ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብሩኻት ጀጋኑ፡ እና ሰሰንኩም ሰስኑ በርትዑ ጎይታ ብርኽ የብልኩም ::❤❤❤❤❤
ጀጋኑ ኣሕዋተይ ፡መዋርስተይን መቃልስተይን ፡ ጸጋ ኣምላኽ ይብዛሓልኩም።
ብአሃቂ ዝገርም ትምህርቲ እዩ!! አምላኽ ዘመንኩም ይባርኽ🙏🙏
Yes,Amen
Ahwatey Meri ,hawariya Ezra, haw Brhane Amlak xegun yylun yibshalkum tebareku🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቻይናዉያን ሰሜን ኮርያ አረብያዉያነሸ ጎይታ ዝተቀበሎ ❤ንቻይናዉያን ባይ ፍርስ ከሰትብሎም ትክእል በጆካ ሕፈር ሕፈር ሕፈር❤❤❤❤❤❤❤❤
ኤሮፕ❤ንጊዬ ንዝኳኖ ተፈቂድሎም ባይ ፍርስ አይትፈቅዷ ከትብሎም ሕፈር ❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙
Goyta ybarkum
ስላም እህዎት 💙💙💙💙💙💙 እግዚአብሔር አምላክ ኤርትራ ይሐልዎ 🙏🏿💙🌿🙏🏿👆🏿⚖️🤝🏿
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Halleluja Jesus Kristus Amen Amen Amen the path of the way Jesus Kristus he is alfa and amiga No one with out Jesus Kristus. Ajokum amlak esral mesakum yekun
🎉
የሕዎተዬ ዓላማኩም እንታይ እዬ ❤ብሥጋ ክትቃለሱ ወይስ እምኒ ክትደራበዬ ❤❤❤❤❤❤❤❤ እምኒ ንመን?????????
ብ1993 ክንእሰር ከለና እቶም ሚኒስተራት ዓገብ ኣይበሉን ብግዚኣ ናብኦም መጸት
ኤረና ሓለፍታ ጎይታ ክቅበሎ ❤ሓለፍታን ሕዝባን ብሓድ ክንዘምር በመንፈሰ ቅድስ ኃይል እንጸልይ በሥጋ አይትላአሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤
G15 አብ 1990 ኢዩም አንጸር ሀገር ተላዒሎም.ኢዚኦ እኮ ስራዊት ሐፈሽ ወድቡን ኢዬም ዝመርሑን ዝእዘዝን ኔሮም .ድሐር ኪአ ሻዒቢያ ኢዮም ብሻዒብያ ጥራይ ኢዬም ኪቅጽዑ ዘሎወም.መጸሓፍ ቁድስን ፓሎቲካን ስማይ ምድሪን ኢዮ .
በቃ ንሰብ ሲ ኣክንዲ ሕጊ ዝፈርዶስ ከሳሲኡ ክፈርዶ ኣለዎ???ስለምንታይ ንዓይ ንዓኻ ንዕኦም ዝኸውን ሕጊ ክትከል ዘይትሓስብ እቲ ትነብሮ ዘለኻ ዓዲ ሕጊ ዶ ኣይኮነን ?ኣበየናይ ዓለም እዩ ኸ ንኹሱስ ከሳሲ ከፈርዶ ዝረኤኻ ???ዘተሓሳስብ ኣተሓሳስባ እዩ ዘለካ ::ኣብዝኾነ ዓለም ሕጊ ካብምህላዉ ዝተላዕለ ንክሱስ ጠበቓ ክገብር ይፍቀዶ ?በዚ ንስኻ ትብለና ዘለኽ ግን ከሳሲ ንተኸሳሲ ክውስነሉ ኣለዎ ትብለና እንተሊኻ ግን ጠበቓ ዘይብላ ሃገር ; ሕጊ ዘይብላ ሃገር, ፍትሒ ዘይብላ ሃገር,ጥራይ እቲ ስልጣን ዝሓዘ ልክዕ ከም ኣምላኽ ኮይኑ ባዕሉ ይቐትል ባዕሉ ይምሕር ትብለና እንተለኻ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ሓደገኛን ልክዕ ፎርኦናዊ መሪሕነት እዩ ተተኺሉ ዘሎ ኢኻ ትብለና ዘለኻ ::ብተዘዋዋሪ እቲ ስርዓት ቆይሙዎ ዘሎ ኣቃውማ ኢኻ ትነግረና ዘለኻ::ከገርመኒ ዝኽእል ግን እዚ ትሓስቦ ዘለኻ ሓሳብ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ኮንካ ጥራይ ትሓስቦ ከይትህሉ??? ክገርመኒዩ""እንድሕር ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ኣለኻኻኣ እግርኻ እዩ ኣትዩ ዘሎ እምበር ርእስኻ ክሳዕ ሕጂ መንግስታዊ ዘይኮነ ውድባዊ ( በረኻዊ ሓሳብ ኢኻ ትሓስብ ዘለኻሞ ብጣዕሚ ይሓዝነልካ ) ንዓኻስ ከመይ ጌርና መራሒና ክንገብረካ ንኽእል እንድሕር ምስኣሰርካና ጠበቓ ዘይተፍቅደልና ኮንካ?::ለካ ከምዚ ዓይነት ሰብውን ኣሎዩ????
ብሩኻት ጀጋኑ፡ እና ሰሰንኩም ሰስኑ በርትዑ ጎይታ ብርኽ የብልኩም ::❤❤❤❤❤
ጀጋኑ ኣሕዋተይ ፡መዋርስተይን መቃልስተይን ፡ ጸጋ ኣምላኽ ይብዛሓልኩም።
ብአሃቂ ዝገርም ትምህርቲ እዩ!! አምላኽ ዘመንኩም ይባርኽ🙏🙏
Yes,Amen
Ahwatey Meri ,hawariya Ezra, haw Brhane Amlak xegun yylun yibshalkum tebareku🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቻይናዉያን ሰሜን ኮርያ አረብያዉያነሸ ጎይታ ዝተቀበሎ ❤ንቻይናዉያን ባይ ፍርስ ከሰትብሎም ትክእል በጆካ ሕፈር ሕፈር ሕፈር❤❤❤❤❤❤❤❤
ኤሮፕ❤ንጊዬ ንዝኳኖ ተፈቂድሎም ባይ ፍርስ አይትፈቅዷ ከትብሎም ሕፈር ❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙
Goyta ybarkum
ስላም እህዎት 💙💙💙💙💙💙 እግዚአብሔር አምላክ ኤርትራ ይሐልዎ 🙏🏿💙🌿🙏🏿👆🏿⚖️🤝🏿
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Halleluja Jesus Kristus Amen Amen Amen the path of the way Jesus Kristus he is alfa and amiga No one with out Jesus Kristus. Ajokum amlak esral mesakum yekun
🎉
የሕዎተዬ ዓላማኩም እንታይ እዬ ❤ብሥጋ ክትቃለሱ ወይስ እምኒ ክትደራበዬ ❤❤❤❤❤❤❤❤ እምኒ ንመን?????????
ብ1993 ክንእሰር ከለና እቶም ሚኒስተራት ዓገብ ኣይበሉን ብግዚኣ ናብኦም መጸት
ኤረና ሓለፍታ ጎይታ ክቅበሎ ❤ሓለፍታን ሕዝባን ብሓድ ክንዘምር በመንፈሰ ቅድስ ኃይል እንጸልይ በሥጋ አይትላአሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤
G15 አብ 1990 ኢዩም አንጸር ሀገር ተላዒሎም.
ኢዚኦ እኮ ስራዊት ሐፈሽ ወድቡን ኢዬም ዝመርሑን ዝእዘዝን ኔሮም .ድሐር ኪአ ሻዒቢያ ኢዮም ብሻዒብያ ጥራይ ኢዬም ኪቅጽዑ ዘሎወም.
መጸሓፍ ቁድስን ፓሎቲካን ስማይ ምድሪን ኢዮ .
በቃ ንሰብ ሲ ኣክንዲ ሕጊ ዝፈርዶስ ከሳሲኡ ክፈርዶ ኣለዎ???
ስለምንታይ ንዓይ ንዓኻ ንዕኦም ዝኸውን ሕጊ ክትከል ዘይትሓስብ እቲ ትነብሮ ዘለኻ ዓዲ ሕጊ ዶ ኣይኮነን ?
ኣበየናይ ዓለም እዩ ኸ ንኹሱስ ከሳሲ ከፈርዶ ዝረኤኻ ???
ዘተሓሳስብ ኣተሓሳስባ እዩ ዘለካ ::
ኣብዝኾነ ዓለም ሕጊ ካብምህላዉ ዝተላዕለ ንክሱስ ጠበቓ ክገብር ይፍቀዶ ?
በዚ ንስኻ ትብለና ዘለኽ ግን ከሳሲ ንተኸሳሲ ክውስነሉ ኣለዎ ትብለና እንተሊኻ ግን ጠበቓ ዘይብላ ሃገር ; ሕጊ ዘይብላ ሃገር, ፍትሒ ዘይብላ ሃገር,
ጥራይ እቲ ስልጣን ዝሓዘ ልክዕ ከም ኣምላኽ ኮይኑ ባዕሉ ይቐትል ባዕሉ ይምሕር ትብለና እንተለኻ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ሓደገኛን
ልክዕ ፎርኦናዊ መሪሕነት እዩ ተተኺሉ ዘሎ ኢኻ ትብለና ዘለኻ ::
ብተዘዋዋሪ እቲ ስርዓት ቆይሙዎ ዘሎ ኣቃውማ ኢኻ ትነግረና ዘለኻ::
ከገርመኒ ዝኽእል ግን እዚ ትሓስቦ ዘለኻ ሓሳብ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ኮንካ ጥራይ ትሓስቦ ከይትህሉ??? ክገርመኒዩ""
እንድሕር ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ኣለኻኻኣ እግርኻ እዩ ኣትዩ ዘሎ እምበር ርእስኻ ክሳዕ ሕጂ መንግስታዊ ዘይኮነ ውድባዊ ( በረኻዊ ሓሳብ ኢኻ ትሓስብ ዘለኻሞ ብጣዕሚ ይሓዝነልካ )
ንዓኻስ ከመይ ጌርና መራሒና ክንገብረካ ንኽእል እንድሕር ምስኣሰርካና ጠበቓ ዘይተፍቅደልና ኮንካ?::
ለካ ከምዚ ዓይነት ሰብውን ኣሎዩ????