👩‍⚕️ ጅንጅብል ከም ጥቕሙ ጉድኣት ኣለዎ ዶ? ሓበሬታ ካብ ዶክተር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • ሰላም ኩሉኹም ኣብዛ ቻነል ዘለኹም። ጥዕናኩም ንምሕላው፣ ካብ ዘለኩም ሕማም ንምድሓንን ክድሕኑ ዘይክእሉ ሕማማት ከዓ ከመይ ጌርና ንከይሃሰዩና ብምግባር ንነብርን ምስ ዕሙቅ ፍልጠት ዘለዎም ሓካይም ብሙዃን ክንምህረኩም ኢና።
    video
    fom

    Pexels

    Pixabay
    #eritrea #eritrean #eritreanmusic #eritreancomedy
    #eritreanfilm#tigrinyahealth#ጥዕና#ሕማም

ความคิดเห็น • 15

  • @እቲዘይጠልምእግዚኣብሄርም
    @እቲዘይጠልምእግዚኣብሄርም หลายเดือนก่อน +5

    Thanks my sister
    ናይ ብሓቂ ዘይ ፈልጦ ዝነበርኩ ብዙሕ ኣፍሊትክኒ ንዓይ በጀካ ንስዓል ንካልእ ዝጠቅም ኣይመስለንን እዩ ነይሩ ሕጂግን ብዙሕ ተማሂረ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @YemaneTesfai
    @YemaneTesfai หลายเดือนก่อน +2

    Thank you
    ክብርቲ ሓብቲ ጽቡቕ ትምህርቲ ኣገዳሲ ሓበረታ የቐንየልና ብርዕኺ ይሰስን ቀጻሊ ንጥዕናና ዘገድስ Share ግበርልና

  • @snitadhanom7994
    @snitadhanom7994 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you .

  • @eteneshmesfin3998
    @eteneshmesfin3998 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ትክክል ትምህርቲ እዩ አነ 15 ዓመት ሻሂ ብጅንጅብል ብስነ ስርዓት ወቂጠ 1,2 እየ ዘቅምጥ እና ብጣእሚ ጠቃሚ እዩ ክብረት ይሓብኪ ዛሓፍተይ

  • @HdatKahsay
    @HdatKahsay หลายเดือนก่อน +1

    ተባረኩ❤

  • @walkthewalktalkthetalk6371
    @walkthewalktalkthetalk6371 หลายเดือนก่อน +1

    ሓደ ዘይ ጠቀስኽዩ ዝመስለኒ ንደቂ ተባዕትዬ " sexual dysfunction" ምስ ዘጋጥሞም እኹል ናይ ደምዝውውር አብ ፍረ ንብሲ ክህሉ ብምግባር ናይፆታዊ ርክብ ድኽመት ንከይፍጠር ይከላኸል።

  • @aeqlitiray
    @aeqlitiray หลายเดือนก่อน +1

    የቅንየልና ብጣዕሚ ነመስግን ስለቲ ኣስተምኅሮኺ ቀጽልዎ

  • @abebahaile2552
    @abebahaile2552 หลายเดือนก่อน

    Thank you❤❤

  • @SulemanOmerBono-di7ou
    @SulemanOmerBono-di7ou หลายเดือนก่อน

    Thanks ❤❤❤

  • @berekettewelde9688
    @berekettewelde9688 หลายเดือนก่อน

    Thanks a lot ❤

  • @futsumteferi4341
    @futsumteferi4341 หลายเดือนก่อน

    I'm consumes fresh organic ginger every night 2-3 cups since 7 years. What you think? Doctor🙏

  • @HabenAngosom-n4f
    @HabenAngosom-n4f หลายเดือนก่อน

    Tanks sister keep ap❤❤❤❤❤❤

  • @rozar227
    @rozar227 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @robielabsadi
    @robielabsadi หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @aeqlitiray
    @aeqlitiray หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤