Join this channel to get access to perks: / @zaramedianet Zelle/cash app-571-622-8891 donorbox.org/support-zara-med... gofund.me/6229ecd0 #Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea
Dear Brother Stalin, I deeply respect you. During today’s program, a guest criticized the federal program for 20 house renovations. In my view, any assistance, no matter how small, is valuable for Tigray. Overall, Tegaru’s logical thinking should be reconsidered.”
Forget about the election and focus on what General Belay Seyuom has said. There was no free election, and there would not be.....our people who are sleeping in a rain season outside have to be back home.
The mischief and lies of the regime has been exposed by the general. Regime has not been committed to the agreement it signed in Pretoria. The general has openly told his military staff and local reps not allowed the restrictions of Tigrayan people in their own homelands of South and west Tigray.
I think reginal government of tigray knows what happened in tigray. tplf should pick the leader of tigray nothing but pure tigray. a bunch of bastard half tigray half amhara or half tigray half eritrea should not allowed to hold such position to lead tigray.
subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
እቶ ጌታቸው ረዳ ህዝቡን አማክረህ ነው ቤት የምታፈርስው ወይስ የአብይን ትዕዛዝ ተቀብለህ ነው ስው የሠራበትን ደመወዝ ያላስከፈልክ ይህ ቤት የምታፈርስው ወይስ እንደ አብይ ገንዘብ አሳተምክ
ዘቅረብካዬ ሀውና ትክክል እዩ በጃካ ስታሊን ዲያስፎራ ውእል ፕሪቶሪያ ክፍፀም አለዎ ኢሎም ሰላማዊ ሰልፍ ክገብሩ ተዛረብ እንታይ እዩ 👉 ሶስትዬሽ 👈ዝርርብ እንታይ እዩ
ንኹሉ ግልጋሎትካ ልዑል ክብሪን ፍቅሪን ይግበአካ ስታሊን ሓወይ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በይዛኹም አብ ወፃኢ ዘሎ ትግራዋይ ኩሉ ናይ ፕሪቶርያ ስእል ይፈፀም ህዝብና ይሳቀ አሎ ኢልና ንቃወም ሱቅ ኢልና አይንርአ።
እሞኑኒ አብ ወፃኢ ዘሎ ህዝቢ ውእል ፕሪቶርያ በአግባቡ ክፍፀም አለው ኢልና ነሓግዞም በይዛኹም።
The only powerful back bone of Tigrai is the diasporas voice. And this is the right time to gather and mobilize to finalize the struggle once for all.
Thank you
ትግራይ ዓደይ ሓሙት ዘለዎ ስብኣይ ስኢና የሕዝን
Agree with you. What a shame
Greetings and love from Seattle Washington 🇺🇸💚🌿🌿💚😊
አደራዳሪዎች ባሰቸዃይ መጠራት አለባቸው ትእግስቱ ገደብ ይኑረው እጅግ ወጥተን እየወረድን ነው ይታሰብበት
❤ስታሊን በርትዕ።
❤❤❤ nice one guys Thanks
Egzabiher amlak tselaetna yetfeaelna amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አገር ውስጥ እና ከሃገር ውጭ ያለው ህዝባችን ሠላማዊ ሰልፍ እንዲያደርግና መንግስት ሆነ ብሎ የፕሪቶሪያ ስምምነት ባለመተግበር የሚፈፅመው ሴራ አሁኑኑ እንዲያጋልጥ የሚያደርግ አካሄድ ብንከተል መልካም ነው :: የትግራይ ጊዚያዊ መንግስትም ሳይውል ሳይድር ትግራይ አሁንም አደጋ ላይ ናት ብሎ መግለጫ ሊያውጣ ይገባል ::
መራሕትና እዮም ደኺሞም ዘለዉ ነዞም ኣእዱግ በትሪ እዩ መድሓኒቶም
አንታ ይተአለዩልና እንዶ ኻልኦት ይሾሙ
ደስታ ከረሜላ ገድሎ ማዳን መቅሹሽ እየሰጠን ነው ደረጃቹህ ጠብቂ
ዛራ ሚድያ ዓይኒ ህዝቢ ትግራይ
ኣቱም ሰባት እስቲ ህዝቢ ትግራይ ይስጠም ሓገዝ ነወፍይ ሰላማዊ ሰልፍና ነጓሓህር ባዕልና ንባዕልና ንምራሕ መራሕትና ብርኮምን ሕሊንኦምን ዝደኸሙሉ ኣይፈለጥናዮንሞ ዝጎደለ ንምላዕ ታይ ድኣ ኮይነ ባዕለይ ዘይዛዝሞየ !!
ትግራይ ናይ ባዕላ መንግስቲ ንምምስራት ቃልሲ ክትገብር አለዋ።
The best interview of this month 🫶 መንዩ ኣዚምዎም ክርዳካ ኣይክልን.. ስታሊን ኣትሪርካ ተቃለሶም.
ፅብቅ ሓሳብ እዩ ከዝውን አብ መንጎና ዘሎ ህማቅነት ብዙህ ዋጋ የክፍለናሎ ስለ ዝኮነ ፅባይ እንዳበልካ አብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ተሎ ይፈታህ ህዝብና አወርነስ ይገበር ተለይ ከነ ህዝብና ልምታይ ይበሳበስ ትግራይ ሰብ አለዋ
Yes
Tanks
አቱም ጀጋኑና ጨነቀናኮ እታይ ይሀይሺ ተዋርዲና አብዘለና አይንላላልንታህቲ ኮይንና ዘይዉዳኢ ነገር ገጥምና እስክ ጠኪሩ ኒፈቲወኩምና አሲቲሊን ፊርቅትግወይ ኢካ ጂግናናናናናናናና❤❤❤❤❤❤
ዲያስፖራ ትግራይ ተልዓል ህዝብኻ ኣድሕን ሓድነትና ነጠናኽር
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ አያና ይባቤ
My optimistic brother for every things. Positive person
Tanks
Best question thank you Stalin
ትግራዋይ ብመራሕትና ሐሚምና ተሳቂና ከመይዝበሉ ድኹማት ሰባት ገጢሙና።
That's a very good apporchenety use it
Game over agame. Remeber badima.
ንገታቸዉ ረዳን ታደሰ ወረደ ን ከም ኣሻነጉልት ይፃወትሎም አለዉ መሕዘኒ
❤❤❤
❤❤❤
መራህቲ ክእለት ክምዘይብሎም ዘጋልጻ እዩ
ሰላም ሰላም ስታሊን ይባቤ ትኽክል ወሪዶም ተዋሪዶም ኣዋሪዶምና ዘሕዝን ናብ ቀበልየ ኣውርዶምዎ ገታቾው ረዳ ናይ ሕጊሙሁር ዋእ ኣነ ኣይርዳኣንን ሕጂ ኽጣራጠር ጀሚረ ምምብርካኽ ትግራይ ይስራሕ ኣሎ ታደሰ ወረደ ኣብ ሓደጋ ይኣቱ ኣሎ ርካሽ ስራሕ ኣይትስራሕ ጅግንነት TDF ናብ ስራሕ ቆልዓ ኣይተውርዶ ወዳሓንካ ሕጅውን ትግራይ ትስዕር
Ezi Tenkuali Aby Hamed nezom merahtna gelle geiru afzizuwom eyu zello ezi nay tiena aykonen
እስታይለን ቀፅለሉ❤❤❤❤
ብሓቂ እዞም መራሕቲ ብስሩ እንታይ እዮም ኮይኖም ቡስሩ ????😢😢😢😢😢😢
ዲያስፖራ ትግራይ ጠንክሩ
Meles,melsi,yihabelu❤
በይዛኩም ኣብ ደገ ዘለኩም ኣበርቲዕኩም ስርሑ ዓለም ኣብዚ ክትሰርሕ ኣለዋ ፀቅጢ ክትገብር ኣለዋ
ፅቡቅ አጀንዳ እዩ ዘቕረብክምዎ ነመስግን
Dear Brother Stalin, I deeply respect you. During today’s program, a guest criticized the federal program for 20 house renovations. In my view, any assistance, no matter how small, is valuable for Tigray. Overall, Tegaru’s logical thinking should be reconsidered.”
Thank you ebabie , ata zedekeset wudeb dekissa eya
አለና ሚድያ ካብ ቶሮንቶ ዘመሓላልፎ ዝነበረ ተዝሰምኡ ነይሮም እዙጸገም እይመጋጠመን "አጽዋር አቀዳምኩም አይትሃቡ"ኢሉ ነይሩ ብዙሕ ተዛሪቡ ነይሩ እቱ ዝፈርሖ በጺሑ
አብ ጎንኹም ኢና በርትዑ
🎉🎉🎉🎉
Yibabe Jegna eti ztezarebkayo kullu ab kulatna lbi zello eyu
Stalin nska kulllu gize Jegna eka betom tekrbom muhurat btaemi nemesgen ❤❤❤
ብትኽክል
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤💚💚💚💚💚🎉
❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏
ደስ ዝብል እዩ ዛህራ ምድያ
Thanks Stalin and Yibabe Tulahun .I admire you for your truth. Tigrai administration has to answer what General Belai Seyoum said.African and America.
የቅንየለይ ስታሊን
ኣነ ዝመርሖ ውግእ የለን እንተተብሃለ ዘኣ ና ዝጀመር ወግእ ክህሉ የብሉን ንምባል ተደልዩ ይመስለኒ ባዕልቶም እንተ ጀሚሮ ምዎ ግን ክፍሊጥኻ ብጊዜ ንማሕረስብ ዓለም ክፍልጦ ምግባር የድሊ ንሕና ትሕት ኢልና እንተስራሕና ናብ ብራኸ ከምንወጽእ ንፀላእትና ክንግሮም ኣለና!!
Wow nothing surprise only in Ethiopia 💔
Wduq merahi ms wdqat eu zzareb hzbi tigray zwedequ merahti eyom zelewwo
እኛ ማደረግ ያለብን ጫና የፕሪቶርያ ስምምነት ተግባራዊ እንዲሆን የዓለም መንግስታትና ያቃቃማቸው ብድን በፍጥነት ስምምነቱ ተግባራዊ እንዲሆን መስራት ይገባል በላይ ሰዩም ዝበሃል ጀነራል በትግራይ ህዝብ ላይ ጆኖሳይድ ከፈፀሙ ሰዎች ኣንዱ ነው ኣሁነም መሪዎቻችን በጥንቃቄ እንዲሰራ አና ህዝባችን ከኣለው ችግር ኣውጡት ስሩ በህጉ መሰረት ብቻ ይተግበር እንጂ በሽምግልና ኣይከውንን ግደፉ ግደፉ ግደፉ፡፡
Izi sirah izi nay abey sirah eyu.
Forget about the election and focus on what General Belay Seyuom has said. There was no free election, and there would not be.....our people who are sleeping in a rain season outside have to be back home.
ናይ ወያነ ስንፍናስ በዚሑ
ወያነ አብዚ ዘእትዎ ዋላሐንቲ ነገር የለን TPLF ህወሓት ኩሉሻዕ ቁኑዕ እዩ አይትደናገሩ።
ህወሓት ብቅንዕና ህዝቡ ከየገልግል ዝገብርዎ ዘለው ብሽም ህወሓት ተሰግሲጎም ዘለው ንኸብዶም ዝነብሩን እቲ ግምት ባዕሉን እዩ ወሪዱ ዘዋርደና ዘሎ
🐝 ንበርልና ጀጋኑና እንቢ ንባርነት መዋእልኩም ንህዝብኩም እን በዓል ውርደት ስንቆም እናፀረፍኩም ወይከ ፈተክ ሃብሮም ፍትሒ ወይ ሞት
ሸርሒ ከምዘሎ ማንም ትግረዋይ ይፈልጦ እዩ
❤❤❤❤🌹🌹💊🌹💊💊🌹🌹🌹🌹🌹
There is some thing which is not clear.
I don't think that will happen Yibabe, that's naive. It's an emotion.
ዓኽ ፡ ትግራይ ፡ ዓደይ ፡ መሰሐቒ ፡ ሸራፋት ፡ ገሮሙኺ ፡ ዳሓን ፡ ንኹሉ ፡ ግዜ ፡ አሎዎ።
Then what you want them to go to war agin it's easy for you seats and talk
Do you have any other options. ??
The mischief and lies of the regime has been exposed by the general. Regime has not been committed to the agreement it signed in Pretoria. The general has openly told his military staff and local reps not allowed the restrictions of Tigrayan people in their own homelands of South and west Tigray.
ሰላም ልዕሊ ኹሉ ከምዝኾነ ካብ ትግራዋይ ንላዕሊ ኣብነት ክህሉ ኣይክእልን ካብ ዓቀን ንላዕሊ ትዕግስቲ ድማ ክበዝሕ ከሎ ንህላወና ኣብ ሕቶ ምልክት ዘእቱ እዩሞ ምእንተ ሰላም ዝብል ኣበሃህላ ኣብዘይምልከቶ ጉዳይ ተዘይንጥቀመሉ ይሓይሽ ።ንሕስያ ዘይብሉ ፀላዒ ሒዝካስ ምልስላስ እንታይ ኣምፀኦ ።ስጡም መሪሕነት የድሊ ።
እነዚህ የብልፅግና አሳማዎች መቼ ነው እምናጠፉቸው?
So what should Tigrray do?
Wow etom aletweyn argeuet eyum ney.tiegreay.mekiertbet zafreswei
💔💔🥲👍👍👌
አቱም ሰባት አብወፃእን አብውሽጢ ዓድን ዘሎ ኩሉ ህዝብና ብተመሳሳሊ ሰዓት ሰላማዊ ሰልፊ ክወፅእ አለዎ ነዓኹም ግን ክብሪ ይግበኣኩም ንትገብርዎ ፃዕሪ
ንክልቴኹም ዝልዓለ ክብሪ አለኒ ምዓዝን ከመይን ከምተዋረድና ከይፈለጥናን ሓበራዊ አረዳድአ ከይሓዝናን ከመይ ካብ ውርደት ከምእንወፅእ ክንሓስብ አይንኽእልንሞ ናይ ውርደትና ደረጃ ብዝግባእ ንኽንርዳእ ትገብርዎ ዘለኹም ፃዕሪ ክብረት ይሃበልና
ንሕና ንዝኾነ ህዝቢ አምሪርና አይንፀልእን ንውርደት ግን ልዕሊ ዓቐን ከምንፀልእ ብትውልድዳት እናረጋገፅና ዝመፃናን መተካእታ ዘየብላ ሂወትና ከፊልና ክብርናን መንተትናን ሓሊናን ባዕልና ኮይናን ዝመፃና ህዝቢ ኢና
Deference police true but no knows
ናይ ትግራይ መራሕቲስ ሕራሮታት ኢዮም, ወሪድዎ ህዝብና
አገኘሁ ተሻገር ጆኖሳይድ ንክፍጸም ዝቅስቅስ ዝነበረ እዩ
No need of war
Nay halefitna chiger eyu nisatom baelom nibaelom silzeysimamu eyom
ሓቂ እዩ መራሕቲ ትግራይ እንታይ እዩ ወሪድዎም ክሳብ ክንድዙይ ቅጥኡ ጠፊኡዎም ወይ ፖለቲካ ገዲፎም ናብ መራሕቲ ሃይማኖት ይኹኑ ሕዝብ ትግራይ ክሳብ ክንደይን ክንደይን እዩ ክሳቀ እዙ ሕዝቢ እንታይ እዩ በደሉ ናብገዛይ ናብ ዓደይ መልሱኒ እቶም ካብገዙኡ ዘባረርዎን ዝጨፍጨፍዎን ገዝኡ ክለቁሉ እምበር ትርፊ ዝጠየቆ የብሉን ከመይ ዝበለ ውርደት እዩ በፁሑ ዘኒሔ አብዙ መክረኛ ሕዝቢ አረ ጉድ እንታይ ኢና ንብሎ ብምንታይ ቋንቋ እዬም ዝስምኡ መራሕቲ ትግራይ ወይ ሕራሮት
ወያነ እንተ ጠፊአ ህዝቢ ትግራይ
ንምጥፍእ ቀሊል ኢዩ ማለቶም
ኩልና ንወደብ መፍቶ ፀላእትና ከይንኸውን
ልክእ ሐው ጌታቸው ምስትውዕሉ ዝተወሰደየየ ይመስለኒ ከምቶም በላሕቲ ቀዳሞት መራሕቲ የድልየና
ናይ ዛዲግ ኣብረሃ ደመቀ ዘውዱ ተመስገን ጥሩነህ ኣገኘው ተሻገር ዝበሉ ኩሎም ናይ ኦሆዴድ ፍቓድ እዮም ዝፍፅሙ ኦሆዴድ ኣብ ስልጣን ክብል ለማ መገርሳ ታየ ደንደኣ ታከለ ኡማ ጃዋር ሃጫሉ ሆንዴሳ ቤቴ ኦርጌሳ ዝመሳሰሉ ዝስውእ ዝበልዕ እናበልዐ እናጠሔሰ ስልጣኑ ዘቕፅል ሓሰማ መፍለስ እዩ ኣይኮኑን ንትግራይ ንህወሓት ንፈተውቱን ደገፍቱን ዝነበሩ መስዋእቲ እናገበረ ስልጣኑ ዘቐፀል ኣራዊት እዩ እቲ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ናብ ዓለማቀፍ ድርድር ክምለስ ይግባእ
Sintam merahi hizka dea teykkon
ብሰሩኸ እዞም ሰባት
እዚኣቶ ኸፋቱህና እዮም ኢሉ ሰሓሰብ ትግራዎይ እኒሐ ድዩ ወይለከ !!ባኣና ከምዘይህርሱ ብቅርበት እንዳተወደቡ
ነርኢለና ዘረበኦም ንሰምእለና::ከምቱትብልዎ ዘለኹም ኣብመራህትና ኾነ ኣብ ህዝብና ሰፈልፈል እንታሓሊው
ተመሊሱ ነይጭቃ
እሾኸ ከምዝኾኑ ኣይትጠራጠሩ::
ምስ መን እዪ ዝዛረብ ዘሎ?
ውዕል ፕርቶርያ ሒዝካ ተቆፀ በለ ሰብአይ
Abyi abzi hezi ewan tedakimu aqmi zbahal yelen nzuy mezmizu ab tqmi zewel merahi siena ezi jigna hzbi tigray btami eu zehzn
ጻሕጺሖም እዬም ብደዎም እዚኦሙ መፍተሒ አይምጽኡን
ኣቱም ሰባት ስለምታይ እዮም ካብቲ ዉዕሊ ፕሪቶሪያ ዝወፁ ዘለዉ በዞም ዘይጠቕሙሰባት ይታለሉ እዞም ሰባት ምምሕዳር ግመት ብጥዕኖኦም ዲዮም።
ተፈናቃዮችን ማጉላላትም ሆነ አጉል ዘረኝነት መጨረሻዉ ጉዳት ነው ፤ ምናለበት ህዝቡን ተወት ቢያደርጉት ። ማንም ካድሬ ለአማራም ሆነ ለትግራይ ህዝብ ያመጣው ጥቅም የለም። መሬቶቹ የአማራ ሆኑ የትግሬ ለሁሉም በቂ ነበሩ ወያኔ ግን አጉል የመገንጠል አጀንዳ ይዞ መከራ ዉስጥ አስገባን።
እዚ ጉዳይ ትግራይ እኮ ስቅ ኢልካ ምድንጋራት በዚሕዎ? እዚ ግዜዊ መንግስቲ ትግራይ ካብ ስልጣን ብሰላሙ ኽወርድ ጥራይ እዩ ዘሎ፣ ህዝቢ ትግራይ ድማ ንዚመረጾ ውድብ የማሓድር። ገሪሙና እኾ
I think reginal government of tigray knows what happened in tigray. tplf should pick the leader of tigray nothing but pure tigray. a bunch of bastard half tigray half amhara or half tigray half eritrea should not allowed to hold such position to lead tigray.
ትግራይ ተበዲላ ገታቸው ወሊዳ
chenda no tenda
ዕሽነት ዘይኾነስ እዝኖም ዓይኖም ኩሉ አብ ስልጣን አብ ስርቂ እዩ ዘሎ ህወሐት ብዛዕባ ህዝቢ ምሕሳብ ጌድፍዎ እዩ
መሻከን መደመርታ አሜሪካ ከደህነኩም ከየንብኩም ፈርሙምሰተባሀልኩም ከምዝፈረምኩም ፈለጡ ሚዛኩም ፈለጡ አብ ማአኮርኩም ሀዊ አብ አፈ ልብኩም ሀዊ አጉደከም ግደን ከትሰግዱ ኢኩም ንአብይ