ካብ አጋመ ዘይተወለደ ካብ ክልቲኡ ሀዲደኡ። አሰርተ ጊዜ ይድረፍ ብዛእባ አጋመ ሰብ ስለዘበለ ኢልኪ ምኀታትኪ አግባብ አይኮነን። አጋመ ባእላ ትግራይ እንድያ አይትፈላልዩና። You should ask questions with Profession and be professional please also you don’t need to ask a question what he dose in USA 🇺🇸. Anyways mulubrehan wari we love you and you are one of my Favourite singer. Respect ✊🏽
Wwwwww eritrawi eye gn nezi wedi mara eye zednko bflay abta mkele shkor tbl aqararbaki kea mara adniqeki ab mewedaeta gn mara abkini kexlo happy birthday zarkey
It is so wonderful show you have keep it up it is so pleasure for the people of Tigray ,but I wanna suggest you please ask your guest about his back ground where they born ,when and grew up before you ask other questions b.c to know people they don’t know them
ከማይ ዝፈትወካ የለን ብጣዕሚ ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ💖
ዋሪ ኣንበሳ ናይና፡ ኣድናቂኻ እየ። እንተ ሰምሃልሞ ንኣምሓሩ ዘየአገድኪስ ንኽብሪ ቃልሲ ወለድኺ ዝደረፍ ጀግና ሓውኪ ምእጋድ ግን ዓገብ።
100 ካብ 100 ደስ ዝብል መደብ ቀፅሉሉ አብ ጎንኪ አለና ሙለር ዘመንካ ይባረክ
ዋሪዋይ ኣታ ጀግና ዓጋመታይ ኣይዞካ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና
th-cam.com/video/20BuBwmXSWg/w-d-xo.html ቤተሰብ ንኩን
ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣቱም ኮሞንት ትፅሕፉ ሰባት ሰብ ኣይትድሃሉ ታይ ይወፆ ሕጅስ ተፃረፉ ዋይ ብጣዕሚ ጎበዝ ጋዜጠኛ ኢኪ ማዓረይ ቀፅልሉ
ውውውውውድውውው
ትክክል
ዋሪየ ጅግና ወዲ ዓደይ ፍትውትው
ሙላተይ ይፈትወካ እየ ወድሪመይ ስራሕትኻ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም💊❤💛
ሕማም ከብዲ ዝኮነ ቃለ መሕተት.
በጃኪ ቅድሚ ጋሻ ምዕዳምኪ እኩል ምድላው ግበሪ.ደሓር ከዓ ዝሕተትን ዘይሕተትን ፈሊኪ ፍለጢ.
ኣብ ወፃኢ ዝነብር ሰብ እንታይ ኢካ ትሰርሕ ኣይበሃልን. ስርሑ ክትፈልጢ ነኪስኪ ሒዝክዮ.እቲ መደብ ክትጅምሪ ከለኪ ድሕሪ ባይትኡ ንክገልፅ ዕድል ኣይሃብክዮን. ነጢርኪ ናብ ስራሕቱ ኢኪ ኣቲኪ. ናብ ሰርከስ ትግራይ ከመይን መዓዝን ኣትዩ ዝነበሮ ፃንሒት እንታይ ይመስል ምንባሩ ኣይሓተትክዮን.
ዋላሐንቲ ክእለት ዘይብላ
ዋይ
ፅርይቲ ጋዜጠኛ
ፅሩይ ኣርቲስት
❤❤❤😍😍😍ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅቡቃት።
ካብ አጋመ ዘይተወለደ ካብ ክልቲኡ ሀዲደኡ።
አሰርተ ጊዜ ይድረፍ ብዛእባ አጋመ ሰብ ስለዘበለ ኢልኪ ምኀታትኪ አግባብ አይኮነን።
አጋመ ባእላ ትግራይ እንድያ አይትፈላልዩና።
You should ask questions with Profession and be professional please also you don’t need to ask a question what he dose in USA 🇺🇸.
Anyways mulubrehan wari we love you and you are one of my Favourite singer.
Respect ✊🏽
ምሌዋይ ኣነስ ክፈትወካ ክብረተይ♥️🙏
ሙሉብርሃን ጅግና ብጣዕሚ ዝፈትወካ ❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝያዳይ ዋሪየይ መቅሰን
ዋውውው ዋሪ ሽኮር ወዲ ትግርይ ዓደይ
ወድ ትግራይ ዓደይ ወለላ ❤❤❤🥰
ዋሪ እንበሳ ኣንሕናስ ፉትው እና ነብለካ ብናይ ብመቀለ ሽኮር ደርፍካ ሓላለይ❤💛❤🥰🥰🥰🥰
ዝተረጋግዐ ኣይመስለንን ሸኮረይ እንታይ እዩ ዝተጨናነቐ ይመስል
ልምንታይ መለስ አብ ክሊፕ አእቲካዮ እዚ ካብ ጓል ክቡር መራሒ መለስ ዜናዊ ለይንፅበዮ እዩ ክእረም አለዎ መለስ ናይ ህዘቢ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነስ ሓደ ጋናዊ እንኳ እንተሰርሖ ይምልከቶ እዩ መለስ ናይ አፍሪካ እዩ፡፡
ዓሻ እያ ታይ ዓይነት ስራሕ ትሰርሕ ያ
ዋሪ ዋ💊💪♥️🥰
Wari shikor ftwtw 💞😍
ዋሪ እዋይ ክፈትዎ 😘😘❤️💛
Des behalti deki adey mearey 💊💊💪💪❤️💛❤️💛🇻🇳🇻🇳❤️❤️💛💛💛❤️❤️💛💛💪💪💪💊💊💪💪
ጠያቂት ዋጣ አፃዋዋዓኺ ባ አኽብርያእዛ ክብርቲ በህልና ዋ
ን ሙሉብርሃን 🙏🏼💙🧸👋💖✝️🌝💜💐 ናይ ደርፍታት ዋናታት ግን መሰሎም ኢዩ ስለምንታይ ክብሉ ?? ዋናታቱ ኡዮም ረስፐክት ።
ብመጀመርያ ብጣዕሚ ዘሕጉስ ኣጀመማራ እዩ ኣበርቲዕኪ ንክትቅፅልሉ ክላበወኩም ይፈትው ዝሓፈተይ ።
ፅቡቅ ጅማሮ ክዓ ይኩነልኪ !!!
ካብኡ ብቅፃል ናብ ርኢቶይ ክኣቱ መጀመርያኪ ሰለ ዝኾነ ትኩረት ጌርኪ እንዳማሓየሽክዮ ክትመፂ ዘለኪ ነገርት ሓደ ሓደ ክብለኪ
1. ንኣብነት :- ኣብ መድርክ ምስ መፀኪ ክጥቀምሎ ዘለኪ ዘረባታት(ቃላት) ፅቡቅ ጌረኪ ምዳልው ጌርኪ ክትመፂ ኣለኪ ። ምክንያቱ እቲ ምዳላውኪ ኣብ ዕብየት ትግርኛ ዘተኮረ ስለዝኮነን ዓዲ ወኪልኪ ኣለኪ ማለት እዩ እሞ ጥንቃቀ እንተገብርልኩ ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣስተዋፀኦ ክኮነልኪ እዩ ።
2. ክልኣይ ድማ ኣካዳድናኪ ንቲ ምርኢትን ዘደምቅን ንቲ ወኪልክዮ ዘለኪ ህዝቢ(ኣዴታት ትግራይ) ዝገልፅን እንተዝከውን ፅቡቅ ኔሩ ኢለ እየ ዝሓስብ እሞ የቅኔለይ ክዓ ሰለ ምድላዋትኩም ።
ምንባር ሓተታ ትዕዝብቲ እዩ። ፅቡቅ እሺ ክነስተካክል ኢና የቀንየልና
ዋዋዋዋዋውውውውውው!!!!!!!!!!!!!!!!!! ብጣዕሚ ሰሓቢ ቀጽልሉ!!!
ዋዉ ዋሪ ክፈትዎ ማዓት እየ ኣይትጥፈእ በጀካ ኣለም ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኪ ቀፅልዮ
Wwwwww eritrawi eye gn nezi wedi mara eye zednko bflay abta mkele shkor tbl aqararbaki kea mara adniqeki ab mewedaeta gn mara abkini kexlo happy birthday zarkey
አጆካ ጥሩውን ይዘሕ መጥፎውን ጥለሕ ወደፊት ❤❤
Wow des kitblu dki tigray mary 👍👍👍👍👍🇻🇳
Deqi jeganu des zebel berogerem eyu♥️💛♥️
ማዓረይ ሓሳበይ ክገልፅ ሓደ ኣከዳድና ኣስተኻኽል ምክንያቱ ብዙሕ ሓላፍነት ኣለክ ኣብት ህዝብ ትግራይ ከም ባህልና ከም አደታትና ተኻደን ንሕና ከዓ ደስ እና በለና ክንዕዘብ ምእንታይ በተለይ ኣብታ አከዳድናኽ አደታትና መስልክ ምፅና ናፍቅና እውን ኣለናሞ ፍርቅ ጡብኽ ተቃልዑ ስለ ዘሎ
ዋው ደስ ዝብል ጅማሮ ቀፅልሉ
th-cam.com/video/20BuBwmXSWg/w-d-xo.html ቤተሰብ ንኩን
ዋሪተይ ማዓረይ ማራ እየ ዝፈትየካ ጎይታዋይ❤️
ደስ ዝብል መደብ 💖💖💖💖💖💕💕💕💕
First of all thank you for inviting my favorite singer. But why you didn’t start asking with his name, where he was born etc..
ይቅርታ ግን ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ምዉርዛይ ተብዝኺ ናይ ትግራዋይ ባህሊ ሓዚ ህድእ ክዓ በሊ ምስ ይቅርታ ፡፡ ዋርየ ጀግና ኢኻ
ጋዜጤኛ ኣይኮነትን !! ክፍኣት ፅቡቕ ኣይኮነን !! ወዲሰብ ከምድልየቱ ክኸውን ኣለዎ !!
አውይ አነሥ ክፈትዎ መዓት ዋሪ ሺኮረይ ❤❤❤ከማየ. አደ ዘይብሉ 😢
ብጣዕሚ ጎበዝ ጭራ ተፃዋታይ ኢኻ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዋሪ ኣጆካ ተባዕ ትግራዋይ💔💔💔
ደስ ዝብል መደብ ከጽልዮ
👍👍👍🥰🥰🥰🥰👏👏👏💊💊✊✊☘️☘️☘️👌👌 ጂግና ወዲ ትግራይና👌👌✊💊
ዋሪየ ኩሉ ነገሩ ፅቡቕ
🙏🏼💙😭 ኢያሱ በርሄ ✝️💖💕💜💐🍇🍇🏆።
ሙለር ጀግና💓💓💓💓✊
,መክበሪ ሰብ ዋሪዬ ሸኾር❤❤❤❤
እየተሳደቡ ዋጋ ሲያሰሳጡት መለስን ምነው መልስ አልሰጠች ክብር ሲሰጡት መደሰት ነበረባት ትቢተኛ በላት አይዞህ በርታ ልጄ
ዋሪ ናይና አዮኻ እዚኦም ናይ ሂወትኻ እንቅፋት ዮም ንቅድሚት ጥራህ ሰጉም ምሳኻ ኢና ድሩኡ ሀበሻ ክትልወጥ ደስአይብሎን 1ኛ
ዋሪ ዓርከይ ኣብዚኣስ ተፋጊእኩም ናይ ሓደ ስዓት እያ ፍንቃይ
ሕቶ ምሕታት ኣይትኽእልን ንክትረአይ ዘይትገብርዬ ፃዕሪ የለን ህድእ በሊ ዋይ
ጎበዝ ቀፅልሉ ኢኺ .....
Mulye shkor kfetweka anes ❤❤❤
Waw alem betami des serh Eu gd job keep it up 👍,, kb kulu des deblne kbke l lov ur smile 😃
ጀግና
ዋሪ ወድዞም ጀጋኑ
ዋሪ ወዲ ሪመይ ❤
Wariye ❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቕን ሰሓባይን መደብ እዩ...ንፍዕቲ ኢኪ ኣልሞ ቀፅልሉ .. ዋሪ ድማ ብጣዕሚ ነድንቐካን ንፈትወካን ጎበዝ ኣርቲስት ኢካ ሞ ኣይትጥፈአና ካብኻ ብዙሕ ስራሕ ኢና ንፅበ... እንካዕ ተወለድካ.. ሓውኩም ትግራዋይ ካብ usa
ጎበዝ ቀፅልዮ
ዋውውውው
ክቡር ሓውና ኣጆኻ ጓል መለስ ትገልበጥ
Kepp it up nice program
Wari jegna ..gazategna zheteten zeyhtetn fleti tsbkti ab America tay tserh tebahilu ayhteten
ኣቤት ድምፂ 💯✅✅💗❤❤❤❤
It is so wonderful show you have keep it up it is so pleasure for the people of Tigray ,but I wanna suggest you please ask your guest about his back ground where they born ,when and grew up before you ask other questions b.c to know people they don’t know them
Wariiiiii...best chirawata ♥️♥️♥️💛💛💛
ሰምሃል ግን ከሙኡ ኢላ ሓቲታ ? ተጋግያ መለስ በፍላይ ንተጋሩ ኣቦና እዩ ። ካልኦት መራሕቲ ዘይረኸቡዎ ተጋሩ ግን ልዕሊ ፎቶ ናይ ኣምላኽ ናይ መለስ ፎቶ ኣብ ገዛኹም ይርከብ ኢሎም እናተዛረቡስ እዚኣ ኸኣ ቧእ በሊ ናይ ቲክቶክ ፕሮፋይለይ መለሰይ እዩ ደዊልኪ ሕተትኒ😋 ኣጆኻ ወደይ ዋሪየ ወዲ ዓጋመይ
😜💛❤️
ትግራይ ዓደይ ውልላ
ብዋጣ ከተደሪፊ ተስፋ ኣለኒ ሙሉተይ
ዋሪ ሽኮርር ኩሉ ነገርካ
ኣነስ ክፈትወኪ ናዓኪ ዝያዳይ ኣበይ እየ ዝረክባ ይብል ነይረ ረክበኪ ደሞ ምቅርተይ ናተይ ኣድናቅትኪ ጓል ኣክሱም
Mulerey ajeka jgna tgrawayyy 😍🤩😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ambesaye
ከመይ ኣለኹም ደቂ ዓደይ ሓላል ንኡሽተይ ዘተዶ ሓሳባት ጉዳይ ዛዕባ ክነግረኩም ቆንጢረ ብዛዕባ ኣክሱም መንነት ትግራይና ፍቐዱለይ ኣንቢብኩም ሼር ብምክፍፋል ኣይትስነፉ ክብል እፈቱ።
እዛ ብኢደ ጥበብ ብኢድ ኣቦታትና ዝተሰርሐት ሓወልቲ ጣልያን ወሲዱ ገሚዑ ሰቡሩ ዝተመለሰት ሓወልቲ ብመለስ ዜናዊ ጅግና ናብ ዓዱ ዝመለሳ ሓወልቲ ብጣልያን ተሰሪቓ ናብ ዓዳ ምምላሳ ዘረድእ ጥበብ ከምተረድኦ፣ ከምዙይ ይመስል፡ ማንም ትግራዋይ ኮነ ኩሉ ሓበሻ ብጥበብ ዓይኒ ዝተሰረቀ ሰብ ዋላ ይሰበር ይለወጥ ዜሩ ዜሩ ናብ መበቆሊቱ ዓዲ ከምዝምለስ የረደአና።
እቲ ነባራይ ሓወልቲ ድማ፡ ዘይንቕነቕ ዝነበረናን ዘለናን ዝህልወናን ዘረጋግፅ መንነት ዓርስናን ህላዌናን ወዘተ ሓቒፉ ዝሓዘ ዛዕባ እዩ መንነት ዓድና እዩ ተቓሊሱ ዘምፀኦ ፍረ ምስ ፅንዓትና ይሕብር፣ ተቦተ ፅዮን ዘፅነዐቶ ሓይሊ እዩ ትግራይ ብኣምላኽ ሓይሊ ከም እትነብር ከምዘላ ዘረጋግፅ ይመስል። እቲ ወዲቑ ዘሎ ዓቡዩይ ሓወልቲ ድማ፡ ናይ ትግራይ ምዕባለ ስልጣነ ኣክሱምን ሳባን ወዘተ ዓበይቲ ስልጣነ ተመራሚሮም ዝሰንደቕዎ ጥበበ ምዕብልና ትግራይ ዝነበረ ፃዕሪ ፍረ ገጅፉ ከይዱ ነይሩ ኣዝዩ ማዕቢሉ ነይሩ ካብ ዝተበገሶ እዋናት ዘመናት ኣትሒዙ ማራ ሰልጢኑ ካልኦት ሃገራት ከማን ክወዳደርዎ ዘይኽእሉ በሊሕ ትግራውነት ነይሩ ግን ስኣን ዝንከባኸቦ ስኣን ዝሕልዎ ስኣን ዝነቕሐሉ ምኽንያት ወዲቑ ዓብዩይ ስልጣነ ኣቦታትና ዘቕመጡልና መንነትን ብዙሕ ጅግንነት ወዲቑ ይርከብ ኣሎ፣ ካብ ቋንቋና ኣትሒዙ ካብ ፊደል ኣጠቓቕማና ካብ ስንፈትና ካብ ፍልስፍና ምርምር ዕቤት ማንነትና ንቕሓት ኣበይ ከምዝወደቕና ምስትውዓል ዘይንደሊ መሲሉ ከምዝተርኣየ ኣትሒዙ ወዲቕና ኣለና ቋንቋና ካብ ምግዳፍን ምርሳዕን ጀሚሩ ወዲቕና ኣለና፣ ብዙሕ ናይ ኣቦታትና ልፍዓት ቕርስታት ክእለታት ታሪኻት ባህልታት ውሕልልና መነባብሮታት ጥበባት ተሰሪቑ ኣብ መንነት ምጥፍእ በፂሕና ኣለና ቡርቱዕ መንነትና ታሪኽና ጅግንነትና ጥበብና ወዲቑ ኣሎ እታ ሓወልቲ ተሰባቢራ ተገማሚዓ ወዲቓ ዘርኢ ብዙሕ ሚስጢር መፃኢ ነይርዋ እዩ። እታ ካብ ጣልያን ተገሚዓ ኣብ ዓዳ መፂኣ ዝተቸኸለት ሓወልቲ ግና ንዓዳ ብዙሕ መንቅሒ ደወል ኮይናቶ ኣላ ገና ጅግንነትና ምሉእ ንምሉእ ኣይጠፍአን ክንደየናይ ተረርቲ ምኾንና ብዋላ ሓደ ዘይንግዛእ ጠንከርቲ ምኻና የረድእ ብፈጣሪ ሓይሊ ኩሉ ከምንሰግሮ የተሓሳስብ። እተን ንኡሽተያት ሓወልቲ ድማ ገና እናተበገሳ ኣብ ምዕባይ ይርከባ ኣለዋ ዝተጀመረ ታሪኽ ናይ ሕጂ ወለዶ መናእሰይ ከምዝቕፅልዎ ከምዝምልእዎ ብሕድሪ ዘለዋ ሚስጢር ኮድ እየን ማለት እውን ብሓደራ ዘለዋ ውልደ ትግራይ ኣዕብዩ ክቕፅሎ ከምዘለዎ የረድእ። እም ኣሕዋተይ ብፍላይ ህዝቢ ትግራይ ሓበሻ ኹልኻ ንስልጣነ ዓድኻ ክትነቅሕን ዓድኻን ማንነትካን ኣፀቢቕኻ ሓዝ ናይ ፀላእቲ ደገ ኣሹንካንዶ ንምድሪ ሓበሻ ኣፍሪካ ብሙልኣ ዝጠቕሞም ፀራሪጎም ሰሪቖም ድሃ ዓድን ድሃ ኣእምሮን ክገብሩ እዮም ፃዕሮም ስለዙይ ንቕሑ ብማንነትኩም ኩርዑ ቋንቋኹም ፈፂምኩም ከይተጥፍኡ እቲ ቐንዲ ማንነትና ቛንቛና እዩ ናይ ባዕልና ሃፍቲ ንብረት ሓደራ ሓደራ ሓደራ ደቂ ትግራይ ማዓር ፈጣሪ ይሓግዝኩም ብቕድመኹም ይቕደመልኩም ኣዝዩ ይባርኩም ሰላሙ የብዘሐልኩም ንዓለም ኩሉ ሰላምን ቅሳነትን ፍቕርን በረኸትን ምሕረትን ጢዒናን የውርድ ፈጣሪ ኣሜን ፫። ፣፣፣
Wari adenakika ena zhawey ketslelu alena abgodenka bro
Waw 😍
😘😘😘😘😘😘
Waww😘😘😘😘😘
Gele ayent des bhaly ❤❤❤
Wori jegna wedi jeganu keslwo
Waw byalw kTslelu
ይቅርታ እበይ እታ ጓልሲይ ስዲይ ነገር እያ ልወዲ ሰብ ኪብሪ ይሃሉዊኪ ከም አብነት እንታይ ትሰርሕ መንኦኩም ኢኩም ከ ዋጣ እንተ ተጋግይ ደሞ ካብ መልሲይ ኪማሀር ሙለር ወዲይ ዓበይቲ❤❤❤
Mekelle shkor
ዋሪየ ፍቅረይ
❤❤❤❤❤❤🙏
❤💛👍
❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊
ንጅማሮኪ ይበል ዘብል እዩ እንተኮነ ግን ክመሓየሽ ኣለዎ እለ ዝህብ
1, ኣብ መእተዊ መንነቶም ማለት ትውልዶም ዕብየቶም ባዕሎም ከላልዩ ግበሪ
2 ,ኣለባብሳኪ ንቲ መድረክ ዝምጥን ይኩን ብዝተከኣለ ኣብ ባህላዊ ክዳን ዘዘውተረ እንተዝኸውን ብዝተረፈ ፀፅብቁ ንዓኪ
ሰምሀል ግን ልባዕላ ድዩ አናጊሩዋ ወይስ ታይ እዩ? አብ መብዛሕትኡ ትግርኛሰ ዳርጋ ናመለስ ፎቶ ለይብሉ ዳርጋ የለይ ሀመይ ኢሉ እዩ ናዩ ጥራሕ
❤❤❤❤❤❤
ኣነሰ ኸፈትዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Warye 🧡❤
🤗🤗🤗❤️❤️
Wow
des bahali ❤❤❤❤❤
Waw😍😍
💖💖😍😍😍😍😍
Muler btami eye zednkeka alu kae bertie
😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏💪💪💪
Yene konjo swedew
Wariya marey wediy adey