Atv Asena Live - ትዕዝብቲ ኣብ ርእይቶ ዮሴፍ ገብሪሂወት ዘተ ምስ ኣቶ ገርግስ ካብ ሕመኣ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
  • Atv Asena Live - ትዕዝብቲ ኣብ ርእይቶ ዮሴፍ ገብሪሂወት ዘተ ምስ ኣቶ ገርግስ ካብ ሕመኣ

ความคิดเห็น • 108

  • @yohang2067
    @yohang2067 6 วันที่ผ่านมา +15

    As Eritrean our only choice is to stand with the ppl of Tigray::

    • @romankushite4116
      @romankushite4116 6 วันที่ผ่านมา +3

      As a Tgraway I second this point of yours. There is no other choice for our peoples, I wish I could meet and chat, with brothers and sisters like you.

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 2 วันที่ผ่านมา

    Thanks!

  • @DagmEzra
    @DagmEzra 6 วันที่ผ่านมา +5

    Thank you Ama

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 4 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Ato George's we apreshet you & Amanual ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 6 วันที่ผ่านมา +5

    የቐንየልና ንኤማ ሓውናን ንጋሻናን ❤️🙏

  • @teklehaile4908
    @teklehaile4908 6 วันที่ผ่านมา +7

    ጽቡቕ ትንተና ኣቶ ገርግስ ምስ ኣማኑኤል

  • @SamuelTesfa-g6i
    @SamuelTesfa-g6i 6 วันที่ผ่านมา +3

    I benefit more in my stay here Thanks both Mr. Gergis and Aman

  • @egzabihertalaknew3508
    @egzabihertalaknew3508 5 วันที่ผ่านมา +2

    Amanial jegna respect brother 💪💪💪💪💪

  • @DawitPetros-gr1qr
    @DawitPetros-gr1qr 6 วันที่ผ่านมา +6

    Thank you Amaneal . Always reasonable , far and balanced.

  • @fesehawold238
    @fesehawold238 6 วันที่ผ่านมา +9

    It is not only Yosef who is deviating from the truth about Tigray, Teddy Press and Teddy are spreading info that disparages TPLF and TDF. Teddy himself said TDF should come under Getachew stating it is international law for TDF to come under Getachew. Furthermore, suddenly some Eritreans are on Getachew's side. My position: Getachew is not good for Tigray and any justice seeker Eritrean should understand that he will likely be not good for Eritrea.

    • @victorfreedom1967
      @victorfreedom1967 3 วันที่ผ่านมา

      @fesehawold238
      Yes it is mind boggling when you see people give twisted opinions about their neighbors whe their house is on tire.

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 4 วันที่ผ่านมา +1

    Joseph is he really poltetshan waw Moren do your home work .They are our Heros pread ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉plas they are Educated Meletarey .

  • @TesfayYohannes-f3y
    @TesfayYohannes-f3y 6 วันที่ผ่านมา +10

    ዮሴፍ ከምዚ ምውራድኻ ዝገርም እዩ

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 5 วันที่ผ่านมา +1

      Yosief dea kulu gize esub nai genzeb!

  • @cherkoskassa4054
    @cherkoskassa4054 6 วันที่ผ่านมา +4

    ይበል ሐዉና ገርግሥ ጥዕና የውርድ

  • @Hadis7486
    @Hadis7486 6 วันที่ผ่านมา +2

    Knowledgeable GUSET.

  • @victorfreedom1967
    @victorfreedom1967 5 วันที่ผ่านมา +1

    Excellent rebuttal from Mr. Giorgios.
    You can't be analyst about your neighbors's problem when you have a bigger problems in your house. Yosef has to stop being Tigray's expert and focus in his country's problems. Let the people of Tigray solve their problem.

  • @AshenafiMehari-r6y
    @AshenafiMehari-r6y 5 วันที่ผ่านมา +2

    tax ኤማ

  • @Resilience3
    @Resilience3 5 วันที่ผ่านมา +1

    Hands off from #TDF & #TPLF!

  • @Resilience3
    @Resilience3 5 วันที่ผ่านมา +2

    False data brings false outcome. Great evaluation!

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot 6 วันที่ผ่านมา +2

    መንፊት መፂኣላ; ትነፊ💙

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 5 วันที่ผ่านมา +2

    ይፈቶ ይፀላእ ወነንቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ጋውና ኣስያስን ደራሲ መሽረፈትን እዮም ዘለዉ። እዞም ግብረእከይ ዘይሰባት ከዓ ብሓባር ምእንተ ምቕጻል ኢሰብኣዊ መግዛእቶም በበይኖምን ብሓባርን ኣብ ልዕሊ ህዝባዊ ውዳበ ስርዓት ትግራይ/ኢትዮፕያ ዘሚቶምን ከቢቦምን ብወታደራዊ፡ ቁጠባዊ፡ ዲፕሎማስያዊ፡ ሰብኣዊ ጽንተት ኣብጺሖምን የብፅሑን ኣለዉ። ህዝቢ ትግራይን ዉድቡ ህወኣሓትን መኪቱን ኣብምሞኣትን ይርከብ። ፍትሓዊ መኸተ ኢሉ ዝኣምን ኩሉ ወድሰብ ክድግፎን ኣብጎድኑን ጥራሕ እዩ ጠጠው ክብል ዝግበኦን።

  • @gebremedhinyohannes6402
    @gebremedhinyohannes6402 6 วันที่ผ่านมา +4

    Yosef is another sold soul to Abiy and Getachew

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot 6 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 6 วันที่ผ่านมา +5

    ፍንጫል ማለት ሓደ ዓቢ ነገር ምስ ዝኾነ ይጋጮ እሞ ንእሽቶይ ካብኡ ተሰይሩ ይወድቕ :: ንሱ ኢዩ ፍንጫል ዝባሃል ::
    ኣብዚ ናይ ትግራይ ጉዳይ ክንዕዘብ ከለና ህወሓት ዝዓበየ ወድብ ኢዩ :: እቲ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ዝባሃል ብባዓል ጌታቸው ረዳን ጀነራል ጻድቃንን ዝምራሕ ካብ ህወሓት ተፈልዩ ዝወጸ ስለ ዝኾነ እዚ ግዝያዊ መንግስቲ ፍንጫል ናይ ህወሓት ኢዩ ::
    ህወሓት ግን ፍንጫል ናይ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ተባሂሉ ክጽዋዕ ገጋ ኢዩ :: ፍንጫል ተባሂሉ ክጽዋዕ ኣይካኣልን ኢዩ ምኽንያቱ ዝዓበየ ውድብ ስለ ዝኾነ ::

  • @ZinarhyabAbrha
    @ZinarhyabAbrha 6 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዔሚ ወሪዱ ልክዕ ከምዘኽብሮ ዜነበርኩ ካብ ዝሰቀልክዎ ኣፅዲፈዮ ይቅርታ ኣይበሃልን ኤናተረደኦ ዝዛረቦ ስለዘሎ ትክክል ገሊፅካዮ ኣይተ ገርግስ

  • @Resilience3
    @Resilience3 5 วันที่ผ่านมา +2

    Who is this guy? በጣዕሚ ብስለት ዘለዎ ሰብ!

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 2 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ቅኑዕን ንጹን መብራህርሂ እዩ የቅንየልና ።

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 5 วันที่ผ่านมา +1

    ጎይተኦም ብውድቡ ክዓሞ ተባሂሉ ዝተዋህቦ ስራሕ ገዲፉ፡ ውድቡ ጠሊሙ ስራሕ ባንዳነት ዕዮስራሕ ኣጽነቲ ኣብምስራሕ ይርከብ።

  • @mebrimebriy
    @mebrimebriy 6 วันที่ผ่านมา +2

    ዬሴፍ አብድሕሪኡ መፃሕፍቲ እናደርደረ ብዘይተረጋገፀ ወረ ጊዜኡ የሕልፍ።

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot 6 วันที่ผ่านมา +2

    ፍሽኽ ኣብዚሑ; #1 ፅልኣቱ ይንበብ ኣሎ?

  • @elsatucu155
    @elsatucu155 4 วันที่ผ่านมา +1

    The political The know the TDF Leders More the you Yosep.

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 6 วันที่ผ่านมา +5

    ወረርቲ ሓይልታት ዝወሰዱዎ ስጉምቲ ንህዝቢ ትግራይ ንምጽናት ኢዩ ነይሩ :: ህዝቢ ትግራይ ክሳብ ሸውዓተ ሚልዮን ይኸውን ኢዩ :: ሓደ ሚልዮን ከፊሉ ድማ ሽዱሽተ ምልዮን ህዝቢ ኣድሒኑ ብናቱ ዓወት እቲ ውግእ ተዛዚሙ ::
    ከምዚ ዓይነት ጅግንነት ኣብ ዓለም ተራእዩ ኣይፈልጥን ::
    ሕጂ ግን ባዓል ጌታቸው ረዳ ጀነራል ጻድቃን ተሓጺብካ ናብ ጭቃ ኮይኖም ::
    ካብ Heroes ናብ Zeroes ወዲቖም ::

    • @kibromtekleab7361
      @kibromtekleab7361 6 วันที่ผ่านมา

      ኣታ ሓወይ እምበር ከ ጥዑይ ዲኻ 1ሚልዮን ሰብ ኣጥፍኢካስ ብዓወት ተዛዚሙ ትብል ::ብድንቁርና ዝዓወርካ ከብቲ ኢኻ ወይ አኪ ::ኣብ ዓለም ኣብ ኩናት ናይ ሚልዮናት ንብረት ዓንዩ እና ንሰምዕ እምበር 1 ሚልዮን ሰብ መይቶም ዝብል ምናልባት ኣብ 2ይ ኩናት ዓለም እንተዘይኮይኑ ኣብ ኩናት ሕድሕድ ተስሚዑ ኣይፈልጥን እዩ

    • @woldekidanitbarek9514
      @woldekidanitbarek9514 6 วันที่ผ่านมา +1

      @ክብሮምተስፍስይ
      7 ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ብወረርቲ ሓይልታት ንኽጸንት ተፈሪዱ ዝነበረ ህዝቢ ስኑ ነኺሱ ስለ ተቓለሰ ከምቲ ዝተባህለ ሓቂ እንተ ኮይኑ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ክስዋእ ከሎ 6 ሚልዮን ድማ ድሒሉ ::
      ኩሎም መይቶም እንተ ዝኾኑ ነይሮም ጽቡቕ ነይሩ ማለትካ ድዩ ?
      ህዝቢ ትግራይ ሓደ ሚልዮን ክስዋእ ተገዲዱ ወይ ናይ ግድን ኮይኑዎ እምበር ፈትዩ ኣይኮነን ::

  • @baryatewelde
    @baryatewelde 6 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ሰላም ኤማ ኣቶ ገርግስ ኩሉኩም ተከታተልትን

  • @Selam939
    @Selam939 5 วันที่ผ่านมา +1

    Yosef is now sounding as an activist for Getachew and G/Tsidekan. Shame on him.

  • @samsonkassa1259
    @samsonkassa1259 6 วันที่ผ่านมา +8

    😮Yosef G/hiwet verry poor analysis.

  • @elsatucu155
    @elsatucu155 5 วันที่ผ่านมา +1

    Foles Joseph Geberhwet. How much money did gave him Gatacaw.

  • @Shemshia-e3n
    @Shemshia-e3n 6 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 6 วันที่ผ่านมา +2

    ክክክ ዮሴፍ ገብረሂወት ተንታኒ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪካ 😂😂😂

  • @baryatewelde
    @baryatewelde 6 วันที่ผ่านมา +3

    ኤማ ናትካ ድምጺ ትሒቱ ኣሎ ናይ ኣቶ ገርግስ ጽቡቕ ኣሎ

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 5 วันที่ผ่านมา +1

    ካብ ዮሴፍ ገ/ሂ ዘትጽበዮ ትንተና🎉። ህወሓት ቅአሚ ዝኾነ ይኹን ስጉምቲ ዝርርብን፡ ሕጋዊ መንገድን ዝኽተል ህዝባዊነት ዝሰረቱ ውዳበ እዩ፡ ካብ ዘርስሕዎን ዘመራስሑዎን ዝዐድዑዎን ኣባላቱ ወፃኢ።

  • @godbless-u8k
    @godbless-u8k 6 วันที่ผ่านมา +2

    ዮሱፍ ሓውና እኳ ብጣዕሚ ንፈትወካን ነኽረካን ኢና ነርና አብዚ ሕጂ ግዜ እተሪኦ ዘለኻ ቅዋም ንዝነበረካ ታሪኽ አብ ሕቶ ዘአቱ እዩ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 6 วันที่ผ่านมา +1

      ካብ ዓንተውኡ ኣብ ሓቂ ዝተመስረተ ትንተና ሂቡ ኣይፈልጥን ።

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 5 วันที่ผ่านมา +1

    ፊለዞፊ ገ/ሂ ኣብ ሻዕብያ እያ ትሰርሕ። ኣፍልጦ ህወሓት ዘለዎ ኣይመስልን። ህወሓት ፕሮግራሙ/ትልሙ ራባላቱን እምበር ደብረጽዮን ወይ ጌታጮው፡ ኣይኮኑን። ኣባላት ኣካየድቲ ስራሕ ብኣባልት ዕዮ ስራሕ ውድብ ሂቡ የዋፍሮምን ይቖፃፀሮምን።

  • @FisahaFish
    @FisahaFish 5 วันที่ผ่านมา +1

    ተንታኒ ፖለቲካ ዮሴፍ ገ/ሂወት ኣብ ጉዳይ ውድብ ህወሓትን ግዝያዊ ምምሕዳርን ምስ ባህጊ ህዝብን ውሳነታት ሰራዊት ትግራይን ኣተኣሳሲሩ ዝሃቦ ሓሳብ ኣውኡ ዝነበረኒ ርድኢት ጌጋ ምዃኑ ኣረጋጊፁለይ እዩ።ዮሴፍ ብመስዋእቲ ህዝቢ ትግራይ ስርዓት ህግደፍ ክወድቕ ካብ ዝነበሮ ድሌት ዝብገስ ምዃኑ ብዙሕ ኣየገርምን።ስለዚ ከምኡ ኣይበሃልን ነውሪ እዩ በሉለይ።

  • @NassirWahabey
    @NassirWahabey 6 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝባዊነት ዩሴፍ መሉእብሙሉእ ህዝባውነት እምነት ዘይንብሮ ምካኑ አቃልዕዎ ዝሀቦ ቃለምሕተት ንማንም ፓለትከኛ አብጥንኩር ኩነታትእዩ መንነት ዝልለይ

  • @tgchannel918
    @tgchannel918 6 วันที่ผ่านมา +5

    ሓው ገርግስ ኣንደበትካ ፅቡቅ ሓሳብካ ብሉፅ ስለዝኮነ ደጊመ ብካሊ' መደብ ከምትመፅ' ተስፋ 'ናገበርኩ ደጋጊመ ሰሚዐዮስ ኣይፀገብኩዎን ዕድመን ጥዒናን የሓብካ ! ብዛዕብ ሓው ዮሴፍ ግን ካብዝወርድ ፀኒሑ ኣሎ !!

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 6 วันที่ผ่านมา +1

      ብትኽክል ብሉፅ ።

  • @HaftuFisseha-b7t
    @HaftuFisseha-b7t 6 วันที่ผ่านมา +1

    Asna cabmekel

  • @KidaneWoldemichael-j3f
    @KidaneWoldemichael-j3f 6 วันที่ผ่านมา +1

    ገርግስ
    መድፍዕ

  • @Yekaalo1
    @Yekaalo1 6 วันที่ผ่านมา +3

    ንኡድ ኣናሊሲሰ።

  • @tgchannel918
    @tgchannel918 6 วันที่ผ่านมา +4

    ተሪርን ቅኑዕን ሓው ክብርን ምስጋናን ይብፃሕካ!!

    • @amanted6411
      @amanted6411 6 วันที่ผ่านมา +1

      🎩✍️

  • @Yekaalo1
    @Yekaalo1 6 วันที่ผ่านมา +2

    Excellent analysis

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot 6 วันที่ผ่านมา +1

    ንምንታይ ከፋራርሓ ንትግራይ; ተኸፋሊ ኾይኑ ወይስ ..??

  • @Hadis7486
    @Hadis7486 6 วันที่ผ่านมา +1

    Yosief from day one is trained croney.

  • @Resilience3
    @Resilience3 5 วันที่ผ่านมา +1

    Ato Yosef, It is shameful that he has such blind views.

  • @muluebrhanmengis64
    @muluebrhanmengis64 6 วันที่ผ่านมา +1

    Doctor biniam eti nay encase mis aby zinebere aby nab siltan mis mese kedamay tigraway emo dima arku asiriwo zinebere hiji ab adis abeba enda asherashere zenbiro zelo seb eu kendi teshenifna ena elu nikulu ajajiyiwo etom serawit win sigumti aywesedelun

  • @Tomorrowwillbebetter-d3w
    @Tomorrowwillbebetter-d3w 6 วันที่ผ่านมา +3

    Amanuel why don’t you bring both Yosef and this guest together challenge each other’s, it doesn’t make sense to give your guest’s opportunity to criticize Yosef without his presence:: Yosef was giving his analysis.

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 6 วันที่ผ่านมา +1

    ቁዋም ይሚሪሒዋኸ ።።።❤❤😂😂🎉🎉😢😢😮🎉🎉🎉😢😢😮😮😅😅😊❤😂😮😅🎉።

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot 6 วันที่ผ่านมา +1

    ክንደይ ተኸፈሎ ን ገ.ሂወት; ቀደሙ'ውን ሚስጢር ተጋሩ ንምምዝማዝ እዩ ሓዛኒ ንትግራይ ዝመሰለ?

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 6 วันที่ผ่านมา +1

    ህውሀት ናማንም ኩርኩር አይኮን

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 2 วันที่ผ่านมา

    ንጹር ሓሳብ ክብል ደልየ እየ።

  • @KidaneWoldemichael-j3f
    @KidaneWoldemichael-j3f 6 วันที่ผ่านมา

    ይዝከረኩም ዶ
    ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት
    ኣብ ትግራይን ዓዲ እምሓራን
    ዘጋጠመ ፀልማት ብፍላይ ድማ
    ኣላማጣን ላሊበላን ከምኡውን ጎንደርን
    Solar eclipse in Ethiopia live from lalibela Amhara June 21 2020 ዓባይ ትግራይ ትምፅእ ኣላ ዓወት ኒ TDf
    ኣጆኻ ድብሪፅ ኣጆኻ ኣማኑኤል ተባስዕ ምኽትል ኣቦ ወንበር

  • @habtetesfamichael8928
    @habtetesfamichael8928 6 วันที่ผ่านมา +3

    Mr Giorgis, you are biased against one side, and your arguments does not make sense. How could you convince us, that the person who gave you the information is not one from the side you are advocating. You came with a very weak arguments, and you are biased against one side. You have no respect against Yosief.

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 6 วันที่ผ่านมา +1

    ህዉሀት ናብ አብይ ዝከደ ህገዊ ሽሙ ክወሀበኒ አለዎ እዮ ካልአይ ግዜዊ መንግሰቲ አብ 2 አመት ምንም ክሰርህ ሰለዘይካአለ ብ ምትኩ ካሊእ ክመርፁ እዩ ግዜዊ መንግሰቲ ብክሊቲኦም ድሌት ሰ ለዝምረፅ ብ አብይን ህውሀትን አብ ፐሪቶርያ ዝፈረሙ 2 ዝለዝኮኑ ዳሀር ግን ጌታቸው ናይ አብይ ሀሽገር ዝለዝኮነ።

  • @freweinighebresadick8260
    @freweinighebresadick8260 6 วันที่ผ่านมา +3

    ዮሴፍ ገብርሂወት ጸረ ኤርትራን ኤርትራውነትን!

    • @woldaislassie2930
      @woldaislassie2930 4 วันที่ผ่านมา

      😂😂 እንታይ ማለት'ዩ ኤርትራን ኤርትራውነትን እስከ ግለጽለይ!!
      ስለምንታይከ ከምኡ ኮይኑ!?
      ከሕኡ ምዃኑኸ እንታይ'ዩ ጭብጥኺ!?
      ሕጂ ዝዝረብ ዘሎኸ ብዛዕባ ኤርትራን ኤርትራውነትን ድዩ!?
      ኣይትሃውትቲ 'ዛሓፍተይ!!

  • @yohannes5408
    @yohannes5408 2 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ መሪር ኹናት ሻእቢያ(ኣሳያስ) ልእሊ 20 ዓመት ዘሳወሮ ኢዩ ቀዳማይ ተሓታታይን ጸላኢን ሕዝቢ ትግራይ ኢዩ።
    ሕጅውን ሕዝቢ ትግራይ ሻእቢያ ትማሓወሉ መገዲ ንብርጌ ንሓመዱ ስፍራ ከሕብ ኣለዎ።
    ሻእቢያ ከላ ብርሰት ጋፋ ጭውያ ኩናት ሕድሕድ ክትራን ኣይተርፍን

  • @solomonmosazghi9980
    @solomonmosazghi9980 4 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራውያን ትድገሱ ኢኹም ዘለኹም። እዚኣቶም እውን ካብ ባባ ሃይለ ወልደትንሳኤን፤ ዮሴፍ ገብረሂውትነ ካልኦትን ተጋሩ እዮም። ካብ ብዓል ኢሳያስ ፈሊኹም ከይትርኣይዎም። ዝስዕብዎም ዓያሹ ኤርትራውያን ረኺቦም ገረብ ብሓኽላ ከጥፉኡና እዮም። ንኢሳያስን ጉግልኡን ተሪፉዎም ዘሎ ዕማም ከውድኡ እዮም ዝህቅኑ ዘለዉ።

  • @gebremedhinyohannes6402
    @gebremedhinyohannes6402 6 วันที่ผ่านมา +2

    አውቆ፡የተኛን፡መቀስቀስ፡አይቻልም
    ቴዎድሮስ፡ማለት፡ብUNDPገንዘብ፡ዝተገዘአ፡ኢዩ
    ዮሴፍውን።ገንዘብ፡ኦህደድን፡ገንዘብ፡UNDP ተረጢቡሉ፡ኢዩ፡ይመስለኒ

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 6 วันที่ผ่านมา

    ሓደ ክሕተት ዘለዎን ቅኑዕ መልሲ ዘድልዮ ሕቶ ኣሎ; ኤርትራዊያን ኣብ ኤርትራ ክመፅእ ንትደልይዎ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ህወሓት ኣብ ስልጣን ናይ ትግራይ ኣይኮነን ወላ ናብ ስልጣን ናይ ኢትዮጵያ እንተመፀ እንታይ እዩ ክሕግዘኩም?:: ኣብ ቃልሲ እንተሃሊኹም ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ናብ ሰላም ዝመፅሉን ዝርብሕሉን ሓደሽቲ መደባት( ፕላንስ) እንዶ ግዳ ምፍታሽ እሞ ምዝርራብ ምጅማር ኣይምሓሸን::

  • @gebremedhinyohannes6402
    @gebremedhinyohannes6402 6 วันที่ผ่านมา +2

    ዮሴፍ፡ማለት፡አፍቃሪ፡ሚኒልክ፡ሽዋዊ፡ትግረዋይ፡ኢዩ
    He does not even believe in Eritrean freedom

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 5 วันที่ผ่านมา

    ክቡር ኣይተ ገብረገርግስ። ቕድሚኺናት ዓድዋ እኮ ኺናታት ኾዓቲት፡ ሰንሒት፡ ዶግዓሊ. ... ናይ መን ዓወታት እዩ ክበሃል? እቲ መሰረታዊ ፀገም ንባዕልኹም ካብ ትግራውነትኩም ስለዘንሳሓብኩም። ናይዚዘበን ፍሉይ ዝገብሮ ሓወይ ዝብሎ ህዝብን ሰራዊትን ክርደእካ ብዘይኽእል ምኽንያት ምስናይ ቀጺሎም ከጥፍኡዎ ዝደልዩ ጸላእቲ ተሓባቢሩ ጽንተት ምፍጻምን እዩ።

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 6 วันที่ผ่านมา +2

    እነታይ እየ ኮይኑ ዮሴፍ በስምአብ ከንዱዘረይ ምወረድ ኩሉ እት ዝዛረቦ ሀሶት እዩ። ግምት ሰለማዊ ሰልፍ ዝገበሩ እንታብ ብሙሉኡ ትግራይ ገንዘብ ከፊሉ እዩ ሰብሲብዎም። ናይ ህውሀት ደግፍቲ ግን ግልብጥ ኢሎም ወፂኦም ግን ትግረይ Tv ድመፂ ወያንእን ብ እቲ ግዝያዊ መንግሰቲ ሰለዝታኧፈነ ክንሪኦም አይካአልናን ዮ ዮሴፍ ግን ነት ሎሚ ዝካየድ ዘሎ ብርጌድ ንሀመድ ፖለቲካ ክሰርህ ደሊዮ እዮ

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 6 วันที่ผ่านมา +2

    ገርጊስ : ንየስየፍ ገ/ሂወት ከም ቅጫ ፍትፍት ጽቡቕ ገርካ ፈትፊትካዮ ኣለኻ ::

  • @FanusgaraFanus
    @FanusgaraFanus 6 วันที่ผ่านมา +1

    ብገንዘብ ዝግዛእ ሰብ የለን መቀለ ዘለና መናእሰይ ለውጢ ንደሊ ኢና ካብ ዓሌት ይውፃእ ኩሉ ሰብ ሓደ እዩ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 6 วันที่ผ่านมา +2

      ሓሻዊ ችድ ተሓባእ ግዙእ ንዘይፈልካ ሃምኡ በሎ ዓንጓር ብገንዘብ ኣይተዐደግናይ ትብለኻ ብምንታይ ድዮም እማ ልወፁ ኣብቲ ልሓለፈ ሰሙን ልተገበረ ሰልፊ ብገንዘብ ተገዚኦም እምበ ብመቐለ ስም ይሽቅጡ ኣለው ላብ መቐለ ላኣኻኸቡ ።

  • @tekeaokbakristos9614
    @tekeaokbakristos9614 6 วันที่ผ่านมา

    Bei all Respekt for you
    Amaniel and desale are you Higdef this time
    Trying weyane als not gilty making agreement
    With the Eritrean government is good
    I

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck1013 6 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ናይ ሳሕልን ናይ ደደቢትኣይዲዮሎጂ ይኣክል ሓድሽ ሓይሊ ናይ መንእሰያት የድሊ ሎ።

  • @AbduAbduberhe
    @AbduAbduberhe 6 วันที่ผ่านมา

    አረ በጃኹም እት ሰብ ሞተርን ባጃጅን ተኽፊልዋም ወጣት ምድፋር እዩ

  • @gebremedhinyohannes6402
    @gebremedhinyohannes6402 6 วันที่ผ่านมา

    This guy is clueless
    He died not know what is going on in Tigray

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 6 วันที่ผ่านมา

    ቱሩፋታት

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot 6 วันที่ผ่านมา

    John spoke in a v.clear language; but this person suggested what he needs to😰

  • @Eyamo-51
    @Eyamo-51 6 วันที่ผ่านมา

    እዞም ኣቦይ ንዋዩ ኣብ ሳሕል ድዮም ዘለው ኩሉ ግዜ ገጾም ዘይርኣዩ ኣብ ርእሲ ዋጣ ዝዋጥስ ኣይክዋጥን ከውጠጢ ዝብሃል ከምዚ እዩ ገርግስ ሓሳብ ተሊዎ ምስ ዮሴፍ ኣብ ሓደ ጣውላ ክተምጽኦም ኣለካ ኣማኒኤል

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 6 วันที่ผ่านมา +1

      ሓቃውን ኣብ ባይታ ዘሎ ኩነታትን ብሓቂ ስለ ዘቅረብዎ ድዩ ኣሕሪሩካ ዳሓን ኣይትሕረር ኣብ ቀረባ ክበርሃልኻ እዩ ።

  • @tewoldebirhankebede1337
    @tewoldebirhankebede1337 6 วันที่ผ่านมา

    ናትካ ዩ ፋልሶ ሓበሬታ

  • @samueltsehaye930
    @samueltsehaye930 4 วันที่ผ่านมา

    ክክክክክክክክክክክ ገለኩም ዑስባት ናይ ሕዋሓት ገለኩም ከኣ ኣሮግቶት ሻዓብያን ሕዋሓትን ኮንኩም ኣብ ኣርማድዮ ናይ ሓደሰብ ቲቪ ኣቲክን ዓጀው እንተ በልክን ዋላ ሓደ ዝስዕበክን የለን ሓቂ እንተ ሃሊክን ዘይትገጥሙ ዎ ዘይትካትዑ ገዛ ዓጺካ ሐይ ምባል ጥራይ ብፍላይ ኣማኒኤ ሕማው ኣለካ ንባዕልካ ዲክታተር ኢካ

  • @TeameBerhe-r4z
    @TeameBerhe-r4z 6 วันที่ผ่านมา

    ገርግስን ኣማኒኤልን ኹሉ ዘረባኹም " ክትበልዖ ዝደለኻዮ ድንኩል ሕንበሻ ትብሎ " ኾይኑ ረኺብናዮ ማለት ቐዳምነት 100% ትግራይ ኣብ ለዉጢ ኣላ ተቐበልዋ :: መንእሰይ ብገንዘብ ተታሊሉ ብሲኖ ትራክ ተፃዒኑ ከም ንብረት ተዓዲጉ ማለት ንዕቀትን ትዕቢትኩም ወይም ውሽጣዊ ትምኒትኩም እምበር ዝሓሸ ገምጋም ህልዉ ኩነታት ምስ ዮሴፍ ኣላ ::

  • @semeremeh
    @semeremeh 5 วันที่ผ่านมา

    ዮ ሴፍ ናቱ ትንተና አቅሪቡ ሰሚእናዮ አቅመ እንተለኩም ናትኩም ትንተና አቅርቡ
    እንተዘየለ ንዮሴፍ ምቅዋም ዘይኮነ ዚ ምቁሻሽ ዩ ነውራም ተግባር ዮ

  • @tlyk5348
    @tlyk5348 5 วันที่ผ่านมา

    ሓሳባትኩም ፍልልይ ኣይረከብኩሉን only disrespect sorry

  • @romankushite4116
    @romankushite4116 6 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ኣማንኤል እናታይ ጌርናካ፡ ተጠው ኢለ መንገዲ ኣቋሪጸ ን ክጽሕፈልኩም።
    እዚ ሰብ ተዛርቦ ዘለኻ ዘርጠብጠብ ባሃላይ፡ ዘረብኡ ግልጺ ብዘይኮነ ነብሱ ዝቃረን።
    ሓንሳብ ኣቢ ሓመድ ኣይደልዮምን እዩ ፡ ዳሓር ካኣ ክጥቀመሎም ጥራሕ እዩ ትብል።
    ኣብ መጀመርታ ቅድሚ ሕጂ ጌጋ ጌርካኔርካ ኢኻ፡ ግን በቲ ናይ ሎሚ ጹቡቕ ስራሕካ እየ ዝፈርደካ። ኣብ መወዳእታ ኸኣ ፈንፊነካ ትብል።
    ይ ኣማንኤል ኣነ ምሳኻ እዩ ኸማን እቲ ጸገመይ።
    ባህላዊ ጀነራላት እዮም ዝብልዎም ኣብ ትግራይ እዩ ዝ በለ።
    ኖ ማን ኣማንኤል ሎሚድ ሸተት ኢላትካ።
    እዚኣ እታ ኣብ ትግራይ ምቕንጻል ዝብልዋ እያ።
    ሓዚነ

  • @TamratWelde
    @TamratWelde 6 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ሀጠው ቀጠው ሰብ አምጺእካልና

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot 6 วันที่ผ่านมา

    Who knows; who he is😰

  • @Lemishe
    @Lemishe 6 วันที่ผ่านมา

    የአድ የሺሬ አንባታችሁን የማታቁ የሴት ልጆች ኪስ አውላቂዎች ስሙ ከዚህ ዘመን
    ቡሃላ ቀና ብላችሁ አይደለም
    አንገታችሁንም ደፍታችሁ
    ህልናችሁን ባስቀጠላችሁ!
    ስሙ ከዚህ ዘመን ቡሃላ
    ለሰፊው አማራ ህዝብ
    ኦሮሞ ህዝብ አይደለም
    ለወልቃይት ራያ አማራ
    ህዝብ ለቁርሱም አበቁ
    ዛሬ ትላት አይደለም
    በገባችሁበት እየተቀበራችሁ
    ድሻሁ ይጠፋል የሚያድናችሁ
    የለም የለም ጠባችሁ ከ130
    ሚሊዮን ህዝብ ጋር ነው !!!

  • @romankushite4116
    @romankushite4116 6 วันที่ผ่านมา

    ኣብ 56 ደቒቓ ደኺመ። ቻው በሉ።

  • @TekleweinBerhane
    @TekleweinBerhane 6 วันที่ผ่านมา

    እምባኣር ስእሎም ዘይርኤ ከምዞም ናይህግደፍ ሰብ ክተጸልም ጀሚርካ መደብካ ብዛዕባ ቃልሲ ኤርትራ ገዲፍካ ብዛዕባ ህዋሓት ገታቸውን ኮይኑ ዘረባኻ

    • @woldaislassie2930
      @woldaislassie2930 4 วันที่ผ่านมา

      ድንቁርናኻ ኣይትግለጽ!
      እዚ ጉዳይ ጉዳይ ህዝቢ ትግራይ 'ምበር ጉዳይ ህወሓትን ጌታቸውን ኣይኮነን። ህዝቢ ትግራይ ማለት ከኣ ህዝብኻ ማለት'ዩ። ኣተሓሳስባኻ ኣስፍሓዮ።

  • @ibrahimnur5952
    @ibrahimnur5952 6 วันที่ผ่านมา

    Hasot menesey gimit eyu zhigiz

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck1013 6 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ምስ ጋሻኻ ኣይጠዓኹምን

  • @asliErda62
    @asliErda62 6 วันที่ผ่านมา

    Both Debrezion & Getachew R ardent TPLF 4 z record....Debrezion pro Hard old guards of T P L F guys & very very rich milioners & billioners...Getachew prefers z soft road young guards ...highly educated & poor..or
    Semi poor
    .hope not wrong...correct me plz

  • @senaizemenfes5418
    @senaizemenfes5418 6 วันที่ผ่านมา

    ጉጂለ ደብረጺዮን ምስ ዲክታቶር ኢሳያስ ሕግብግብ ይብሉ ስለ ዘለው ክዳኸሙ ኣለዎም።

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 6 วันที่ผ่านมา +1

      ሰብአይ ዲኻ ኪደ ተዋጋአ ኻልኦት ምኽንያት አይትግበር ፈሰፋሰ

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 6 วันที่ผ่านมา +1

    ህዉሀት ናብ አብይ ዝከደ ህገዊ ሽሙ ክወሀበኒ አለዎ እዮ ካልአይ ግዜዊ መንግሰቲ አብ 2 አመት ምንም ክሰርህ ሰለዘይካአለ ብ ምትኩ ካሊእ ክመርፁ እዩ ግዜዊ ምንግሰቲ ብክሊቲኦም ድሌት ዘለዝምረፅ ብ አብይን ህውሀትን አብ ፐሪቶርያ ዝፈረሙ 2ዝለዝኮኑ ዳሀር ግን ጌታቸው ናይ አብይ ሀሽገር ዝለዝኮነ።