ምስሉይነት ይኣክል! መን ክሳብ ዝስዕር ትፅበይ ኣለኻ/ኪ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 38

  • @kirosbirhane7335
    @kirosbirhane7335 2 หลายเดือนก่อน +3

    ግደይ ረብሓ ህዝቢ አቐዲምካ ትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ብጣዕሚ ከመስግነካ ይደሊ ክብሪ ድማ ይግባእካ

  • @zinabuabreha7110
    @zinabuabreha7110 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you Gidey. you raise important points.....

  • @YohannesTeklemedhin-n9z
    @YohannesTeklemedhin-n9z 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Gidey. Much appreciated

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 2 หลายเดือนก่อน

    Axumawian media- your guest important discussion. Keep going and demand actions to the best interests of our people. TIGRAY FIRST!

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 2 หลายเดือนก่อน

    Absolutely correct!

  • @DestaMekonnen-x3b
    @DestaMekonnen-x3b 2 หลายเดือนก่อน

    Tenki selam tigiray kab wudib ab tefelaleye eiwan tebareru ,kemini bisirat smare,tsadikan,ab dihiri getachew reda koyinom yu.

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 2 หลายเดือนก่อน

    Absolutely correct- that was what happened way before RIA was established.

  • @GideyBrhane-ed7ck
    @GideyBrhane-ed7ck 2 หลายเดือนก่อน +1

    ግደይ ተስፋይ ብጣዕሚ ፃዕራም መንእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውኖ ትብሃል ናይ ፕሮሞሽን ቢሮ ከፊቱ ይሰርሕ ነይሩ ፣ ካብኡ ድማ ስልጣነ ኣክሱም ንምምላስ ማሕበር ክነጣይሽ ምስኒ ጀነራል ተኽለብርሃነ ፃዕርታት ንገብር ነይርና ግደይ እውን ምሳና ነይሩ ። ግደይ ብዙሕ ፈተነታት ዝፍትን መንእሰይ እዩ ንፅረት ሚድያ ንቕድሚት !

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 2 หลายเดือนก่อน

    Absolutely correct- putting every failures to RIA is to cover up all failures occurred before that and before and during the #Tigraygenocide war.

  • @EsayasTesfaye-h2i
    @EsayasTesfaye-h2i 2 หลายเดือนก่อน +1

    TPLF--አመራር እና አባላት እራሳቸዉን መገምገም እና ወቅቱን የሚመጥን የትግል ስልት መንደፍ አለባቸዉ ያለዚያ ጠርጎ ማባረር ነው ለእነሱ ሲባል የትግራይ ህዝብ ከዚህ በላይ ዋጋ መክፈል የለበትም!!

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 2 หลายเดือนก่อน

    Independent government, non- partisan to save Tigray, rehabilitate and rebuild Tigray. Tigray First above party.

  • @AbrehaTegegnTsegay
    @AbrehaTegegnTsegay 2 หลายเดือนก่อน

    ግደይ ረብሓ ህዝቢ ኣቀዲምካትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ን ከም ትግራይ ጠንካራ መንግስቲ ንክህሊን ብጣዕሚ ክትምስገን ይግበአካ ክብሪ ውን ይግበአካ ቀፅለሉ

  • @AdhanomAdhanom-qc5ty
    @AdhanomAdhanom-qc5ty 2 หลายเดือนก่อน

    ውዕሊ ፕራቶሪያ ንኹሉ ትግራዋይ ካብ ጽንተት ዘትረፈ፣ንጸላእቲ አከፋፍሉ ዘበተነ ዩ ነይሩ።ውዕሊ ፕሪቶሪያ ዝፈጠሮ ጉጅለ የለን።እዙይ ማለት በቲሰዓት እቲ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ዘይተቀበለ ሰብ ነይሩ ክትብል አይትኽእልን ፡ም/ ቱም ጽንተት ዝመሪጽ ሰብ ስለዘየለ።

  • @konjitkonjo2750
    @konjitkonjo2750 2 หลายเดือนก่อน

    be conscious of what your conscience telling you to do!

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጌታችው ብፍቓዱ ካብ ሕውሓት ወፂዩ እዩ ኣሰማዕካዮን ዲካ 😢😢😢 ልእኽቶ ናይ ፃድቃን ሒዙ እኮ ይርብሽ ኣሎ ፃድቃን ካኣ ልእኽቶ ናይ ኣመሪካ ልእኽቶ ናይ ምዕራባውያን ብሽም ስርዓታዊ ለውጢ እንዳ በለ #ትግራይ ስርዓት ዘይብላ ዓዲ ምግባር ማለትዩ

  • @destagebreslassiehadera8497
    @destagebreslassiehadera8497 2 หลายเดือนก่อน

    ስሁት ትንታነ ሓደ ጉጅለ አሎ ንሱዉን እቲ ካብ ጥንቲ ብጉጅለ ብኔትወርክ ማዕለያ ዘይብሎም ሰብ ብሉፅ ሓሳባት እናበልዓ ዝመፀ ባዓል እኩይ ተሞክሮ ንበይኑ ክቆም ዘይክእል ጉጅለ እንትኮን እቲ ካል ግን ብኣርሰ እምነቱ ዝአምን ብሓሳባት ዝተአካከበ ክኮን ዝክእል እምበይ ኮነ ኢሉ ንምጥቃዕ ስልጣን ንምብሓት አይኮነይ ምናልባት ብዘቅርብዎ ሓሳብ ዝተአካከቡ ክኮኑ ይክእሉ ከምዙይ ኢዩ ዘየለ ስሁት ትንታነ አይትሓቡ

  • @Eded-s4u
    @Eded-s4u 2 หลายเดือนก่อน

    ነድሳባ ኸይዱስ አነእየ ዝሐይሽ አነእየ ብዝግባእ ዝመርሕ ኢሉ ንኣብራሃም በላይ ሕዙስ ይሽምግሎ ነይሩ፣፣

  • @Eded-s4u
    @Eded-s4u 2 หลายเดือนก่อน

    ሓንቲ ነገር ፣ግደይ ህወሓት ቤ/ፅ ካብ ላዕሊ ንታሒቲ ዘለዎም ኔትወርክን መሓውርን ብመሓዝ ሕልኽልኽልኽ አብሎም ሕዞሞምበር ተፈናቃሊ ምምላስ ግዝአት ሓድነት ትግራይን ኣብ ኣዋርሕ ክውዳእ ኔሩ እዩ፣፣

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ንምንታይ #ጉባኤ ተፈሪሑ !

  • @yemanegebreselassie8780
    @yemanegebreselassie8780 2 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቕ ምድላው እዩ። ህዝቢ ትግራይ ሃማኹም ልበለ እዩ ለድሊ። ኤርሚያስካ ወንጃዕ ይብሎ እዩ። ጌቾይ ጊደይ ፅቡቕ ኢኹም ትሰርሕለኹም።

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 2 หลายเดือนก่อน +3

    #TPLF FOR Ever

  • @abrahamhagos1938
    @abrahamhagos1938 2 หลายเดือนก่อน

    TPLF, EPLF, PP all problems in East Africa.

  • @t.b4065
    @t.b4065 2 หลายเดือนก่อน

    ሽግር ትግራይ ብከመይ ይፍታሕ
    ብቀዳምነት ኣብ መንጎ ኤርትራን ትግራይን ዶብ ክሕንፀፅ ኣለዎ ብድሕሪኡ ትግራይ ሰላም ከምትረክብ
    ርግፅ እዩ፡በዚ ዝክየድ ዘሎ ግን ትግራይ
    ሰላም ረከበት ማለት ዘበት እዩ

  • @michealtesfay9340
    @michealtesfay9340 2 หลายเดือนก่อน

    1993 gubae aytekayeden nay kadire akeba enahalewe eyom eti akeba regitsom ziwetsu higawi sile zeynebere

  • @DestaMekonnen-x3b
    @DestaMekonnen-x3b 2 หลายเดือนก่อน

    Kisab zisemaeikiwo kunetat tigiray teredieikum tinitane nimihab nay akimi wusininet kemizelekum semiea.bifilay gidey tesifay.

  • @Eritreana1991
    @Eritreana1991 2 หลายเดือนก่อน

    ግደይ (ከደ ነጎደ)😂😂

  • @Eded-s4u
    @Eded-s4u 2 หลายเดือนก่อน

    ግደይ ጠንካራ እኻ እቲ ሐደ ግን ትደክም አለኻ

  • @selamselam2569
    @selamselam2569 2 หลายเดือนก่อน

    ህወሓት መሲሎም ህወሓት እንተፍርሱ ብተግባር ኣሪኦምና።
    እቶም 1023 ድዮም ንውልቀ ስብእኖምን ስልጣኖምን ወይስ እቶም 07 እዮም ሎሚ ከም ቀደም አይኮነን ህዝቢ ይዕዘበኩም አሎ እዩ
    ኣየ እሱኩም ንሓቂ ግዳ ዘይትሰርሑ።

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጊደይ ጉደኛ ደርፍኻ ግበር

  • @gebremariamzewde8795
    @gebremariamzewde8795 2 หลายเดือนก่อน

    Tekle.tesfazgi.eu.derifuwa

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጌታችው ብፍቓዱ ካብ ሕውሓት ወፂዩ እዩ ኣሰማዕካዮን ዲካ 😢😢😢 ልእኽቶ ናይ ፃድቃን ሒዙ እኮ ይርብሽ ኣሎ ፃድቃን ካኣ ልእኽቶ ናይ ኣመሪካ ልእኽቶ ናይ ምዕራባውያን ብሽም ስርዓታዊ ለውጢ እንዳ በለ #ትግራይ ስርዓት ዘይብላ ዓዲ ምግባር ማለትዩ

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጌታችው ብፍቓዱ ካብ ሕውሓት ወፂዩ እዩ ኣሰማዕካዮን ዲካ 😢😢😢 ልእኽቶ ናይ ፃድቃን ሒዙ እኮ ይርብሽ ኣሎ ፃድቃን ካኣ ልእኽቶ ናይ ኣመሪካ ልእኽቶ ናይ ምዕራባውያን ብሽም ስርዓታዊ ለውጢ እንዳ በለ #ትግራይ ስርዓት ዘይብላ ዓዲ ምግባር ማለትዩ