ህልኽ በዚሑ ቀጢልካን ተቀጢልካን ኩሉ ሓደ'ዩ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 3 มิ.ย. 2024
- Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat
ኣዝዩ ጽቡቕ ልዝብ። ተስፋ ዘለዎ ኣዘራርባ ብተስፋ ዘለዎም መንእሰያት። ከምዚታት ኣስተምህሮ እንተዝዝውተር። ካብ ነዞም ልሕቲት ንልሕቲት ዩቲበራት ምስማዕ፡ ነዚኦም ምስማዕ ኣጸቢቑ የበልጽ።
ሰብኣይን ሰበይትን ምስተሃላለኹ እዩ መስለኒ እቲ ሰብኣይ ከምዚ ኢሉ "ኣነ ዶ ከይሕዛ ነዊት ንስኺ ዶ ከይትበልዒ ሰዊት ንዓመታ መስከረም ሓቢርና ንመውት"። ውጽኢት ህልኽ ብሓባር እዩ ዘጥፍኣካ። መንእሰያት ሕሰቡ
ናይባሓቂ ጹቡቅ ምክር 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
መሮን ማዕዳ ጸጉሪኩም ቁረጽዎ በሎም ጋኒን ኣብኡ ሰፊሩ እዚኩሉ ባእሲ ዕግርግር ደምጻሎም ደሎ
ደቆም ኣብ ዩንቨርሲቲ እንዳምሃሩ መእሰይ ናብ ሓዊ ክኣቱ ዝጉስጉሱ ተኻሉ ኣለዉ እዚ ወዲ ግን ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ዘልዕል ዘሎ ❤❤❤ ቀጽሎ ኣነ ኣብ ስራኤል ኔረ ባዕሎም ዘእተውዎ ተመሊሱ ይነኽሶም ኣሎ
Anbesa wedi meharem zblae zereba
Respect 🫡
It’s all PFDJ fault
You are so right ❤🙏
Hezbi esrail dengolkum akublna balom habibi
You right brother good job.
ደስ ዝብል ሃስብን ሪኢቶ ኣጀካ ገብዝ
💙💙💙
These( ህግድፍ ) dont listen.
ስላም ስላም ሜሮን
Iziomo Behleikilele
Wetatu hbesedetete
Nisabia zittefefe❤
Welihuabehyerewa
Medelayehakanatet
ሜሪ ግና በሊሕ መንእሰይ ፤ኣብ ግዝኦም ኮፍ ኢሎም፡ነዚ፡መንእሰይ መጻውቲ ገይሮ እዮም እዞም፡ኢሊት ኢና በሃልቲ
ሜሮንንንን ዕድል ሃበና ክናኣቱ ሓሳበይ ክገልጽ
ጽሕፈትካ ኣመሓይሽ በጃኻ
(ቀቲልካን ተቐቲልካን)
Eway habesha hlkena kulu hade
Meron hasawi eika
Wedi belay hgdef u 100%
ቀቲልካን ተቀቲልካን ክትብል ዲኻ
ኣብ ዘይመልከተካ ኣይትእቶ ኣብቲ ዝመረጽካዮ ኣብኡ ጥራይ ተዛረብ
ሎቅማጽ ሜሮን
ሎሚ ሓደ ካብቶም ውሑዳት ለባማት ሰባት ረኪብካ
Meron loqmax 😂😂😂
ata sle ezghier mjemerya axahahfa nay tgrina btkkl xhafwo then nab gudaykum ትኣትው
ትግርኛኻ ዘየጽረኻ ፖለቲካ ትዛረብ ድማ።
ውደምኤርትራውያንክትሕተቱኢኩምብስብእንተዘይኮነብረቢክትረክብዎኢኩምኩሉይሐልፍእዩ
Ane ayteredann
እዚ መሮን ሲ ስቅ ኢሉ ሓደ ድቃላ ስቅ ኢሉ ከም ዓሻ ይስሕቅ
Regionalism is not Eritrean way. Or go to where you are belong to. Tigray.
Have mind first and talk , i know u ephrem
ATA mahaym read twice before commented