ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም ሞኬ! ንትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ኣዚና ነመስግነካ የቐንየልና።
Solomon hawey Kexlo ezgabher amlak misaka yukun
Jegina abo hagoy Geremedhin Bisrat, jegina tame Desta Abesete Geleba, jegina Nrgash sagila, enkae kab zom baharat jeganu teweledina
Btaemi ya zmesgneka memhr moki hawey ❤️❤️kab wlud teame desta
thanks memhr
Thank jegina hawina Mokenen Tesfay, keep up
ምስጋና ይብጻሕካ፡ ሓው መኮነን።
Thank you
ዕድመ ይሃብካ
I wish i can hear this inspirational and historical content every day.Please keep the good work
Yeqenyelna kbus SEB
Bteami xbuk medeb ❤❤❤
Thank 😊 for information Ture dear brother 🎉🎉🎉❤❤
selam Mokonen bemejemerta ezuze selamtay yebxahka zenade serah
ኩቡር ሓውና መም/መኮነን ብሓቂ ልብታት ተቀቢሮም። ዝገርም ነገር እንተ ኣሊዩ ግን ኣብ'ዚ ኩቡር ህዝብ ብውርውናኡን ልቦናኡን ዝፍለጥ ከባቢ ጽያፍም ዘይከተቱ ከምኒ ሳዋ ዕረ ጽልኢ ክተፍእን ከጉባዕብዕን ቀንዩ ኣሎ ። በልስኺ ንገሮ ነዚ ኣድጊ ህግደፍ። ግዜ ይሓጽርን ይነውሕን እንበር እዚ ባርያ ህግደፍ ናይ ኢዱ ኽረክብ ኢዩ።
የመስግነካ መምህር❤
❤❤❤❤
Dongikana ❤ qenika
👍👍🌿💙🌿💙🌿💙
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ድንቂ
❤❤🎉🎉
Selam kubur hawey nay Yikealo besrat bal adi hargex eba aqerbenaley pleesሰብ እምበር ታሪኽ ማኣስ ይመዉትታሪኽ ኣባሓጎታተይ🙏🙏🙏🙏============================ኣቦ-ሓጎና ባሻይ ተመልሶ ቀለተ በዓል መንደፈራ ምስ ኣቦ-ሓጎና ይከኣሎ በዓል ዓዲ ሓርገጽ ዝተባሃሃልዎኣቦይ ይከኣሎ ናብ ባሻይ ተመልሶ ቀለተ ንመንደፈራ ኣወዳድቓ ማሰን መልቀስን ክምህርዎም እኸዱ። ኣቦይ ባሻይ ተመልሶ፡ ይከኣሎ ደኺመ ኣለኹ እሞ ሓንሳብ ክድቅስ በልዎም።ኣቦ ይከኣሎ ድማ መታን ከባራብርዎም ከምዚ ኢሎም ብሂወቶም ካለዉ ኣልቀሰወሎም:-ጎይታና ባሻይ ሞት እንተመጽያ ኣውያት ስደዱለይ ብተሎ ብተሎዓዲ ሓርገጽ እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎዕናዓንዶም እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎበረዓንዲ ዓዲ ኸረን እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎኣሽራ ዓዲ ጉልቲ እዩ ጥቓ ጨዓሎሞት እንተ መጽያ ኣውያት ስደዱለይ ብተሎ ብተሎክመጽእ እየ ክገበረልኩም እቲ ኣነ ዝኽእሎ(2)ኣቦይ ባሻይ ተመልሶ ተቐቢሎም ከምዚ ኢሎም መለስሉኢኪኣሎ ወደይ ሓቅኻ ኢኻዓዲ ሓርገጽ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎዑናዓንዶም ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎበረዓንዲ ዓዲ ኸረን ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎኣሽራ ዓዲ ጉልቲ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎኣብዓ በዓቲ ኣሓ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎደሪጨን ኮላይ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎምመጻኻ እወ ኔርካ ክተገብረለይ እቲ ትኽሎመኣስ ሎሚ እሞ ከምቀደም ኣሎዘበን ሓርነት እንድዩ ዘበን ተጋድሎውላድ እንደኣሉ ዝመውት ወላዲ ዝቐብሮኢሎሞ ይበሃልዉላድኩም ምኻነይ ሓበን ይስማዓኒ!!!!!!!Bejaka eza sededeley plees kal wen alo an zey feleto emo tehabebreni an wedi wedu ne Yikealo besrat 🥰🥰🙏🙏😍😍😍😍
👑🙏🙏🙏✅✅✅✅🇮🇱
ኣንታ ከመይ ኢካ ትቢል መጢጥካ ኮ ክትበትኮ ቐሪብካ ነዚ ዛንታካ
ቃላትካ ቀደም ይጥዕምኔሩ ኣዝዩሎምስ ጎሰስኮይኑ አንተ ትሕዝቶም ያታኻግን ይበል
❤❤❤
ሰላም ሞኬ! ንትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ኣዚና ነመስግነካ የቐንየልና።
Solomon hawey Kexlo ezgabher amlak misaka yukun
Jegina abo hagoy Geremedhin Bisrat, jegina tame Desta Abesete Geleba, jegina Nrgash sagila, enkae kab zom baharat jeganu teweledina
Btaemi ya zmesgneka memhr moki hawey ❤️❤️kab wlud teame desta
thanks memhr
Thank jegina hawina Mokenen Tesfay, keep up
ምስጋና ይብጻሕካ፡ ሓው መኮነን።
Thank you
ዕድመ ይሃብካ
I wish i can hear this inspirational and historical content every day.Please keep the good work
Yeqenyelna kbus SEB
Bteami xbuk medeb ❤❤❤
Thank 😊 for information Ture dear brother 🎉🎉🎉❤❤
selam Mokonen bemejemerta ezuze selamtay yebxahka zenade serah
ኩቡር ሓውና መም/መኮነን ብሓቂ ልብታት ተቀቢሮም። ዝገርም ነገር እንተ ኣሊዩ ግን ኣብ'ዚ ኩቡር ህዝብ ብውርውናኡን ልቦናኡን ዝፍለጥ ከባቢ ጽያፍም ዘይከተቱ ከምኒ ሳዋ ዕረ ጽልኢ ክተፍእን ከጉባዕብዕን ቀንዩ ኣሎ ። በልስኺ ንገሮ ነዚ ኣድጊ ህግደፍ። ግዜ ይሓጽርን ይነውሕን እንበር እዚ ባርያ ህግደፍ ናይ ኢዱ ኽረክብ ኢዩ።
የመስግነካ መምህር❤
❤❤❤❤
Dongikana ❤ qenika
👍👍🌿💙🌿💙🌿💙
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ድንቂ
❤❤🎉🎉
Selam kubur hawey nay Yikealo besrat bal adi hargex eba aqerbenaley plees
ሰብ እምበር ታሪኽ ማኣስ ይመዉት
ታሪኽ ኣባሓጎታተይ🙏🙏🙏🙏
============================
ኣቦ-ሓጎና ባሻይ ተመልሶ ቀለተ በዓል መንደፈራ ምስ ኣቦ-ሓጎና ይከኣሎ በዓል ዓዲ ሓርገጽ ዝተባሃሃልዎ
ኣቦይ ይከኣሎ ናብ ባሻይ ተመልሶ ቀለተ ንመንደፈራ ኣወዳድቓ ማሰን መልቀስን ክምህርዎም እኸዱ። ኣቦይ ባሻይ ተመልሶ፡ ይከኣሎ ደኺመ ኣለኹ እሞ ሓንሳብ ክድቅስ በልዎም።
ኣቦ ይከኣሎ ድማ መታን ከባራብርዎም ከምዚ ኢሎም ብሂወቶም ካለዉ ኣልቀሰወሎም:-
ጎይታና ባሻይ ሞት እንተመጽያ ኣውያት ስደዱለይ ብተሎ ብተሎ
ዓዲ ሓርገጽ እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎ
ዕናዓንዶም እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎ
በረዓንዲ ዓዲ ኸረን እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎ
ኣሽራ ዓዲ ጉልቲ እዩ ጥቓ ጨዓሎ
ሞት እንተ መጽያ ኣውያት ስደዱለይ ብተሎ ብተሎ
ክመጽእ እየ ክገበረልኩም እቲ ኣነ ዝኽእሎ(2)
ኣቦይ ባሻይ ተመልሶ ተቐቢሎም ከምዚ ኢሎም መለስሉ
ኢኪኣሎ ወደይ ሓቅኻ ኢኻ
ዓዲ ሓርገጽ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ዑናዓንዶም ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
በረዓንዲ ዓዲ ኸረን ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ኣሽራ ዓዲ ጉልቲ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ኣብዓ በዓቲ ኣሓ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ደሪጨን ኮላይ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ምመጻኻ እወ ኔርካ ክተገብረለይ እቲ ትኽሎ
መኣስ ሎሚ እሞ ከምቀደም ኣሎ
ዘበን ሓርነት እንድዩ ዘበን ተጋድሎ
ውላድ እንደኣሉ ዝመውት ወላዲ ዝቐብሮ
ኢሎሞ ይበሃል
ዉላድኩም ምኻነይ ሓበን ይስማዓኒ!!!!!!!
Bejaka eza sededeley plees kal wen alo an zey feleto emo tehabebreni an wedi wedu ne Yikealo besrat 🥰🥰🙏🙏😍😍😍😍
👑🙏🙏🙏✅✅✅✅🇮🇱
ኣንታ ከመይ ኢካ ትቢል መጢጥካ ኮ ክትበትኮ ቐሪብካ ነዚ ዛንታካ
ቃላትካ ቀደም ይጥዕምኔሩ ኣዝዩሎምስ ጎሰስኮይኑ አንተ ትሕዝቶም ያታኻግን ይበል
❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤