🔴 ጉድድድ ምስ ማጊ ተባኢሶም // ጓለይ ንምንታይ ጥራይ ዝባና ፖስት ጌርካያ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 198

  • @herishow24
    @herishow24  7 หลายเดือนก่อน +40

    ናብ ኩሉ ክባፃሕ like like like እንዳገበርኩም❤❤❤❤

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 7 หลายเดือนก่อน +40

    ፕራንክኹም ብጣሚ እዩ ደስ ዝብል ቀጽልሉ ደቂ ሪመይ

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
    @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 6 หลายเดือนก่อน +9

    ሳሕ ማጊ ጅግና ትግራዋይዶ ይፈርሕ ኢዩ እሰይ ገበረኩም ኣቁሲልኩሙና ግን ሓንቲ ሪኢቶ ከቀምጠልኩም መፅሓፍ ቁዱስና ሽም ኣምላክ ይኩን መላእክቲ ብከንቱ ክነልዕል ኣይፈቅደልናን እናቀለድኩም ስጋ ሚካኤል ገለ ኣይትበሉ ካልእ ፍትሕ ዘብል መደብ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Wembertawit1914
    @Wembertawit1914 7 หลายเดือนก่อน +10

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅሉሉ ግን ኣብ ቀልዲ ስጋ ሚኪኤል ኣይበሃልን

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ 7 หลายเดือนก่อน +16

    እዋይ ማርያምን ከብደይ ቆሲለ ብሰሓቅ😂😂😂😂 እስከ ይሞችይኩም ደቂ ሪመይ❤❤❤❤

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ

    • @ምስ
      @ምስ 16 วันที่ผ่านมา

      መልሲ

  • @majorgereziher9275
    @majorgereziher9275 7 หลายเดือนก่อน +20

    ማጊ ዓቅሊ እንጣጢዕ😂😂😂

  • @MeriMeri-pg1qo
    @MeriMeri-pg1qo 7 หลายเดือนก่อน +11

    ማጊ ግን ሰርዓት የበሉን ዝመስል🙈🙈🤣😂😂

  • @ራኬቭ-ፐ6ነ
    @ራኬቭ-ፐ6ነ 7 หลายเดือนก่อน +13

    ክክክክ ብጣዕሚ አንድዩ ዘስሕቅ magy ግን ጌጋ ኣለዎ ኢለ ኢየ ዝኣምን ምክንያቱ ብዘይ ፍቃድ ናይ ሰብ ናብ you tub ክጻዓን ፍቁድ ኣይኾነን ሓቂ አንተ ዝኸዉን ኔሩ ዋላ ብሕጊ አዉን ዝኾነ ከሲሱ ኣብ ሕጊ ኸቅርቦ ይኽአል ኢዩ ተሓታቲ ንሙኻን ብዘይ ፍቃድ ሸር ምባል ጥራይ አኩል ኢዩ so ማዓርግ ብትሕትና ኢዩ ክዛረብ ዝግበኦ ኔሩ sori ማማ መን ሙካና ኣይፈልጥኩን ዘለኹ ግን ንገራኒ አትኣ ቭድዮ ኸውጻኣ ኢሉ ሐራይ ክብል ይግበኦ ኔሩ ዋላ ይጽረፍኡ ቀስ ኣቢሉ ከረደአን ኢዩ ዝግባአ ኔሩ አዚ prank ሙኻኑ ረሲዐ ኣይኾንኹን ግን ሓቂ አንተ ዝኾን ኸ? So ኽአረም ይግበኦ ማጊ ብጣዕሚ ጌጋ ኔሩዎ ኢለ አየ ዝሓስብ ሰብ መደብ ካኣ ቀጽልዎ ደስ ትብሉ ንፉዓት ኢኹም ❤️🙏

    • @selamselam9188
      @selamselam9188 7 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ መጨረሻ ጨምላቅዩ ብኡነት ጥቅመኛ ምኳኑ አጋጢምኒ እዩ ሓቂ ንምንጋር ስዲ እዩ

    • @EtadaErada-rs9bz
      @EtadaErada-rs9bz 6 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ ፅፉፍ ዘረባ እዩ።ማጊ ስርዓት ዘለዎ ኣይመስልን እሞ ንወላዲት😔

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 7 หลายเดือนก่อน +5

    ስጋ ምቸኤል ያ ኣታ ሞቱኩ ከመይ ጌሩ እዩ ናይኣዴታትና ድምፂ ክእልዎ ብጣዓሚ ፅቡቅ ቀፅሉሉ ፅሩያተይ❤❤❤❤

  • @RtGh-e9s
    @RtGh-e9s 7 หลายเดือนก่อน +7

    ማጊ ❤❤❤

  • @MolayJan
    @MolayJan 7 หลายเดือนก่อน +6

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ማጊ ሓላል

  • @Selam62420
    @Selam62420 7 หลายเดือนก่อน +6

    ማጊዋይ መሕረር ፎእእ😁😁😁

  • @MuluGebremichael-b8o
    @MuluGebremichael-b8o 7 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ቀፅልሉ❤❤❤❤

  • @SSh-p8v
    @SSh-p8v 11 วันที่ผ่านมา +1

    ልንጉስ ኣባዲ ባ ብራንኪ ግበርዎ❤❤❤😝

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ 7 หลายเดือนก่อน +4

    ማጊዋይ መሕረር ፎእእ ኣንታ ክንደይ ይሓርቅ እዩ ወደይ😂😂😂😂❤❤❤

  • @ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል
    @ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል 7 หลายเดือนก่อน +8

    ዋይይ ሰሐቅሞት😂😂😂😂😂😂

  • @ይኩነኒበከመትብለኒ
    @ይኩነኒበከመትብለኒ 7 หลายเดือนก่อน +6

    ብፍፁም ኣየይትምሓል ኣሕዋተየ

  • @herishow24
    @herishow24  7 หลายเดือนก่อน +12

    share like subscribe ክትገብሩታ ብትሕትና ንላቦ❤❤❤❤

  • @Sasacnjiyaመዝመርትግርኛ-z1l
    @Sasacnjiyaመዝመርትግርኛ-z1l 3 หลายเดือนก่อน +2

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ዋይ እኔኩም መሕረራት 😂😂

  • @tigrayadey7909
    @tigrayadey7909 7 หลายเดือนก่อน +7

    ዋይ ማጊ ፅንቁቅ ዓቅሊ ሞይተ😂😂😂

  • @MelatAskal
    @MelatAskal 7 วันที่ผ่านมา

    ሪኢቶኹም ፅቡቅ እዩኡ❤❤❤❤❤

  • @yordanos5186
    @yordanos5186 7 หลายเดือนก่อน +3

    ከብደይ ቆሲለ ከምዚ ስሒ አይፈልጥን Thanks አሕዋት

  • @MelakeGebrehiwet-jb7tw
    @MelakeGebrehiwet-jb7tw วันที่ผ่านมา

    ብእነት መይተ ብሳሓቅ መብራት ኣይከንኩን

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 7 หลายเดือนก่อน +12

    በኡነት ማጊ ስርዓት የብሉይ ክፅለአኪ ፋራ

    • @rrr6755
      @rrr6755 7 หลายเดือนก่อน

      እሞ ፈኪረናሉ እኮ እዩ ተናዲዱ😂😁

  • @FurtunaHailu
    @FurtunaHailu 14 วันที่ผ่านมา +1

    Way Magiway😂😂😂

  • @cellcell9216
    @cellcell9216 7 หลายเดือนก่อน +2

    ደሰ ክብሉ ቀፅልሉ ❤❤❤

  • @TigrayAdeyYelanKmeQedema
    @TigrayAdeyYelanKmeQedema 6 หลายเดือนก่อน +2

    ስጋ ምኝእል ኣይባሃልን ብሹም ፃድቃን ኣይማሓል😢😢

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 7 หลายเดือนก่อน +5

    እዋይ ብስሐቕ ሞይተ 🤣🤣🤣

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 7 หลายเดือนก่อน +9

    እዋይ ማግዋይ ሰሪሖምልካ 🤣🤣🤣

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ሜሪየ

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 6 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ጥዑይ ኸኣ ይመስል ማጊ ስዲ ናይ ባሓቂ ኣደ እንተዝኾና ኸ ኾሙኡ ድዩ ነይሩ😞

  • @NeviDestaalem-sw9bs
    @NeviDestaalem-sw9bs 7 หลายเดือนก่อน +2

    Good job hero

  • @HabenTeklay-fk9hy
    @HabenTeklay-fk9hy 7 หลายเดือนก่อน +3

    Zigerm bro😂😂

  • @Tsegu-yl7pp
    @Tsegu-yl7pp 13 วันที่ผ่านมา

    አረ ሞይተ 😂😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @SelamTDF-l9i
    @SelamTDF-l9i 7 หลายเดือนก่อน +1

    ገፁ ይራሓቂ ለጃይ😂😂😂

  • @የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ
    @የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ 16 วันที่ผ่านมา

    እዊ ማጊዋይ ❤❤❤❤

  • @zeduGualtgray
    @zeduGualtgray 7 หลายเดือนก่อน +3

    ማጊየ❤❤❤❤😂😂😂

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 7 หลายเดือนก่อน

    አዋይ ሳሓቅ ሞቱኩ 😁😁😁😁
    ደስ ዝብል መደብ 💖💖💖

  • @AlphaEnt-fz4vy
    @AlphaEnt-fz4vy 7 หลายเดือนก่อน +3

    Tfleyu ekum😂😂😂😂

  • @mikistyle3720
    @mikistyle3720 7 หลายเดือนก่อน +2

    Heri gobez

  • @MNn-z2y
    @MNn-z2y 6 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክትብሉ ሙቅራተይ ❤️❤️❤️

  • @Haregte
    @Haregte 7 หลายเดือนก่อน +21

    ማጊ ጠባይ ዓቅሊ❌ የላን ብፍላይ ንኤርጥሪን ክሕለቅ ምስ ሰማዕክዎ ሓዲገዮ እየ ገዝኡ ምካድ😢

    • @selamgebrewahd7801
      @selamgebrewahd7801 7 หลายเดือนก่อน

      ወላ ኣነ ሳብስክራይበይ አልዒለ ተልፋስ እዩ

    • @selamselam9188
      @selamselam9188 7 หลายเดือนก่อน +1

      አነለ

    • @AbuAser-m5u
      @AbuAser-m5u 6 หลายเดือนก่อน +2

      ዋላ ኣነ ፈለወይ ኣልዒለ ርእሰ ምትሓት ኣለዋ

    • @brhaneye
      @brhaneye 6 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነለ መቐለ ምስ ኣተወ ክከታተሎ ጀሚረ ኔረስ ንኤሪጥሪን ክሕለቅ ምስ ጀመረ ገዲፈዮ 😢😏

    • @EtadaErada-rs9bz
      @EtadaErada-rs9bz 6 หลายเดือนก่อน

      ዋላ ኣነ

  • @heli_konjo
    @heli_konjo 5 หลายเดือนก่อน +1

    ማጊዋኒ❤😂

  • @HHhh-c4h9j
    @HHhh-c4h9j หลายเดือนก่อน

    ዋይ ዘይተምነዩ የሕዋተይ❤❤❤❤❤😁😁

  • @tdf8017
    @tdf8017 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዋየይ ቃቲልኹምኒ😁😁😁❤

  • @asmaytkidane6214
    @asmaytkidane6214 หลายเดือนก่อน

    ሜጊ ሽኮር🎉🎉🎉🎉🎉❤😂😂😂😂😂❤❤❤

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 7 หลายเดือนก่อน +8

    ማጊ ግን ስርዓት ዘለዎ ኣይመሰልን 🙄👋😂😂

    • @selamselam9188
      @selamselam9188 7 หลายเดือนก่อน +4

      እወ ገርፈጥዩ ዚ ነዳፍ አነማ ሐደ ግዜ ክፃረፍ ርእዩ አፅሊእኒ ክሞት ሳብስክራይበይ አልዒለ ዓሪፈ

    • @gamilahgamilah3329
      @gamilahgamilah3329 7 หลายเดือนก่อน

      ከጽለአካ ባዓለገ

    • @alutigraweti6819
      @alutigraweti6819 7 หลายเดือนก่อน

      ታይለገበረ እዩ

    • @ራኬቭ-ፐ6ነ
      @ራኬቭ-ፐ6ነ 7 หลายเดือนก่อน

      @@selamselam9188 ዋላ ኣነ 🤭

    • @AaAa-ec7gl
      @AaAa-ec7gl 7 หลายเดือนก่อน

      ዋይ እንታይ ዘይገበረ ብራንክ እዩ ማለት እዩምበይ ዘይገበርካዮ ትብሃልተለኻስ ብጣዕሚ እዩ መናደዲ እና ኣይትፍረዱ ዶሞ ስጋ ምችኤል ናበለስ ናማን እዩ ዝመስል

  • @shewit-p4z
    @shewit-p4z 7 หลายเดือนก่อน +5

    ሞይጠ በሉ ይመችኩም እስኪ😂😂

  • @Tgerryjhgigucofouoxhgxicyyc
    @Tgerryjhgigucofouoxhgxicyyc 7 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😮😮ይመቸኩም

  • @VjcgHchf
    @VjcgHchf 2 หลายเดือนก่อน

    ይመችኩም ደቂ ሪመይ 👍👍👍👍

  • @Tigrayadey123
    @Tigrayadey123 7 หลายเดือนก่อน +2

    Gin eko aqedimkum tezey qeritskumiwo ab media nareayu kineqhu eyom

  • @سلامهالحبشي-ش7ي
    @سلامهالحبشي-ش7ي 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ማጊ😂😂😂😂😂😂

  • @smumd
    @smumd 7 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይይይማንጊ ❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @HhdhHege
    @HhdhHege 3 หลายเดือนก่อน

    Wowww🎉🎉🎉❤❤❤

  • @alugaltigray2248
    @alugaltigray2248 7 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome 😂❤

  • @raass8741
    @raass8741 7 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤👌

  • @AbuAser-m5u
    @AbuAser-m5u 6 หลายเดือนก่อน +10

    አዚ ማጊ ዝባሃል ንኤርትራዊያን ከቀባጥር ጥራሕ አዩ ዓቅሊ ዘለዋ ሓመደ ብላዕ

  • @kalkidannguse-n5b
    @kalkidannguse-n5b 14 วันที่ผ่านมา

    Ere nskatkum tifileyu ekum 😂😂😂😂😂

  • @HhHh-vd5ge
    @HhHh-vd5ge 7 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ♥️

  • @maryaman2629
    @maryaman2629 7 หลายเดือนก่อน +3

    🥰🥰🥰❤❤❤

  • @maryamdjggifhyft9082
    @maryamdjggifhyft9082 7 หลายเดือนก่อน +2

    Shak ketilkumniy😂😂😁

  • @BzayeneHadush
    @BzayeneHadush 5 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂 ኣታ ቆሲለ 😂😂😂

  • @aotali8812
    @aotali8812 7 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂ይመቸኹም

  • @MeharitKiflu
    @MeharitKiflu หลายเดือนก่อน

    Ere shaqe moyte 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ሰላም-መ1ፈ
    @ሰላም-መ1ፈ 7 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤😂😂

  • @TitiGlaMekele
    @TitiGlaMekele 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣላ ማጊ🤣

  • @MerMeri-vi8ti
    @MerMeri-vi8ti 7 หลายเดือนก่อน +5

    ብሓቂ ደስ ክትብሉ በጃኩም ከምዚ ዓይነት pirank ቀፅሉሉ❤❤❤❤🥰

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሳብስክራይፕ እባ ግበሩለይ ተጋሩዋይ ጋሻ እየዋ❤❤❤❤

  • @rahelestif2112
    @rahelestif2112 7 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂.....ሞይተ

  • @SeluGerezihar
    @SeluGerezihar 13 วันที่ผ่านมา

    ንደማመር ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @OnaJany-u9m
    @OnaJany-u9m 7 หลายเดือนก่อน +1

    Haa 😂😂😂😂😂

  • @mahder-x8r
    @mahder-x8r 5 หลายเดือนก่อน

    ካልኣይ ክፋል ጀንጅንዎ

  • @Merhawi-sb9oh
    @Merhawi-sb9oh 7 หลายเดือนก่อน

    Ketslelu Bro

  • @LunaMoonlight-hr4se
    @LunaMoonlight-hr4se 7 หลายเดือนก่อน +4

    😂😂😂😂

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe1818 7 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @cbffhf1567
    @cbffhf1567 7 หลายเดือนก่อน +7

    ማጊተይ ሓዉ በይነይ ኣጽልሎምካ🥺😂😂😂😂

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 7 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ

  • @micolin_g
    @micolin_g 7 หลายเดือนก่อน

    Ata ስዲ ኽትጅምር ከለኻ እዚ ምልክት 🤘 ግደፎ ኣይባህልናን

  • @AdemKasiya
    @AdemKasiya 14 วันที่ผ่านมา

    😅😅😮😮😮😮

  • @ethioHvcjh-y1i
    @ethioHvcjh-y1i 16 วันที่ผ่านมา

    ሰብ ዝመሰሎ እዩ ዝዛረብ ግን ማጊ ትዕግስቲ ይሃሊካ

  • @Raki_Tigray
    @Raki_Tigray 6 หลายเดือนก่อน

    ሽንቲ እዩ ዝወዲ 😹😹

  • @RichyouTube290
    @RichyouTube290 7 หลายเดือนก่อน +3

    😁😁😁😁

  • @SmareSmare-m7f
    @SmareSmare-m7f 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉

  • @LuelAmare
    @LuelAmare 6 หลายเดือนก่อน

    ፕራንክ ምዃኑ ንገርዎም

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ หลายเดือนก่อน

    ሰላም ተጋሩዋኒ ማአረይ ❤ ደሙሩኒ ተጋሩዋኒ❤

  • @ሰላም1323
    @ሰላም1323 หลายเดือนก่อน

    ስጋ ገረመድህን ስጋ ምችኤል አብሓደ ዕረፋ😂😂

  • @سارهساره-س8ش
    @سارهساره-س8ش 14 วันที่ผ่านมา

    😁😁😁❤❤❤

  • @HdgYf-c7y
    @HdgYf-c7y 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😅😅😅

  • @rozatube4844
    @rozatube4844 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሞይተ በሉ😂

  • @Brihentsify-zc8wc
    @Brihentsify-zc8wc 7 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @MotivationAHSahs
    @MotivationAHSahs 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሞይተ 🤣

  • @RahelZemicheal
    @RahelZemicheal 7 หลายเดือนก่อน

    እቲ ቆልዓ ክፀልኦ መዓት እየ

  • @حبشيسلامه
    @حبشيسلامه 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤🎉🎉🎉😂😂😂😂

  • @Habib.traditional.clothes
    @Habib.traditional.clothes 7 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @JfUd-de8dl
    @JfUd-de8dl 7 หลายเดือนก่อน +2

    😂😂😂😢

  • @bryEthup
    @bryEthup 14 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤

  • @HedgHefg
    @HedgHefg 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lamlamrouasom3990
    @lamlamrouasom3990 7 หลายเดือนก่อน +1

    😅😅😅😅😅😅😅❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልአክሱምሜሪአክሱም
    @ጓልአክሱምሜሪአክሱም 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @zeduGualtgray
    @zeduGualtgray 7 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @SaraHp-hr5ow
    @SaraHp-hr5ow 7 หลายเดือนก่อน

    waw

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fv 7 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰