#ልደት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 52

  • @AAa-u2g7k
    @AAa-u2g7k 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽም እግዚአብሔር ብሓቂዕድመንጥዕናንይሃብኽምእግዚአብሔርአምላክ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @aadd8069
    @aadd8069 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስ ዘይብል ኩሉ ከማኩም ተዝከውን

  • @SalamSalam-e3t
    @SalamSalam-e3t 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን አሜን አሕቢሩ እንኳዕ አብፅሐና
    ኣሰይይ ክንደይ ደስስ ይብል
    ወሃብትስ ክንደይኮን ትሕጎሱ

  • @BellaG-h9d
    @BellaG-h9d 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መምህር ፅጋይ ሃወይ ምስ መሳርህትካ ከምቱ ዝህዝቢ እዙይ ዝመገብኩም ናይ ሰማይ መና ይመግብኩም ኣምላክ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 วันที่ผ่านมา +1

    አምላክ ብሰላም ናብታ መውቅቲ ገዛኹም ክመልሰኩም ናይ ዘውትር ፀሎተይ እዩ ገበርቲ ሰናይ ብዝወፀ ይተክኣልኩም መምህረይ ሓልኹም የፅንዐዮ ርሑስ ባዓል ልደተ ክርስቶስ ይግበረልኩም አሜን ❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል እዩ ሩሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ይግበረልኩም 👏👏👏👏👏👏👏👏💚💚💚

  • @WediEmbaye
    @WediEmbaye วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዓሚ ኣዚዩ ደስ ዘብል ስራሕ ዓይንን ልብን ዘሕጉስ ብሩክ ልደት ይግበረልና ይግባረልኩም❤❤

  • @fioriberhane8695
    @fioriberhane8695 วันที่ผ่านมา +6

    nay bhaqi mera and teskari aydlnani u nxgom kinhgzi u zgbna Amilaki selam ywrdelna from Eritrea 🇪🇷

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe วันที่ผ่านมา +2

    ❤መምህር ምስ ሰናይ ተግባርካ እንዃዕ ኣብፀሐካ❤

  • @AlganeshTekulu
    @AlganeshTekulu วันที่ผ่านมา +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ፀጋይ ዝሃብኩም እዉን ብዝወፀ ይተካኣልኩም

  • @meksebtesfamaryam8232
    @meksebtesfamaryam8232 วันที่ผ่านมา +1

    Agziabiheir amlak tegeu yebzhalka haylka yetsnalka❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mohausnegmmadkurdi796
    @mohausnegmmadkurdi796 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ዝሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ይሃብኩም መምህር ፀጋይ ሓወይ ከኣ እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓኻ ዝኸውን ቃላት ስ የብለይን ሕይወትካ ዘልኣለም ብርሃን ይኹን
    ርሑስ ኣውደኣመት ይኹነልና!

  • @ghirmaytsehaye
    @ghirmaytsehaye วันที่ผ่านมา +1

    ናይ በሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሩሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ይግበረልኩም 🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MolowHadabaga
    @MolowHadabaga วันที่ผ่านมา +2

    ጸጉሸይይይ ድካምካ ጻዒሪካ እግዚአብሔር አምላክ ይክፈልካ ዝሓወይ ዝሃብኪም እግዚአብሔር አምላክ ብዝወጸ ይተከእልኪም🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @yEHiWeTmENGeD-sz9kj
    @yEHiWeTmENGeD-sz9kj วันที่ผ่านมา +1

    ኣሕዋተይ ማዓረይ በተለይ ኣብስደት ዘለና ናብ ዓዲ ምስ ከድና መርዓና ይኩን ብቻ ድግስ ክንገብር እንተኮይና ምስተም ዝተሸገሩ ነሕልፎ
    ኣብ ዓዲ ዘሎ ብዙሕ ኣየስተውዕለሉን
    ❤❤

  • @Tewelde-b8n
    @Tewelde-b8n วันที่ผ่านมา +1

    እዚ እዩ ጽድቂ ዝጠመየ ተመስገን ኢሉ እንተሐዲሩ።
    ሰናይ ተግባር መጽዋቲ አምላኽ ይባርኮ።

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Egziabher. mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. Abotatena. Uaye. Gud ⛪☝️😢🙏😢🙏🙏

  • @GiduGidu-e9v
    @GiduGidu-e9v วันที่ผ่านมา +1

    🌿እንካዕ ንበዓል ልደት ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም🌿 ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና 🌿💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @mokiyeandom6485
    @mokiyeandom6485 วันที่ผ่านมา +1

    btaemi des zbel awudaemet zemene Rahwa selam ygberelna💙💙💙💙💙

  • @meritubemeri
    @meritubemeri 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናሃብኩም ንበሩ ወሃብቲ መምህረይ ክቡር ሓወና ተባረክ ዞምህፃውንቲ😢😢😢

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዓ አብፀሐኩም ንበዓለ ልደት ክቡራት እሕዋተይ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ተባረኩ ንዚ ፁቡቅ ተግባራ ዝገብርኩም እሕዋተይ 🙏🙏🙏

  • @FgFg-b6i
    @FgFg-b6i วันที่ผ่านมา +1

    ዋይ ህዝብ ዝረከባ😢😢😢😢😢❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @ሩፍታልበይ-ፀ5የ
    @ሩፍታልበይ-ፀ5የ วันที่ผ่านมา +1

    እንዃዕ ኣብፀሐኩም ❤🥰

  • @mohausnegmmadkurdi796
    @mohausnegmmadkurdi796 วันที่ผ่านมา +1

    ለዋህ ህዝብና ከኣ እግዚአብሔር አምላክ ይኣኽለኩም ይበለና ብሰላም ናብታ ምውቕቲ ገዛኹም ይምለስኩም

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ግን ኣየ ህዝበይ ናብ መረበትኩም ትምለስሉ ግዘ ናፊቀ😢

  • @zaidteklay67
    @zaidteklay67 วันที่ผ่านมา +2

    Goyta eyesus ybarkum ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

    • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
      @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ባንዴራ ቀታልቲ ወገናትና ኣይትስደዲ 👎🇪🇷👎🐍😈👹

  • @taemutesfamichael7764
    @taemutesfamichael7764 วันที่ผ่านมา +1

    Asey etom Geberit Senay amlak exfn denn geru yhabkum ntmo temzabelti da amlak rahwa yfterelkum

  • @zabebamebrhatu3192
    @zabebamebrhatu3192 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @ementseyon652
    @ementseyon652 วันที่ผ่านมา +1

    ካብዚ መከራ ዘውፅእ ሙሴ ይልኣኸልና ፈጣሪ

  • @LuckyThrone-pb1kw
    @LuckyThrone-pb1kw วันที่ผ่านมา +1

    Geta hoy beka belena,yiker belena

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉

  • @Tegist
    @Tegist 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️

  • @maryedenbel9906
    @maryedenbel9906 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዞም ዕምበባ ዝመስሉ ህፃናት ዶ ምጠመያ ፡ኣሕ ኣይ ግዜ😢😢

  • @hiwetgrimy7857
    @hiwetgrimy7857 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KebromWaka
    @KebromWaka วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉

  • @سيمي-ط2ظ
    @سيمي-ط2ظ 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @FyuhYytyuuy
    @FyuhYytyuuy วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha3858 วันที่ผ่านมา

  • @Salma-r1h
    @Salma-r1h วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @برهانبرهان-م7ح
    @برهانبرهان-م7ح วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GolWejerat
    @GolWejerat วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Saloly-u6l
    @Saloly-u6l วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢

  • @almaztareke6060
    @almaztareke6060 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እሞ መን ሰማዒ

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይዚ ህዝቢ ህልውና ህወሓት ክርኢዎ ከለው ከም ሰብ ይስቆሮም ዶ ይኸውን ወይካአ ዕሽሽ ይብሉዎ ይኾኑ ? እምበር መሪሕነት ህወሓት ሰብ ድዮም እንስሳታት
    አነ ክሳብ ሕጂ ናይዚ ውድብ አታሓሳስባን ራኢን አብ ትግራይ ብፍጹም ዘለዎ ኢለ አይአምንን። መዓልቲ ይነውሕ ዳአምበር ንሳቶም ውን ክጓሓፍ እዩ።

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ይበል 💛❤

  • @mmaa4178
    @mmaa4178 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abrehetgirmay1274
    @abrehetgirmay1274 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @حياةحياة-ظ4م5ث
    @حياةحياة-ظ4م5ث 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @AsqAsq-p3y
    @AsqAsq-p3y 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉