ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓጎስ ኩላትና መምህር ቃለ ህይወት የስመዐልና ብስም ኩሉ ህዝቢ ትግራይ የመስግነካ🙏🙏🙏
መምህረይ አብ ታሪክና ፍፁም አይንርሰዓካን ንስካ እኮ አብ ሓዘና እተፃናነዓና እትመዕደናን ክቡር መንፈሳዊ ሓው ኢካ አብ ሓዘና ምሳና ስለ ዝኮንካ ክብሪ ይግበአካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ዓብዪ ወዕለታ አለካ 🙏🙏🙏
PP
ናይ ብሓቂ ✝️⛪️💖💖💖🤲🤲🤲🙏🙏🙏
ክብሪ ንእግዚኣብሄር ይኩን፡ ህዝቢ ትግራይ ሓውና እንቋዕ ሓጎሰካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐና እግዚኣብሔር ሙሉእ ሓጎሰ ይግበሮ ኣሜን
ይቅርታና #እግዚአብሔር ዝብል ብነስተኻኽሎ ይሐይሽ /እግዚአብሔር /
@@ጽዮንአክሱም ሓቅኺ የቀንየለይ፡ ኣስተካኪለያ ኣለኩ።
እንኳዕ ኣሐጎሰና ልኩላትና ካሳዉን ሓዉና መምህርና
ደስ ዝብል ዜና ሕጂ ውን ብሓይልና ብቅልጽምና ዝብል ዘረባ ተሪፉ ብሓይሊ እግዚኣብሄር ብጸሎት ናይ ድንግል ማርያም ረዲኤት ቅዱሳን ንበል ምሉእ ምሕረት ክኾነልና
ሰላም መምህርና እንቋዕ ብሰላም መጻኻኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡እንቋዕ ሓጎሰኩም ህዝቢ ትግራይ ፡ እግዚኣብሔር ዝባረኾ ህዝቢ ጠፊኡ ኣይጠፍእን እዩ።🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳💐💐💐💐💐💐💐💐🌸🌼🌸🌼🌸🌼🌹🌹🌹🌹💐💐💐
Eigzabiher ymesgen ,Amen Amen Amen memhr hawna
Amen Amen Amen Temsegen Tekkl 🙏🙏🙏🙏🤲🤲
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገንክቡር መምህርና እንኳዕ ደሰ በለና ንኩላትና
እንቃዕ ደስ በለና ዝሓወይ ንኩልና
@@gebtsawtigebysawtt1192 ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና እንኳዕ ደስበለና ንኩለተና
አሰይይይይይይ እንቃዕ ደስ በለና ኩቡር መምህርና ክብርን ምስጋናን ነቲ ልዑል ፈጣሪ ሙሉእ ይግበሮ🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ንህዝቢ ትግራይ ድማ እንኳዕ ደስ በለና
አሜን ሓግስ ኩላትና ማዐረይ ወሃቢ ሰላም አምላክ አቦታትና ምሉአ ሰላምን ፍቅርን ይላአከልና ብምሕረቱ
እግዚኣብሄር ንኩሉ ብግዚኡ ሰላም ደስታ ገበሮ ሕጂ ውን ኣምላክ ምሉእ ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና ሰላም ህዝቢ ትግራይ ሰላም ህዝቢ ኤርትራ ይርኤና ሙሉእ ሰላሙ ገሩ ይደብሰና !!!
ተመሰገንካ ኣምላከይ ሰሚዒተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ ብታሕጋሰ በኽየ ኣነሰ እፍፍፍ ህዝበይ
ኡፍፍ ከይኮነስ ተመስገን ንበል
ኣይዘና እግዚአብሔር አምላክና ይመስገን ኣምላክ ታይ ይሰኣኖ ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ንበል ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና❤❤❤❤⛪⛪⛪
A men Amen amen
amen amen amen
ክቡር ሓወናን መምህርናን በፀሎቱኩም በፍቃድ አምላክ እወ አምላክ ይመስገን አምላክ ፍፁም ሓጎስ ይግበረልና ካብ ልቢ እናመሰገና ኢና
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእኩምና ብሓቂ ሕጉስስስ ኢለ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና ኣሕዋተይ መምህርና ውን ብሓቂ ብልቢ ነመስግን ኣብ ንብዓትና ነቢዕኩም ኢኹም እሞ ኣብ ሓጎስና ድማ ምስ መላእ ቤተሰብኩም ሓጎስ ይፍጠረልኩም ፈጣሪ አሜን ፫ ተመስገንንንን
አሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልናን ደስ በልና
እግዚአብሔር ይመስገን ሙሉእ ሓጎስይግብረልና ማርያም ፆዮን ኣውጊሓቶ ኣምላክ ይክብረልና ሓውና ካሳሁን
እልልልልልል እንኳዕ ደስ በለና ክቡር ሐውና🙏🙏🙏❤💛
ዳንኬራ ይትረፍ ምስጋና ንጌታ
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓጎስ ኩላትና መምህር ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ባሓቂ መግለፂ የብለይ ማለተይ ዘርኢ ከይፈለኩም ብመፅሓፍ ቁዱስ ተመሪሕኩም ኣብ ጎኒ እቲ ውፁእ ህዝቢ ሓቂ ሒዝዝኩም ደው ስለ ዝበልኩም ዓስብኩም ካብ ሰብ ዘይኮነስ ካብ እግዚአብሔር አምላክ እዩ ።
አሜን ሙሉእ ሓጎስ ይግበሮ
⛪⛪⛪🎚🎚🎚🕎🕎🕎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏
ብሓቂ ክቡር መምህርና ናብ መዝሙር ሓጎስ ክንኣቱ ይሓግዘና አሜን ፫
ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓወና እንካዕ ኣሕቢሩ ደሰ በለና ናይ ብሓቂ ኣምላክ ኣብ ግዘ ፀገም ጥራይ ዘይኮንናሰ ኣብ ኩሉ ግዘ ከምሰገን እዩ ዝግባእ
አሜንንንን መምህርዋይ እንኳዕ ሓብሩ አብፀሐና ብጣዕሚ የና ናመስግን ኩሉ ግዜ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ልቢ ኢኻ ዘለኻና ብሓቂ ነኽብረካን ንፈትወካን ንበረልና ቃለ ህይወት የስመዐልና📖📖📖❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ናይ ብሓቂ መምህር ካሳሁን እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ምሕረቱ የውርደልና ኣሜንንንንን 🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️💒💒💒
እንካዓ ብሰላምመፃአከም መምህርና
አሜን አሕቢሩ እንኳዕ ደስ በለና ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ክብረት ይሃበልና ክቡር መምህርና
እሜን እሜን እሜን ስለ ኩሉ ነገር ንእግዚአብሔር ይመስገን ክብር መምህርና እንቋዕ ደስ በለና ንኩላትና ተመስገን አምላክ
አሜን ንኩልና እንቋዕ አሐጎሰና ኩቡር መምህርና አመቤታችን ጽቡቅ አሲሚዓትና ሙሉእ ሓጎስ ይገበረልና
አሜን አሜን አሜን ክቡር መምህርና ሓውና እግዚአብሔር አምላክ የክብረልና ብጣዕሚ እና ነመስግነኩም ስለቲ ኩሉ እትህቡና ትምህርቲ መፅናዕንዒ ምክሪ የቀንየልና መምህረይ
ሰላም ብክርስቶስ የብዘሐልካ መምህር ኣሜን(3)
አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ምክርካ ኣይፈለየና ክቡር መምህርና
አሜን አሜን አሜን እሕብሩ እንኳዕ ደስ በለና ክቡር ሓዉና ምስጋና ነቲ ኩሉ ዝካኣሎ ልዑል እግዚአብሔር🙏
ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና መምህረይ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመሰገን መምህረይ ብዓል ውዕለታና ኢኩም ንዓና እግዚኣብሄር ይክብረልና ።
አነ ድማ ሰርፕሪይዝ ኮይን ገሪሙኒ ማለት እዚ ብእግዚአቢሄር እምባር ብስብስ ሓይሊ አይኮነን እግዚአብሔር ይመስገን
ብርግፅ ብ እግዚአብሔር ዩ
ናይ ብሓቃ ክብር መምህርና እመቤታችን ታእምር ገይራ ንህዝባ እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰለ ኩሉ ነገር
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወትን. የሰመአልናብእግዚአብሔር ኃይሊ ብእመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም አማላጅነት ሠላም ይኩነልና አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ መም ካሳሁን
ንዑኡ ዘመስግን ኣንደበት ይዓድለና ኣምላኽ ቅዱሳን
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏ኣሰይይይይ ኣንታ ለባም ንስካስ ንበይንኻ ኢካ ልዑል እግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ 🙏🙏🙏ሓጎስ ኩልና ጸሎትኩም ኣይተጋደፈናን ክብርን ጸጋን ጥበቡን የብዝሓልካ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና ይመስገን ፍርዱ ኣውሪዱ ምሕረት ሊኡኩልና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክናን ኩሎም ቁዱሳናን ክብሪ ንዕኦም ይኩን ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏ሙሉእ ሰላም ይግበረልና እወ ሓይሊ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና እዩ ኩቡር ሓውና 🙏🙏🙏ጸሎት ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣዴና 💖💖💖ታሪክ ሰሪሓ ክብርን ምስገናን ንዕኣ ይኩን እዛ ቅድስቲ ኣበር ዘይብላ ትክበር ትመስገን ንዘልኣለም ዓለም ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን እልልልልልል ✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏
ክቡር ሓውና ሰ/ወ ካሣሁን ኣሜን ኣሜን ኣሜንእንቋዕ ሓቢሩ ኣሐጎሰና ብሓይሊ ኣምለኽ ብፀሎትካን
ክብርን ምስጋናን ንልዕል እዝጋቢሄር 🙏🙏🙏ክብረት ይሃበልና ኣቦና ፀለትኩም ኣይፈለየና 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ሓውና ብስም ህዝቢ ትግራይ ነመስግነካ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ክብር መምህረይ እንካዕ ሓቢሩ ኣሐጎሰና ብጣዕሚ ኢና ነክብረካን ንፈጥወካን ነመስግነካን ናተና ሓዘን ከም ሓዘንካ ኣብ ሓጎስና ድማ ከም ሓጎስካ ስለ ዘገበርካዮ ብእግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስብካ ርኮቦ እና ኣዚና ኢና ነመስግነካ ሰላም ንመላእ ዓለም የዉርደልና ናይ ትግራይ ዓድና ትንሳኤኣ ክንሪኢ ቀሪብና ኢና ኣጆና እሰመ ኣልቦ ነገር ዘይስኣኖ ልእግዚኣብሔር ተመስገን ጎይታ✝️🤲
ምሉእ ሓጎስ ይግበረልካ ክቡር ህዝቢ ትግራይ & ኤርትራ ዕድመ ይሃበልና ክቡር መ. ካሳሁን ሓውና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
አሜን አሜን አሜን መምህርና እንኳዕ ደስስስስ በለና ኩላትና
ኣሜን🙏🌺 ♦️ 🙏🌺🙏ኣሜን🙏🌺♦️♦️♦️🙏🌺🙏ኣሜን🙏🌺 ♦️ 🙏🌺🙏 ምልእ ሓጎስ ይገበረለና
ብሓቂ ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏ንዓና'ውን ጥበብን ምስትውዓልን ይሃበና ሕነና ጎይታ ይፍደዬ💔🙏🙏🙏
ብሓቂ ልክዕ እዩ ክቡር ሓውና እግዚኣቢሀር መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና
ብሓቅ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና ህዝብ ትግራይ ሓጎስና በመዝሙር ንግለፆ
ብርግጽ መምህር ካሳሁን ሓውና ኣይነ ልቦናና ዪኽፈተልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ።
እዚ ተረኪቡ ዘሎ ሰላም ካብ ኣምላክ ኢዩ ጋይላ ገዲፍና ንኣምላክ ነመስግን የህዋተይ ኣቲ ዝምካሕ ብ ኣምላክ ይመካሕ
ይቀንየልና ፅዮን ምስ ፍቁር ወዳ ተክብርካ 🙏🙏መምህርና ናይ በሓቂ ዓብይ ሰብ
አሜን አሜን አሜን ቃል ሕይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና ጸጋኡ ያብዘሐልኩም ተመስገን አምላክ ሙሉ ሰላም ይግበረልና ህዝብ ትግራይና ቸር መድኃኔዓለም አሜን
ኣሜን፫ መምህረይ ናትኸለም ዉዕለታ ፍፁም ዘይርሳዕ እዩ ካብኣምላክ ርከብዎ
ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ደስ በለና 🥰🥰🥰
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕቢሩ ደስ በለና ክቡር ሓውና መምህር ካሳሁን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን አምላክ
እንካዕ ሰላም መፃካ ክቡር መምህርና
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏🙏🙏
ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርና እግዚአብሔር የክብረልና ኣብ ሓዘና ተጸናናነዕና ኣብ ሓጎስናም ትሕጎስ ብሓቂ የክብረልና
Amen Amen Amen 🙏Egziabher yimesgen kbur memhrna kal hiwet yesmealna
Amen. Amen. Amen. Kale. hiwet. yesmealna. ⛪⛪⛪☝️😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏🙏🙏🙏🙏🌺🌻🌺
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ሓቡሩ ደስ በለና መምህርይ ብጥዕም እና ነመስግነካ 🙏🙏🙏💜
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መ/ር ንኩላትና እንካዓ ኣሕብር ደስበለኒ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓውና ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና
በሓቂ ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር ዓይነልቦናና የብረሀልና👏👏👏
አሜን አሜን አሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሕና ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የሰመዐልና ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን🙏🙏🙏
ብትክክል ከብር ሓውና ፍጣሪ ሙልእ ይግበሮ ✝️ትግራይ 🇻🇳✝️✝️👈
_አሜን አሜን አሜን ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመሰገን አሜን ብሓቂ ፅቡቅ ምክሪ እዩ ክቡር መምህርና_
እወ ኣምልክ ይመስገን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏🤲🤲🤲
አግዚአብሔር ይመስገን አንኳዓ ሓቢሩ ደስስስስስስ በለና ብሓቂ ተመስገን ፈጣሪ ክቡር መምህርና ሰለ ኩሉ ነገር አተፅነዕነና ብሓቂ አግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልካ/ም
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም። እንዃዕ የሐጎሰኩም ህዝቢ ትግራይ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም።
Amen amen amen kal hiwet hiwet yasmaelna
እግዝኣብሄር ምሕረቱ ሂቡ ሰናይ ገሩልኹም ህዝቢ ትግራይ, ኤልልል ኤልልል, በሉ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ።
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር ካሳህን
እግዚአብሔር ይመስገን ስለቲ ዘይዉዳእ ምሕረቱ ንአምላክ ስብሐት ይኹኖ። ሙሉእ ሰላምን ፍቅርን ይግበረልና አምላከ ቅዱሳን🙏ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀግኡ ያብዝሐልኩም ብስራትኩም ይጥዓም ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓውና እንካዕ ኣሕብሩ ሓጎሰና ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ናይ ብሓቂ ይቅንየለይ ክብር መምህር ክብረት ይሃብለና 😍😍😍😍
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓጎስ ኩላትና መምህር ቃል ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን እንኳን አሕብሩ አሖጎስና ፈጣሪ ሙሉእ ፍፁም ብርሃን ይግበረልና በቃኹም ይበለና መምህርና ክብረት ይሃበልና ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና👏👏👏💐💐💐
የቐንየልና ስለቲ ኩሉ ምክርካ ክብር ሓወና ኩለኩም ተጋሩ ብታሕጋስ ናጨፍርና ንውዐል ዘለና ፍፀም ክሕደት እዩ ማለት ንስይጣን ኢና ንውድስ ዘለና ሕጅውን ስለቲ ኩሉ ውዐለት ዝክፍለልና እግዛብሄር ድሕሪ 8 ወርሒ ታሕጋስን ዐልልልልልታን ዝስማዐና ንእግዚእብሔር ነመስግኖ ንዝምር ንዐልልልልልልልልል ተመስገን ጌታየ
አሜን አሜን አሜን ሓጎሰ ከልትና መምህረይ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሕ አግዛአብሔር አምለከ አሜን፫🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹
ኣሜን ኣሜን ኣሜንቃለሂወት የስምዐና
ክብር ሓውናን መምህርናን ብጣዕሚ እና ነመስግንካ ስለ እቲ ሓልየትካን ድምፂ ምካንካንክብረ ምስግና ንእግዚኣብሔር ይብፃሓዮ
አሜን መምህረይ ቃል ሂወት ይስማዓልን ❤❤🙏🙏
አሜን ሓጎስ ኩላትና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን🕊🕊🕊🕊
Amen Amen Amen Egziabher Amlak Ymesgen 🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓጎስ ኩላትና ክቡር መምህርና ፈጣሪ እንታይ ይሳኣኖ ክብሪ ንዕኡ ይኩን 💒🤲
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna kasahun 🙏🙏🙏Asey Asey Elllllllellllllelllllllllle 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን እንካዕ ደስ በለና በሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሄር አምላክ ፀግኡ የብዘልኪም አሜን፫
ኣሜን (3) ክብሪ ይኩን ነቲ ልዑል ፈጣሪ መምህረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ የቀንየልና ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና
Amen Amen Amen Kal hiwet hiwet yesmalena sm egzabehre zmesgene ykun
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ የክብረልና ኣዚና ነመስግን
ብሓቃ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ
Amen amen amen kal hiwet yesmeana memhir 👏👏👏👏👏
ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓወና ካሳወን ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዚሳአኖ ነገረ የለን ይብል ሊቀ መላአክት ቅዱስ ገብረኤል ን ኣዴና ድንግል ማርያም ባሓቂ የገረም እዩ ቅድስት እመብርሃን ኣዴና ባዕላ ኣውጊሓቶ ወላዲት ኣምላኽ ንኩልና ሓጎስን ደስታ ፆሎት ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትናን እዩ ዚሓጎስ እዩ ካሳወን ሓወናን መምህርናን ፅጉኡ ይብዘሓልካ ኣምላኽ ኣሜን
እግዚአብሔር ይመስገን ፆዮነይ ማዓርይ ኣውጊሓትልና ተመስገን ፈፁም ሓጎስ ይግበርና መምህረይ እግዚአብሔር የኽብረልና ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ የኽብረካ አይንርስዖን ውዕለትካ ❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር ይመስገን ሓጎስ ኩላትና እዩ ቃለ ሂወት ይስመዓልና መምህር ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድለልና ንህዝብና ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ተመሰገን አምላክ እንኳዕ ደሰ በለና መምህረይይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓጎስ ኩላትና መምህር ቃለ ህይወት የስመዐልና ብስም ኩሉ ህዝቢ ትግራይ የመስግነካ🙏🙏🙏
መምህረይ አብ ታሪክና ፍፁም አይንርሰዓካን ንስካ እኮ አብ ሓዘና እተፃናነዓና እትመዕደናን ክቡር መንፈሳዊ ሓው ኢካ አብ ሓዘና ምሳና ስለ ዝኮንካ ክብሪ ይግበአካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ዓብዪ ወዕለታ አለካ 🙏🙏🙏
PP
ናይ ብሓቂ ✝️⛪️💖💖💖🤲🤲🤲🙏🙏🙏
ክብሪ ንእግዚኣብሄር ይኩን፡ ህዝቢ ትግራይ ሓውና እንቋዕ ሓጎሰካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐና እግዚኣብሔር ሙሉእ ሓጎሰ ይግበሮ ኣሜን
ይቅርታና #እግዚአብሔር ዝብል ብነስተኻኽሎ ይሐይሽ /እግዚአብሔር /
@@ጽዮንአክሱም ሓቅኺ የቀንየለይ፡ ኣስተካኪለያ ኣለኩ።
እንኳዕ ኣሐጎሰና ልኩላትና ካሳዉን ሓዉና መምህርና
ደስ ዝብል ዜና ሕጂ ውን ብሓይልና ብቅልጽምና ዝብል ዘረባ ተሪፉ ብሓይሊ እግዚኣብሄር ብጸሎት ናይ ድንግል ማርያም ረዲኤት ቅዱሳን ንበል ምሉእ ምሕረት ክኾነልና
ሰላም መምህርና እንቋዕ ብሰላም መጻኻኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡እንቋዕ ሓጎሰኩም ህዝቢ ትግራይ ፡ እግዚኣብሔር ዝባረኾ ህዝቢ ጠፊኡ ኣይጠፍእን እዩ።🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳💐💐💐💐💐💐💐💐🌸🌼🌸🌼🌸🌼🌹🌹🌹🌹💐💐💐
Eigzabiher ymesgen ,Amen Amen Amen memhr hawna
Amen Amen Amen Temsegen Tekkl 🙏🙏🙏🙏🤲🤲
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን
ክቡር መምህርና እንኳዕ ደሰ በለና ንኩላትና
እንቃዕ ደስ በለና ዝሓወይ ንኩልና
@@gebtsawtigebysawtt1192 ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና እንኳዕ ደስበለና ንኩለተና
አሰይይይይይይ እንቃዕ ደስ በለና ኩቡር መምህርና ክብርን ምስጋናን ነቲ ልዑል ፈጣሪ ሙሉእ ይግበሮ🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ንህዝቢ ትግራይ ድማ እንኳዕ ደስ በለና
አሜን ሓግስ ኩላትና ማዐረይ ወሃቢ ሰላም አምላክ አቦታትና ምሉአ ሰላምን ፍቅርን ይላአከልና ብምሕረቱ
እግዚኣብሄር ንኩሉ ብግዚኡ ሰላም ደስታ ገበሮ ሕጂ ውን ኣምላክ ምሉእ ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና ሰላም ህዝቢ ትግራይ ሰላም ህዝቢ ኤርትራ ይርኤና ሙሉእ ሰላሙ ገሩ ይደብሰና !!!
ተመሰገንካ ኣምላከይ ሰሚዒተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ ብታሕጋሰ በኽየ ኣነሰ እፍፍፍ ህዝበይ
ኡፍፍ ከይኮነስ ተመስገን ንበል
ኣይዘና እግዚአብሔር አምላክና ይመስገን ኣምላክ ታይ ይሰኣኖ ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ንበል ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና❤❤❤❤⛪⛪⛪
A men Amen amen
amen amen amen
ክቡር ሓወናን መምህርናን በፀሎቱኩም በፍቃድ አምላክ እወ አምላክ ይመስገን አምላክ ፍፁም ሓጎስ ይግበረልና ካብ ልቢ እናመሰገና ኢና
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእኩምና ብሓቂ ሕጉስስስ ኢለ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና ኣሕዋተይ መምህርና ውን ብሓቂ ብልቢ ነመስግን ኣብ ንብዓትና ነቢዕኩም ኢኹም እሞ ኣብ ሓጎስና ድማ ምስ መላእ ቤተሰብኩም ሓጎስ ይፍጠረልኩም ፈጣሪ አሜን ፫ ተመስገንንንን
አሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልናን ደስ በልና
እግዚአብሔር ይመስገን ሙሉእ ሓጎስይግብረልና ማርያም ፆዮን ኣውጊሓቶ
ኣምላክ ይክብረልና ሓውና ካሳሁን
እልልልልልል እንኳዕ ደስ በለና ክቡር ሐውና🙏🙏🙏❤💛
ዳንኬራ ይትረፍ ምስጋና ንጌታ
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓጎስ ኩላትና መምህር ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
ባሓቂ መግለፂ የብለይ ማለተይ ዘርኢ ከይፈለኩም ብመፅሓፍ ቁዱስ ተመሪሕኩም ኣብ ጎኒ እቲ ውፁእ ህዝቢ ሓቂ ሒዝዝኩም ደው ስለ ዝበልኩም ዓስብኩም ካብ ሰብ ዘይኮነስ ካብ እግዚአብሔር አምላክ እዩ ።
አሜን ሙሉእ ሓጎስ ይግበሮ
⛪⛪⛪🎚🎚🎚🕎🕎🕎
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏
ብሓቂ ክቡር መምህርና ናብ መዝሙር ሓጎስ ክንኣቱ ይሓግዘና አሜን ፫
ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓወና እንካዕ ኣሕቢሩ ደሰ በለና
ናይ ብሓቂ ኣምላክ ኣብ ግዘ ፀገም ጥራይ ዘይኮንናሰ ኣብ ኩሉ ግዘ ከምሰገን እዩ ዝግባእ
አሜንንንን መምህርዋይ እንኳዕ ሓብሩ አብፀሐና ብጣዕሚ የና ናመስግን ኩሉ ግዜ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ልቢ ኢኻ ዘለኻና ብሓቂ ነኽብረካን ንፈትወካን ንበረልና ቃለ ህይወት የስመዐልና📖📖📖❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ናይ ብሓቂ መምህር ካሳሁን እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ምሕረቱ የውርደልና ኣሜንንንንን 🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️💒💒💒
እንካዓ ብሰላም
መፃአከም መምህርና
አሜን አሕቢሩ እንኳዕ ደስ በለና ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
ክብረት ይሃበልና ክቡር መምህርና
እሜን እሜን እሜን ስለ ኩሉ ነገር ንእግዚአብሔር ይመስገን ክብር መምህርና እንቋዕ ደስ በለና ንኩላትና ተመስገን አምላክ
አሜን ንኩልና እንቋዕ አሐጎሰና ኩቡር መምህርና አመቤታችን ጽቡቅ አሲሚዓትና ሙሉእ ሓጎስ ይገበረልና
አሜን አሜን አሜን ክቡር መምህርና ሓውና እግዚአብሔር አምላክ የክብረልና ብጣዕሚ እና ነመስግነኩም ስለቲ ኩሉ እትህቡና ትምህርቲ መፅናዕንዒ ምክሪ የቀንየልና መምህረይ
ሰላም ብክርስቶስ የብዘሐልካ መምህር ኣሜን(3)
አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
ብሓቂ ምክርካ ኣይፈለየና ክቡር መምህርና
አሜን አሜን አሜን እሕብሩ እንኳዕ ደስ በለና ክቡር ሓዉና ምስጋና ነቲ ኩሉ ዝካኣሎ ልዑል እግዚአብሔር🙏
ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና መምህረይ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመሰገን መምህረይ ብዓል ውዕለታና ኢኩም ንዓና እግዚኣብሄር ይክብረልና ።
አነ ድማ ሰርፕሪይዝ ኮይን ገሪሙኒ ማለት እዚ ብእግዚአቢሄር እምባር ብስብስ ሓይሊ አይኮነን እግዚአብሔር ይመስገን
ብርግፅ ብ እግዚአብሔር ዩ
ናይ ብሓቃ ክብር መምህርና እመቤታችን ታእምር ገይራ ንህዝባ እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰለ ኩሉ ነገር
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወትን. የሰመአልና
ብእግዚአብሔር ኃይሊ ብእመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም አማላጅነት ሠላም ይኩነልና አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ መም ካሳሁን
ንዑኡ ዘመስግን ኣንደበት ይዓድለና ኣምላኽ ቅዱሳን
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏ኣሰይይይይ ኣንታ ለባም ንስካስ ንበይንኻ ኢካ ልዑል እግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ 🙏🙏🙏ሓጎስ ኩልና ጸሎትኩም ኣይተጋደፈናን ክብርን ጸጋን ጥበቡን የብዝሓልካ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና ይመስገን ፍርዱ ኣውሪዱ ምሕረት ሊኡኩልና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክናን ኩሎም ቁዱሳናን ክብሪ ንዕኦም ይኩን ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏ሙሉእ ሰላም ይግበረልና እወ ሓይሊ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና እዩ ኩቡር ሓውና 🙏🙏🙏ጸሎት ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣዴና 💖💖💖ታሪክ ሰሪሓ ክብርን ምስገናን ንዕኣ ይኩን እዛ ቅድስቲ ኣበር ዘይብላ ትክበር ትመስገን ንዘልኣለም ዓለም ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን እልልልልልል ✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏
ክቡር ሓውና ሰ/ወ ካሣሁን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እንቋዕ ሓቢሩ ኣሐጎሰና ብሓይሊ ኣምለኽ ብፀሎትካን
ክብርን ምስጋናን ንልዕል እዝጋቢሄር 🙏🙏🙏ክብረት ይሃበልና ኣቦና ፀለትኩም ኣይፈለየና 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ሓውና ብስም ህዝቢ ትግራይ ነመስግነካ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ክብር መምህረይ እንካዕ ሓቢሩ ኣሐጎሰና ብጣዕሚ ኢና ነክብረካን ንፈጥወካን ነመስግነካን ናተና ሓዘን ከም ሓዘንካ ኣብ ሓጎስና ድማ ከም ሓጎስካ ስለ ዘገበርካዮ ብእግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስብካ ርኮቦ እና ኣዚና ኢና ነመስግነካ ሰላም ንመላእ ዓለም የዉርደልና ናይ ትግራይ ዓድና ትንሳኤኣ ክንሪኢ ቀሪብና ኢና ኣጆና እሰመ ኣልቦ ነገር ዘይስኣኖ ልእግዚኣብሔር ተመስገን ጎይታ✝️🤲
ምሉእ ሓጎስ ይግበረልካ ክቡር ህዝቢ ትግራይ & ኤርትራ ዕድመ ይሃበልና ክቡር መ. ካሳሁን ሓውና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
አሜን አሜን አሜን መምህርና እንኳዕ ደስስስስ በለና ኩላትና
ኣሜን🙏🌺 ♦️ 🙏🌺🙏
ኣሜን🙏🌺♦️♦️♦️🙏🌺🙏
ኣሜን🙏🌺 ♦️ 🙏🌺🙏
ምልእ ሓጎስ ይገበረለና
ብሓቂ ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏ንዓና'ውን ጥበብን ምስትውዓልን ይሃበና ሕነና ጎይታ ይፍደዬ💔🙏🙏🙏
ብሓቂ ልክዕ እዩ ክቡር ሓውና እግዚኣቢሀር መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና
ብሓቅ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና ህዝብ ትግራይ ሓጎስና በመዝሙር ንግለፆ
ብርግጽ መምህር ካሳሁን ሓውና ኣይነ ልቦናና ዪኽፈተልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ።
እዚ ተረኪቡ ዘሎ ሰላም ካብ ኣምላክ ኢዩ ጋይላ ገዲፍና ንኣምላክ ነመስግን የህዋተይ ኣቲ ዝምካሕ ብ ኣምላክ ይመካሕ
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን
ይቀንየልና ፅዮን ምስ ፍቁር ወዳ ተክብርካ 🙏🙏መምህርና ናይ በሓቂ ዓብይ ሰብ
አሜን አሜን አሜን ቃል ሕይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና ጸጋኡ ያብዘሐልኩም ተመስገን አምላክ ሙሉ ሰላም ይግበረልና ህዝብ ትግራይና ቸር መድኃኔዓለም አሜን
ኣሜን፫ መምህረይ ናትኸለም ዉዕለታ ፍፁም ዘይርሳዕ እዩ ካብኣምላክ ርከብዎ
ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ደስ በለና 🥰🥰🥰
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕቢሩ ደስ በለና ክቡር ሓውና መምህር ካሳሁን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን አምላክ
እንካዕ ሰላም መፃካ ክቡር መምህርና
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏🙏🙏
ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርና እግዚአብሔር የክብረልና ኣብ ሓዘና ተጸናናነዕና ኣብ ሓጎስናም ትሕጎስ ብሓቂ የክብረልና
Amen Amen Amen 🙏Egziabher yimesgen kbur memhrna kal hiwet yesmealna
Amen. Amen. Amen. Kale. hiwet. yesmealna. ⛪⛪⛪☝️😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏🙏🙏🙏🙏🌺🌻🌺
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ሓቡሩ ደስ በለና መምህርይ ብጥዕም እና ነመስግነካ 🙏🙏🙏💜
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መ/ር ንኩላትና እንካዓ ኣሕብር ደስበለኒ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓውና ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና
በሓቂ ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር ዓይነልቦናና የብረሀልና👏👏👏
አሜን አሜን አሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሕና ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የሰመዐልና ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን🙏🙏🙏
ብትክክል ከብር ሓውና ፍጣሪ ሙልእ ይግበሮ ✝️ትግራይ 🇻🇳✝️✝️👈
_አሜን አሜን አሜን ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመሰገን አሜን ብሓቂ ፅቡቅ ምክሪ እዩ ክቡር መምህርና_
እወ ኣምልክ ይመስገን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏🤲🤲🤲
አግዚአብሔር ይመስገን አንኳዓ ሓቢሩ ደስስስስስስ በለና ብሓቂ ተመስገን ፈጣሪ ክቡር መምህርና ሰለ ኩሉ ነገር አተፅነዕነና ብሓቂ አግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልካ/ም
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም።
እንዃዕ የሐጎሰኩም ህዝቢ ትግራይ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም።
Amen amen amen kal hiwet hiwet yasmaelna
እግዝኣብሄር ምሕረቱ ሂቡ ሰናይ ገሩልኹም ህዝቢ ትግራይ, ኤልልል ኤልልል, በሉ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ።
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር ካሳህን
እግዚአብሔር ይመስገን ስለቲ ዘይዉዳእ ምሕረቱ ንአምላክ ስብሐት ይኹኖ። ሙሉእ ሰላምን ፍቅርን ይግበረልና አምላከ ቅዱሳን🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀግኡ ያብዝሐልኩም ብስራትኩም ይጥዓም ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓውና እንካዕ ኣሕብሩ ሓጎሰና ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ናይ ብሓቂ ይቅንየለይ ክብር መምህር ክብረት ይሃብለና 😍😍😍😍
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓጎስ ኩላትና መምህር ቃል ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን እንኳን አሕብሩ አሖጎስና ፈጣሪ ሙሉእ ፍፁም ብርሃን ይግበረልና በቃኹም ይበለና መምህርና ክብረት ይሃበልና ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና👏👏👏💐💐💐
የቐንየልና ስለቲ ኩሉ ምክርካ ክብር ሓወና ኩለኩም ተጋሩ ብታሕጋስ ናጨፍርና ንውዐል ዘለና ፍፀም ክሕደት እዩ ማለት ንስይጣን ኢና ንውድስ ዘለና ሕጅውን ስለቲ ኩሉ ውዐለት ዝክፍለልና እግዛብሄር ድሕሪ 8 ወርሒ ታሕጋስን ዐልልልልልታን ዝስማዐና ንእግዚእብሔር ነመስግኖ ንዝምር ንዐልልልልልልልልል ተመስገን ጌታየ
አሜን አሜን አሜን ሓጎሰ ከልትና መምህረይ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሕ አግዛአብሔር አምለከ አሜን፫
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹
ኣሜን ኣሜን ኣሜንቃለሂወት የስምዐና
ክብር ሓውናን መምህርናን ብጣዕሚ እና ነመስግንካ ስለ እቲ ሓልየትካን ድምፂ ምካንካንክብረ ምስግና ንእግዚኣብሔር ይብፃሓዮ
አሜን መምህረይ ቃል ሂወት ይስማዓልን ❤❤🙏🙏
አሜን ሓጎስ ኩላትና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን🕊🕊🕊🕊
Amen Amen Amen Egziabher Amlak Ymesgen 🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓጎስ ኩላትና ክቡር መምህርና ፈጣሪ እንታይ ይሳኣኖ ክብሪ ንዕኡ ይኩን 💒🤲
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna kasahun 🙏🙏🙏Asey Asey Elllllllellllllelllllllllle 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን እንካዕ ደስ በለና በሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሄር አምላክ ፀግኡ የብዘልኪም አሜን፫
ኣሜን (3) ክብሪ ይኩን ነቲ ልዑል ፈጣሪ መምህረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ የቀንየልና ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና
Amen Amen Amen Kal hiwet hiwet yesmalena sm egzabehre zmesgene ykun
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ የክብረልና ኣዚና ነመስግን
ብሓቃ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ
Amen amen amen kal hiwet yesmeana memhir 👏👏👏👏👏
ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓወና ካሳወን ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዚሳአኖ ነገረ የለን ይብል ሊቀ መላአክት ቅዱስ ገብረኤል ን ኣዴና ድንግል ማርያም ባሓቂ የገረም እዩ ቅድስት እመብርሃን ኣዴና ባዕላ ኣውጊሓቶ ወላዲት ኣምላኽ ንኩልና ሓጎስን ደስታ ፆሎት ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትናን እዩ ዚሓጎስ እዩ ካሳወን ሓወናን መምህርናን ፅጉኡ ይብዘሓልካ ኣምላኽ ኣሜን
እግዚአብሔር ይመስገን ፆዮነይ ማዓርይ ኣውጊሓትልና ተመስገን ፈፁም ሓጎስ ይግበርና
መምህረይ እግዚአብሔር የኽብረልና ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ የኽብረካ አይንርስዖን ውዕለትካ ❤️