4ይ ክፋል መልሲ ንኣማኑኤል ሳህለ ሓቂ እንታይ እዩ፧ ቅኑዕ ወይ ጌጋ (ሕማቕ ወይ ጽቡቕ) ዝበሃል ከ ብምንታይ ተለኪዑ እዩ፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 8

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 19 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ መምህርና ተባዕ ሰባኺ ወንጌል።

  • @ብተስፋተሓጎሱብፀበባተዓገ
    @ብተስፋተሓጎሱብፀበባተዓገ 20 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር ወልዳኣብ ሓውና

  • @bereketaraya9454
    @bereketaraya9454 20 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna memhr weldeab hawna behaki egziabhier amlak xega yebzehalka

  • @biniam1467
    @biniam1467 20 วันที่ผ่านมา +1

    (እዚ ትብሎ ዘለኻ ሓቂ ዲዩ፧) ትብል ሕቶ ደስ ኢላትኒ። ብዝኾነ ጽቡቕ ብጉት (መርትዖ) ዘለዎ ኣገላልጻ።
    ጸግኡ የብዝሕ መምህረይ ወልዳት።❤❤❤

  • @miletemicheal2201
    @miletemicheal2201 20 วันที่ผ่านมา +1

    Amen(3) wealdab hawna qal hiwet yesmalna zgerm eyu xinh elna win kale kinsemie ena Amlak bayni mihretu ytemitena ❤❤❤❤

  • @MengisTeafay
    @MengisTeafay 20 วันที่ผ่านมา

    Xbuq meglexi hawina.❤

  • @AdinaaVictor
    @AdinaaVictor 20 วันที่ผ่านมา

    (ሓቂ = ቅኑዕ/ትኽክል/ግብራዊ)
    (ሓሶት = ጌጋ/ዘይትኽክል/ዘይግብራዊ)
    ሰባት ዝመልአት ኣውቶቡስ፡ ገለ ዘመናት ንድሕሪት እንተንመልሳ፣ ኣጋይሽ ቴክኖ፡ እታ (ከም ስማ)እትንቐሳቐስ ሓጺን፡ ብዅሎም ተሳፈርቲ 'ትምራሕ ምመሰለቶም ዶ - ብኣንጻር'ቲ በዚ ሎሚ፡ ገዛእርእሳ ተሽከርክር መኪና ተዓዚብና እንህቦ ግብረመልሲ?
    "ኩሉ ሓቂ፡ ግብራዊ ኣይኮነን" ሓደው ድማ "ኩሉ ሓሶት፡ ዘይግብራዊ ኣይኮነን". ከምቶም ኣያትትና፡ ነዞም ህልዋን፡ ሕቶ ዛዕባ እዋናዊ ኣሽከርከርቲን ተሽከርከርቲን ክንምልስ እንተ ንፍትንስ?

  • @AdinaaVictor
    @AdinaaVictor 20 วันที่ผ่านมา

    እቲ ዝቀረበ መጎተ ዝተጠምዘዘ እመስለኒ። ኣብ መጨረሻ ንኣቶ ኣማኑኤል ዘቅረብካዮ ሕቶ እኮ ከምቲ ናይ ሎጂክ 101 እዩ። ናቱ ሓሳብ፡ ሓቅን ሓሶትን ተዛማዲ እዩ ዝብል እመስለኒ። "ሓቂ የለን እንተኢልካስ፡ እዚ ናትካ ዘረባ ኸ ሓቂ ድዩ?" ክትብል እንከለኻ ልክዕ ከምቶም ዓለማውያን ንመንፈሳውያን ዝብድህዎም ዓይነት'ዩ። ንሳቶም፣ "ኣምላኽ ክንቀሳቐስ ዘይክእል ጎቦ ክፈጥር ይኽእል ዶ" ዝብልዎ ዓይነት ኢኻ ሓቲትካ። ነዛ ሕቶ'ዚኣ፡ እወ ወይ ድማ ኣይፋል እንተኢልካ ኣምላኽ ከኣሊ-ኩሉ ከም ዘይኮነ ከይፈተኻ እተመልሰካ ስለ ዝኾነት። ሎጂካል ፋላሲ ድማ ይበሃል። ብዝኾነ፡ ናይ ኣቶ ኣማኑኤል መሲሉኒ'የ ሃንደበት ኣትየ ርእየዮ፣ ናይቲ ዝበሎ ግብረመልሲ ምዃኑ ኣብ ኣርእስትኻ እንተትነግረና ኔርካ፡ እቲ ዝበለጸ ሓቂ ምሓሰብክዎ፣ ምኽንያቱ ሓሲኻና ስለ ዝኾንካ።