Halewat Hagos (ሃለዋት ሓጎስ) - ወይ’ዛ ውነይ (Weyza Wuney) New Tigrigna Music 2024 (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 1.7K

  • @Solomon-j3n
    @Solomon-j3n 3 หลายเดือนก่อน +497

    ምስ ዝፈትዋ ፍቅርኛይ ንክልተ ዓመት ተፈላሊና ፀኒሐ ሎማዓንቲ ግን ተዓሪቅና ብሽም ሃለዋት ጋልዙ ጅግና አያና ላይክ ግጨዉኒ ደቂ ዓደይ!?❤❤

    • @Helenhelen-l5d
      @Helenhelen-l5d 3 หลายเดือนก่อน +16

      እካዕ ደስ በለኩም ድሕሪ ክልተ ዓመት ግን ግዜ ኣይነወሐኩምን ፍቅሪ እተሃልዩ ተባእስካ ቀልጥፍካ ክትዕረቅ ኣለካ ኣነ ምስ ኣፍቃሪየይ ተባእስና ኔርና ድሕሪ ሓደ ዓመት ተዓሪቅና ብጣዕሚ እና ንፋቀር ኔርና ሕጂ ግን ኣይግድንን ንፋስ ኣቲና ከም ቀደምና ክንኮን ኣይከኣልናን ።
      እታይ ንምባልየ እተተባእስካ ክትካሳሰር ዘይትደሊ እተኮንካ ኣብኣ ከለካ ሰብ ከየእተካ ክፍተትካ ምምላእ እየ ዝብል❤

    • @Solomon-j3n
      @Solomon-j3n 3 หลายเดือนก่อน +5

      ፅቡቅ አለኺ!ንሳ አክሱም መቀለ ስለዝኾንና እዩ እቲ ግዘ አናዊሕዎ ይመስለኒ እቲ ኩነታት እዉን ፀሊዩና እዩ!!

    • @Helenhelen-l5d
      @Helenhelen-l5d 3 หลายเดือนก่อน +6

      @@Solomon-j3n OK በቲ በለ በቲ ኣብ ሓደ ምህላውኩምዩ የዝልቐልኩም

    • @AdDf-u5f
      @AdDf-u5f 3 หลายเดือนก่อน +4

      እሰይ እንኳዕ ደስ በለኩም❤❤❤❤

    • @meazakahsay9335
      @meazakahsay9335 3 หลายเดือนก่อน +3

      እንኳዕ ደስስስ በለኩም ኣሕዋተይ❤️ ሓጎስኩም ሓጎስና እዩ

  • @kiflomselam7803
    @kiflomselam7803 5 วันที่ผ่านมา +2

    ሃለዋት ክልቲኡ ሙዚቃኺ ኣዳሚፀዮ ዝገርም እዩ ደስሰሰሰሰሰሰሰሰ ይብለካ ። ወሲኽልና

  • @ወጋሕታ
    @ወጋሕታ 3 หลายเดือนก่อน +159

    ደስ ዝብል ስራሕ ጋል ዙ ጂግና ድምፃዊ ነብሲሄር ሓጎስ ገብሪሂወት ❤ ናይ ህዝቡ ነዊሕ ዝእምትን ዝርዳእን ዝነበረ ጂግና እስቲ ላይክ ግጭው ንዛ ሺኮር❤

  • @Lyrical3571
    @Lyrical3571 วันที่ผ่านมา +1

    ብርግጸኝነት ናይ ባሕልና መርኣያ ጓል ደረፍቲ The one and the only ከምትኮኒ በዓል ሙሉ ተስፋ እየ

  • @ephremteklay8669
    @ephremteklay8669 2 หลายเดือนก่อน +5

    አንጉዕ መዚቃ ዝኮንኪ ቆልዓ

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 4 วันที่ผ่านมา +2

    እንበይትኻ ዋይ ደስ ክብል ቲ ቃል❤

  • @reality933
    @reality933 3 หลายเดือนก่อน +112

    ትግራይ ኣባኪ ሪኤያ ሃለዋት ሽኮር ብዙሓት ደረፍቲ ብዛዕባ ትግራይ እንትደርፉ ወልቃይት ኣብ ግጥሞም ኣየእትውዋን

    • @semeremebratu4486
      @semeremebratu4486 3 หลายเดือนก่อน +2

      Zeyedamtskayo koynka ember bzuhat alewu 🙏

    • @TsgeredaSeyfu
      @TsgeredaSeyfu 3 หลายเดือนก่อน +1

      😮 እሞ ናይ ሙዙይቃ ምድማፅካ ትሑት እዩ 👌

    • @መንደላይ
      @መንደላይ 3 หลายเดือนก่อน

      ዜማ ካብ ናይ ትግረ ሽኮሪና ትብል ሰሪቃ ብዜማኩም ደኣ ከይትሰርሑ

    • @Kaleab-l5q
      @Kaleab-l5q 3 หลายเดือนก่อน

      ​@መንደላይ ezi temben beat eyu. Savage and barbarian ErItalian, you always think others as thief's bc you are one.

    • @mihretabdebesay3468
      @mihretabdebesay3468 3 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@መንደላይezi zema eko zema yaredawi aksumawi eyu:: halewulewu gedefu netom tigre gen zema tegrigna aytesreku belom

  • @getanehtewabe-v1t
    @getanehtewabe-v1t หลายเดือนก่อน +3

    cheers
    effort more enough tenben tigray Ethiopian best culture

  • @KahaseTewelemedhin
    @KahaseTewelemedhin 3 หลายเดือนก่อน +58

    ኣነ ዝገርመኒ እኮ እዚ ደርፊ እዚ 87k ብዓል ሰንቢደ ክኣ 1000000 እንታይ እዩ እስኪ ዝወፃ እዚኣ miss u halwat shikorrr keep it up!

    • @Mari-yp7yp
      @Mari-yp7yp 3 หลายเดือนก่อน +5

      እቱ ቻነል እንዶ ርኣይዮ ሰምቢደ ዝተለቐቐሉ ክንደይይ ሳብስክራይብ ኣለዎ

    • @adamdebesai
      @adamdebesai 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣንታ ዝሓስብ ሰብ እባ ኣሎ'ዩ:: መብዛሕቲኡ ደርፍታት ትግርኛ ንዓይኒ ንምስሓብ እምበር: ትሕስቱኡ ጎደሎ እዩ ዝኸውን ዘሎ:: ሓንቲ ደቒቕ ኩዳ: ሽዑ ኣርባዕተ ደቒቕ ውዕሎ:: ከምኡ ኣይነበረን ቀደም:: ሕጂ ግን ሽው ኢልካስ ናብ ውዕሎ:: ግን ካኣ ኣለዉ ብዙሓት ዓቀብቲ ባህሊ: ንዖኦም ነታባብዓዮም::

    • @teamegebretsadik965
      @teamegebretsadik965 หลายเดือนก่อน +1

      ንሱ እዩ ዝገርመና ዘሎ ትግረዋይ ክርደኣኒ ዘይኽእል ፍጡር እዩ።

    • @srtyttte9827
      @srtyttte9827 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ዘራኪብ አለዎ ምስ ሰንብደ ፍርቃ ፍርቅ እኮ እያ ገራቶ

  • @Happy-y5v5w
    @Happy-y5v5w 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣብዚ ኣሎ ዘመናዊን ባህላውን ህርመት ትግርኛ !❤ ተጋሩዋኒ
    ሃለዋት ቐፃሊ ልቐቕልና ብጣዕሚ እዩ ሓሪፍ።

  • @TesfayMenberu
    @TesfayMenberu 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኢዶእ ደጊምኪ ስርሕና

  • @barnabaschannel9257
    @barnabaschannel9257 3 หลายเดือนก่อน +6

    አይ ተጋሩ ንካሊእ ነገር ተዝከውን ነይሩ ምተጓየና ነይርና። እዚ ዝመሰለ ፅቡቅ ስራሕ እናረአናስ ሰብ ምትብባዕ ንምንታይ ከበደና።ዳይ እስኪ ኩለና Subscribe, Like ብምግባር ንተሓባበራ ነዛ ወዛምን ንፍዕትን ሓፍትና

  • @meriyefkir9867
    @meriyefkir9867 3 หลายเดือนก่อน +340

    ብሽም ነብስሄር ሓጎስ Like Like እስኪ ግጨውለይ

    • @Helenhelen-l5d
      @Helenhelen-l5d 3 หลายเดือนก่อน +8

      ጋሉ ድያ 😢

    • @galtigiray8049
      @galtigiray8049 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@Helenhelen-l5dእወ ጋሉ

    • @Habeshafromtigray
      @Habeshafromtigray 3 หลายเดือนก่อน

      እወ​@@Helenhelen-l5d

    • @rahelrahel5333
      @rahelrahel5333 3 หลายเดือนก่อน

      እወ​@@Helenhelen-l5d

    • @Awet355
      @Awet355 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@Helenhelen-l5dአወ ደምርኒ ባ

  • @nobelm222
    @nobelm222 26 วันที่ผ่านมา +2

    ጓል ሰላሊዓ EMPIRE ዝወዳደረኪ ኣይተፈጥረን እምቤተይ👑👑👑

  • @romadiabrha253
    @romadiabrha253 3 หลายเดือนก่อน +11

    ግጥምን ዜማን እውን ኣቦና ነብስሔር legend ሓጎስ ገ/ሂወት...ሓለዋት ዝና ኣቦና ብምዕቃብኪ ድርብ ኣድንቆት ይግበኣኪ:: ቀፅልሉ ዘይተመለአ ስራሕ ኣቦና ብፍላይ ተሎ ስለ "ሓላል ትግራይ" ብጋህዲን ብሕልሙን ዋጋ ከፊሉላ እዩ ንትግራይ ኣቦኪ/ኣቦና/ኣቦ ትግራይ::ከምዚ ክወራረስ ጥበብ ደስ ይብል እሞ ከኣ ንዓኪ ምውላዱ ከየብቅዕ ከም ባዕሉ ገይረ ቀሪፁ ኣዕብዩ ኣብ ፍረ ብምብቃዕኪ ንዕኡ ዕረፍቲ ንዓና ክኣ ተወሳኪ ውርሻ ገዲፋልና ታሪክ ስሪሑ ሓሊፉ:: ንትግራይ ኣብ ንስርሕ ትግራይ ባዕላ ትሕጎስ,ትባርከና,ተፍቅረና መሊሳ,ትሕብሕበና ብፍቅሪ.ንበርልና,ዕበይልና for the sake of Tigray 💛❤️.

  • @kibromberhe699
    @kibromberhe699 9 วันที่ผ่านมา +2

    ደርፍታት እዛ ቆልዓ ምጽጋብ ኣብዩና ስራሕ ላፍተሐኒ ኣነስ 🤔 ልልኾነማ ግን ቀጽልሉ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩዋ 🙌😍

  • @RomanTesfamariam
    @RomanTesfamariam 3 หลายเดือนก่อน +5

    እዚ ባህልና ደስ ምባሉ ደጋጊመ ርአዮ ግን ገና ኣመነኩይ❤️❤️❤️ቀፅለሉ

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሃለዋት ሓጎሥ ጓል ሥነጥበባዊ ነፍሥሄር ሓጎሥ ገ/ሂወት ንፍዕቲ ደራፊት'ያ።

  • @dibaanmusic
    @dibaanmusic 3 หลายเดือนก่อน +36

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ እናደጋገመ ዘስተማቕሮ ዘሎ❤❤
    ትኽእሉ ኢኹም በርትዑልና ኩሉ ነገሩ😘 ዝኾነ ስራሕ❤❤

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +39

    ልገርም ስራሕ ሃላዋተይ ቀፅልሉ ብጣዕሚይ ኢና ንፈትወኪ ሓፍትና❤🎉 ተጋርዋይ ብስም ሃላዋት ላይክ👍 ግጨዉኒ

  • @henokGoyitom
    @henokGoyitom 18 วันที่ผ่านมา +4

    Three Months and i still see it once a week !!!

  • @tekalidebesay2459
    @tekalidebesay2459 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንእዝኒ ዘይኩርኩሕ ደርፊ፤ ፍርያት ሓጎስ ይሕፈስ ኣሎ!!

  • @tigraimida2037
    @tigraimida2037 3 หลายเดือนก่อน +42

    ሰብ ወሊደ እንተኢሉ ከማኪ ናይ ኣቦኡ ቀጥ ዘብል ወላዲኪ ጅግና ፈታዊ ዓዱ ኔሩ ንስኪ ዉን ብሓቂ ተመሲጠ💖💐

  • @Fana-c1n
    @Fana-c1n 3 หลายเดือนก่อน +1

    ወለላይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AgameLove1
    @AgameLove1 3 หลายเดือนก่อน +62

    ጥበብ ትግርኛ እንዳ ሓጓስ ገብረሂወት ድያ ተወሊዳ❤🎉
    ትፍለዪ ኢኺ ሃለዋተይ ሽኮር ደጋጊምኺ ምፅና አይትደንጉዪ😢❤

    • @destatesema2882
      @destatesema2882 3 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ሓጎስ ገ/ሒወት ኢዶ ዝትብል ደርፊ ላሰማእኩዋ ነይረ። መራሕቲ ሕወሃት ቀዲሙ ተረዲኡዎም ናኣና ብደርፊ ገዲፉልና ከይዱ። በሓቂ ሎሚ ዝገብርዎለው ምስረኣኻ ተሓዝን።

    • @regrt3107
      @regrt3107 2 หลายเดือนก่อน

      ፍጭረይ😔

  • @HdegeleyMawucha-pq9sf
    @HdegeleyMawucha-pq9sf 3 หลายเดือนก่อน +3

    ይበል ቅዲ ጓል ቲ ቡሉፅ ኣያ ትግርኛና ሙዚቃ

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሃዱ:-
    ጋልX . . . ጓል
    ጂግናX . . .ጅግና

  • @AronGebre-en3oc
    @AronGebre-en3oc 3 หลายเดือนก่อน +44

    #ሓለዋት_ሓጎስ ፅብቕቲ መኽበሪት ባህላ ውርዚቲ ቀፅልሉ ዝሓፍተይ🇻🇳❤️❤️❤️
    ግጥሚ 100
    ዜማ 100
    ካሜራ 100
    ዳሬክት 100

  • @ኣቢሲኒያ
    @ኣቢሲኒያ หลายเดือนก่อน +2

    View ግን ብጣዕሚ ውሒድዎ ዝገርም ስራሕ ጓል ትግራይ ሽኮር🙏

  • @theuntoldstory9191
    @theuntoldstory9191 หลายเดือนก่อน +3

    ብልፅቲ ጋልቱ ብሉፅ! ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ሰሪሕኺ በርትዒ ኣብ ጎንኺ ኢና::❤🎉

  • @yagersew437
    @yagersew437 19 วันที่ผ่านมา +6

    Am speechless. This is the most mind-blowing Tigrigna genre that needs to be excessively promoted and here you go , you beautiful Halewat, giving it all the power and fire....pls keep it coming. It is so rhythmical yet one can feel every bit of the melody as it is flowing in a minor scale . Halewat is a new beautiful star in the making. Keep going you beautiful thing!!!!

  • @edengebremedihn3969
    @edengebremedihn3969 3 หลายเดือนก่อน +52

    ሓቦኛ ብጣዕሚ ፅብቅ ደርፊ ጋል ክቡር ኣያና ❤ like ግጨውላ ጋይስ

  • @AsmelashKahsay-g6e
    @AsmelashKahsay-g6e 3 หลายเดือนก่อน +26

    ጀግና ንግስቲ ትግራይ ደስ ዝብል ሙዚቃ ካብዞም ኩሎም ደረፍቲ ትግራይ ወልቃይት ኢሎም ደርፎም ኣይፈልጡን ጀግና ኣቦና ነብስሄር ሓጎስ ገብርሂወት ዳርጋ ዘይሞተ እስቲ like በልዋ ❤️❤️❤️❤️❤️

    • @Keeulee2305ke
      @Keeulee2305ke 3 หลายเดือนก่อน

      የነሱ ስላልሆነ ይሆናላ🤔

    • @MeryamGEREZIHER
      @MeryamGEREZIHER 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዘይ ምስትውዓልካ/ኪ እንበር አብዙሕ ደርፍታት አሎ

    • @Ruta4475
      @Ruta4475 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Keeulee2305ke😄😄qoshasha qomche bzu zefen ale
      Weliqayt tegaru axsumwiyan nen qanqachn tgrgna new maninetachnin zerachnin tarikachnin tenqqen yemnaq nen ::

  • @HaftayGebremedhin-h2m
    @HaftayGebremedhin-h2m 3 หลายเดือนก่อน +45

    ኣጀብ እቲ ባህልና ኣድሚቅክዮ ። ትግራይ ❤

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ ብጣዕሚ ብሉፅ ስራሕ። ቀፅልሉ ለይለይ ጓል ትግራይ ፅሪቲ❤❤❤❤❤

  • @Hagosnugus
    @Hagosnugus 3 หลายเดือนก่อน +92

    ጋልዚ ንጉስ ንስኺ እውን ንግስቲ ትግራይና ከመ ከም ዘኽብረኪ
    ወሓለ

    • @destaalemmahari4048
      @destaalemmahari4048 3 หลายเดือนก่อน +1

      ጋል ንጉስ ጥበብ ንስክውን ንግስቲ ጥበብ ገና እቲ ንጉስ ጥበብ እማ እናሓደረ ክነግስ እዩ።❤❤❤❤

    • @NgstKahsu
      @NgstKahsu 3 หลายเดือนก่อน

      @@Hagosnugus ሓጊሳ ሳብስክራይብማ ግበረለይ

    • @Awet355
      @Awet355 3 หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ ባ

  • @BentCell
    @BentCell 2 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ ባህል ኣብ ባታኡ ድምፂ ከዓ ንክትግልፂ ቃላት የሓፂረካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @asgedomtesfay2290
    @asgedomtesfay2290 3 หลายเดือนก่อน +50

    የቐንየልና Halewat Hagos መተካእታ እቱ ጅግና ትግራዋይ ሓጎስ ገ/ሂወት !! ኣጀኺ ኣለና ኣብ ጎንኺ ።

  • @kbromhayelom
    @kbromhayelom 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዝብል❤❤

  • @FssehaTekluAssefa-m7x
    @FssehaTekluAssefa-m7x 3 หลายเดือนก่อน +5

    It's amazing song, sis, keep it up,
    ብጣዕሚ ሰሓቢ ድምፂ,

  • @SamuelTekle-ct9oz
    @SamuelTekle-ct9oz 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ሕማመይ ኬፋለኪ ፀላኢኺ ይደፈን(ብፍላይ ዞም ሕስዳን ኣመሎም ገበርቲ ክፋእ)don't give up እሺዶ ሓቢብቲ ታያኸ ነዘን ኢሮብኪኒ ትመስል❤❤❤❤💚💛💙💜💓

  • @KbraabKbraab
    @KbraabKbraab 3 หลายเดือนก่อน +27

    1ሚሊየን ነበፀሓያ ኣብ 5ተ ግዜ አየ ዝሰምዓ

    • @ArmiMamu
      @ArmiMamu 3 หลายเดือนก่อน

      Ewe nebxeheya

  • @haleteka
    @haleteka 23 วันที่ผ่านมา +3

    ዝገርም ስራሕ እዩ። ቀፅልሉ ሃለዋት!

  • @gebreslasegebremedhin5386
    @gebreslasegebremedhin5386 3 หลายเดือนก่อน +22

    ሃለዋት ናይ በሓቂ ሃለዋት ትግራይ ንእዝንና ዝሙቺ ደርፊ ስለዝለቀቅክልና ነመስግን 😊 🙏 😊 🙏 😊

  • @haphtomhailemichael8036
    @haphtomhailemichael8036 3 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ዝብል ስራሕ ጋል ዙ ጂግና ድምፃዊ ነብሲሄር ሓጎስ ገብሪሂወት ናይ ህዝቡ ነዊሕ ዝእምትን ዝርዳእን ዝነበረ ጂግና እስቲ ላይክ ግጭው ንዛ ሺኮር

  • @TOP_5-l7n
    @TOP_5-l7n 3 หลายเดือนก่อน +23

    ብሉፅ ደርፊ ሙዚቃ ማለት ኣብዚ ሎ 3ግዜ ሰሚዐያ ስራሕ ምሰወዳእኹ ድማ ክሰምዓ እየ

  • @TomasGmichael
    @TomasGmichael 3 หลายเดือนก่อน +9

    እንኳዕ ናትና ኾንኪ ኣብ ዕብየት ቋንቋ ትግርኛ ትገብርዮ ዘለኺ ስራሕቲ ብጣዕሚ ዝገርም እዩ🙏🙏🙏🙏🙏በርትዒ❤❤

  • @abrahamhaddish5875
    @abrahamhaddish5875 2 หลายเดือนก่อน +5

    You are a distinctive voice of brother Hagos the beloved brother of ours. Ajoki zahftey and gualey 🎉

  • @merekick7846
    @merekick7846 3 หลายเดือนก่อน +19

    ደስ በሃሊ ድምፂ ፡ብፍላይ ቅንብር ናይቲ ሙዚቃ ከም ገለ ዓይነት አዩ፡ጅግና ጓል ጅግና ቀፅልሉ🎉🎉🎉🎉

  • @SamiGeray-m6u
    @SamiGeray-m6u 3 หลายเดือนก่อน +4

    ትፍለይ ኢኪ ልውሃተይ❤

  • @bselam
    @bselam 26 วันที่ผ่านมา +5

    I think this girl's got it going on.Her music truly is amazing.

  • @mulugeta9439
    @mulugeta9439 3 หลายเดือนก่อน +2

    Elna ጓለይ ብጣዕሚ እትፈትዎ ደርፊ❤❤

  • @hjihhdu3538
    @hjihhdu3538 3 หลายเดือนก่อน +116

    ንግስቲ ዓጋመና ከም ንጉስ ኣቦኣ 😍❤

    • @Awet355
      @Awet355 3 หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ

    • @kidegaim5741
      @kidegaim5741 3 หลายเดือนก่อน

      hlef kondaf , metsrefi...tehabe.. hfer... tgrgna tederifa nertra ewn natom eu...leab tfae

    • @henokGoyitom
      @henokGoyitom 3 หลายเดือนก่อน

      Nigsti Tigrai !

    • @saliem88
      @saliem88 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@kidegaim5741ስቅበል ኣታ ለዛይ ዘርባብ

    • @mikigesikon3560
      @mikigesikon3560 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@kidegaim5741 denkoro ab eritrea 9 bihir alo tigrigna nay tegaru enber nay hagerawian aykonen men dea tebehal tibehali kuhalti mesilom menkorti

  • @cherkosaregawi-y1b
    @cherkosaregawi-y1b 2 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ኩናማ ዜማ ስዕስዒት ካብ ተምብየን ፍቕሪ ኩሉ ትግራዋይ ትዝይም ብልፅቲ ደራፊት

  • @geneta5174
    @geneta5174 3 หลายเดือนก่อน +7

    ❤ባህሊ ትግራይ አብኪ ርኢና ጎብዛ ቅጽል

  • @rubanazekarias5947
    @rubanazekarias5947 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዝዩ ፍልዩን ናይ ባዕልኺ ሓዱሽ ቅዲ/ስርዓተ ኣዋቕራ ዜማን ውቒዕትን ዝተኸተለ ብሉፅ ስራሕ ናይ በሓቂ። ንፍዕቲ ሃለዋት ሓፍትና። በርትዒ🎉

  • @ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ
    @ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ 3 หลายเดือนก่อน +32

    እስይ ዘኮይ መዓረይ ዳርጋ ዘይሞተ ጅግና ዝሓፍተይ ❤

  • @gidaygkidan1096
    @gidaygkidan1096 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብዙሕ ዘይተፈለጠ ግን ዘገርም ብቕዓት

  • @dawitmekonen9788
    @dawitmekonen9788 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዘኹርዐ ስራሕ እዩ ሓለዋት ሓፍተይ ጋል ጅግና አቦና ሓጎስ ፈታዊ ዓዱ

  • @anaelearmias9938
    @anaelearmias9938 3 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ልበይ ዝመነዮ ዜማ።ገና ብዙሕ ክንፅበ ኢና።ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ።ዕድመ ይሃብኪ❤❤❤

  • @Solomon-j3n
    @Solomon-j3n 3 หลายเดือนก่อน +25

    ሃለዋት ሽኮር መልክዕኺ ሽኮር ስራሕኺ ፅፋፍ እዩ እሞ በርትዒ ??ዓቅሚ ዘለዎን ባህሉን ህዝቡን ዝፎቱ ግዱስ ትግራዋይ ሓገዝኹም አይፈለያ ነዛ ፅርይቲ ጋል ጅግና አያና ነብስሄር ሓጎስ ገብረሂወት ❤❤

  • @nugusetsegay538
    @nugusetsegay538 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጎል ኣያና ኣርቲስት ሓጎስ ገ/ሂወት ደስ ዝብል ቅዲ ተንቤን ልገርም ስራሕ ኽብሪ ይሃብኺ 🙏🙏

  • @MrMokhles-gq4dh
    @MrMokhles-gq4dh 3 หลายเดือนก่อน +3

    ፍልይቲ ፍጥረት ሽኮር❤

  • @AshuAmalay
    @AshuAmalay 2 หลายเดือนก่อน +2

    ምቕርተይ ኽፎትወኪ እኮ

  • @GebrenedhinWelechal
    @GebrenedhinWelechal 3 หลายเดือนก่อน +4

    አሪፍ ዘፈን አው

  • @yordialem
    @yordialem 9 วันที่ผ่านมา +2

    ሽሽሽሽሽኮሪና እዝውቲ!❤❤❤

  • @LeteraTesfaye
    @LeteraTesfaye 2 หลายเดือนก่อน +4

    I don't really know the meaning, but I love it. 👌👌👌

  • @mulugebreegziabher4789
    @mulugebreegziabher4789 3 หลายเดือนก่อน

    ሓቅን ወርቅን እዩ ላበልኹ ካብ ኣፈይ ተይወፀት ዊዒለ ለሟዓንቲ❤❤❤❤

  • @sdra1932
    @sdra1932 3 หลายเดือนก่อน +21

    ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ....ንፍዕቲ♥

  • @zinabutesfamariam7084
    @zinabutesfamariam7084 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንፉዓት!

  • @birhanegebregzabher423
    @birhanegebregzabher423 3 หลายเดือนก่อน +23

    ነብሱ ይምሓሮ ሓጎስ ገ/ሂወት
    እስቲ ጎብዚ ውቅብቲ
    ከም ኣቦኺ ጅግና ክትኮኒ ኣምላኽ ይሓግዝኪ።❤❤❤❤❤❤

  • @nigistisoloda65
    @nigistisoloda65 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ይስሕብ ዝተፈለየ ደርፊ ግን ንኹሉ ዘጣቃለለ .... Thank you for including everyone in your song🙏🙏🙏 that makes all Tegaru happy❤

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 9 วันที่ผ่านมา +3

    Mukur derfie kesilelu ❤🌹🌷💐🌹💜

  • @mengeshayohannes8810
    @mengeshayohannes8810 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝገርም ብቕዓት ውህደትን ስምረትን ናይቲ ሙዚቃ ውሕሉል አተአላሊያ ናይ ሜሎዲስ ስርፀት ምናልባት በዚ ቅድን ህርመትን እዚ እቲ ዝለዓለ ብራኸ እዩ እተተብሃለ ምግናን አይኸውንን:: ዕድመን ጥዕናን ሃብኩም :: አብ ዓለም ለኸ ሙዚቃዊ ምርኢት ክቐርብ ዝኽእል እዩ:: እሞ ቁሩብ ፋይናንሳዊ ዓቕሚ አዋህሊልካ ብምስሊ አሰኒኻ ኦሪታዊ ምኳኑ ምርእይ የድሊ::

  • @ethiopianmusics6031
    @ethiopianmusics6031 หลายเดือนก่อน +7

    Awesome❤❤❤❤..great song.......Much love from Gondar, Amhara.....ሰላም ያምጣልን 💚ትግሬና💛 አማራ ❤እንደድሮአችን ሆነን ማየት እፈልጋለሁ.....እወዳችዃለሁ።

  • @Fano17356
    @Fano17356 หลายเดือนก่อน +2

    በርትዒ ጎበዝ ደራፊት

  • @hailutadesse2230
    @hailutadesse2230 หลายเดือนก่อน +3

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ወናም 'ዛ ጓል ሓወይ ....ሓጎስ ዳርጋ ዘይሞተ...❤❤❤❤

  • @binwelbeck1482
    @binwelbeck1482 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኢዶእ

  • @kukushaMK
    @kukushaMK 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዘይምኖ ስራሕ.....ናይዚ ዓመት ብሉፅ ስራሕ

  • @meronberhane9115
    @meronberhane9115 3 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅት ፊጥሪት ኢኪ ጋል ትግራይ ማአሪይ❤❤❤

  • @ገድሊህዝቢትግራይ
    @ገድሊህዝቢትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +15

    ጎል ሐወይ ፅቡቅ ስራሕ አብ ጎበታት ትግራይ እንተትሰርሕዬ ዝበለፀ ነይሩ ርግፀኛ እየ ሳአን ዝሕግዘኪ ሰብ ሙካኑ አጆኪ ከምኡ እንዳበልካ እዩ ከምኒ አያይ ሐጎስ ዝክወን ቀፅሊ ጥራሕ ፅቡቅ ዕድል ክገጥመኪ ይምነ
    #ንሐግዛ ደቂ ዓደይ

    • @destatesema2882
      @destatesema2882 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቅኻ ጎቦታት ትግራይ ከም ሰብ ተዋጊኡ። ብደርፊ ብቻ ተይኮነስ ብልምኣት ክንክሕሶ ይግባእ።

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 3 หลายเดือนก่อน +1

    "ኣንታ ዕባይ ምዐራብ ዕባይ ሽረ. . ."

  • @WediMhrey-tk3yn
    @WediMhrey-tk3yn 3 หลายเดือนก่อน +8

    ዋውውውው ዝገርም ስራሕ ብልፅቲ ዋዕሮና ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስብሃሊ እዩ🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥💥💥💥💥💥🎧🎼🎷🎷🎷🎷🎷🎷💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @TheCritic101
    @TheCritic101 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብልጽቲ ካብ ኩለን ዝያዳ ጓል ትግራይ ወለላ!❤❤❤ ንሳ'ውን ከም ኣቦኣ ንፍዕቲ!!!

  • @orit632
    @orit632 3 หลายเดือนก่อน +8

    ጽቡቅ ስራሕ ብፍላይ ዜማን ባህላዊ ክዳውንትን 💯👌

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቡኣ ትመስል፡

  • @weaszxxzsawq238
    @weaszxxzsawq238 3 หลายเดือนก่อน +102

    ደጋጊሙ ከምዙ ከማይ ሰሚዑ ምምናው ዛአበየቶ ይህሉ ዶ ደቂ ዓደይ

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 3 หลายเดือนก่อน +3

      ኣነ ኣለኩ ደጋጊመ ሰመዐያ ምምናዉ ኣብያትኒ ሃለዋተይ ባዓልቲ ርገዕቲ ደምፂ🎶🥰

    • @kindeyaberhe
      @kindeyaberhe 3 หลายเดือนก่อน +2

      ኣነ'ውን ከምዚ ከማኻ/ከማኺ።

    • @asmirghebar3874
      @asmirghebar3874 3 หลายเดือนก่อน +2

      Ane aleku ❤

    • @DhdSjs-f9u
      @DhdSjs-f9u 3 หลายเดือนก่อน +2

      ኣነ ኣለኩ❤❤❤❤❤❤

    • @teamegebretsadik965
      @teamegebretsadik965 หลายเดือนก่อน

      ኣነ እኒሀኹ ምምናው ኣቢያትኒ

  • @ALULATDF-11
    @ALULATDF-11 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዘመናዊ ሙዚቃ ምስ ባህሊ ዓድይ
    ❤ ❤ ❤
    የቛንየለይ ምቅርቲ ሓፍተይ!!

  • @michaeltilahun8898
    @michaeltilahun8898 2 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤ልገርም ደርፊ ለባማት

  • @nateygirmay1832
    @nateygirmay1832 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ።ንነዊሕ ግዜ ክስማዕ እዩ ዝብል እምነት ኣለኒ።

  • @FreeTigray-ux5fh
    @FreeTigray-ux5fh 3 หลายเดือนก่อน +7

    ብጣእሚ ፍሉይ ወርቂ ዝኾነ ኣኽሱማዊ ሰነጥበብ ዝኣረፎ ስራሕ ይበል ባህሊ ትግራይ ይባል ቑናኖ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራይረመፅእያንፀላእታ
    @ትግራይረመፅእያንፀላእታ หลายเดือนก่อน +2

    ሃለዋተይይይይይ ፅብቅተይ ኣጆኪ ቀፅሉሉ ሰይ ክጥዕም ድምፅኪ መቀረት❤❤❤❤

  • @tesfalemtezare114
    @tesfalemtezare114 3 หลายเดือนก่อน +7

    ቀፅሉሉ ሃለዋተይ ጓልቲ ክቡር ኣያና ከያኒ ሓጎስ ገ/ሂወት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zizihibue5241
    @zizihibue5241 3 หลายเดือนก่อน +1

    wow ክንደይ ጊዜ አዳመፂዬ ይበል እዩድምፂ ምስ ግጥሙ ሽኮር ❤

  • @AmbasaderHayleslasea
    @AmbasaderHayleslasea 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ገራሚ 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌🙏🙏

  • @user-fiyori
    @user-fiyori 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቅ ስራሕ ሃለዋት ሽኮር 😍

  • @meronretta7229
    @meronretta7229 2 หลายเดือนก่อน +4

    Wow semchew metgeb alchalkum

  • @abuzekriyaedu
    @abuzekriyaedu 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሽኮር

  • @TesfayBrhane-gh7ei
    @TesfayBrhane-gh7ei หลายเดือนก่อน +3

    ቀፅልሉ ጥራሕ

  • @hailutadesse2230
    @hailutadesse2230 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ሓድሽ ቅዲ ሙዚቃ 🎉🎉🎉🎉