ዝገርም ቀልድታት ዳገሬ እሙን ኣብ ድሮ መፈፀምታ ውድድር ሽልማት ስነ ስርዓት ንተወዳደርቲ እናዛናግዑ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.ค. 2024

ความคิดเห็น • 199

  • @lealemalemamen9029
    @lealemalemamen9029 21 วันที่ผ่านมา +17

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ስራሕ አብ ቅድሚ ዕሸላት ቢራ ደርዲርካ!!

  • @user-ph9qf2ud8g
    @user-ph9qf2ud8g 21 วันที่ผ่านมา +13

    መጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየሉኩ ኣቱም ኩርዓት ትግራይ

  • @jhonkifle
    @jhonkifle 21 วันที่ผ่านมา +8

    ኣብረሃም እንኳዕ ስራሕኻይ ፍረጻማኻይ ኣርአየካ፡፡

  • @user-dp4ge3xb9u
    @user-dp4ge3xb9u 21 วันที่ผ่านมา +6

    ራያ ብራ ያሃለዬስ ዳሽን ግርም ባ

  • @beletu7041
    @beletu7041 21 วันที่ผ่านมา +14

    እዚ ቢራ ታይ ድአ ልክዕ /መጠን እኒሀዎ ዶ ዝበዝሐ ይመስል ?

  • @tigraynamedia5885
    @tigraynamedia5885 21 วันที่ผ่านมา +7

    ዘብርአብሩኽ ዓይነይ ግን ታብዝሕለኻ መስተ ቀስ በል😂 እና ብጣዕሚ ናኽብረኩም 🎉

  • @Hareg675
    @Hareg675 21 วันที่ผ่านมา +5

    ክብረት ይሃበልና ኣሕዋት ነቲ ዝረኢ ግን እንተትቅንስዎ እቲ ጠራሙዝ የደንግፅ እዩ ብላዕሊ ክረአ እሞ ዝገደደ

  • @user-vt6jw7jw3g
    @user-vt6jw7jw3g 21 วันที่ผ่านมา +6

    በኡነት ብጣዕሚ ፅብቅ መደብ ስራሕ ☺️

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4o 21 วันที่ผ่านมา +7

    ኮሞንት ህድእ ንበል መስተ ምናምን ኣይንበል እንተሰተዩ ውን እንታይ ይጎድለኩም ሆ ደሞ ብቲ ዝሰርሕዎ ከሊእ ውን ምተገብኦም ስለዚ ኡስ በላ ማኣዲ ጥበባት ቀፅልዎ😍😍🙏

  • @user-sh9if5ol2v
    @user-sh9if5ol2v 21 วันที่ผ่านมา +5

    ዙቤራ ግን የበዝሐይ ናይ ኣመት ሙሉእ ድዩ ወዮ 😂❤

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 21 วันที่ผ่านมา +8

    ኣታ እንዳ ገሬ እሙን ታይ ኮይኖም ዳሽን ጎንደር በስመኣብ

  • @hutsubmeanta
    @hutsubmeanta 21 วันที่ผ่านมา +3

    Raya bera Enahalewes Dashin kitsetiu Ageb

  • @user-sh9if5ol2v
    @user-sh9if5ol2v 21 วันที่ผ่านมา +4

    ጆኮረይ ከ😊

  • @hutsubmeanta
    @hutsubmeanta 21 วันที่ผ่านมา +2

    Gerye emun Takileka zereba tidagagem ala

  • @user-br7rd5vf4n
    @user-br7rd5vf4n 21 วันที่ผ่านมา +5

    ብጣዕሚ ጎበዛት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም

  • @user-fm6xd5ol2b
    @user-fm6xd5ol2b 21 วันที่ผ่านมา +2

    ተጋሩዋኒ ሸኳራት ❤❤❤❤❤

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 21 วันที่ผ่านมา +2

    Yigesumuwo natom bigiltsi silezgeberwo dyuu yimechikum ❤❤❤

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 14 วันที่ผ่านมา

    Wow, it’s very constructive program. Thank you!

  • @BrhaneGuesh1
    @BrhaneGuesh1 21 วันที่ผ่านมา +3

    እዳገሬ እሙን ጎበዛት ቀፅሉሉ

  • @user-se7ci7iy3v
    @user-se7ci7iy3v 21 วันที่ผ่านมา +3

    መስተ መስተ ትቡሉ ሰባት ግን ኩሉ ሰብ እዩ ዝሰትዮ እቲ መስተ እሶም እውን ሰብ እዮም ለባም ለባም ኣይትፃወቱ