ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
"ለባም ካብ ስሕተት ካልኦት ይመሃር፤ ዓሻ ድማ ካብናይ ብዕሉ ስሕተት ይመሃር።"ተጋሩ እንተነኣሰ፥ እንተነኣሰ ከም ዓሻ እኳዶ ካብ ናይ ባዕልና ስሕተት ኣይንመሃርን ኢና?1. ሕወሓት ኣብቲ ናይ 17 ቃልሲ ደቂ ሓርስቶት ኣሕሊቁ ዓወት ሓፈሰ፤ ደም ደቂ ሓረስቶት ተኻዕዩ ተሪፉ፥ ህዝቢ ትግራይ ብ1984 ዓ/ም ተኽሒዱ፥ ባህሊ፥ ልሳን፥ ታሪኽ ትግራይ፥ መንነት ትግራይ፥ ፖለቲካ ትግራይ፥ ግዝኣት ትግራይ ትሕቲ መሬት ቀቢሩ ሕወሓት ብርንዶ ሥጋ ሸዋን "የኔ ማር እናበላ" ብዝደርዛ ኣዋልደሸዋ ልቡ ተሰሪቁ ትግራዋይነቱ ረሲዑ ጥሩ ኢ/ያዊ ኮይኑ ትግራይ ሸይጡ ዘብቀዐ ዕስለ፤ 2. ብ1993 ዓ/ ም ብዝተኻየደ ኲይናት ሐዚ እውን ደቂ ሓረስቶት ኣሕሊቁ፥ ብዲፕሎማሲ ኣልጀርስ ዓነው ነው ኢሉ ተሸኒፉ ንትግራይ ክልተ ጊዜ ዝቀቡረ ትካል ሓደ ሰብኣይ ዝኾነ ዕስለ፤3. ኣብ 2013/2014 ዓ/ም ኣብ ጫፍ ዓወት ዝበጸሐ ቃልሲ ትግራይ፤ ማሕበረሰብ ዓለም እንታይ ክትገብሩናብ ኣዲስ አበባ ትኸዱ ኣለኹም ኢሉ እንተሓቶ ኢ/ያ ክረፍርስ ኢሉ ኣብ ዲፕሎማሲ ዓለም ተርእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ካባ ውርደት ከዲኑ፤ ቃልሲ ትግራይ ማይ ንማይ ዘትረፈ፥ መስዋዕትን ጉድኣት ኣካል ዕሸላትን ዝጨወየ ዕስለ፤ ምስ ጊዜ ዝኸይድ ስሙ ዘይቅይር፥ ፖለቲካዊ ፕሮግራምን ስትራጅን ዘይፈልጥ፥ ሐዝ እውን ካብ ሕልፉ ዘይመሃር ብሄር ብሄረ ሰባት ዝናፍቅዎ፥ ጥረ ሥጋን ኣዋልድ ሸዋን ኣብ ዓይኑ ሕልው ልው ዝብሎ ውዳበ ደናቁር፤ ሐዚ ነዚ ዕስለ ምድጋፍ ማለት ብርሰት ትግራይን ትግራዋይነት ኣሜን ኢልና ምቅባል ማለት ኢዩ። እዝ ውድዳበ ድሕረት እዙይ ንትግራይ ጥር ትብል ረብሓ ከምፅእ ይኸውን ኢልና ካብ ምፅባይ፤ ግመል ብዓይኒ መርፍእ እንተዝሕልፍ ይቈልል።
ግምት ባናዱ Tdf ጀጋኑ
እዚ ሰብአይ መርዚ ዝተመልአ ንግግር እዩ ዝዛረብ ዘሎ አብይ ፅላአት አብ ሕውሃት አለካ ህውሃት ማለት ውዳበ እዩ ውዳበ ዘይብሉ ህዝቢ ዋጋ የብሉን ህውሃት ጉባኤ ዘካየደ ዝነበረ ዘሎ ዝም ብር እዩ ንሱውን ህዝቢ ትግራይ እዩ እቶም ሓዲሞም ካብ ጉባኤ ዝኸዱ ገበነኛታት እዮም ድንበር ህውሃት አይኮኑን አይ ንሶምንድዮም ንሕውሃት ከፍርድ ምስ አብይ ዝሞዳሞዱ ከንደይ ለሓብጥን ሓሰውትን እያ ሒዛ ትግራይ መሕዘኒ ሕማምኩም ሓዚልኩምስ በቲ ምስ ህዝቡ ንህዝቡ ዝም ስል ውድብ ክተብጠልጥሉ ትውእሉ ለፍትህ አይመፅእን እኒ ጌታቸውን ጄነራል ፃድቃንን ውኖኦም አብ ትግራይ የለን አልልም ጥራይ እዩ ናይ ጎቶቶም ተልእኮ እዮም ከተግብሩ ብናይ ትግራይ ሪሶርስ እኩይ እዩ እቲ ሓቂ።
Pp weshtam 2 amethyst weshtam
Pp
Pp weshtam kefu
"ለባም ካብ ስሕተት ካልኦት ይመሃር፤ ዓሻ ድማ ካብናይ ብዕሉ ስሕተት ይመሃር።"
ተጋሩ እንተነኣሰ፥ እንተነኣሰ ከም ዓሻ እኳዶ ካብ ናይ ባዕልና ስሕተት ኣይንመሃርን ኢና?
1. ሕወሓት ኣብቲ ናይ 17 ቃልሲ ደቂ ሓርስቶት ኣሕሊቁ ዓወት ሓፈሰ፤ ደም ደቂ ሓረስቶት ተኻዕዩ ተሪፉ፥ ህዝቢ ትግራይ ብ1984 ዓ/ም ተኽሒዱ፥ ባህሊ፥ ልሳን፥ ታሪኽ ትግራይ፥ መንነት ትግራይ፥ ፖለቲካ ትግራይ፥ ግዝኣት ትግራይ ትሕቲ መሬት ቀቢሩ ሕወሓት ብርንዶ ሥጋ ሸዋን "የኔ ማር እናበላ" ብዝደርዛ ኣዋልደሸዋ ልቡ ተሰሪቁ ትግራዋይነቱ ረሲዑ ጥሩ ኢ/ያዊ ኮይኑ ትግራይ ሸይጡ ዘብቀዐ ዕስለ፤
2. ብ1993 ዓ/ ም ብዝተኻየደ ኲይናት ሐዚ እውን ደቂ ሓረስቶት ኣሕሊቁ፥ ብዲፕሎማሲ ኣልጀርስ ዓነው ነው ኢሉ ተሸኒፉ ንትግራይ ክልተ ጊዜ ዝቀቡረ ትካል ሓደ ሰብኣይ ዝኾነ ዕስለ፤
3. ኣብ 2013/2014 ዓ/ም ኣብ ጫፍ ዓወት ዝበጸሐ ቃልሲ ትግራይ፤ ማሕበረሰብ ዓለም እንታይ ክትገብሩ
ናብ ኣዲስ አበባ ትኸዱ ኣለኹም ኢሉ እንተሓቶ ኢ/ያ ክረፍርስ ኢሉ ኣብ ዲፕሎማሲ ዓለም ተርእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ካባ ውርደት ከዲኑ፤ ቃልሲ ትግራይ ማይ ንማይ ዘትረፈ፥ መስዋዕትን ጉድኣት ኣካል ዕሸላትን ዝጨወየ ዕስለ፤
ምስ ጊዜ ዝኸይድ ስሙ ዘይቅይር፥ ፖለቲካዊ ፕሮግራምን ስትራጅን ዘይፈልጥ፥ ሐዝ እውን ካብ ሕልፉ ዘይመሃር ብሄር ብሄረ ሰባት ዝናፍቅዎ፥ ጥረ ሥጋን ኣዋልድ ሸዋን ኣብ ዓይኑ ሕልው ልው ዝብሎ ውዳበ ደናቁር፤ ሐዚ ነዚ ዕስለ ምድጋፍ ማለት ብርሰት ትግራይን ትግራዋይነት ኣሜን ኢልና ምቅባል ማለት ኢዩ።
እዝ ውድዳበ ድሕረት እዙይ ንትግራይ ጥር ትብል ረብሓ ከምፅእ ይኸውን ኢልና ካብ ምፅባይ፤ ግመል ብዓይኒ መርፍእ እንተዝሕልፍ ይቈልል።
ግምት ባናዱ Tdf ጀጋኑ
እዚ ሰብአይ መርዚ ዝተመልአ ንግግር እዩ ዝዛረብ ዘሎ አብይ ፅላአት አብ ሕውሃት አለካ ህውሃት ማለት ውዳበ እዩ ውዳበ ዘይብሉ ህዝቢ ዋጋ የብሉን ህውሃት ጉባኤ ዘካየደ ዝነበረ ዘሎ ዝም ብር እዩ ንሱውን ህዝቢ ትግራይ እዩ እቶም ሓዲሞም ካብ ጉባኤ ዝኸዱ ገበነኛታት እዮም ድንበር ህውሃት አይኮኑን አይ ንሶምንድዮም ንሕውሃት ከፍርድ ምስ አብይ ዝሞዳሞዱ ከንደይ ለሓብጥን ሓሰውትን እያ ሒዛ ትግራይ መሕዘኒ ሕማምኩም ሓዚልኩምስ በቲ ምስ ህዝቡ ንህዝቡ ዝም ስል ውድብ ክተብጠልጥሉ ትውእሉ ለፍትህ አይመፅእን እኒ ጌታቸውን ጄነራል ፃድቃንን ውኖኦም አብ ትግራይ የለን አልልም ጥራይ እዩ ናይ ጎቶቶም ተልእኮ እዮም ከተግብሩ ብናይ ትግራይ ሪሶርስ እኩይ እዩ እቲ ሓቂ።
Pp weshtam 2 amethyst weshtam
Pp
Pp weshtam kefu
Pp