ጽጹይ ሓበሬታ/ በዓልቤታ ተሃሪሙ ሕክምና ዘሎ መልሲ ሂባ/ ህግደፋዊት መሪር ንብዓት ትነብዕ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 พ.ค. 2024
  • ጽጹይ ሓበሬታ/ በዓልቤታ ተሃሪሙ ሕክምና ዘሎ መልሲ ሂባ/ ህግደፋዊት መሪር ንብዓት ትነብዕ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 299

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 25 วันที่ผ่านมา +30

    አቱም ህዝቢ ጠጠዉ ኢልና ንሕሰብ ብዓል ሳሚ ሽኮር ንህግደፍ ዝሰርሑ ህዝብና ንክፀንት ዝሰርሑ እዬም አብኡ ከይድና ንባላዕ አለና

    • @user-ux8jj7yt6b
      @user-ux8jj7yt6b 25 วันที่ผ่านมา

      ሰሚ ሽኮር ወዲ 40 ሓማሴናይ ቀጣፊ እንድዩ

  • @AXUM13
    @AXUM13 25 วันที่ผ่านมา +10

    ነሹ ዓይነይ ኣታሓሳስባካ ደስ ክብል ይመቸካ👍

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  25 วันที่ผ่านมา

      🙏🙏🙏

    • @eritrawi2661
      @eritrawi2661 24 วันที่ผ่านมา +1

      ይመችካ ... በል ከምዚኦም እዮም ስዓብትካ
      ብእልፊ ልሕጻጽ እኮ ተረቢሽና

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.3352 25 วันที่ผ่านมา +3

    ውይ በስምኣብ ኣነስ እዚ ዝተጎድአ ወዲ ኣደጊፅኒ 😭😭😭😭😭አረ የሕዋት ልቢ ንግበር በብዘለናዮ ብሰላም ንንበር😭😭

  • @babarafi3740
    @babarafi3740 25 วันที่ผ่านมา +6

    ሚኪኤለ ዓንዳይ ተቓዋሚ ኮይኑ ኣይፍልጥን ደጋፊ ስልያ ፍግደፍ ኢዩ ኣንቱም ሰባት ናይምርዳእ ተኽእሎ ይሃልኩም

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we 25 วันที่ผ่านมา +3

    ሳልማ ሞኒካ ኤዱ ሰለስቲኤን መልክዐን ኣዛርብኤን ሓደ ይመስላ ትሪፕል ድኣ ከይኮና?

  • @Berhe590
    @Berhe590 25 วันที่ผ่านมา +28

    ሰላም!ትግርኛ-English ንዑ ምሳይ ተመሃሩ! ኣብ ኣሜሪካ፡ኣብ ካናዳ ፡ዓዲ እንግሊዝ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም!ናይ ጋዜጠኛ ነሽነሽ ተካታተልቲ
    ንዑ ኩልኩም በ💡ሀ📚✍️👂🗣️❤️😂

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 25 วันที่ผ่านมา +16

    ነሹ ጽቡቅ ሓበሬታካ ጽፉፍ መደብ ዩ ዘለካ ቐጽሎ ከምዚ💙💙💙💙

    • @__-wj7zq
      @__-wj7zq 25 วันที่ผ่านมา

      _ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ_

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  25 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie 25 วันที่ผ่านมา +7

    ማስቃ ደቀንስትዮ ትግራይ ገና ከንብዓክን እዩ

    • @hidatteklom2411
      @hidatteklom2411 24 วันที่ผ่านมา

      አይትጋገ ሕነ ዋጋ የብሉን ንሰላም አተጸዓርና እቲ ብሉጽ.

  • @user-dr9jk2rv6c
    @user-dr9jk2rv6c 25 วันที่ผ่านมา +5

    Gze tselotyu ,Tselotyu zedlena Zelo, Kab Egziabher zrehake hizbi sdet yu mektsaetu yibl Egziabher.

  • @WediNega
    @WediNega 25 วันที่ผ่านมา +4

    💙ሰላም ነሹ💙💙💙
    😭ዓሕ ወዲ ወርቁ ሓወይ ጅግናና ኢኻ ወትሩ ክኣ ኣብ ልብና እዩ ሰፈርካ ሕድርኻን ዕላማኻን ክኣ ኣብቲ ዝድለ ከነብጽሖ ኢና:ወትሩ ኣብ ጎድኒ ደቅኻን ስድራቤትካን ክንከውን ክኣ ሓላፍነትና እዩ ዓደቦይ ጅግናና ኣይንጥለም።
    ግን ኩሉ ይሰነድ መን እዩ ጸላኢናን ብቃጻ ኣሕዋትና ዘጥፍእን ዘሎ መንን ኣበይን ወዲ መንን ይሰነድ እቶም ሪኬርድ ንሕዝ ኣብ ጽቡቅ ይቀመጥ ኩሉ ነናይ ኢዱ ክረክብዩ።
    ‼️እንተ ብዓል ወዲ ዓንዳይን መሻርኽቱን ግን ናይ ግዜ ሕቶ ጥረመሕዩ‼️

    • @samrigrezihr.3352
      @samrigrezihr.3352 25 วันที่ผ่านมา +3

      ኣጆኩም ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብኩም ንኩልኩም መቃልስቱን ስድርኡን ነዚ ንኡስ ሓውና ለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ብሓቂ ጨካናት ፀላእቲ😭😭😭

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 25 วันที่ผ่านมา

    Good advise for you Neshu Keep the good work I’m proud of you as usually

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  25 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @Bere2boy4
    @Bere2boy4 25 วันที่ผ่านมา +6

    ሰብኣውነት ኣጥፊእና :ኣረሚን ተቀይሩ ሰብ :ሂወት ሰብ ክተሕልፍ ከቢድ'ዩ :: ደም ሰብ ኣይሰድድን ዩ 😢

    • @Lima-mj6ie
      @Lima-mj6ie 25 วันที่ผ่านมา

      ሓቆም እዞም መራሓቲ ሃማኖት ንሶም ይሕውሉ ህዝቢ ኤረትራ ድማ መየበልዑ ሰተዩ ብሓወላ ንመንግስቲ ይድግፍ ኤረ ፅብቅ ኣላ ይብሉ ኩሉ ምሕዋል ገንዘብ ጠጠው እተዘብል እቲ ህዝቢ ንእሳያስ ክኣልዮ ነይሩ 😂😂😂

    • @JoyJoyFT208
      @JoyJoyFT208 24 วันที่ผ่านมา

      ሰብኣዉነት ኣይኮነን law IQ ዩ A-z ዘይወጹ ብዙሓት ዩም

  • @mihretkidau5047
    @mihretkidau5047 25 วันที่ผ่านมา

    Yes, very smart person. Very very good advice.❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  25 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @user-zg8rl1vt4b
    @user-zg8rl1vt4b 25 วันที่ผ่านมา +15

    ምስጢር ከይተውጽእ ኢዮም ሓንሳብ እናበሉ ዝርኮልፍዋ ዘለዉ😂😂😂😂

    • @user-gc9we8dv8z
      @user-gc9we8dv8z 24 วันที่ผ่านมา

      Ewe hasadat kaynesemes😂😂😂😂😂😂

  • @firubiniam1099
    @firubiniam1099 25 วันที่ผ่านมา +3

    Shalom shalom neshu ❤

  • @meksebey854
    @meksebey854 25 วันที่ผ่านมา +1

    Neshu hawey kexlo💙💙💙Hgdef mendef hlna Albo hmame aso twedkum,kulukum Berged nhamedu Amlak aboy kab kufe yhlkum🙏🙏🙏💙💙💙💙💙

  • @hagostsegay531
    @hagostsegay531 25 วันที่ผ่านมา +4

    ስላም ነሹ እዝኣ ረሳሕ ጽቡቅ ገየሮማ: ብልሽውና ገለ ትብል ኣላ እዝ ካብቶም ቀዳሞት ናይቲ ረሳሕ ዑቡድ ከልቢ ዳገፊት ኣያ ።

  • @regataraya7861
    @regataraya7861 25 วันที่ผ่านมา

    Ewe gude Seti shirak Fiona entry eya koyna. Ezie Sami Zibluwo seb xelaku sirah fet. Niharas yemxie ewey gizie. Eqan sebaya dehan wexie full recovery yemneyelu. 🙏 kulukum yehwatey ab Israel zelekum degimkum hisebu nay wedi seb hiwet Kubur eu. Hizbi kinebr alowo mejemeria kidmi Hager or Issias. Rest in paradise zihawey.💙💙💙💙💙💙

  • @helengebru734
    @helengebru734 25 วันที่ผ่านมา +1

    You make my day😂😂😂 mengestena geza ka kewehdo😅😅😅

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 25 วันที่ผ่านมา +2

    ነሹዋይ በዓል ሕልና ኣነስ ኣዝየ እየ ዝፈትየካ ጥፍሽ ኢሉኒ ተኔሩ ንዓኻ ክርኢ ፍሽኽ ይብል 😁♥️

  • @abebamegos7153
    @abebamegos7153 25 วันที่ผ่านมา +1

    Kedameyti baeleyy🎉neshu shikor❤

    • @__-wj7zq
      @__-wj7zq 25 วันที่ผ่านมา

      _ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ_

  • @tesnott
    @tesnott 25 วันที่ผ่านมา

    Nesh Nesh great job bro

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 25 วันที่ผ่านมา +3

    ሓንቲ ምክሪ ነዞም መንእሰያ ብዙሕ ኣፍልጦ ዘይብልኩም!
    ህግደፍ ኣብ ኣስመራ ኣይኮነን ዘሎ ነዚ ብርጌድ ንሓመዱ ኣመሓደርቱ፡ ቀለስቱ፡ 50 ካብ ሚኢቲ ህግደፍ እዮም፡ መምሳካ እምኒ ይድርብዩ፡ ኣብ ሚድያ 24 ህግደፍ ህግደፍ ክብሉ ይውዕሉ ንስካ ክኣ ትም ኢልካ ትዘልል ። ዋላ ሓንቲ ትገብርዎ የለን ትም ኢልኩም ሂወትኩም ኣይትክሰሩ ህግደፍ እንተደልዩካ ነዞም ኣብ ትግራይ ዘለዉ 100 ብር ከፊሉ ከቅትሎም ይክእል እዩ፡ ዋላ ኣብ ኤሮፖ 1000 ዶላር ሂቡ እንተደልይዎ ግን ከምዘለኩም ከማን ኣይሓስበኩምን እዩ። እቶም ትግራይ ክትወርዱ ትሓስቡ ቀደም ቀዲምኩም ሻዕብያ መቀለ ኣሎ ኣይትከሙ! ሻዕብያ ናይ 70 ዓመት ወተሃደራውን ስልያውን ዓቅሚ ዘለዎ ውድብስ ጓሳ ወዲ ጓሳ ተኣኪብካ ከተውድቆ 😂😂😂 ትም ኢልኩም ሰሪሕኩም ስድራኩም ርድኡ ነሽነሽ ከማን ናብ ሰሓቁን ጭርቃኑን ኣትዩ 😂😂😂😂 ። ውፉይ ደቂዓዱ ኣኪቡ ግዳይ ይገብሮም ኣሎ ህጻውንቲ ቆልዑ ንሱ ግን ይነብር ኣሎ እንዳኣራሰነ በሊሕ እዩ !

  • @thanksgodforeverything4329
    @thanksgodforeverything4329 25 วันที่ผ่านมา

    Neshwanii welcome ❤

  • @m.t12
    @m.t12 25 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @user-tu2bk3cj6l
    @user-tu2bk3cj6l 25 วันที่ผ่านมา

    Nesnesh brvo keep it

  • @GetuKelkay
    @GetuKelkay 25 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ከመይ አለካ ❤🙏

  • @selmalovefiseha3679
    @selmalovefiseha3679 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @luwamhaile683
    @luwamhaile683 25 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome neshu 😊

    • @__-wj7zq
      @__-wj7zq 25 วันที่ผ่านมา

      _ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ_

  • @samuelghebre6226
    @samuelghebre6226 24 วันที่ผ่านมา +1

    😅eway tenefiha kindey tgezf !
    Dem Bzhi , shkorea & stress alewa
    Nska suq bel esa tzareb duhul !😮
    🔔

  • @user-kr5gt3fd9w
    @user-kr5gt3fd9w 25 วันที่ผ่านมา +2

    Journalist Neshnesh ❤

  • @ola1707
    @ola1707 25 วันที่ผ่านมา

    Anes eziy higdef entay eziy group konka hoooo mibal 😢ane hagerawit eyu hagerika mifitaw kolay seb fetika tikono seb xelika ayikonen. Ane kulu Eritrean hawey eyu teqewami degafi gin anxar Eritrea hzibiy ayitikun ember government Hijiy alo xbah yelen hizibey gin nebari eyu ♥️🇪🇷

  • @FstumKekle-rl3yh
    @FstumKekle-rl3yh 25 วันที่ผ่านมา

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8e 25 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ትዝንግዕ ኣለካ ናፊቅነካ ኮ❤

  • @zetamful
    @zetamful 25 วันที่ผ่านมา +1

    Dehri HGEDF kab HGEDF zegeded gorbet mes gorbet selam kesen iu bezi zekeyde zelo ab mongo Eritreanwen

  • @berrak3105
    @berrak3105 25 วันที่ผ่านมา

    Ezi bzaeba gfietat hgdef zzareb zelo nay 2004 dea men dyu wuchu zeykonen??

  • @user-pk8ey6tk2d
    @user-pk8ey6tk2d 25 วันที่ผ่านมา +1

    ጋዘጠና ማሓሪ ኢዩ አዚ ዝሓቶ ዘሎ❤

  • @Idferi525
    @Idferi525 25 วันที่ผ่านมา +3

    ሰልማ ጓል ከረን ኢያ ዝፈልጣ ሓቢርኒ።ንሳ ኣብ ካርቱምን ክረምያ (ሊብያ) ትሽርሙጥ ኔራ፡ ፍጹም (ራሻ) ወዲ ዓዜን ክሳብ ሊብያ ኣምጺእዋ ኣብ ሊብያ ገዲፋቶ።ሕጂ ድማ ኣብ Frankfurt ወይ Friedberg ዝበሃል ከተማ ናይ ጀርመን ትነብር።
    ኣብ ካርቱም 2002 ዝነበርኩም ጸሊም ምሉእ ዕባያ ጌራ ተሰራስርዋ ዝነበርኩም ክርስትያን ኣለኹም።ኣስናና ፈኻኽ ጥራይ ዘይኮነ ቢንቶ ኢዩ ኔሩ ኣብ ጀርመን የዐርያቶ።
    ኣብ ሳዋ ደቃ ወሲዳ ተሳኢላ ኣላ። ብመንገስቲ ጀርመን የኽስሳ ኢዩ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብረት ኣትሒዛ ስኢላተን ኣላ። ተወሳኺ ንኤርትራ ክትኣቱ ተዃሊላ ኢያ ወረቐታ ኣየፍቅደላን ኢዩ ድማ።
    ብዙሕ ኢዩ ናይ'ዚኣ ገሽላዕ ጀበርቲ።

  • @degsewtube8755
    @degsewtube8755 23 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @akberethaile9072
    @akberethaile9072 25 วันที่ผ่านมา

    🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️❤️🎉

  • @user-er1ps6eb1y
    @user-er1ps6eb1y 25 วันที่ผ่านมา

    Ezi n Elsa chrum zmelesela hawna btaemi luem azerarba des zebl respectn protocoln zhalewe kulu menieseyn delayi fthn kemzi azerarba ktkem kab smietn tserfn wexiu agedasi eyu dehar nzrdeo nxur melktu eyu yelifu

  • @fthawitabraham4195
    @fthawitabraham4195 25 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @fanuskesh4838
    @fanuskesh4838 23 วันที่ผ่านมา +1

    ኪዲ ናብ ዓድኺ ላስታ ኣገው እንታዴኺ ኣለኪ ካሜራ ገለ ገለ ትብሊ ዝብኢ ቀትሪ

  • @nigistikhyab2366
    @nigistikhyab2366 25 วันที่ผ่านมา

    Anta geldam denkorå tegraway resah kedami 🦮🦮🦮🦮😭😭😭😭😭

  • @wedkeshi2693
    @wedkeshi2693 25 วันที่ผ่านมา +2

    Neshu may guy you make me laugh mengstna geza kuae kwhdo😂😂😂

  • @sabatesfay9779
    @sabatesfay9779 24 วันที่ผ่านมา

    ሃላይ ብለነይቲ ኣገው

  • @nouraviri4903
    @nouraviri4903 25 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌷

  • @fiyorifiseha3726
    @fiyorifiseha3726 25 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ብሩክ ሰብ❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  25 วันที่ผ่านมา +1

      ❤️❤️❤️

  • @user-jb5bd7jz6i
    @user-jb5bd7jz6i 25 วันที่ผ่านมา

    ሰላም እንዳ ሓውበይ ነሽነሽ❤

  • @rimna8001
    @rimna8001 25 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤ lebam seb ya eza sebaya zteharema
    Amlak mulue mhret ygberelu

  • @user-by6sj8ux5f
    @user-by6sj8ux5f 25 วันที่ผ่านมา

    Barya

  • @Afrorecording.
    @Afrorecording. 25 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ነሹ🖐

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s 25 วันที่ผ่านมา +1

    Sq ewe sus mbal sega eyu mo suq ybels🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @SamsomAron
    @SamsomAron 25 วันที่ผ่านมา +3

    ኤልሳ ጭሩም ድሕሪ ሕጂ ሰማዒ ወይ ኣማኒ ኤርትራዊ ክህሉወኒ ኢልኪ ኣይ ትሕሰብዮ ፣ 100% ኣባል ህግደፍ ኢያ ፥ ክሉ ጋህዲ ኮይኑ ኢዩ ፣ ነገር ሰብኣዊ መሰላት ክኣ ጎምጻጽ ዩ ከምታ ዋኑኡ😢😢😢

  • @SamiraSamira-zn4su
    @SamiraSamira-zn4su 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @yoditberhane8
    @yoditberhane8 25 วันที่ผ่านมา

    Neshu mij love

  • @edentsegai5801
    @edentsegai5801 25 วันที่ผ่านมา +2

    አዚሲ ተቃዋሚ 😅 ወይ ግዜ ደጋፊ አየ ዝብል ንተቃዋሚ ክደናገጽ ትሪኦ በንጻሩ ተቃዋሚ አየ በሃሊ ከኣ ጉድ ተቃወምቲ ክረክብ ከደቀሰ ይሓድር አዝግዮ 😂

  • @user-em9ty8rg4n
    @user-em9ty8rg4n 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @medhinghebre8643
    @medhinghebre8643 25 วันที่ผ่านมา

    bariy

  • @eyaqubhadallah3464
    @eyaqubhadallah3464 24 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙

  • @Idferi525
    @Idferi525 25 วันที่ผ่านมา

    ሰልማ ገሽላዕ ትዘውር፡ ምሉእ ጸሊም ዕባያ ጌራ ኣብ ካርቱም 2002 ዝሸረርኩማ ወይ ኣብ ክረምያ ዝበሃል ቦታ ሊብያ ትሽረት ኔራ ሐራይ ገበርዋ።

  • @albadralbadr945
    @albadralbadr945 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤😢🎉😊

  • @shishayhadsh547
    @shishayhadsh547 25 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቂ ከይትዛረብ ኢዩ ዝዕፍና ዘሎ። ክሰምዕዋ ኣይደልዩን፡ ከምዛ ናይ ከተማ ዝነበረት ኢያ።

  • @mikaeletsegai5099
    @mikaeletsegai5099 25 วันที่ผ่านมา

    Helem try wedi fara agame b eritrea endika metseika mealtika tetsebe

  • @solomonbeyan-zv5mp
    @solomonbeyan-zv5mp 25 วันที่ผ่านมา

    ነሹ 💙💙💙💙💙💙💪💪🙏👍

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 25 วันที่ผ่านมา

    Ezi wedi santay entay eyu zible zelo wedi santay dea elul hgdefawi ember getsu tirhak.

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 25 วันที่ผ่านมา +1

    Monica kab shaebea melaya edellinaya

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 25 วันที่ผ่านมา +1

    Ete nabahaqe stelae hije hizuna alo qidmeu stelae i neberenan fetawe imber

  • @mebrhiyemane8728
    @mebrhiyemane8728 25 วันที่ผ่านมา

    ሸይና ዝወደኤት በቅሊ ትመስል ሃላይ

  • @yowhanskidane1817
    @yowhanskidane1817 22 วันที่ผ่านมา

    እዚ ከምዚታት video ኣምጺኢካ ሰብ ኣይትበጽብጽ ነሽነሽ ሓወይ 😢😢😢

  • @ove6164
    @ove6164 25 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆኪ ውሕጥ ኣብልዮ ሳልማ ሓፍተይ ንሃገራውነትኪ ዘይትኮኒ ዲኪ🤗😂

  • @user-dn8es9sn5u
    @user-dn8es9sn5u 25 วันที่ผ่านมา

    ነሹ 🌿❤💙

  • @user-ei2qs4qs1q
    @user-ei2qs4qs1q 25 วันที่ผ่านมา

    ሰላም እሙን ጋዜጠኛ ነሹ

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie 25 วันที่ผ่านมา +2

    ሓሳብ ኣዛርብዎ ኣየ ነሽነሽ😂😂😂😂😂

  • @robel10_
    @robel10_ 25 วันที่ผ่านมา

    ነሹ❤

  • @FvFh-yf1df
    @FvFh-yf1df 25 วันที่ผ่านมา +3

    ክክክ ዋይ ዛዓባይ ሓሪኢ😅😅😅

  • @jongebar1793
    @jongebar1793 25 วันที่ผ่านมา +1

    Live dyu neshye

  • @haileemunn9333
    @haileemunn9333 25 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ነሹ

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 25 วันที่ผ่านมา

    NESH NESH lomi ፋልማየይ አስምዓካ አንና ተተርጀካ ኣብ ለዕሊ HEGDEF ክንደይከ ትኽአሎ!!!

  • @hasansaid2059
    @hasansaid2059 24 วันที่ผ่านมา

    ነሹ መንግስቲ እቲ ናይ በራዩ ገዛ የሕዲጉ ነቶም ኣብቲ ሃገር ሓለውቲ እንቶ ዝህቦም ኣበይ እሞ ይገብሮ

  • @okubaybeyene6231
    @okubaybeyene6231 25 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ዓያሹ ከነጉድሎም ኣለና በዚሖም ኣለዉ ንሕና ከነንብሮም ንክእል ኢና ንሶም ግን ኣየንቡሩናን እዮም እዛ ከብቲ ገስረጥ ኣፍ ካንሸሎ

  • @user-by6sj8ux5f
    @user-by6sj8ux5f 25 วันที่ผ่านมา

    ah ah very sad for Eritrean people

  • @merhawitpetros355
    @merhawitpetros355 24 วันที่ผ่านมา

    እዛ ስበይቲ ግን ኩሉ ግዜ እያ ትጽሕፎ ዘይተነበረን ዘይተነግረን እያ እተውፍር

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 25 วันที่ผ่านมา +1

    _ሻሎም ነሹ🥰ብቅንዕና __#ሳብስክራይብ__ እስከ ግቦርለይ ኣሕዋተይ❤️_

  • @solomonbeyan-zv5mp
    @solomonbeyan-zv5mp 25 วันที่ผ่านมา +1

    ጽብቅ ረከብት እበር እዛ ገመጃዕ በሶሮ

  • @hagos-5626
    @hagos-5626 24 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሳሚ ሽኮር ፥ ምኪኤል ዓንዳይ እንታይ እዩ ድሌታቶም ፥ ኣፈኛ መን እዮም? ቁሩብ እዚ ሰብ ከመዛዝን ዝኽእል ሕብረተ-ሰብ ዲና ስኢና ።

  • @rttr3992
    @rttr3992 25 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔⚫⚫⚫⚫⚫

  • @a.tedros7195
    @a.tedros7195 25 วันที่ผ่านมา

    Elsa Chirum eza hasawitt

  • @mewaeldaniel6223
    @mewaeldaniel6223 25 วันที่ผ่านมา

    Neshnesh teraerae aytbel bejaka gdefena nzmote mengste semay yewarso firstly hawna teharimu entebeles tzareb aleka kulukum ab hmaq alewu

  • @elsajefter5596
    @elsajefter5596 25 วันที่ผ่านมา

    ሻሎም ሻሎም ነሹ❤❤❤

  • @tesfaalemabadu1241
    @tesfaalemabadu1241 25 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ነሽነሽ፣ሰርማ አብ ፍርድ ቤርግ (S-Bahn Friedberg) እይ ትቅመጥ ምስ ጓላ!!!

  • @temesghenandebrhan3827
    @temesghenandebrhan3827 25 วันที่ผ่านมา +5

    መርሐባ ነሽነሽ ሐወይ ብዛዕባ ናይ እስራኤል ደሃይ እንታይ አሎ ናዞም ገበነ ኛታት

  • @kbmilcah
    @kbmilcah 25 วันที่ผ่านมา +1

    ቪድዮ ምስኣል ከሊኦምኒ እያ ትብል ዘላ❗

  • @robir0ket489
    @robir0ket489 25 วันที่ผ่านมา

    Ezi wedi gahba sami shikor kedamay tehatati you

  • @hasansaid2059
    @hasansaid2059 24 วันที่ผ่านมา

    ነሽነሽ ኣብ ቲክ ቶክ ንሪኦ ነምሲ ኣለና ኣይ ተንውሓዮ

  • @gm5215
    @gm5215 25 วันที่ผ่านมา

    እዚ ምኪኤለ ዝብሃል እንታዩ ለባም ለባም ዝጻወት ፍትሔኛ ሐቀኛ ክመስል ብዙሕዩ ዝዋሳእ አነ ሐቂ ክዛረብ ሰሚዔ አይፈልጥን

  • @asmerettaddese7633
    @asmerettaddese7633 25 วันที่ผ่านมา

    Abona♥️♥️♥️🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @NegasiWelday-hx3fp
    @NegasiWelday-hx3fp 24 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝብና'ውን እናጸነተ ብሰንክቶም ሕሱማት። ዑሱባት ይሳቀሎ ቦቶም ባራዩ ኢሰያስ ኣረሜን ንባራዩኡ ሰርሕዎም ብገንዘቦም ብጉልቦቶም ኣንጻር ንብሶምን ኣሕዋቶምን ክቃለሱ ገርዎም ነዞም ባሃይም

  • @FvFh-yf1df
    @FvFh-yf1df 25 วันที่ผ่านมา

    ነሹ

  • @kiflejohn6383
    @kiflejohn6383 25 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ነሽነሽ በጃኻትኩም : ነባእስን : ቅትለትን ምንህሃር ግደፉ : ንሰላምን ሓድነትን ህዝብናን ከባቢናን ስርሑ ::