*️⃣ሰበይተይ ካብ ካልኣ ሰብኣይ ጠኒሳ መጺኣትኒ፡ ጉድ ረኺበ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2025
- *️⃣ሰበይተይ ካብ ካልኣ ሰብኣይ ጠኒሳ መጺኣትኒ፡ ጉድ ረኺበ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie
⚑ CONNECT WITH ME⚑
Instagram➡️ / mahustar88
Facebook ➡️ / mahustar
Facebook ➡️ / mahustar2
TikTok ➡️ / mahustar
Webesite ➡️ mahustar.com/
WhatsApp➡️ wa.me/message/...
Join this channel to get access to perks:
/ @mahustar1
ኩቡር ሓዊ ግዜ ከይወሰድካ ብሰላም ኣፈንዋ ጾባሕ ዝገደደ እዮ ክመጸካ
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤
Niay kea ba seabuni jemarit ye yehwat 🙏🏾
@@መሰረትሲስ gerelika aleku niay kea seabeni ba🙏🏾
@Bahleyባህለይmedia ጌረልኪ ኣለኩ good luck
@@መሰረትሲስ thank u hawey natey🙏🏾
ኣንታ ሓወይ እዚ ዳኣ ፉሉጥ እንዲዩ፣ 1) ምሳካ ምድቃስ ኣብያ 2) ስእሊታት ካብሞባይላ ደምሲሳቶ 3) ፍቅሪ ምሳካ እንትህልዋስ ንኣካ ከይነገረት ኣስዲዳቶ ም መፀት ነይራ ፣ክሳብ ክልተ ወርሒ ኣይምተፀበየትን። ምለሳ፣ ካሊእ ሓድሽ ሂወት መስርት፣ ካሊእ ከተፍቅር ትክእል ኢካ፣ ፍቅሪ ሓላፋይ ኢዩ❤
ምናልባት ካብ ትፈልጦ ዓርካ ወይ ዘቐርባ ሰብ ጥኒሳ ትኽወን ይበል ዘሓሸ ብሰላም ተፈላልዩ ንሳ ኣብቲ ዓዲ ትንበር ንሰካ ከኣ ሰበይትይ ካብ ካልእ ሰብ ጥኒ ሳ አልካ ናይ ፍትሕ ወረቕት ይእቲካ ምስኣ ትፋታህ ብድሕሪኡ ምስ ነብስኻ ግዜ ወሲድካ ቀስ አልካ ኣብ ዘልካዮ ሃገር ንዓኻ ትምሰል ሰብ ትደሊ. ኩሉ ፍቃድ እግዚኣብሄር አዩ አታ ናትካ ዘበላ ሕዚልኻ ኣሎ.
*⃣ሰበይተይ ካብ ካልኣ ሰብኣይ ጠኒሳ መጺኣትኒ፡ ጉድ ረኺበ #እንታይትመኽሩኒ
Hawey bitami mesati eu medebika 👏🏽 ezi sieli tigebiro abey tigebro ba habirena? 🙏🏾
እንኳዕ ስሚዕትካ ተጻዊርካ መክሪ ክትረክብ ናብዚ መጸካ ብጥዓሚ ሓያል ሰብ ኢካ ካየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ኢየ
ናብ መክረይ ክኣቱ ኣነ ብወገነይ ንስድርኣ ክትነግሮም ኣለካ ይብል ።
መኽንያቱ ሎሚ ንኽብሪ ኢልካ ዝገደፍካያ ንጽባሕ ንግሆ ብኣንጻሩ ተቀይሩ ካይመጸካ ስለዚ ዝበለት ትብል ክትነግሮም ኣለካ ንስካ ግን ብጥዓሚ ንፉዕ ሰብ ኢካ እንኳዕ ሓሪካ ዝኾነ ኣይበልካያ ኣብ በይንካ ኣይኮነን ኣብ ኩሉ መንእሰይ ዘጋጥም ዘሎ ኢዩ።
ነዛ ሎሚ ዘለኻያ ጸገም ተጸሚምካ ተሓሊፍካያ ንጽባሕ ዝያዳ ምቁር ሂወት ከም ትሕልፍ ኣይጣራጠርን ኢየ❤
ሰላም እዛ ሓወይ
ጥንሲ ምስዳድ ማለት ሰብ ምቅታል እዩ ከይትውዕሎ ተጠንቀቅ ምስ ፈጸምካዮ ናይ ሕልና መቅጻዕቲ ከቢድ እዩ፡ መፍቲሒ ውን ኣይኾነን ጥንሲ ምስዳድ ምክንያቱ ሰብ ብምሰሊ ኣምላክ እዩ ተፈጢሩ፡ ብጀካ ንኣባድ ነብስካ ንዋላሓደ ሰብ ከይነገርካ ምሳካ ይዕብዮ ምክንያቱ ፈታ ኣይገበሮቶን ኣጋጢምዋ እዩ፡ ውላድ ድማ ናይ ዝወለድካዮ ዘይኮነስ ናይ ዝዕበዮ እዩ፡ባዓቢኡ ውላድ ናይ ፈጣሪ ውህበት እዩ ኣምላክ ባዕሉ ዓስብካ ክህበካ እዩ፡እንተ ዳኣ ፈቲሒካያ ውን ኣብዚ ሕጂ እዋን ከም ሰበይትኻ ጌራ ትፍቅረካ ዘይክትረክብ ትክእል ኢካ ሰለዚ ኣብ ሓዳር ምጽውዋር እዩ እዛ ሓወይ።
ናይ ድኹም ምኽሪ😁😁😁😁
ኣፋንዋ ሓዉ ትቅልደልካ ኣላ ወይ እቲ ጥንሲ ሰዲዳ ምሳካ ትኩን እንድሕር ተፍቅረካ ❤❤
እዚስ ክፍእ ምክሪ እዩ ጥንስ ምስዳድ እኮ ሓጢያት እዩ😢 ንሱስ ተጋጊዩ ዶ ኣይነበረን ሰብ ኮይኑ እኮ ዘይጋገ የለን ካብ ይቅርታ ዛዓቢ እንተይ ኣሎ ይቅረ ይበለላ ሓቀኛ ፍቅር እኮ ይቅረ እዩ ዝበል ጥንሲ ምስዳድ ማለት እኮ ህወት ምሕላፍ እዩ😢
ንክትኣምና ከቢድ እዩ ምስቲ ጠባያ ቀይራቶ ዝነበረት፡ ግን ክልተ ግዜ ከይትብደል ቆልዓኣ ምስ ጎበዘ ከይትሽንድሓካ ተጠንቀቅ ፡እንተስዲዳቶ ጽቡቅ ትቅጽል እንተኣብያ ግን ፍትሓያ ነብስካ ኣይትህሰ ንዓካ ዝበላ ኣምላክ ሒዝዋ ኣሎ❤
ከምዙይ ዝገብራ አሕዎተይ ግን ልቦና ከ ኣለክን ዶቆልዓ ምስዳድ ሓጥያት እዩ😢 ነብሲ ምጥፉእ እዩ
ኤህ ሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ርሑስ🥺ሰንኪ ባዓል ከምዚአን በላዕቲ እምነት ኳ ዩ ምስ እምነትና ተሸንዲሕና ዘለና💔🥺
ዳሓን ኣጀኺ Liyu ኩሉ፡ግዜ እቲ ብሰብ ዝተበደለ ፍጣሪ ኣለዎ ዘይምጭናቅ ብፍጣሪ ካኣ ዝያዳ ኩሉ ይካሓስ ❤❤❤
@@ድንግል3ልማራያ አብሽሪ ሓፍተይ ቲ ዛንታ ዩ ቋስቂሱለይ በር ኖርማል ❤✊
ሓወይ ናተይ ተጠንቀቕ ትሽውደካ እያ ዘላ ሓቅነት ታሃልይዋ ስለምንታይ ስባት ትዳዋወለሎም ዝነበሩ ኣጥፊኣቶም ካብዛ ዘመጸትካ ዓዲ ናባኣ መልሳ ብጥበብ ካብዘን ውጪ ሃገር ሓንቲ ስም ጠቂስካ ክንዛዋወር ኢና ኢልካ መልሳ ናብ ኣፍሪቃ😊😊 ንስካ ተጠንቀቕ ትሽውደካ እያ ዘላ ካብዙ ኣቲካዮ ዘለካ ጉድ ወጻእ😢
💪💪💪💪💪👌👌👌✅✅✅✅✅🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@@FuFg-me2eo ሓቀይ ዶ😂😍😘
Haqkha wedey kulen ms temehara neren ❤😂😂
@yohanaandat8616 አረ ኣነ ጋል እየ ማዓረይ😂😘
@@ጥልመትጓል ብምዃንኪ ኸዓ ዝበለፅኪ ጅግና👍👍👍👍👍
እዚ ላግጺ ።ምክኒያቱ እንተትዕመጽ ኣብ ዉሽጢ 24 ሳዓተት ካብ መድሃኒት ወሲዳ ምተካለከለቶ ዶስ ደንዚዛ ኢያ ኣዋሪሕ የሕሊፋ ።እቲ ሲድራ ክሰምዑ የብሎሚን እንታይ ማለት ኢዩ ?ብዚኮነ ግዜካ ኣይትክሰር
ብሓቂ ደፋር ሰራቒት እያ
ልብካ ዝበለካ ወስን ግን 2 ግዝየ ሕሰብ ሓወይ ናተይ ምክናቱ ዕድል ሓቲ እያ ውላድ ህያብ ፈጣሪ እዩ ህያብ ፈጣሪ ተቀበል
Nay men wlad elu kqbel zblo zelo semiekayo dika xbuq gerka
Kkkkkkk wey hiyab
Amen elka teqebolo hawey ❤❤❤❤❤
Ay msknay hawey. B selam afaniwa kemti bnubur sdrabet gierka zetemeraakaya. Mezez keymexeka kaliee. Amlak neaka zbelo hizlka alo. ❤
Hawey ezi tiblo zeleka hakinet teleka abti zelekayo addi nigeriom neaa Kea nigera ezom addi kimelsuki eyom Bella mikinyatu 1) sidrabet kingeru zeymidlaya
2) amaxia zeymingara
3 ) tinsi kisded zeymidlaya
Hawey ab reisi gega keykoneka Abo wiladey ela temxio seb alewa temelisa bigenzebka tata keytiwisik wedhanka 🙏
ጎቦዝ ኮይና ክንደይ ግዜማ ኣጥኒስኩም ክትመፁ ዋ😂😂😂
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤
😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂
ኣምላኽ ይታሓወስኩም፡፡
ንቤተሰባ ተናገር ንዓኣ ተተናገርካይ ምክንያቱ ስድራኣ ነዓካ እዮም ኣረኪበምካ ሓንቲነገር እተኮና ነዓካ እዮም ዝጥዮቅካ ዝጥንሲ እውን ስገድዮ ኣትበላ ንዓካ እውን ፅቡቅ ኣይኮነን ቃደማይ ነገር ሓጥያት እዩ ካልኣይነገር እውን ሂወታ ትሰእን ትክእል እያ እና ዝሓወይ ንቤተሰባ ነጊርካ ልቦልካ ሰሜዕካ ዘዋፀእካ ወስን ከትጋገ ዘጣዕሰካ ከትሰርሕ ❤
Ab fetena aytetweni amlakey🙏🙏🙏,ember kebad eya eza heto zarkey gen regem bel mejmerta emo...
ክቡር ሓውና ብሰላም ኣፍንዋ
ብሰላም ተፍላለ ሓወይ ምስ ዘየፍቅረካ ምንባር ንባዕሉ ገድሊ ዩ ።ዝሓበትልካ ንገር ኣሊ ብቅድሚ ኡ መክንያት ተብዝሓልካ ኔራ ግምታትካ ኣመዝን ኣጆካ ናዓኣ ካ መሪቅካ ኣፍነዋ ንጽቡቃ ዩ
ጎሓፍ 1900000000000%👊👊
ፍተሓያ ምምኻር እውን ኣያድልን
እዚ ልበወለድ ስለ ዝኮነ ዋላ ሓደ ኣይንብልን። ሓቂ ከዝከውን ግን ግልጽነት የብሉን ሓዳርኩም ትትረፍካ። ሓቂ እንተትከውን ኣብታ ዝተዓመጸትላ መማከረትካ፡ ስለዚ ብሰላም ግደፋ......
Fethaya hawey marey nekulkum subuk❤
Zetnesa tifelto eya mkniyatu eti tinsi mesidedto nera b amexi tetkewini nera degimka haki nigrni bela ❤❤❤❤
Kesab te hares te xebeya kabu fere berkega kab sebeteka weled Kabu mesa te qexel welida kabaka newelad ente da aba gena begezu gedefi kesb te weled gen texebeya❤❤
ክንድናዩ ተስፍ ቆሪፀ ዝኩሉ ሸግር ኣሕሊፉስ ኣፈተና ኣይተእተወኒ ኣምላከይ 💔🥺
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤
Hawey mearey tinse sdedyo aytbela mknyatu egzabher dey fetwo srah eyu gn ktfetha mesel aleka mis kale sle zizemewet b selam fthaya natka aykonetn egzabher neaka kale zedalewelka alewo sesenayu ab delekayo selam kun Hawey mearey ❤❤❤
ቀልጢፍካ ጸግዕኻ ሕዝ ምንዋሕ ግዜ ጽቡቅ ኣይኮነን
ውይ ሓወይ ታይ ሕማቅ ረኺብካ ፡፡ ግን ዝወለደት ኣይደልን ኢልካ ትርፊ ዘረባ ስለዝተዛረብካ እዩ ኣምላኽ ፈቲኑካ ፡፡ እንድሕር ተፍቅራ ኮይንካ ስቅ ኢልካ ተቀበላ ናይ ደሓር ፈጣሪ ይፈልጥ
tnsiwun aytesdd kawuu naa gn afanwa nab geza zhawey tnsi gn keytesdd
እዋይ ሓወይ ገድፈ ኣፈንዋ😢😢
ጥንሲ ሕዝኪ ኪዲ በላ
ብራፎ ሰቢኣይ አንቃዕ ኣይሓንቅካያ ኣይቀተልካያ
ንዓዓ ኣጎጋ ናብ ቨከሽን አልካ
ናብ ኣፍሪቃ ምለሳ
afanwa zigedede keymexaka kubur hawey
ወይ ወዲ ዝረክቦ 😢😢😢😢
Selam kubur hawey ajoka zaytflto zatnsa da zaytsdo entay zarba adlwo xedadwo
1ይቲ ባዕለይ welcome kburi hawina
Kubur hawina bselam afaniwa
Welcome back bro 🎉❤
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤
ድራማ እያ ትሰረሐልካ ዘላ ምኮኒያቱ ንምንታይ ኣቡኡ ዘይፍለጥ ቆልዓ ክትወልድ ወሲና ኣነ ከምዝስመዐኒ ኮነይ ኢላ እያ ትጥቀመልካ ዘላ ክሳብ ትወልድ ምሳካ ክትከዉን ምስ ወለደት ቦታ ምስ ሓዘት ኣቦ ቆልዓዓ ፕሮሰሰ ገይራ ክተምፅእ ክትሸንደሐካ እያ ደልያ
kdefa hawey natey afanuwa
ፖው አረ ኣበይ ክይደ አየ ሓራሙ ዘይብሉ ቦታ ኡይይይ ዝበሎ ባ ውድ ሹቀይ ኣይትታሃመል ኣፋንዋ አዛኣ ማራ ጋል ሹቁ አያ ትመስል
Ms tnsa gahafa ❤❤❤
Gale mekan schgre eyu bejkum ajoka kurub akeli gerka astewalela ❤
❤❤❤❤
ኣቦየ ኣፋንዋ 😢😢
Way hawey ajoka 😢😭😭
ጅግና ኢካ እንኳዕ ጥራይ ኣብ ሂወታ ኣይተንከፍካያ ። ቫኬሽን ኢልካ ኣብ ኣፍሪቃ ወሲድካ ወርቃቅታ ኣግዲፍካ ቀዳዲድካ ኣብኡ ጉሒፍካያ ምጻእ።ንስድራ ዘይምንጋር ደሓር ንዓካ ኣብ ዘይተደለየ ሽግር ከእትወካ እዩ ከም ውልድካ ከይትቅበሎ ብመደብ ዝገብረቶ እዩ ክሳብ ትደላደል እያ ተጠቂማ ክትጉሕፈካ እያ ንዓካ ተጠንቀቅቅ ኣብኡ ዘይትፈልጦ ህጻን ክተዐቢ ክትብል ኣብ ሽገር ከይታቱ ። እመነኒ ድሕሪ ግዜ ወደውይ ኢልካ ምስ የዕበካዮ ኣብኡ እየ ዝብል ምስ መጻካ ከይፈተካ ኢካ ክትህቦ ስለዚ ሕጂ ትውስኖ ንመጻኤካ ኣገዳሲ እዩ
Ane wun kemza natkaya hasabey mknyatu neten komu zhasba wun memhari eyu kelil eyu
ኣይ ማዓረይ ፈጣር ትዕግስቲ ይሃብኻ
ግን ስ እቲ ህፃን ታ ገበረዋ ብሰላም ትፋላለዩ ወይ እስኻ ትቓቦሎ❤😢
ዓመጽ ኣይኮነን ብከመይ ይመስለኩም, 1ይ, ስለምታይ ኩሉ ናይ messenger apps ደምስሳቶ
2ይ, ስደድዮ ክብላ ከሎ ስለምንታይ ኣብያ ሰብኣያ ከለዋ ኣብኡ ዘይፍለጥ ከተዕቢ ትደል ኣይመስለንን እሳ ያ ከማን ክትሰዶ ክትቀላተፍ ትጽበያ
ቅንዕና ዘይብላ ሰብ ያ
ዝገደደ ከይመጸ ውሳኔ kedlyeka'yu
Selam Kuni Elka Bselam Afanuwa Zgedede kesemaka keleka kab hiwetka Arhka bro 😢
መሰንጀር ዋትሳፕ ዝነበረ መልእኽትታት ደምሲሳቶ , ጽቡቕ ጠርጢርካያ ኣለኻ
welcome 🎉🎉🎉
Gohafa,ezen hasewti kalie qumneger yeblenin.Wala ab gedel tieto abarira
Welcome 🎉
ግደፋ።
Eway hawey amlak akaelo n meeaxeon yfterelka kabti zelekayo
Hawey hiji bselam terah afanwa zgedede kimeexaka eu
ምስ ጥንሳ ጋሓፋ ሓወይ ሓሓደ ጥንሲ ምስዳድ ሓጥያት እዩ 2ይ ስድራ ክፈልጡ የብለምን ምባላ ፈትያ ዝጠነሰቶ መሲሉ ይስመዐኒ ለ ዓመፀ ተዝገጥም ንገረም ትብል ነይራ እያ ታይ ከ ከይና ኢሞ መሰጀር ትምሰሖ ዙ ለጥነሳ ከይ ድውለላ እዩ ዝከውን በ
ሕማቅ ከይ ወሰንካ ኣፋንያ
@BerhaneKebrom እሞ ምስ ወለደት ይግሓፋ በ ታይ ትከውን እዝኣ ዋ ታይ ዝኣመነካ እምነት ምፍራስ ከ ሓሚቃ ክተሕምቆ እያ
@@BerhaneKebrom ከም ተዓመፀት ምክኒት የመ ብዘሐትን
Entay mkri adlywo ezi dea afanwuwa bselam bHaki teamxa tekoyna sdrea mngar normal u ezi mstir u
ወስን መንነት ናይ ዘጥነሳ ሰብ ዘትፈልጥ ኣይኮነትን ክሳብ ትሓርስ እያ ግዜ ዘድልያ ዘሎ ስለዚ ጽባሕ ጣዕሱኡ ከይ ከፍኣካ ።
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤
አየ ስደተኛ ረኺብዎ ዘሎ ናይ ስደት ፀቕጢ ከይአኽሎ እዚ ርእሱ ዝኽአለ ጭንቀት ሒዝክናሎም ትመፃ ግን ሕልና የብልክን ዲኽን አብዚ ቀረባይ እውን ለይትን ቀትርን ሰሪሑ ከፊሉ ዘምፀአ ጥንሲ ተሰኪማትሉ መፂአ ሰምቢዱ ጓል ትበሃል ፀሊኡ በይኑ አሎ😭ንየ በላ ብልብያ ተዝኾን ምአመና ዓመፃ ብፕሮሰስ ዝመፀት ምን እዩ ዝዕምፃ ደሓር ክአ ጥንስቲ ምዃና እንዳፈለጠት ታይ ክትባቕጥ መፅያትካ ፅባሕ ካሊእ መዘዝ ከየምፀአትልካ አፋንያ ቅጭ መምፅኢት 😏😏
ምስኪን ሰብ መቸም ኣይኮነሉን'ዩ ከይደኸምካ ኣብኡ ከለኻ ንስድርኣ ነጊርካ ካሕሳኻ ወሲድካ ጥራሕ ኣፋንዋ ወላ ትሙት ንጓል ክትድንግጸላ የብልካን
እዚኣ ትዕምጽ እምበር ኣይትዕመጽን ንስድራኣ ንገሮም
ካብ ውሽምኣ ጠኒሳ ከይትከውን ደዊላካላ ወጽየ ኣለኹ ኢላ ተመኽንየልካ እንተ ነይራ
ከምኡ’ውን ወሳብ,ኢሞ እንተ ደምሲሳቶ ገለ ኣላ እንዳቦይ ዓብደላ ንብል ኔርና ብቆልዑና
ገለ ኣላታ
እዋይ ሓወይ ኣኻእሎ ይሃብካ እዩ ዘብል. 💔 💔
እንተ ጥንሲ ምስዳድ ኣይትሕሰቦ ሰብ ምቅታል ማለት እዩ
እቲ ነገር ከምዚ ኮነ ገርካ ክትፈልጦ ፈትን ውሽማ ሒዛ ነይራ ከይትከውን
ፈሊጥካ ምውሳን ይሕሸካ እንድሕር ካብ ውሽማ እንተ ጠኒሳ ክርስቲያን እንተ ኮንካ ክትፈትሓ ይፍቀደካ እዩ
Eti tensi asededeyo bela 😂
Ms tensa ghafa bro degmay keytguda🥺❤️
ንስ ነብሳ ኢያ ፈትያ እምበር ናዕካ ቅንጣብ ሓልዮት የብላን ንስካ ነብስካ ኣውጻኣያ ሕቡእ ዝብል ቃል ንሕጋዊ ኣይኮነን ስለዚ ምፍላይ እዩ
እዞም ኣፍሪቃ ኬድኩም ትምርዐው ብፍላይ ነዊሕ ዝገበራ ኩለን ዓርኪ ኣለወን ከይ ወለዳ ብሮሶስ ኣይ ትጀምርዎ
ካልኣይ ከይትሓስብ ኣፋንዋ ማክንያቱ ብድሌታ ያ ጠኒሳ ምጺኣ ጽባሕ ነቲ ዓርካ ከተምጽኦ ኢያ ንስድራኣ ንገሮም ብሰላም ኣፋንዋ ፍቕሪ ምቕሪ ከይትጻወት ሰብ 2 ግዜ ክቐትለካ ኣይትፈቕደሉን ኢኻ
Hawey aftamera
bro ጽባሕ ዝገደደ ሸግር ከይመጸካ ብሕጂ ሸንዲሓያ🙌😒
Aytiqonkain haweyy
Mis tinsa guhafa 🤔
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤
ድንግል ያ መጺያትካ ዘላ ስቅ ኢልካ ጠርንፋ ወላ 2 ዝወለደት ሲኢና ኣለና በዚ ከባብየይ ታሃሊካ ቁጹራ ስደደለይ ባዕለይ ከም ወደይ ከዕብየላ የ😂😂😂😢
Telefoona bealey ksedelka
ሓዳ ግዜይስ ዝሙዉዳት ናብራ ዝፈትዉ ክብደሉ የብሉመይ ዝኩላይ ጽእሮም
ሓወይ ኣፊንዋ
Selam kbur hawey bejemeriya enqae Ab Nebsa zkene hmaqi Aygeberika Bkaliay ezia Sebeytey tbla zeleka seb entay keyna kulu Merakeb buzhat demsisto kaliay kea eti kolia nsdedo mis belikya okey zeytbleka Abo weda sile tiefelito eya No elatika hqneti ente zhliwa Amexi mis wereda entay keyna kemzi Agatmni alo ela zeynegeretika
aythbeala
Bro bhuxux afanwa
Willkommen
ንስድራ-ቤታ ንገሮም ብኽብሪ ተመርዒኻያ ብኽብሪ ፍትሓያ በቃ ክትቐስን ኢኽ
ኣፋንዋ ከይዋዓልካ ከይ ሓደርካ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Fthaya::
Hanika feret zeytebila gihib entay kitwakitelka dea kitekiba awxika gohafa nisdra negirka abarira tiray wala simi belia gah tibel
ቀስ ገይርካ ናብታ ነበረታ ሃገር ወሲደካ ኣብኡ ወረቀታ ቀዲደካ ገዲፍኻያ ተመለስ
tahaneqi feret beli bela mushmush
ታዓሚፃ ድያ ብፍታዋ ጠኒሳቶ ኣረገጋግፅ መጀመርያ😢ዚ ምስ ጥንሳ ዶ ክጉሕፋ ዝብልካዮ ግን ኣብ ቦታ ሓፍትካ የእቲካ ሕሰቦ ገልዳም😉😉
ናሓዘንኩ ነይረስ አብ መወዳእታ ይግሓፍካ እለዮ😂
afanwa kone ela zgebereto eyu.meknyatu ab mobayla keytrekbo eti haqi demsisato ala msaka ente tdeli kea wela amex ente aganifwa qektifa ktkelakelo wey ketesddo tkel niera eya.dhri gzie wedey zbl sebay kmexeka eyu
Please nay amex tekoynu tnsi sedida hadara tqexl emnti ya malet u no ela teqbixa guday 60 alata sdria negirka afanwa
seneff entay elka kitkba zey wedika kitabi
Shelew tbel gemed qerbella zarkey txawteka ala zfelta gal kemu geyra canada keyda nesu gn qeltifu eyu gedifewa kalu tmeryu keman 2 kolu welidu alo nesa ka eti zameneto zetnesu bdehria ka kab kale welidu nbeyna terifa
Awa mester alwa kona ela eya tanesa fthaya nabraka nber nabseka ftew majamarya raska asrhyo lbme wadhanka
ኩቡር ሓው ከምገለ ጌርካ መሰንጀር ወይ ዋሳብ ክፈቶ ምናልባት ዝኮነ ምስጢር ክትረክብ ትክእል ኢካ እንተዘይኮይኑ ዝከፈአ ክይመፀ ቀልጢፍካ ተፋታሕ ካብ ገዛካ ኣባርራ ዘጣዕሰካ ከይትገብር ።
ኣረ በጃካ ይቅረ በለላ ሰብ ኮይኑ እኮ ዘይጋገ የለን ንስካ ንበዓልካ እኮ ተጋጊካ ነይርካ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ ክሳብ ዘየለ ይቅረ በለላ ጥንሲ ምስዳድ ሓጢያት እዩ ህወት ሰብ ምሕላፍ ማለት እዩ ንባዓላ ከ ኣይተሓስበላን ደካ ጥንሲ ክትሰደድ ክትብል እንተሞተት ከ እንተይ እካ ክትገበር ዘይወፅእ ጣዓሳ እዩ ፍርዲ እወን ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ኣለዉ ካብ ጥንሲ ምስዳን ምፍታሓ ይሕሻ ሓቀኛ ፍቅሪ ስለ ዘይብልካ እዩ ይቅረ ምባል ከቢድካ ዘሎ ዛሓወይ 🥺
Abiwushiti 24 seat ketebarra aleka bizey zereba sgoga tiray eiti xibuka bifetari tefedeyo neziagn ketehdra keman yebilkan kabigezaka keytewuxeka neaka bara bela
Guhafa zigedede kali’e shigirrr keyemxe’etelka kola