"ንሕና ንሓቂ እምበር ፡ምስ ሓቂ ዝጻረር ገለ እኳ ክንገብር ኣይከኣለናን እዩ"(2ቆሮ፡13፥8)።|ብመም/ዕንባቆም ገብረሚካኤል።

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 81

  • @asmeromghide2574
    @asmeromghide2574 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @hadishberhane2661
    @hadishberhane2661 3 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ገላጺ ዝኾነ ትምህርቲ ኣቦና ቓለሂውት የስመዐልና

  • @nahomwedi5148
    @nahomwedi5148 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ፡ህዝቢ ንኽመሃረሉ ኩልና ሼር ክንግብሮ ኣሎና

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲😢

  • @GoingUp-cg6wl
    @GoingUp-cg6wl 3 หลายเดือนก่อน +3

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ አንባቖም ዕድመን ጥዕናን ይሃብቡም❤❤

  • @user-fu5ob5hf3t
    @user-fu5ob5hf3t 3 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን አሜን አሜን ቃሌ ሂወት የስማዓልና በዕድሜ ናጥዕና ያሃበልና አቦና

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 3 หลายเดือนก่อน

    Bhaki kal hiwet yesmealna egziabher xegue yebzehelkum 👏🏼🙏🏻👏🏼🙏🏻⛪️⛪️⛪️

  • @selamteklekidane9720
    @selamteklekidane9720 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና።

  • @user-bj8ix9zl7m
    @user-bj8ix9zl7m 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኩሉ ግዜ ንነብሰይ ዘጸናንዓሉ፣ ብናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ታሪኽ ጥራሕ እዩ፣፣

  • @mituwiti999
    @mituwiti999 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amlak yebark kebur abona❤❤❤❤

  • @user-um6oe5oj6w
    @user-um6oe5oj6w 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመኣልና ክቡር ምምህርና

  • @freweiniyowhans8074
    @freweiniyowhans8074 3 หลายเดือนก่อน +4

    Kal hiwet yesmaelna abona

  • @semharfetwi3866
    @semharfetwi3866 3 หลายเดือนก่อน +3

    bteami des zbel tmhrti amlak asbi yhabkum 💝

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 หลายเดือนก่อน +2

    Qale hiwet yesmaalna

  • @user-yi2ci6zj1c
    @user-yi2ci6zj1c 3 หลายเดือนก่อน +5

    መምህረይ ንዓኹም ዝሃብና ኣምላኽ ይባረክ

  • @edenembaba9600
    @edenembaba9600 3 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ብሓቂ ካብ ጸባ ዝጽዕዱ ካብ መዓር ወለላ እወ ካብ መዓር ወለላ ዝምቅር ቃል ኣምላኽ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ሎሊ ጸጋ ይዓድልኩም ንሕናኻኣ ኣብታ ጥንታዊት ዝኾነት ቤተክርስትያንና ንሓቂ ተኸቲልና ክሳብ ሞት ንጎይታና መድሓኒና ኢዮሱስ ተኸቲና ክንከይድ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣይፈለየልና ከምቲ ንሃወርያት መንፈስ ቅዱሱ ሰሲዱ ኣንደበቶም ዝኸፈተሎም ንዓና ኻኣ ኣንደበትና ይኽፈተልና ።

  • @haragozana3340
    @haragozana3340 3 หลายเดือนก่อน +4

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሰብከተ ወንጌል ናይ አገልግሎት ዘመንኩም አምላክ ይባርከልኩም ኩቡር አቦና

  • @tabormedia111
    @tabormedia111 3 หลายเดือนก่อน +6

    ድንቂ ስብከት መምህር እንባቆም ቃለ ህይወት ያሰማልን ለፍሬ ያድርገው የአገልግሎት ዘመንህን ፈጣሪ ይባርክ

  • @frewoinimehary4405
    @frewoinimehary4405 3 หลายเดือนก่อน +2

    Kale hiwet yesmaelna abona

  • @TesfalemAblelom-uj4qj
    @TesfalemAblelom-uj4qj 3 หลายเดือนก่อน +5

    Kemzeo abotstna ybzhalna
    Kemzeom eyom abotat sieina zelena
    Yekenelna memhrna

  • @weynikifle5455
    @weynikifle5455 3 หลายเดือนก่อน +3

    Kal hiwet yesmealna kbur hawna Amen and Amlak zebenka ybark Amen

  • @user-cy3jl2mh3g
    @user-cy3jl2mh3g 3 หลายเดือนก่อน +6

    ቃለ ሰናይ መምህር ዓይነ ኩሉ ነዓኩም ዘሃበና እግዚኣብሄር ይክበር ይመስገን፥ በጃኩም መደብ ግበርሉና ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ዘድልየና ዘሎ ኣብዚ ግዜ ህዝቢና ጆሆ ኣትሕዞሞ ብዛዕባ ሰማያዊ ከሓስብ ዝግቦኦ ምድራዊ ከምዝሓስብ ብዛዕባ ሬስኡ ኣበይ ከምዝቅበር ብፍርሒ ሞራሉ በቲኮሞ
    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ክትነብር እያ ።

  • @girmayteame5327
    @girmayteame5327 2 หลายเดือนก่อน

    Kale hi what yesmalna abne NY agolglat hewt Amlk ybark

  • @fiyorizeresenay7185
    @fiyorizeresenay7185 3 หลายเดือนก่อน +2

    Egziabiher nay agelglot zemenkum ybarkelkum

  • @user-cy3jl2mh3g
    @user-cy3jl2mh3g 3 หลายเดือนก่อน +3

    ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይጽገብ ቃል ሓቂ ✝️✝️✝️👂👈🙏

  • @merhawitandehaymanot797
    @merhawitandehaymanot797 3 หลายเดือนก่อน +2

    Kalehiwet yesmealna mergita enbakom edmen tenan yhabkum egzabher amlak nay agelglot edmekum yenwuhalna🙏❤✝️💒❤️🙏

  • @filmonamanuel1684
    @filmonamanuel1684 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ኣዕጽምትኻ ዘጥልል ስብከት እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘምንኩም ይባርኸልኩም።❤❤❤

  • @user-zv6eu5od5h
    @user-zv6eu5od5h 3 หลายเดือนก่อน +3

    qal hiwet yesmalna aboy ቀሽ ጽብቅ ትምርቲ ተማሂርና ቀጽልልና።
    እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፣❤❤❤

  • @WegahtaKidane-wb8hb
    @WegahtaKidane-wb8hb 3 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna amlak xega yebzhalkum

  • @ariam5070
    @ariam5070 3 หลายเดือนก่อน +2

    Qale hiwet yesmealna memhr nay agelglotkum zemen hiwetkum ybark goyta.

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636 3 หลายเดือนก่อน +2

    Behaki kalehewt yesmalna aboe kesch 🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤💐💐💐

  • @BiniamMeasho
    @BiniamMeasho 3 หลายเดือนก่อน +2

    Tebarek qal hiwet yesmalna memhr embaqom hawna bruk

  • @akberetmahari5875
    @akberetmahari5875 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋ ኣብርሲ ጸጋ ይዓድልኩም ኩቡራት ኣቦታት

  • @TesfitStudio
    @TesfitStudio 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቃል ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ ገላጺ ዝኾነ ቃል እግዚኣብሄር ዘንቅሕ

  • @abebagabriel1436
    @abebagabriel1436 3 หลายเดือนก่อน +2

    Kale Hiwot Yesmaelna!! Profound Sibket

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.3352 3 หลายเดือนก่อน +3

    ቃለ ሂወት የስመዐና ክብራት ኣቦታት❤❤❤

  • @Sesen2000
    @Sesen2000 3 หลายเดือนก่อน +2

    Kale hiwet yesmealna

  • @shewitgush8865
    @shewitgush8865 3 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen Qale hiwet yesmelna xega berktu yebzhlkum fetri aboy kesh ❤

  • @fanuelamare2116
    @fanuelamare2116 3 หลายเดือนก่อน

    😢

  • @user-gx5ht1yu6r
    @user-gx5ht1yu6r 3 หลายเดือนก่อน +3

    Kale hiwet ysmalena kibur abona.

  • @tekleabbrhane9529
    @tekleabbrhane9529 3 หลายเดือนก่อน +1

    amen amen amen qlwet yesmalna abo kihs

  • @user-pg5vv5tp3q
    @user-pg5vv5tp3q 3 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen

  • @Lifetime1987
    @Lifetime1987 3 หลายเดือนก่อน +2

    Amlak abzihu ybarka mergeta hawey

  • @tirhaskeshi2502
    @tirhaskeshi2502 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kale hewet yesmalna kubur abona 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-yh3ot1jm7v
    @user-yh3ot1jm7v 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amen kale hiwet yesmalna nay agelglot zemenkum ybarkelkum egeziabhier

  • @seleku1373
    @seleku1373 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የመዓልና።

  • @weldeab9707
    @weldeab9707 3 หลายเดือนก่อน +1

    መምህርና ኣብ ስደት ፍኖት ሓቂ ኮይንኩም ንተስፋ መሪሕኩምና ። ቃለ ሂወት ።

  • @mihrettesfamichael9451
    @mihrettesfamichael9451 3 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏kale hiwet yesmalna

  • @RahelFesaha
    @RahelFesaha 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kal hiwet yesmana abona ❤❤❤❤

  • @hadishberhane2661
    @hadishberhane2661 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amien amien amien

  • @user-js6mi7pk7u
    @user-js6mi7pk7u 3 หลายเดือนก่อน +2

    ከይረኣካ ምምስካር ሓጥያት እዩ ስለዚ ህዝቢ ኣይነታልል ንሕና ናይ ማንም ኣይኾናን ናይ ክርስቶስ ኢና ስለዚ ዘረባ ብምጥዓም ሰብ ኣይንሸውድ

  • @tsegaabrham2087
    @tsegaabrham2087 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kalehiwet yesmalna abona.

  • @wegenhaqixelaiamex
    @wegenhaqixelaiamex 3 หลายเดือนก่อน +1

    Qale hywet
    Memhr haqi

  • @eyabtsegay6874
    @eyabtsegay6874 3 หลายเดือนก่อน +1

    Qal amelk mmher mes hsekum nayer kab htfetf se

  • @fanuelamare2116
    @fanuelamare2116 3 หลายเดือนก่อน

    ወደስመራ ተማዕበለስ ብኢዱ ፊጥ ምባል ነይ ገድፍ ዝበሃልስ ለካሓቂ እዩ 😢

    • @nahomwedi5148
      @nahomwedi5148 3 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ ተደንግጹ ኣብ ሓቂ ዘየለ ሰብ እኮ ፡ሓቂ ክንገር እንከሎ የዕገርግሮ እዩ። ሻዕብያ ህግደፍ እንተዝብል ግና ሰማይ ምሰቐልክሞ ኔርኩም ።

  • @frezghiokube3241
    @frezghiokube3241 3 หลายเดือนก่อน +6

    ብኸመይ ጉባኤ ከልቔዴን ምስ ዝቕበሉ ተሃፍሱ እኒ ዲያቆን በዓል ጆን ፡ሓቢርኩም ኣለኹም መርጌታ? ብመልሓስ ጨለ ሙኻን ዘይነቃርጽ ኣብ ሓቂ ደው ዘይንብል ? ከመይ ኢልኩም ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ኣይትበሃልን ምስ ዝብሉ እኒ በዓል ዲያቆን ጸጉ ሓቢርኩም ኣለኹም ?
    ከመይ ኢልኩም ሓቢርኩም ኣለኹም ምስ ኣቡነ መቃርስ ፡እቶም ለንቅነ ተኣምረ ኢየሱስ ኢልካ ዶ ይጸሓፍ እናበሉ ንተኣማራትን ገድላትን ዝቃልሉ ሓቢርኩም ?
    መን ኢዩ ጠላም ኮይኑዋ ዘሎ ንቤተክርስትያን እንተኣስተምህሮኹም ሰናይ ኢዩ ኣብ ግብሪ ግን የለኹምን ምእመናን ሒዝና ናበይ ንኸይድ ኣለና ።

    • @Isel-lh9cl9iq60
      @Isel-lh9cl9iq60 3 หลายเดือนก่อน +2

      ንስካ ከ ሓቄናን ጻድቅን ዲካ ኮንካ መርሓትካ ዝብሉካ ስማዕ ነነብስና ሓሓጢያትና ንጠምት
      ስቅ ኢልና ከኣ ኣይሓበርናን ብፌርማን ብማሕተምን ዘለዎ ኢዩ

    • @FkroyKidane
      @FkroyKidane 3 หลายเดือนก่อน +1

      መን እሞ ክምልሰልካ እዩ ነዚ ሕቶ ( ፧) እቶም መእመን ከነድንግጽ መዓት ኢና ክሕደቶምን ምሕባር ምስ ተሃድሶን እንዳረኣዩን እንዳሰሙዑን ወዲ ዓደይ ወዲጎደቦይ ዘመደይ እንዳበልና ደድሕሪኦም ንዓርብ ምህላዉና እዩ ደጉህየካ እንበር እዚኦም ደኣ ክዉልዉል ደይብሉ ብቃልዕ ወጺኦም እኮ ሕበረቶምን ክሕደቶም ንርእዮ ኣለና።

    • @Isel-lh9cl9iq60
      @Isel-lh9cl9iq60 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@FkroyKidane ኣይትመጻደቂ በጃኪ ተሰተሪ
      ሓንቲ ሕቶ ባዛዕባ እምነትኪ ተሓቲትኪ ክትምልሲ ኣይትክልእን ኢኪ
      ብፍልጠት ዘይኮነስ ብስሚዒት ትዛረቢ ዘለኪ

    • @FkroyKidane
      @FkroyKidane 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Isel-lh9cl9iq60ሃየ ሕተት ከም ደስ ድብለካ ፧
      ኣብ ወልድ ዋሒድ ምምጽዳቅ የለን። ቅዱሳን ኣቦታት ኣስናኖም ድረገፉላ መንገዲ ክርስቶስ ብእልፊ ስጋዉያን ኣይትጽረፍን እያ።

    • @Isel-lh9cl9iq60
      @Isel-lh9cl9iq60 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@FkroyKidane ሕጂ ሕጂ ከማን ትማጻደቅ ኣለካ
      ንስካ ከ ሰጋዊ ኣኮንካን ማሌት ዲዩ
      ኣስናኖም እንተ ኣርገፉላስ ነዓካ ጥራሕ ዲዩ ዝምልከተካ
      ህድእ ኢልካ ኣስተዉዕል

  • @FkroyKidane
    @FkroyKidane 3 หลายเดือนก่อน

    ከምዚ ከማይ ኣይትከተሉ ክብል ጸኒሑ ሲ ን ኣቡነ እንጥንዮስ ምኽታልና ከኣ ሽግር ረኺብና ይብል። ንስኻን ኣባ እንጥንዮስን ሰብ ደይኮንኩምን እንታይ ዩ ፍልልይ ፧

  • @user-ky6hu9nj1r
    @user-ky6hu9nj1r 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ፖሊከተዊ ስብከት እንበር መንፈሳዊ ስብከት ኣይከነን ምስትውዓል ይሃበና::
    ብምስላ ኣድጊ ገርኩም ንርእስኹም ተጋልጹ ኣለኹም ንዘስተውዕል ነዚ ህዝቢ ኣብ ፖሎቲካ ተሰክሲኪም መንፈሳውያን ክትመስሉ ንዝምርምር ናይ መንፈስ ዝበሃል የብልኩምን ድሕነት ንህዝቢ እንተ ሓሲብኩም መከራን ስደትን ተዓጊስካ እዩ ኣይኮነን ስደት ወጺኻ ሓዱሽ ኣዳራሽ ፈሊኻ ካብ ሲኖዶስ ወጺኻ ናበይ ንምብጻሕ እዩ?
    እግዚኣብሔር እኮ ሓደዩ ብምፍልላይ ዝርከብ ኣይ ኮነን ኣቦታትኩም ኣሪጎም ክትክእዎም እዳ ተጸበይኹም ንስኹም ከኣ ብፍቕሪ ዓለም ተሰኒፍኩም ህዝቢ ትፈላለዩ ደሕራይ ተገራጫ ዝኾነ ትዛረቡ ኣለኹም ዓለም ንክርስቶስ ኣይተቐበለቶን ትብሉ ንክርስቶስ ዘይተቀበሎቶ ኣየነይቲ ዓለም ደኣላ ክትቅበለና ደሊኹም ብዝኾነ መጠምጠምያ ገርኩም እንበር ሓያል ፖሎቲካዊ ካድረ ኢኹም::

    • @user-cy3jl2mh3g
      @user-cy3jl2mh3g 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሰላም ፍቁር ሓው ካበይ ተበጊስካ ኢካ መንፈሳዊ ስብከት ኣይኮነን ትብል ዘለካ ወይስ ከምቲ ንስካ ተሓስቦ እዮም ዘይተዛረቡ |-- ብዛዕባ ምስላ ዝበልካዮ ከኣ ጎይታናን መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ብምስላ ገሩ ይምህሮምን የረዶኦምን ከም ዝነበረ ኢና ንምልከት እዚ ለባም ለባም ምጽዋት ከኣ ግደፍዎ ንሰባት እንዳ ዘንጥልካ ቅኑዕ ክትመስል ኣይትጸዓር ሓቂ ምስ መን ከምዘላ ከኣ እግዚኣብሄር ይርኢና ኣሎ ስለዚ ተቀዳድምና ፍርዲ ኣይንፍረድ፥π

    • @nahomwedi5148
      @nahomwedi5148 3 หลายเดือนก่อน +1

      ንሕግደፍ ምምላኽ ድዩ ቅኑዕ ? ህዝቢ ተበደለ ፡ ቤ/ክ ተበዝበዘት ኣገልገልታ ይህሰዩ ኣለው ምባል ድዩ ፖለቲካ ኣቱም ኣምሰልቲ ፈሪሳውያንን ። ንህዝቢ ሬሳኹም ኣይቅበርን ዳበልኩም ክተፈራርሑ ትውዕሉ ፖለቲካ ዘይበልኩሞስ ንዚ ትምህርቲ ፖለቲካ ኢልኩሞ ። ኣንቱም ገጽ ሰብ ሪእኹም ተዳልው ኣቕሽሽቲ ብረት ሒዞም ከገልግሉ ኣንዳተገደዱ ኣፍ ዘይኮንኩም ሓቂ ክንገር ከሎ ዶ ጸላዕላዕ ኢልኩም