ሰበር 🚨 ጀነራል ታደሰ"ይኣኽለና"/ኣዘራራቢ ውሳነ ኣብይ/ኣብ ሰማያት ኢትዮጵያ ትማሊ ምሸት ዘጋጠመ/ኣብ ሓምሊ ዝተረኸቡ ኤርትራውያን 10 January 2025

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @GalaxyA13-q8j
    @GalaxyA13-q8j 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እወ ያኣክል

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ይኣክል ተባሂልም ኣንሰምዕን ኢልኩም ፀኒሕኹም ኢኹም። ሐዚ ናይ ብሓቂ ይኣክል እንተልኩም ፅቡቕ ሓሳብ እዩ። ንተግባራውነቱ ኩሉ ትግራዋይ ክዓስል ኣለዎ። ናይ ውሽጢ ዓንቀፍቲ መሪር ስጉምቲ ክውሰደሎም ኣለዎ።

  • @Lalba12
    @Lalba12 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይኣክ ክሰርሕ ንዘይካኣለን ዘይኽእልን
    ይኣክል ንጌታቸው ይኣክል ነደብረፄን እምበር ግምት ስርሑ ይስራሕ ኣይኮነን ሰርሑ ክሰርሕ ኣይከኣለን ይኣክል ውረድ በሎ እስካብ መኣዝ ቀብጠርጠር

  • @erm3806
    @erm3806 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አነ ዘይተረደአኒ ንመን ኢዩ ዝመክር ዘሎ ወድወረደ ሐላፍነት ዘለዎ ንሱ ኢዩ ቊርጽ ዝበለ ዘረባ ክዛረብ አለዎ ዘረባ ክጠዋውዮ እንተወዐለ መልሲ አይኮነን መልሲ በዐል ደብረጽዮን ይኹኑ በዐል ገታቸው ዘይኽእሉ እንተኾይኖም ጠጠው ክብሉ አለዎ ስልጣኖም እንተዘይኮይኑ ግን ምዕራብ ትግራ ለሚንካ ዝምለስ መሬት ከምዘየለ ክንፈልጥ አሎና ወደሐንኩም

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይአኪል ሲቃይ ምዕራብ ይአኪል

  • @Kidanemariamyihdego
    @Kidanemariamyihdego 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እወ ይኣክል፣ ይኣኽለና!!!

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዪአኪለኩም አብ ትግራይ ዘለኩም ጊዚያዊ መ ምምሂዳር ይአኪል ተልአል ካብ ወንበርካ መሬት ትግራይ ዘይምልሲ ጊዚያዊ አየዲልያን ጌታቸው ረዳን ፃዲቃንን በየነ ቡካሪያን ምሲ ብልፂግና ከይናም መሬት ትግራይን ሐፊቲ ትግራይንዪቃራመቱዎ አለዉ ይአክል ሲቃይ ሂዚቢ ምዕራብ ይአኪል መሬት ትግራይ ምዉራር ይአኩል ይአኪል❤💛💛❤😐❤💛❤💛❤💛🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ashukt21
    @ashukt21 30 นาทีที่ผ่านมา

    ክሳዕ መዓዝ.... ሰነ 30፣ ሓምለ 30 ወዘተ...

  • @gidaydegefu3712
    @gidaydegefu3712 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    "ይኣኽለና" is reasonable motto that rekindles to implement what is shouldered so that mess ups are cleared out asap; more so, calls for the occupied , designated in appropriately as contested by Pretoria, regions back to the pre-war administration!

  • @peace-x9s
    @peace-x9s ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኸም ተጋሩ ክንመዓራረ አለና እንታይ ሕቶ ደሊኻሉ ከመይ ዲኹም ትሐስቡ

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተጋሩከ ናትኩም ገዲፍኩምስ እንዳማትኩም ኤረትራዉይን ምዕራብ ይቅበሉና ኢሎም ተጋሩ ከ አብቀይሕ ባሕሪ አብየመን ተጓሒፎም ከም ሀመማ ዝሞቱ ዘለዉ ዘይትዛረቡሎም በዐል መሕፈር።

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kilite amet kulue hizbi kimiles alewo enabelkum hizbi ketetalilu gerimuna enkililkum kefuena bosenki wihudat zaebakum tekeyiru .

  • @peace-x9s
    @peace-x9s ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መሕፈርቲ ኢኹም አብ ሳልሳይ ዓለም ብዘረባን አኼባን ዝፍታ ሕ ሽግር የለን ሐያል ትኸውን ድምጽኻ ይስማዕ እንተዘየለ ሰማዒ የብልኹምን፣

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አነ ዘገርመኒ ሐለፍትኹም ዩቱበራትኩም ኩሉኹም ሐሰዉቲ ኢኹም በጀካ ብሐሶት ህዝብኹም ከተዳናግሩ ግዝይኹም ወዲእኩም።አብይ ነጊርኩም እኮ እዩ አብ ፕሪቶርይ ብዛዕባ ኩናት ጠጦብ ምባል ተዛራሪብና እንበር ብዛዕባ መርየት ምምላስ ዝብል አብቲ ስምምዕ የለን ምኽንይቱ ኢትዮጵይዉይን ስለዝኾና ብመርየት አይተዛረብናን ኢሉኩም።ከምታ ወዲ አፎም ዝበላ አሜሪካ ፈርሙ ኢሎምኹም ከይረአይዎ ፈሪምኩም ተወዲኡ መርየት ናብ መን ክምለስ ተጋሩ ቅድሚ ሕጂ አዳናጊርኩም ረፈረንዶም ከይገበርኩም ወሲድኩሞ ሕጂ ከአ ዋናታቱ ወሲዶሞ።