ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ከምዚ ከማይ ዓዲ ዝናፈቀ እንተሎ like ሃቡኒ
Abraham Demoz betem
😪😪😪😪 abkulina u eti sikay mearey 🥰🥰🥰 ajoki ajona kulina sidet kebikie eyou!
ከምዚ ከማይ ዝመሮሮ ኣብ ዓዱ ከ ኣሎ ዶ
Qq😊ààq0😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊°
ናይ ሀዚ ደረፍቲ ካብዚ ደርፊ እዙይ ቡዙሕ ክትመሃሩ ትኽእሉ ኢኹም please እዝንና ሰልችይዎ አሎ ትርጉም ሓዘል ደርፊ እንዶ ድረፉ::ብሬዋ love u long live.
ናፊቐዮ ውን ኢሉኒ 🎙ዘይጥመት ሩሑቅ ንዓይኒ ብፅሕ ዘይትብሎ ኾይኑኒ መሬየት ዓደይ ዘዕበየኒ ናፊቐዩ ውን ኢሉኒ ዘኪረዮም መዓቢተይ መዛኒተይ መሓዙተይ ብሕልሚ ኾነ ብውነይ ስድራቤተይ ኣብዛ ዓይነይ..... 🎙🎷🎸🎧
ኣየስደት ትግራይ ዓደይ ናፊቀያ እንበር 😢😢😢2012
እሰይይይይይ ንበረልና ናዓካ ዝከዉን ቃላት የብለይን love
ብርሃነ ትግራዋይ 😘
Aykonen Africawi u👀
Kemziyo aynet derftiy abeyu erkebu gbu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትግራይ ሶንግ
ብርሃነ ሃይለ ኣቦና ኣቦጥበብ ኣምለክ ሰላሙ የውርደልና ንፍቆት ሑሰም ከመይ ትህሉ ማምቅ ገዛና ብርሃነ ኣቦ ጥበብ ዕደመን ጥዕናን ኣብ ዘለካዮ ላይክ እሰከ ናፍቆት ዘለኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✊✊✊✊✊✊✊💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
አየ ትዝታ እህ ዓደየ ትግራይ ሰላምኪ ይመልሰልና💛💖😥😥
ጥዑም ድምፁ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ጥበብ❤❤❤
ብሬታ ቅድም ኢልካ ነዚ ሕጂ ዘለናዮ ግዜ ደሪፍካና ጸኒሕካ🖤2013-2015💔
ትግራይ ዓደይ ናፈቀያ🙈🙈🙈😢😢😢😢😢😢ህድሞ ገዛና ፍቅረን ደሰታን ዝሞሎኦ ናፍቅያ😍😍😍😍😍😍😍😍😍
እዋይ ዓድና ናፊቅና እበር ንመት ኢልና እዋይ ስድራቤትና ኣሕዋትና ካብ ዘይንረክቦም ክንደይ ገይር 😢😢😢😢
😢nezi zelekuwo ewan tgelxo 😮 kidmi hji kemzi geru aysmann eu neru sdet✌🏾👍🏾🇪🇷
listening this 🎶 at this moment gives a mixed feelings heartbreaking and winning at the same time. Can't wait to see my mother land definitely soon.
stay stromg ze haftey
ወዲ ሀይለ ይላል ናፊቀዮ ውን ኢሉኒ እወ መሬት ዓደይይይይይ
ደርፊ ማለት ኣብዚ ኣሎ እዚ ሰሚዕካ ናይ ሎሚ ሙዚቃ ክትስምዕ ከለካስ ገለይስመዐካ ብርየ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
❤amin
ናፍቅና !ካብ ገዛ ካብ ንወጽእ 13 ዓመት ወይ ስደት !ህግደፍስ !ኣምላኽ ኢድኩም ይሃብኩም!!
ብርሂን እካዕ ድምፅካ አስመዐኒ ሐወይ ትግራይ ዐደይ ስድራይ ህዚቢ ትግራየይ ይናፍቀኩም አለኩ ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ ።
ኣታ ወድ ሃይለ ኣነስ ኩሉ ምዝቃኻስ ቢጣዕሚ እዩ ዘፀልለን ቢድኸነ ሓበን ትግራይ እለካ ኣለኹ❤❤❤❤❤
ውሽጥካ እዩ ዝትንክፍ ኡፍ ዘይሓሰብክዎ በክየ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ክምለስ እዩ ምስ ኣምላኽ ኣጆና እስቲ
አይ ስደት ረሳሕ በዚሒጂ ሳዓትስ ቤተሰብካ ዘኾኖ እንተትኸዉን ከንደይ ፅቡቅ ነሩ 😪😪😪😪😪😪
Bhaki
Way sdet
ብርሂን ዝፈትወካ ኣርቲስት ዓድና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Tfeltu do beza derfi knebe kem zwel 100%
ኣየወ ክሳድ ኮሊለ ብጽሕ ዘይትብሎ ኬንኒ ዓክ ስደት ትግራይ ህዝበይ ጸልሚትዎ እህህህህ 💘💘💘💘💊💊💊💊💉💉💉💉😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
ብሬ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ስራሕትካ ኮ ኣይፅገቡን።
Adey tgray nafkoyom ah💔🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏
ድምፂ ውፁዕ ህዝቡ ጅግና ብርሃነ ሃይለ:: ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊
I wish I could like this music a 1000 times. Ur fun from Senafe, Eritrea.
Long live to our brother legend Brhane Haile.
ዕደመን ጥዕን ይሃበልና አያና
listening this at this challenging time, my heart is full of mixed emotions... My family, Tigray Adey❤🧡
Yeknyelna brhane anewun merir nafqot aleni sdray mahazutey adey hagereye kulu nafiqoni alo 💘💘💘💘💘💌💌💌💌💌
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ 🙏🙏🙏ጅግና ቀፅለሉ❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛
ትግርያ ሀገረይ ታላቅ እናረግሻለን!
ደርፊ ቐደም ከምሓወልቲ ተዘካሪ ቀለብ ኣእምሮ
ኣብዚ ኣሎ ድምጺ 100% ግጥሚ 100%❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
biry jigna desss zibil muzika eseyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyy like
Ajok anbsa
ዘይትሙኖ ደረፍ ልብኻ ትተነኸፍ ወትሩ ናፍቅት መዕዶ 😭
በጣም እወደሀለሁ
ብሬ ዓቢይ ሰብ በዓል ፅፉፍ ግጥሚ
ዓደይ ናፍቀ😢💔
አብዚ ኸዚ ሰዓት ስሚዕቱ ከቢድ እዩ😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣይ ትግራይ ዓደይ ናፊቀያ 💔💊💊💊💊💘💘💘💘💘💘💘
ዓደይ ናፈቀ💊💋😓🥺
Xfuf bhaki dess bhali kullu derftatka memhr tbeb
this song makes me crying😥😢 I miss my family
Ajohi haftey😥
❤️❤️❤️
ውዲ ትግራይ😘😘
መን ከም ደርፊ ቀደመን ሰብ ቀደምን
እወ ናፊቕና ያኣኺ
ዓደይ ናፊቀ😢❤❤
ትግራይ ዓደይ ወጋሕታኪ የርኤኒ
Thank you Birhane hawey
ኣየሰደት ትግራይ ዓደይ ናፍቀያእንበር
ብርሃን ሕውና እንኽዕ ንትና ኽኒካ ኪሕልፍ እዩ ኩሉ
ናፊቀዮ ዘኪረዮ🎉🎉❤❤❤😢
ብርሂን ሓወይ ዝፈትዎ ደራፋይ።
2015😭 ይሰመዓ ኣለኩ ናፈቀ ዓደይ ትግራይ
ኣዝያ ደስ በሃሊት ደርፊ
Tgraway diyu...
Adna Selam ygberelna
Brhane ኣቦ ፍቅሪ
We love you ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹💪🏻
ብርሂነይ ናፍቖተይ ኣጋዲድካዮ ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ደርፍካዮ ብፍላይ ክዓ ሕጂ ትግራይ ዓደይ
ሰላምና ጤና እምኝለሀለሁ
ኣያና ብርሃነ ወትሩ ጅግና ረኣይዎ ትግራውነት : ከም በንዝን እዩ ዘቃፅል ፍቅር ሃገር እንቃዕ ናትና ኸንካ ናይ ክልተመረብ ትግርኛ ተጋሩ 🇪🇷❤️🇻🇳💊💊💊😋😋😋
This is a beautiful song, millions of memories in the minutes of this song.
ብሬ ኩርዓት ናይ ትግራይና 🥰🥰🥰🥰🥰
Yeni wude agotiy edeme ena tina yiseteh ❣❣❣❣❣❣❣
ወዲ ሃይለ ንፉዕ ወናም ኣርትስት ትግራዋይና።
Bselamabadena yerakbena
Brye maerey ❤️🙏
ዓዱካጥዕሙ
LOVE YOU SO MUCH LEGEND
God bless ❤️
ሰላምኪ ይመልሰለይ ትግራይ ዛ ሃገረይ 2013💔2014💔ናፍቆት ዓደይን ህዝበይን 💔💔🙏✍️
Tigray adey I miss you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Nice song brie wedi tigray
Great ,ብሬ !
I miss 😢 tigrai adey
Sayyy marye edam nian yehabikue
ናፍቆት ሓሊፉና እኮ
You can go to Mekele buddy & visit your people
Thank you ! Wonderful and deliverable music.
ኣበት ድምጺ ከምዚስ ይህሉ😢ዶ ላይክ እስከ ሃቡና ስለ ምትሕብባርኩም ታንክስ
ሰላምኪ የብዘሓዬ ትግራይ ዘዓደይ
Uff nafkot leka kemzi eyu bhilfi mengedi kemezeyblka mistifelt adey mearey brhanki yeriena
✌️Best music
ትግራይ ዓደይ ናፍቀያ ❤️❤️❤️❤️❤️
ብርሃነ ናይና
ዋላ ኣነ 😘😘😘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤❤😪
bre best Tigrian LOVE YOU
ጥዑም ደርፊ ውጽለሉ ሓውና
ንበረልና ብርሃነ ንፍዕ💖💖
ብታዓሚ ደስ ትብል ሙዚቃ
brave musician brie
Sdet rugum ata ans nafke👍💯💯
ብርሃነ ወርቂ
Bre Shkor 😍😍😍
Yes I miss a lot my family
My King 💓💓💓💓💓💓💛💛
ከምዚ ከማይ ዓዲ ዝናፈቀ እንተሎ like ሃቡኒ
Abraham Demoz betem
😪😪😪😪 abkulina u eti sikay mearey 🥰🥰🥰 ajoki ajona kulina sidet kebikie eyou!
ከምዚ ከማይ ዝመሮሮ ኣብ ዓዱ ከ ኣሎ ዶ
Qq😊ààq0😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊°
ናይ ሀዚ ደረፍቲ ካብዚ ደርፊ እዙይ ቡዙሕ ክትመሃሩ ትኽእሉ ኢኹም please እዝንና ሰልችይዎ አሎ ትርጉም ሓዘል ደርፊ እንዶ ድረፉ::ብሬዋ love u long live.
ናፊቐዮ ውን ኢሉኒ 🎙
ዘይጥመት ሩሑቅ ንዓይኒ
ብፅሕ ዘይትብሎ ኾይኑኒ
መሬየት ዓደይ ዘዕበየኒ
ናፊቐዩ ውን ኢሉኒ
ዘኪረዮም መዓቢተይ
መዛኒተይ መሓዙተይ
ብሕልሚ ኾነ ብውነይ
ስድራቤተይ ኣብዛ ዓይነይ.....
🎙🎷🎸🎧
ኣየስደት ትግራይ ዓደይ ናፊቀያ እንበር 😢😢😢2012
እሰይይይይይ ንበረልና ናዓካ ዝከዉን ቃላት የብለይን love
ብርሃነ ትግራዋይ 😘
Aykonen Africawi u👀
Kemziyo aynet derftiy abeyu erkebu gbu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትግራይ ሶንግ
ብርሃነ ሃይለ ኣቦና ኣቦጥበብ ኣምለክ ሰላሙ የውርደልና ንፍቆት ሑሰም ከመይ ትህሉ ማምቅ ገዛና ብርሃነ ኣቦ ጥበብ ዕደመን ጥዕናን ኣብ ዘለካዮ ላይክ እሰከ ናፍቆት ዘለኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✊✊✊✊✊✊✊💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
አየ ትዝታ እህ ዓደየ ትግራይ ሰላምኪ ይመልሰልና💛💖😥😥
ጥዑም ድምፁ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ጥበብ❤❤❤
ብሬታ ቅድም ኢልካ ነዚ ሕጂ ዘለናዮ ግዜ ደሪፍካና ጸኒሕካ🖤2013-2015💔
ትግራይ ዓደይ ናፈቀያ🙈🙈🙈😢😢😢😢😢😢ህድሞ ገዛና ፍቅረን ደሰታን ዝሞሎኦ ናፍቅያ😍😍😍😍😍😍😍😍😍
እዋይ ዓድና ናፊቅና እበር ንመት ኢልና
እዋይ ስድራቤትና ኣሕዋትና ካብ ዘይንረክቦም ክንደይ ገይር 😢😢😢😢
😢nezi zelekuwo ewan tgelxo 😮 kidmi hji kemzi geru aysmann eu neru sdet✌🏾👍🏾🇪🇷
listening this 🎶 at this moment gives a mixed feelings heartbreaking and winning at the same time. Can't wait to see my mother land definitely soon.
stay stromg ze haftey
ወዲ ሀይለ ይላል ናፊቀዮ ውን ኢሉኒ እወ መሬት ዓደይይይይይ
ደርፊ ማለት ኣብዚ ኣሎ እዚ ሰሚዕካ ናይ ሎሚ ሙዚቃ ክትስምዕ ከለካስ ገለይስመዐካ ብርየ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
❤amin
ናፍቅና !ካብ ገዛ ካብ ንወጽእ 13 ዓመት ወይ ስደት !ህግደፍስ !ኣምላኽ ኢድኩም ይሃብኩም!!
ብርሂን እካዕ ድምፅካ አስመዐኒ ሐወይ ትግራይ ዐደይ ስድራይ ህዚቢ ትግራየይ ይናፍቀኩም አለኩ ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ ።
ኣታ ወድ ሃይለ ኣነስ ኩሉ ምዝቃኻስ ቢጣዕሚ እዩ ዘፀልለን ቢድኸነ ሓበን ትግራይ እለካ ኣለኹ❤❤❤❤❤
ውሽጥካ እዩ ዝትንክፍ ኡፍ ዘይሓሰብክዎ በክየ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ክምለስ እዩ ምስ ኣምላኽ ኣጆና እስቲ
አይ ስደት ረሳሕ በዚሒጂ ሳዓትስ ቤተሰብካ ዘኾኖ እንተትኸዉን ከንደይ ፅቡቅ ነሩ 😪😪😪😪😪😪
Bhaki
Way sdet
ብርሂን ዝፈትወካ ኣርቲስት ዓድና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Tfeltu do beza derfi knebe kem zwel 100%
ኣየወ ክሳድ ኮሊለ ብጽሕ ዘይትብሎ ኬንኒ ዓክ ስደት ትግራይ ህዝበይ ጸልሚትዎ እህህህህ 💘💘💘💘💊💊💊💊💉💉💉💉😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
ብሬ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ስራሕትካ ኮ ኣይፅገቡን።
Adey tgray nafkoyom ah💔🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏
ድምፂ ውፁዕ ህዝቡ ጅግና ብርሃነ ሃይለ:: ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊
I wish I could like this music a 1000 times. Ur fun from Senafe, Eritrea.
Long live to our brother legend Brhane Haile.
ዕደመን ጥዕን ይሃበልና አያና
listening this at this challenging time, my heart is full of mixed emotions... My family, Tigray Adey❤🧡
Yeknyelna brhane anewun merir nafqot aleni sdray mahazutey adey hagereye kulu nafiqoni alo 💘💘💘💘💘💌💌💌💌💌
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ 🙏🙏🙏ጅግና ቀፅለሉ❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛
ትግርያ ሀገረይ ታላቅ እናረግሻለን!
ደርፊ ቐደም ከምሓወልቲ ተዘካሪ ቀለብ ኣእምሮ
ኣብዚ ኣሎ ድምጺ 100%
ግጥሚ 100%
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
biry jigna desss zibil muzika eseyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyy like
Ajok anbsa
ዘይትሙኖ ደረፍ ልብኻ ትተነኸፍ ወትሩ ናፍቅት መዕዶ 😭
በጣም እወደሀለሁ
ብሬ ዓቢይ ሰብ በዓል ፅፉፍ ግጥሚ
ዓደይ ናፍቀ😢💔
አብዚ ኸዚ ሰዓት ስሚዕቱ ከቢድ እዩ😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣይ ትግራይ ዓደይ ናፊቀያ 💔💊💊💊💊💘💘💘💘💘💘💘
ዓደይ ናፈቀ💊💋😓🥺
Xfuf bhaki dess bhali kullu derftatka memhr tbeb
this song makes me crying😥😢 I miss my family
Ajohi haftey😥
❤️❤️❤️
ውዲ ትግራይ😘😘
መን ከም ደርፊ ቀደመን ሰብ ቀደምን
እወ ናፊቕና ያኣኺ
ዓደይ ናፊቀ😢❤❤
ትግራይ ዓደይ ወጋሕታኪ የርኤኒ
Thank you Birhane hawey
ኣየሰደት ትግራይ ዓደይ ናፍቀያእንበር
ብርሃን ሕውና እንኽዕ ንትና ኽኒካ ኪሕልፍ እዩ ኩሉ
ናፊቀዮ ዘኪረዮ
🎉🎉❤❤❤😢