢ ኤርትራ
    ኣሰና ቃልሲ ኣቦታትና ካብ ናይ ጥንቲ ክሳብ ምሕግሓግ ኣምሓራው መግዛእቲ ጎቦጣ መንነትና ርስትና ታርኽና ባሕርና ዝከፈለወ ዋጋ ትንሳኤ ኢኹም ኣጀኩም ።

  • @davidmehari3631
    @davidmehari3631 2 ปีที่แล้ว +6

    One can learn not only poletics from Mr. Yosef but also the language he speaks itself .

  • @abraham407
    @abraham407 2 ปีที่แล้ว +18

    ፋስ(gereb) ብሓኽላ ኮይኑና ኣሎ ዮሴፍ ሓውና፣ ደብረዳሞ ብኸቢድ ብረት ዝደፍር ዳኣ ምጽኦታት እንድዩ ። ደብረ ቢዘንውን ከምኡ ቀደም ተደፊራ እንድያ እንተኾነስ ንትግራይ ከረኻኽቡላ ምኽኣሎም ካልኣይ ጓሂ ፈጢሩልና

  • @andomangosom9843
    @andomangosom9843 2 ปีที่แล้ว +10

    ፍላስፋ ዮሴፍ ገብርሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    Good job ATV

  • @michealwolday8882
    @michealwolday8882 2 ปีที่แล้ว +16

    ፍላስፋ ዮስዮፍ ኩሉ ሰብ ይሃርፈካዩ መብርሂ ኣብሰሙን ሓደ ግዜ እንተትቕልቀልና ክንደይ ህዝቢ ምነቕሐ ካባኻ ንማሃሮ ውን ብዙሕዮ።

  • @tesfaysamara326
    @tesfaysamara326 2 ปีที่แล้ว +6

    Zegerm.areminnet.eyu.nay.hgdefn.seabtomn!!!

  • @davidmehari3631
    @davidmehari3631 2 ปีที่แล้ว +4

    One can learn from Mr. Yosef not only politics and history but also love and passion for your country .

  • @addistedla
    @addistedla 2 ปีที่แล้ว +12

    Ato Yoseph Gebrehiwot you are almost there to place you feet in the land you love the most, Eritrea! Isayas the dictator’s days are numbered!

  • @user-ju2nc4nd1r
    @user-ju2nc4nd1r 2 ปีที่แล้ว +8

    ብዛዕባ ልኣላውነት ኤርትራ ዋላ ሐዚ እዉን ህዝቢ ትግራይ እዩ ዘኽብሮ ዘሎ ልኣብነት ኣብ TMH ዝገበሮ ቃለ መሕተት ናይ ጅግና ተጋዳላይ ምግበይ ሃይለ ::

  • @ghebreluulhailom1780
    @ghebreluulhailom1780 2 ปีที่แล้ว +7

    ክብረት ይሃብኩም ዮሴፍን ኤልሳን !! ኣዝዩ ኣገዳሲ ዛዕባ !!
    ንኤርትራዊ ድማ ሰማዒ እዝኒ: መስተውዓሊ ኣእምሮን ፍትሓዊ ልብን ይዓድሎ !!!!!

  • @kibromkahsay5403
    @kibromkahsay5403 2 ปีที่แล้ว +6

    I really proud of you Yoseaf and thank you ASENA for your interesting interview.

  • @user-gf6zb2pp5p
    @user-gf6zb2pp5p 2 ปีที่แล้ว +12

    Asena TV 📺+
    Good job 💯
    ❣️🇪🇷❣️💊

  • @user-rl4bj2di4g
    @user-rl4bj2di4g 2 ปีที่แล้ว +7

    welcome ዮሴፍ ገብረሂወት ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ስለ እትህበና ሃናፂ ሓሳባትካ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ እግዚአብሄር ኣሰና ከዓ ኣጆኩም በርትዑ

  • @danielgebremariam3479
    @danielgebremariam3479 2 ปีที่แล้ว +1

    I agree I fight for no one no body above law in Tigray .

  • @efremgebrekidan4291
    @efremgebrekidan4291 2 ปีที่แล้ว +3

    ደገፍቲ ሕዝቢ ትግራይ መሲልኩም አብ ክወጾ ዘይክእል ማዓሙቅ ክተእትዉዎ ደኣ’ምበር ካባኹም ንላዕሊ ጸላኢ የብሉን ሕዝቢ ትግራይን፣ ኤርትራን ሰላም እዩ ዝደሊ ንሰላም ስርሑ በጃኹም

  • @mikekidane2907
    @mikekidane2907 2 ปีที่แล้ว

    Wow you are the only one who knows well Eritrea and Eritrean administration thx 🙏

  • @okubaydanyo2670
    @okubaydanyo2670 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣሰና ጽቡቅ ስራሕ

  • @mercyeritrea5590
    @mercyeritrea5590 2 ปีที่แล้ว +6

    Much respect to you Mr Yosef. You are truly a national treasure.

  • @user-wb8bf9cv1x
    @user-wb8bf9cv1x 2 ปีที่แล้ว +3

    17:24 . Point

  • @tdyyerday4331
    @tdyyerday4331 2 ปีที่แล้ว +1

    Good interview thank you Yosef Keep do the goof thing 👍👍

  • @gebreted2612
    @gebreted2612 2 ปีที่แล้ว +2

    ለውጢ ኣብ ኤርትራ ብሰራዊት ኤርትራ እዩ ዝመጽእ ኢልና ስለ እንኣምን ብወያኔ ክድምሰሱ ኣይንደልን ኢና

  • @tesfaysamara326
    @tesfaysamara326 2 ปีที่แล้ว +5

    Well.come.yosief.

  • @danielgebremariam3479
    @danielgebremariam3479 2 ปีที่แล้ว +5

    I love Yosef G/ Hiwot . I am tigrwaye. I want thank you so much for behalf of Tigray people .

  • @Azmarinos
    @Azmarinos 2 ปีที่แล้ว +19

    ንፍዕቲ ጋዜጠኛ፡ ኤደን እያሱ።

  • @tediyogebre3482
    @tediyogebre3482 2 ปีที่แล้ว +4

    ዮሶፍ ገብርህወት ብጣዕሚ ጽብቕ ትንታነ። ሻዕብያ ፋሽሺት ጽብቅ ገርካ ገልጽካዮ። "ንቡር ዝኸልእ ስርዓት" ናይ ብሓቂ ገላጺ ሓሳብ። ካባይ ጀምርካ ቡዙሕ መንእሰይ ኢዩ ዝኽተለካ ንሓሳብካ፡ ምክንያቱ ካብዞም ናይ ሸዓብያን ጀብሃን ጅጅ ማጅጅ ናጻ ትምህርታዊ ሓሳብ ስለ ዞሎካ።

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn8092 2 ปีที่แล้ว +25

    Unfortunately some Eritrean don't understand this brilant individual and/or they don't accept facts.

    • @mercyeritrea5590
      @mercyeritrea5590 2 ปีที่แล้ว

      True.
      Remember our people are trained to hate scholars. If our people would understand the concepts of this man, then Essayas won’t be in power for so long.

  • @hailegergis7994
    @hailegergis7994 2 ปีที่แล้ว +13

    ደርጋውያን ን/ህግደፋውያን ን/
    ናይ ሓንቲ ሳንቲም ግልባጥ እየን
    እም ሓራ ውያን / ኤርትርውያን / ማለት እውን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ግልባጥ እዩ
    ውጮ እንተገልበጥካዮ ውጮ ስለ ዝዀነ
    ህዝበይ ርእስኻ እስራሓዮ ካብቲ ኤርትራዊ ዝብል ሸንኮለል ውጺእኻ ትኽክለኛ ትግርዋይነትካ ክተውህስ ተቓለስ። ትግራይ ትስእር ኢልካ ዘምር

    • @davenelson8962
      @davenelson8962 2 ปีที่แล้ว

      #ውዑጊን እንታይ ምስ ኤርትራዊ ዘራኽብ አለዎ ።

  • @michaelkefali3918
    @michaelkefali3918 2 ปีที่แล้ว +1

    Haqi

  • @medipaulio1905
    @medipaulio1905 2 ปีที่แล้ว +12

    As usual YG is the mpst briliany erotrean thinkers. Thanx assena fot inviting አያና ዮስፍ i always find him enlighning ideas. We appritiate the hard working of yosief s work for his devotion for giving the youth the prespectove it needs. Thanx assena again. We love you YG

  • @kestedebenadekebat4062
    @kestedebenadekebat4062 2 ปีที่แล้ว +2

    North korea ንህዝባ ዲሞክራሲ እምበር ንቡር'ሲ ኣይከልአትን። ኣብ NK ዜጋታት ኣብ ገዝኦም ይነብሩ፡ ነፍሲ- ወከፍ ሰብ መንበሪ ቤት ኣለዎ፡ ንደቆም ብሉጽ ትምህርቲ ይህቡ፡ ወዘተ።

  • @tekestedawit6910
    @tekestedawit6910 2 ปีที่แล้ว +5

    Thanks Ato yosef Thanks ASENA TV.🙏❤️🇪🇷

  • @abrahamkahsay588
    @abrahamkahsay588 2 ปีที่แล้ว +10

    wow this is a full semester course. Thank you, philosopher Yoseph a brilliant scholar.

    • @ggmm2340
      @ggmm2340 2 ปีที่แล้ว

      It depends on where you went to school to. I’m assuming you went to not so......

  • @sebilagirmay4704
    @sebilagirmay4704 2 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️

  • @merihwuldey6468
    @merihwuldey6468 2 ปีที่แล้ว +8

    በዓል ዮሰፍ ገብርሂወት ሰማዒ ዝሰኣኑ ፍላስፋታት ኤርትራ ኤርትራ ኢዪም ።

  • @michaelbeyene9677
    @michaelbeyene9677 2 ปีที่แล้ว +6

    ሎሚ ዮሴፍ ብጣዕሚ አደኒቀካ I proud yoy Good explain

  • @godbless5994
    @godbless5994 2 ปีที่แล้ว +7

    ክንሰማማዓሉ ዘለና ጉዳይ ኣሎ : ብሓገዝ ወያነ ይኹን ብኻልእ ንኢሰያስ ዘጥፍእ ክንድግፎ ጥራሕ እዩ ዘለና ምኽንያቱ ካብ ኢሰያስ ዝዓቢ ቫይረስ ስለዘየለ

  • @CAFEVENUS
    @CAFEVENUS 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you very much to Eden Iyassu for producing this platform to inform us about current affair.Great journalism.

  • @thaile100
    @thaile100 2 ปีที่แล้ว +12

    It's the Tigray people who preserved my Culture, History and Traditions. If Tigray gets its Independence and they allowed my request to be a Tigray Citizen I won't hesitate to swap my Eritrean citizenship to that of Independent Tigray. Eritrean side of Tigrigna speakers have Self-hate! And I'm determined not allow to creep into me this absurd idea of Self-Hate.

  • @tesfalemghrmawi7252
    @tesfalemghrmawi7252 2 ปีที่แล้ว +5

    ዮሴፍ ገብረሂወት ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @abielhabte4425
    @abielhabte4425 2 ปีที่แล้ว +13

    The only scholar, who can think clearly.

  • @user-rz5zq4cj5b
    @user-rz5zq4cj5b 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰና ገዛና ንቕድሚት✊ ፍላስፋ ዮሴፍ ገብርሂወት እንቋዓ ናትና ኮንኩም።

  • @danielteklit7705
    @danielteklit7705 2 ปีที่แล้ว +1

    Brilliant❤🌺🌹

  • @waletburru1725
    @waletburru1725 2 ปีที่แล้ว +3

    Thanks yosdif smart and to the point
    Analysses,yes you exactly explaned
    Bilen trib,thanks Alena
    No to war and yes to peace

  • @Saron_yacob99
    @Saron_yacob99 2 ปีที่แล้ว +2

    Ata kedae kemekum kemizi kemakum ena kaliay kinkales zedliyena zelo

  • @zebibadhanom8219
    @zebibadhanom8219 2 ปีที่แล้ว

    እዋይ እዋይ ኣሰና ኣሕዚንኹምኒ😭😭😭😭😭😭 ንህዝቢ ኤረትራ ከናሹ ዝውዕል ሰብ ፣ ክብሪ ኤረትራውያን ዘይብሉ። ብልእላውነት ኤረትራ ዘይኣምን ሃውታቲ ሰብ ሕዝኩም ናባና ደሐን ።

  • @rebecaeyasu5862
    @rebecaeyasu5862 2 ปีที่แล้ว

    ዋው ዋው ዋው በሓቂ።

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 2 ปีที่แล้ว

    ዘይንቡር
    ምህመና
    ውነና
    ምፍንቃል
    ኣብ ስነኣንምሮኣዊ ዕግርግር
    ወዳጀ ቃላት ንኡድ ትንታነ የቀንየልና ክቡር ሓው

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 2 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራዊነት ንምስራሕ ተባሂሉ ትግራዋይነት ብደቡብ ጀሚሩ ብባሓደ ንኽጠፍእ ምእንቲ_ተባሂሉ ብደምቢ ተሓሲቡሉ
    ትግራዋይ ብትግራዋይ ክጠፍእ ብሰራዊት ኤርትራ ህዝበይ ክሕረድን ብጥምየት ክሃልቕን_ ተፈሪዱወቀ ይርከብ።
    እዚ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዘተሓሕዞ ድማ ሰሜን ትግራዋይ እዉን ፅባሕ ክጠፍእ ትግራዋይ ብትግራዋይ ሙዃኑ ዝስራሕ_ዘሎን ክስረሓሉ ዝመፀን ኮነይ ተባሂሉ ኤርትራዊ መንነት ንምስራሕ ዝሃቀነ ዕላማ እዩ።
    #ኤርትራዊነት_ንክስራሕ_እንተኾይኑ ናይ_ግድን "ተጋሩ" ክጠፍኡ ስለዘለዎም እዩ።
    ቅድሚ ሕጂ እቲ ህዝቢ ከይራኸብ ሰላም ከይገብር ማዕረ ክንደይ ኣይሓዉካን ቀታሊኻ እምበር እናተብሃለ ዝፀንሓሉ ብምኽንያት እዩ።
    ነዚ ክስረሓሉ ዝፀንሐ ናይ ነብሰ ምትሓት ስሚዒት ብዝለዎ መንነት ኤርትራዊነት ከይፈርስ ተባሂሉ ናይ ግድን ክልቲኡ ትግራዋይ ንንባዕሉ ተቓቲሉ ክዳኸም ኣለዎ.ኢሉ ዝኣምን ሓይሊ ሙዃኑ እዩ.
    .እዚ ንምግባር ድማ ከሳብ ሎሚ ዝድግፍዎ ኣካላትን ካብ "ዓረብን" ከሳብ "ሽዋ" ብድሕሪት ኮይኖም ዝዝዉሩዎ ሙዃኖም ከም ተጋሩ ንፈልጦምን ፀኒሕና ኢና ።
    ሕቶይ ሕጂ እዉን ሕቶ ህልዉና እቲ ትግራዋይ ዝባሃል ህዝቢ እዩ #ብመንነተይ_ዝጥቃዕ_ዘለኹ_እምበር
    _እቲ ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ ኣንፃር ነብሱ ኣሻሓት ዘዝወለዶም ደቁ ኣዕጢቑ ንናይ ባዕሉ ጥፍኣት ብዘይም ምንም ዕላማ ዉሉድ ወለዶኡ እናሃበ ተፈጥሮኡ ዝለምስ ዝባድም ዘሎ ሰሜን ትግራዋይ ዘይርደኦ ዘሎ ሙዃኑ ድማ እቲ ዝገደደ ይገብሮ።
    ትግራዋይ ብትግራዋይ ተቓቲሉ ከምዘይተፈጥረ ንምግባር ዓሊሙ ብግብሪ ኣብ መሬት ብዘስካሕክሕ መቕዘፍቲ ኣብ ልዕሊ ኑፁህ ህዝቢ ትግራይ ከቢድ ናይ ዘርኢ ምፅናት "ጆኖሳይድ" ዘካየደ ወንጀለኛ ሰራዊት እንትኾን "#መንነት_ሰራዊት_ኤርትራ ብግልፂ እንታይ ሙዃኑ ኣብቲ ጨፍጫፍ ኑፁሃት ህዝቢ ትግራይ ዘርኣዮ ጭካነ ዝመልኦ ባህላዊ መግለፂኡ ሙዃኑ ብዕሊ ኣነፂሩዎ እዩ።
    #መንነት_ሰራዊት_ኤርትራ_እኮ "ኤርትራዊ" መንነት እዩ።
    👉ኣንፃር ተዛራቢ ቋንቋ ትግርኛ ካብ ሙዃን ዝብገስ ዕላማ ዘለዎ ትግራዋይ ዝባሃል ሰብ ብምቕታል ጥራሕ ቀፃሊ ክፈጥሮ ንዝሓስቦ ኤርትራዊነት ዝባሃል መንነት ባይታ ዘመቻቹ ዘሎ ሓይሊ እዩ።
    እዚ ባህሊን ልምድን እዚ ዝተዓጥቀ መንነትን ሰራዊት ኤርትራ ኮይኑ ..
    👉መበገሲኡ ካብ ዝተሃነፀሉ ኣተሓሳስባ ንዓኡ ከም ለባም ኣተሓሳስባ ዝተቐበለ ፣ ፖሎቲካዊ ስርዓቱ ብኸሙኡ ክኸዉን 60 ዓመት ዝተሰርሓሉ ናይ ስርዓተ ስርዓተ ክብርታቱ፣ስርዓተ ኣነባብራኡ ብኸሙኡ ባህላዊ ዝገበረ ፣ ጅግንነቱ ትግራዋይ ብምፅላእ ብምቕታል ክግለፅ ዝፈቐደ ፣ ንቕሓተ ሕልናኡ ፣ሃይማኖታዊ ስብከቱ፣ ስነጥበባዊ ዜማኡ፣ ቅኔኡ እዚ ኩሉ ንቲ ኤርትራዊነት መንነት ንምስራሕ ክብል ኣብ መሬት እናፈፀሞ ዝመፀ ኤርትራዊ ተግባራት ኮይኖም ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ጉቡኡ እዩ ፈፂሙ ።
    _ እዚ ዘስካሕክሕ ፍፃመታት ብዓይኒ መንነት ትግራዋይነት ኮነ ኣብ ባህሊን ክብርታትን ትግራይን ከሙኡ እዉን ብዓይኒ መላእ ህዝቢታት ዓለም ግን ድማ ክረአ ኸሎ ልዕሊ እዚ ብሂወት ሚልዮናት ፍጡር ወዲ ሰብ ቁማር ተፃዊቱ ብጭካነህዝቢ ጨፍጪፉ ሓዱሽ መንነት ክሰርሕ ኣብ 21 ክ/ዘመን ዝሞተ ሓሳብ ተሸኪሙ ብዝበስበሰ ዘመናዊ ድሕረት ተሸኪሙ ከሳብ እቲ ዝሓሰቦ ዘሳኽዕ ኣብኣ ተሸኺሉ ብኻሊእ መንገዲ ፈፂሙ ከሳኽዕ ከምዘይኽእል ዝተረደአ ሓይሊ እዩ። ስለዚ እዩ ድማ ሰላም ዝባሃል፣ፍትሒ ዝባሃል ፣ዲሞክራሲ ዝባሃል፣ ትምህርቲ ዝባሃል ፣ሃፍቲ፣ ለዉጢ ዝባሃል ኣብቲ ዝመርሖ ህዝቢ ኮነ ኣብቲ ዞባ ክህሉ ዘይደሊ
    ኤርትራዊነት መንነት እቲ ናይ መወዳእታ ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ድሑር ባህሊ ዝኽተል፣ቀናእ ፤ ሙሁራት ክህልዉ ዘይምነ፣በይኑ ክቐዉም ዘይኽእል፣ሰሪሑ ክነብር ዘይኽእል ፣ ብናይ ሰብ ክነብር ዝደሊ ፣ ብግፍዐኛታት ዝሙወል፣ ግፍዐኛታት መሰረት ጌሩ ዝኣምን ፅግዕተኛ ዘይናቱ ዝ
    👉 እዚ ድማ እዩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘዉረረ፣ዝጨፍጨፈ፣ዝሓረደ፣ስጋ ሰብ ዝበልዐ፣መሰረታዊ ልምዓት ህዝቢ ትግራይ ኣብሪሱ ፍርቁ ኣቃፂሉ ፍርቁ ናብ ኤርትራ ዘግዓዘ ሰራቒ፣ ኣሉ ዝለመደ ካሓዲ ሙሁራት ተጋሩ ዝረሸነ፣ህፃናት ከይዓብዪ ዘማሰነ፣ትግራዋይ ከይንበር ዓሌታዊ ጨፍጫፍ ኑፁሃት ዝገበረ፣ ደቂ ኣንስትዮ በቦታተን ክድፈራ ዘገደደ፣ጥኑሳት ብጥይትን ብኻራሩን ዝቐደደ፣ዉልቃዊ ይኹን ሓበራዊ ንብረታት ሃፍተ ጢሪት ተጋሩ ናብ ኤርትራ ኣግዒዙ፣ ጥንታዊ መሳጊዳት፣ቤተክርስትያን ኣዉዲሙ ኣብ ዉሽጠን ዝነበሩ ታሪኻዊ ቅርስታት ፣ንዉያተ ቁዱሳናታ፣ ጥንታዊያን ታሪኻዊ ፅሑፋት መፃሕፍቲ፣ ዝሰረቐ ፣ዘቃፀሎ፣ ዝቐደዶ መንነት ህዝቢ ትግራይ ኣጥፊኡ እቲ ጨካን ኤርትራዊነት ከም መንነት ዝቕበል ህዝቢ ኣብ ኤርትራ ክሰርሕ ሓሲቡ ብዕላማ ኣብ ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ከሳብ እታ ተዳዒኹ ዝወፀላ ዕለት ልዕሊ 7ተ 8ተ ወርሒ ብዙሕ ወንጀል ሰሪሑ። እቲ ቀንዲ ዕላማኡ ግን ትግራዋይ ንኽጠፍእ ኣብ ዝባኑ ኣሳፊሑ ብዝደለዮ መንገዲ ዕላማኡ እናሰርሐሉ ክነብርን ሓሲቡን እዩ ትግራይ ምስ ቡዙሓት ዘራያት ተላፊኑ ኩነታት ጀሚሩዎ።

  • @maetebtesfamariam4072
    @maetebtesfamariam4072 2 ปีที่แล้ว

    Tigraian Independence is Invincible. ሉአላውነት ሓንቲ ናፃ ሃገር ዝደፍር ካኣ ይረክባ ።

  • @demhai4560
    @demhai4560 2 ปีที่แล้ว +2

    At the core of his thought, he seems to believe in ethnic federalism.

    • @wendyghebrhiwet7965
      @wendyghebrhiwet7965 2 ปีที่แล้ว

      HE’S EVIL YEGDEF SERVANT OF G6 LIKE THIS MEDIA AND THOSE WHO PRAISE HIM!

  • @gebreted2612
    @gebreted2612 2 ปีที่แล้ว +2

    ኩሎም ኣብታ ማፕ ዘለው ኤርትራውያን እዮም ኣስመራ በይና ኤርትራ ኣይኮነትን እቲ ትዛረቦስ ትሰምዖ ዲኻ እሞ ኣብታ ማፕ ዘሎ ህዝቢ ዘይኤርትራዊ ምግባርዶ ይከኣል እዩ ድኣ

    • @amanzewde7661
      @amanzewde7661 2 ปีที่แล้ว +1

      ብተሓሳስብኦም ግና "ንወዲ ኣስመራ" እዮም ክመስሉ ዝደልዪ። ንስኻ እቲ ትጽዕፎ ደጊምካ እንተትሓስቦ ምሓሸ፣ እምበር ዮሰፍ ድኣ ኣዕሚቑ ካብ ዝግንዘቦ 10ታት ዓመታት ሓሊፉ'ሎ።

  • @waletburru1725
    @waletburru1725 2 ปีที่แล้ว +1

    Not all of muslims not all of us
    Our enemy is hugdf and thier supporter

  • @deannamarie9953
    @deannamarie9953 2 ปีที่แล้ว +4

    Good job
    Go work 💪💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻🙏

  • @tsageredayemane8352
    @tsageredayemane8352 2 ปีที่แล้ว

    Ahwatye naxenet miss mexe ety abye shim nay amlakna ahdigna "yekalo kulu zekalo zeblu godelo" enda belna niamlakna akotinayo ena higi gen nihsebelu aslamyna kirstiyana xomen xoloten awigina ni amlakna shimu nimleselu nisu kea hangolna kimelselna newrna ezi eyu 30 zikertetnayo

  • @weldemaikwelu8671
    @weldemaikwelu8671 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኻ ኣታ ጅግና

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣብ ልብኻ ዘኣቱ ትንተና ሰላም ንዓኻ !!

  • @meharikuflu8654
    @meharikuflu8654 2 ปีที่แล้ว

    You are very intelligent

  • @zebibadhanom8219
    @zebibadhanom8219 2 ปีที่แล้ว

    እዋይ ኣማኒኤል ኣሰና። ነዚ ጉኑፍ ። መትሐዚ ዘይብሉ ዘረባ ።ጥዕና ዘይብሉ ሰብ፣ ንኤረትራውያን ዘናሹ። ንሕና ኤረትራውያን ፣ ኹቡር ዘኩርዕ ታሪክ ኣለና። ኣበሐጓታትና ምሰ ኩለን ቢሆራት ብፍቅርን ሕውነትን ኢዮም ዝነብሩ ኔሩም ንዠበናት። ብዓል ንሰካ ወለ ሐንቲ ኣበርክቶ ዘይገበርካላ ሃገር ፣ ኣሰላም ኽርሰትያን ክትብል ።

  • @waletburru1725
    @waletburru1725 2 ปีที่แล้ว +1

    Not all muslims supported hugdf
    No all of us supported

  • @teklegebray240
    @teklegebray240 2 ปีที่แล้ว +2

    I am impressed by your full-fledged knowledge ,thank you.

  • @dawitt2394
    @dawitt2394 2 ปีที่แล้ว +5

    Well done Mr. Joseph

  • @asmarinowediasmera9759
    @asmarinowediasmera9759 2 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ብረት ሒዝካ ምህዳም ዝበልካያ ፣ ነይርናዮ እንዲና ቲ ዶባት ፡ መጀመርያ መጀመርያ ምስ ብረቶም ዝሃድሙ ኣለዉ ጌጋ ሓቤሬታ ኣይትሃብ ፣ ካልኣይ ብረት ሒዝካ ምህዳም ሰብ ኣይመርጾን እዩ ምክንያ ቲ records መዝገብ ትክ ኢላ እያ ትሓልፍ ፣ ታ ሒዝካ ትሃድም ብረት ኣብ ርእስካ ከም ዘላ ኢካ ትፈልጥ ወላ ቶም ሓለፍቲ ውን ከምኡ እዮም ዝብሉካ ንብረት ሻዕብያ ሕዚካ ምህዳም ኣብ ዝሃለካ ሃሉ ወላ ድሕሪ 30 ዓመት ከም ዘይገድፋካ እዮም ዝነግሩካ ፡ ካልኣይ ብረት ሒዝካ ክትሃድም ተተታሒዝካ ወዲእካ ኣለካ ልዕሌካ ታ ብረት እያ ተገድሶም ፣ ስለዚ ቲ risk ስለ ዝፈርሕ እዩ ብረት ገዲፉ ዝሃድም እምበር ነቲ ስርዓት ሓልዩ ኣይኾነን ብረቱ ገዲፉሉ ዝሃድም ።

    • @kamilnasro3193
      @kamilnasro3193 2 ปีที่แล้ว

      Kab hiwetna zeabi yelon. Gin kuluna ferahat ena zeyfeletnayo tsegem alona.

  • @henokyonas527
    @henokyonas527 2 ปีที่แล้ว +7

    ዮስየፍ በሊሕ ሰብ ኢዩ ።

  • @Naighikiflu
    @Naighikiflu 2 ปีที่แล้ว

    ፍላስፋ ዓቢ

  • @natnaelbidu1782
    @natnaelbidu1782 2 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️❤️🌹👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷

  • @theodrosgabriel1064
    @theodrosgabriel1064 2 ปีที่แล้ว +1

    ልበ ብርህ መምህር :: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ::

  • @mellesghiday1057
    @mellesghiday1057 2 ปีที่แล้ว +2

    Very smart philosopher. Thank you for analysis.

  • @medhaniegebreab1347
    @medhaniegebreab1347 2 ปีที่แล้ว +2

    tifat eritrea zimne hasawi eritreawi zeaga yosef gebrihwet
    kedae zerie kirdade

    • @woldaitesfamariam4950
      @woldaitesfamariam4950 2 ปีที่แล้ว +1

      ስቕ በል፣ ልሙስ

    • @medhaniegebreab1347
      @medhaniegebreab1347 2 ปีที่แล้ว +1

      @@woldaitesfamariam4950
      kemzi kemaka teref asa alabaster nay weyane kelekuom kemey elna sike nible
      gohafe melmexie shehani

    • @woldaitesfamariam4950
      @woldaitesfamariam4950 2 ปีที่แล้ว

      @@medhaniegebreab1347 እሞ ስቅ እንተዘይ'ካስ ኣቦኻ ርዋእ

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 2 ปีที่แล้ว +3

    I appreciate ኤደን interview with ዮሴፍ ገብርሂወት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንስልጣኑ ዝተፍለ ዋጋ መስዋእቲ ይከፈል መሬት ህዝቢ ይጥፋእ ዝግድሾ ኣይኮነን ሕልናን መንፈሳውን ሞራልን ንህዝቢ ኤርትራ ሴርዎ እዩ ገብርሂወት ገብረትንሳኤ

  • @romaakale3377
    @romaakale3377 2 ปีที่แล้ว

    Zegrm Eritrea weyin delonnkum asna mandera tgirawot aeblila

  • @natnaelbidu1782
    @natnaelbidu1782 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣዝዩ ኣገዳሲ ትንታኔ ❤❤❤❤❤🌹🇪🇷👍👍👍.

  • @beyenetewolde1332
    @beyenetewolde1332 ปีที่แล้ว

    ወዮ ጌይም ኦቨር ናብ ህግደፍ ተጠውዩ
    ኣካ ርኣናዮም ተጠሊዖም ከእውዩ።

  • @ghebreluulhailom1780
    @ghebreluulhailom1780 2 ปีที่แล้ว +1

    ብገረብ ብሓኽላ ዝባደመት ሃገረ ኤርትራ ከም ሃገር ከይትብርዕን የስግእ !!! ዋላኳ ኤርትራ ሃገርና ብሳላ ተባዕ ህዝባን ሓርበኛታት ተቓለስቲ ደቃን ናጽነታ እንተተጋናጸፈት : ሓርነት ህዝባ ግን ብሰንኪ ጥልመት ባህጊ ህዝቢ ብስርዓት ኢሰያስ ክትግበር ኣይተኻእለን !! እዚ ጥልመት ብገዛእ ደቃ ኮይኑ ዘኸተሎ ሳዕቤን እንተሎ ህልቂት መንእሰያት: ስደት መንእሰይ: ህንጻ ኣልቦ ብርሰት ቁጠባ : ምሕደራ ኣልቦ ሕጊ : ወ. ዘ. ተ ንምብዳም ሃገር ኣበርክትኦም ዕዙዝ ኔሩ !! እቲ ዝገደደ ስግኣት ግን ሕጂ እቲ ንምብዳም እዛ ሃገር ላዕልን ታሕትን ክብል ዝጸንሐ ድርዓት ኢሳያስ ንጥፍኣት እዛ ሃገር ምስ ደማዊ ጸላእትና ኣምሓሩ ምኩሻም ካብ ዝጅምር ውዒሉ ሓዲሩሎ !!! እዚ ድማ ዕብዳን ጥራይ እዩ እብሎ !!! ምኽንያቱ እዚ ዕብዳንዚ ፈጺሙ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ስለዘይኮነ !! እዚ ዕብዳንዚ ፈጺምዎ ዘሎ ወራርን ገበንን ኣብ ልዕሊ ጎረቤትናን ሓውናን (ናይ ታሪኽ መቓልስትናን መናብርትናን) ህዝቢ ትግራይ : ኸፈልቲ እቲ ዕዳ ንሕና ኤርትራ ከም ህዝብን ከም ሃገርን ባዕልና ኢና !! ክሳራ ናይቲ ዕዳ ከይዓበየን ከይገደደን ከሎ መግትኢ ክንገብረሉ ዝግባኣና ድማ ንሕና ባዕልና ኢና !! ስለምንታይ ምስ ጸላእትና ኣምሓሩ ኮሸምሸም ??? ስለምንታይ ንኻልኣይ ግዜ ወራር ንትግራይ ድንዕ ድንዕ ?? ስለምንታይ ኣብ ክንዲ ንድሕነት ኢሳያስ ንድሕነት ኤርትራን ህዝባን ዘይሕሰብ ?? ስለምንታይ ህዝቢ ብፍላይ ድማ መንእሰይ ንሜላ ፈላሊኻ ግዛእ ስርዓት ኢሳያስ ተረዲኡ ካብ ሞንጉኡ ምፍልላይ ዘየወግድን ኣብ ክንዲ ፍልልይ ኣብ ነንሕድሕዱ ምሕዝነትን ልዝብን ፈጢሩ ብምቅላስ ሽግር ህዝቡ ዘይፈትሕ ????
    ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ይሃሉ ብደገ : ደግፍቲ ይኹኑ ተቓወምቲ : ሲቪል ይኹን ወታሃደር ብሓደ ድምጺ ንዳግማይ ወራር ኣብ ልዕሊ ትግራይን ምስ ኣምሓሩ ኮሸምሸምን ክኹንን ይግባእ !!!! እዚ ህሉው ዕብዳን ደው ክብል እንድሕሪ ዘይከኣለ ግን ናይ ኤርትራ ምብዳም ጥራይ ዘይኮነስ ከም ሃገር ምብርዓን ውን ክመጽእ ክምዝኽእል ርዱእ ወሲድና ወሳኒ ፍታሕ ምንዳይን ምውሓስን ናይ ግድን ይገብሮ !!!
    ወደሓንኩም !!!!!

  • @davidmehari3631
    @davidmehari3631 2 ปีที่แล้ว +3

    Mr Yosef is a gaint rising star in analysing shabeas 50 years of dirty poletics and remain the only influncial single analyst of Tigryan Verses Eritrean poletics in depth.

  • @zebibadhanom8219
    @zebibadhanom8219 2 ปีที่แล้ว

    ረሰዕዎ ህግደፍ መንደፍ፣ ንህዝቢ ኤረትራ ዝውኽል ኣይኮነን። ብዚ መዲረ ሐደር እንኾ ኣፍልጦ ዘይብሉ። ኣብኩሉ ዘይነበረ ፣ናይ ጽርግያ ዘረባታት ኣራርዩ ኣቶው እንተበለሰ ። ናይ ኤረትራ ፖለቲከኛ ጌርኩም ተምጽእዎ። ኢሰያሰ ብተግባር፣ እዚ ከኣ ብመልሐሰ ጸረ ኤረትራውነት ኢዮም።

  • @keryaibrahim138
    @keryaibrahim138 2 ปีที่แล้ว +3

    ፍሉይ ዓይነት ኣገላልጻ ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽልዎ

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 2 ปีที่แล้ว +2

    የቐንየልና!

  • @user-pm3fb9er7l
    @user-pm3fb9er7l 2 ปีที่แล้ว

    ባዕዳዊ ገዛእን ዘቤታዊ ገዛእን ሓደ ጌርክዮ ዝኮነ ባዕዳዊ እንዶ ን ኤርትራ ይውረር ከመይ ከም ዝምክቶ ህዝቢ ኤርትራ ክትርእዮ '፣

  • @sebilagirmay4704
    @sebilagirmay4704 2 ปีที่แล้ว

    Thank Dr.Yoseph!

  • @user-ly4mb1hm9c
    @user-ly4mb1hm9c 2 ปีที่แล้ว +2

    💚💛👍

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 2 ปีที่แล้ว +3

    Thanks 🙏🏾

  • @bltblt2473
    @bltblt2473 2 ปีที่แล้ว +1

    Yosief the only Eritrean intellectual that completely described the Eritrean revolution and it’s devastating consequences correctly.

  • @hajnizar4994
    @hajnizar4994 2 ปีที่แล้ว +4

    The presenter’s question regarding the position of the majority of Muslims in line with the regime does not have any scientific statistics, in fact the opposite is true. Many Muslim-majority organizations and a number of elites declared their support for the struggles of the Tigraian people. Judging peoples’ positions through loud voices on social media sites is not correct.

  • @TheAbdugadir
    @TheAbdugadir 2 ปีที่แล้ว

    የሰየፍ ገብረ ዕንወት ሐሓሳዊ ሹዩጥ

  • @teweldeberhantzeggai7854
    @teweldeberhantzeggai7854 2 ปีที่แล้ว +9

    Very, very true Yosief!!! Eritrea can be freed only with the help of TDF!!! Long live TDF and the TIGRAI PEOPLE!!!

  • @tekienigusse
    @tekienigusse 2 ปีที่แล้ว +6

    Yosef Gebrehiwet is well respected and a person who got the gut to take the bull by the horn . Unfortunately almost all our intellectuals are put themselves in the grey area or contribute to our ppl to live in the quagmire of ignorance . The absence of tough and brave intellectuals is one of our core problems. Our scholars are either apathetic or in the grey area. They in the situation of watch and wait but the bottom line is if you’re not part of the solution then you’re part of the problem.

  • @tesfayghebrelibanos1526
    @tesfayghebrelibanos1526 2 ปีที่แล้ว +2

    ባዓል ሰፍሕ ልቦና : ምኽርኻን ትምህርትኻን ኣብ ልቢ መንእሰያት የሕድሮ::

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 2 ปีที่แล้ว

    ካብ ደጊም ግን ትግራዋይ
    እቲ ቀፃላይ ጉዕዞ ዝጠልቦ ዘሎ ሓቂ እዚ ሙዃኑ ኣሚንካ ተቓለስ...
    .. 2ተ ግዜ ሞት የለን ሓንሳብ እቲ መንቀሊ ናይቲ ቫይረስ ከምዘይምለስ ጌርካ ሓኺኽካ ምስደርበኻ ሂወት ኣቐፅሎ
    እምበር ድሕሪ ሕጂ ዶብ ብዝባሃል ሰበብ ህዝቢ ትግራይ ብትግራዋይነቱ ንኽጠፍእ ብትግራዋይ ንትግራዋይ ኣቃቲልካ ካብ ገፀ ምድሪ ምስ ኣጥፋእኻ ኤርትራትራዊነት ዝባሃል ለበዳ ቫይረስ ክትሃንፅ ይካኣል እዩ ዝባሃል ህልቂት ንዉልድ ወለዶ ኣይክሕደገሉን ።
    ሎሚ ዘይተምሃረ ትግራዋይ ፈፂሙ ትግራዋይ እየ ኢሉ ክነብር ከይፍትን ! ሪኢናዮ እቲ ቃንዛ "ኤርትራዊነት" ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ምዃኑ..
    ከም ሰብ ሃገር ንምህናፅ ሓወይ ኢኻ ኣሕዋት ኢና ዝብል መልሓስ ከይዛረብ ቆሪፅካ ብደም ኣጨኪንካ ኤርትራዊነት ይሰምር ክባሃል እምበር...
    ..ከምቲ ናይ ዛላምበሳ ዝበለ ሰላም እቲ ኣሕዋት ህዝብታት እንድሕር መፅዩ ክንዋረደሉ ክንሓፍረሉ ኢና ካብ ዝብል ትርጉም ዝሓዘ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ክልተ ዓመቱ ተመሊሱ ካብ ኢሳያስ ትእዛዝ ተቐቢለይ እየ እንዳበለ ሑቖ ናይቲ ሓወይ ኢኻ ዝበሎ ብምስባር ትግራዋይ ካብ ገፀ መሬት ክጥፍእ ዓሌታዊ ፅንተት ብዓረብን ብሽዋን እናተዘወረ ትግራዋይ ክጠፍእ ዝወርዶ ጨካን ግፍዓዊ ማዓት ብቐሊሉ ዝወፅእ ፀሊም በሰላ ዘይሙዃኑ ንፃት ከይንጠራጠር ።
    ካሊእ ዓሶ ጉስጉስ ብሽም "ነፃነት"ኤርትራ" እንዳተብሃለ ቅትለት፣ ሞት፣ ሂልቂት ፣ድኽነት ወሊዱ ሎሚ እዉን ሉኣላዊነት ነፃነት ሰማእታት ኢልካ ትግራዋይ ኣብ ክልተ ሃገር ከፋፊልካ ነኒባዕሉ ክጠፍእ ንምግባር ዝተሃንደሰ ናይ ነዊሕ ዕላማ ዝሓዘ ብድሕሪት ኮይኑ ዝዝዉሮ ዘሎ #ሽዋዊን_ዓረባዊን ሓይሊን ክስበር ይግባእ። መንቀሊ ዓሌታዊ ጨፍጫፍ ኣብ ትግራይ ትግራዎት ኣብ ክልተ መቓቒልካ ክጨፋጨፍ ብምግባር ምስተዳኸመ ብቐሊሉ ሴርካ ባርያ ንምግባር ትግራዋይ ኣጥፊእኻ ትግራዋይ ዝባሃል ሓይሊ ክበርስ ቀዲምካ ነቲ መሰረቱ ምንቃል ብዝብል ድሑር ፍልስፍና ኤርትራዊነትን ኤትዮጵያዊነትን እዩ።
    👉 ዓረባዊ + ሽዋ እንተኾነ ክልቲኦም እዉን ንግዜኡ እምበር ፈፂሞም ክሰማመዑ ዘይኽእሉ ሓይልታት ዝዝዉርዎ ዘለዉ ጨካን ኣተሓሳስባታት

  • @rital829
    @rital829 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ሽማ ኣብ ሙሉእ ዓለም ተፈሊጣ ብጅግንነት ደቃ። ጀነራላታ ካብ ዓለም ዝበለፁ ብሙኻኖም ተፈሊጦም። ሕጂ እሞ ህግደፍ ኤርትራ እንታይ ከምጹላ እዮም ን ትግራይ ፍንፍንቲ ከም ኤርትራ ገሮማ ዘለዉ ፡ ንክገብሩዋ???????!