መርገም ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ እንጦንዮስ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 95

  • @arontekle4936
    @arontekle4936 22 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ብሓቂ ናይዞም ቅዱስ ኣባ ኣንጦንዮስ መርጎሞም ብግብሪ የርእየና ኣሎ ኣምላኽ, እዚ ስኖዶስ ናይ ኤርትራ ዝብሃል ብ ስርዓት ህግደፍ ዝዝወር ን ኣምላኽ ኣብ ክንዲ ምፍራሕ ን ሰብ ፈሪሖም ምድርዊ ረብሓ ኣቀዲምም ኣብ ርእሲ በተከርስትይንን ኣቦና ኣንጦንዮስን ሞንኮሳትን ምእመናን ዘብጽሕዎ ዘለዉ በደል ንርእዮ ዘለና ርኡይ ሓቂ ኢዩ! እዚ ክኣ ይቕረ ኢሎም ናብ ኣምላኽ ስጋብ ዘይተመለሱ ፍጹም ሰላም ክርከብ ኣይከኣልን ኢዩ. ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን መስቀል ክሩስቶስ ተሰኪምካ ንሰብ ምፍራሕ እሞ ክኣ ቅዱስ ስኖዶስ እንዳበልካ ንነብስኻ ምጥባር ሓጥያት ኣብ ርእሲ ሓጥያት ምውሳኽ. ኣብ መርየት ኣይትቀስን ኣብ ሰማይ ውን ኣይትቀስንን. ብሰንኪ እዚኦም ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተደፊሩ ፋሕ ፋሕ ኢሉ ዝኾነ ማኒም ጦንቃሊ ይፃወተሉ ኣሎ. ብጣዕሚ ኢዩ ክኣ ዘሕዝን. ኣምላኽ ብ ምሕረቱ ናብ ልቦም ይምለሶም ጥራሕ ንብል.

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  22 วันที่ผ่านมา

      ናይ ብሓቂ ኣሮን መተዓቢተይ መሰታይ፤ መስተውዓሊ፤ ቃሎም እዚ ዝስዕብ እዩ።
      "ለእመ ረገመ ነዳይ በምረተ ልቡ ይሠምዖ እግዚአብሔር" ቃል ብፁዕ ወቅዱስ ኣቦና። ድኻ ካብ ልቡ ኣምሪሩ እንተ ረጊሙ እግዚአብሔር ይሰምዖ እዩ፤ ማለት እዩ። ብጣዕሚ እዩ ዝገርም። ክሳብ ክንዚ እዮም ሓዚኖም ኬዶም ኣቦና። ኣምላኽ ኣብ ሕቕፊ ቕዱሳን ኣቦታትና ኣብርሃም ይስሓቅን ያዕቆብን የንብሮም።

  • @fthi3585
    @fthi3585 29 วันที่ผ่านมา +14

    መርገም ንብዓት አቦና አብነ አንተንዬስ ንሪኦ አለና አብውሽጢ ዓዲ ይኹን አብደገ እዚ ኹሉ ዘስኽሕኽሕ ቅዝፍት ዘርኢየና ዘሎ ዝዘራእናዬ እና ንዓፅድ ዘለና እቶም አብትሕቲ ጎዳጉዲ ዔራዔሮ ኾይኖም ኤህ እሎም ዝርግሙና ዘለው እንሄሌይ ንሪኦ አለና አብዝኽድናዬ ተኽቲሉና መርገም

    • @abrehetasmelash5365
      @abrehetasmelash5365 29 วันที่ผ่านมา +2

      Abona lewHn ruhruhn iyom nerom ni hizbom nimeniseyatan ayregmwomn notom zebedelwom ika ayregmyon yiqre beiélom iyom zblu zniberu

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  22 วันที่ผ่านมา

      "ለእመ ረገመ ነዳይ በምረተ ልቡ ይሠምዖ እግዚአብሔር" ቃል ብፁዕ ወቅዱስ ኣቦና። ድኻ ካብ ልቡ ኣምሪሩ እንተ ረጊሙ እግዚአብሔር ይሰምዖ እዩ፤ ማለት እዩ። ብጣዕሚ እዩ ዝገርም። ክሳብ ክንዚ እዮም ሓዚኖም ኬዶም ኣቦና። ኣምላኽ ኣብ ሕቕፊ ቕዱሳን ኣቦታትና ኣብርሃም ይስሓቅን ያዕቆብን የንብሮም።

  • @EsseyAmaniel
    @EsseyAmaniel 20 วันที่ผ่านมา +2

    Wo goyta mhretka awrdelna

  • @edeneden889
    @edeneden889 29 วันที่ผ่านมา +7

    እግዚኣቢሄር የክብረልና ኩቡር መምህርና🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YordanosHaile-o6g
    @YordanosHaile-o6g 29 วันที่ผ่านมา +2

    ጸርፊ ለሚድናዮ ኢና ጸጉኡ የብዝኻልካ አጆኻ❤❤❤

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 29 วันที่ผ่านมา +1

    KAl Hiwet Yesmaelin ABA ANTONYOS KULU GIZE AB LiBNA EYOM Solotom Ayfeleyena Amennnn🙏🙏🙏

  • @meazakeshi4496
    @meazakeshi4496 28 วันที่ผ่านมา +1

    Kalehiwet yesmalna

  • @fusfv877
    @fusfv877 29 วันที่ผ่านมา +7

    ብሓቂ ኩቡር ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏💒💒💒😥😥😥🌹🌹🌹🌻🌹🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @loveisone4240
    @loveisone4240 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Betna axliekumna nay edkum aytsianu nhadnet zsebik zey blkum

  • @benyesemere7206
    @benyesemere7206 29 วันที่ผ่านมา +3

    Kalehiwet ysmealna nhna nekbr zgbana bgez ember bferenji aygbananyu egzabher amlak mhretu yehrdelna

  • @zeramariamsbhatu5712
    @zeramariamsbhatu5712 29 วันที่ผ่านมา +2

    ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @NebayZemichael
    @NebayZemichael 29 วันที่ผ่านมา +2

    Amen ❤❤❤ anen❤❤❤ Amen ❤❤❤Qale hiwet yesmana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YordanosHaile-o6g
    @YordanosHaile-o6g 29 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @samueltmrtu3530
    @samueltmrtu3530 29 วันที่ผ่านมา +1

    ለእመ ሆርከ ሃገረ ባዕድ ኢትኩን ከማከ ኣላ ኩን ከማሆሙዩ ሐወይ በቲ ንነብረሉ ዘሎና ዕረፍቲ ስለ ዝህቡ
    Merry Christmass Happy new Year Year Endatebahahale hyab zwehahabelu yu Ember neti natnasi natnayu.

  • @fthi3585
    @fthi3585 29 วันที่ผ่านมา +7

    እዚ ምርጌታ አማኒኤል ዝበልኻዬ መልአኹ ዝሃደመ ገፁ ይምስኽርሉ ዩሁዳ እዩ ዲያቆን አስመላሽ እውን ሐደ ኻብቶም ንአብነ እንጦንዮስ ዝኻሐደ እዩ 😢😢😢😢😢

  • @MajorGebremichael
    @MajorGebremichael 28 วันที่ผ่านมา +2

    እግዛኣብሄር ስሩሑ ይዓዪ እዩ ዘሎ ካብ በልካ ኩቡር ሓው ድያቆን ኣሽመላሽ ውን ንሳዩ ኢሉ በተክርስትያን ናይ እግዚኣብሄር ደኣምበር ሰባት ጸሊእኻ ካብ እግዛብሄር ምርሓቅ ጽቡቅ ኣይኮነን።ንዝደኸሙ ብጾሎት እምበር እከለለ ካብ እከለ ይሓይሽ እንዳበልካ ጽቡቅ ኣይኮነን።

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  28 วันที่ผ่านมา

      ሰላም ማጆር! ተረዲአካ ክቡር ሓው ክብረት ይሃብካ ኣብቲ መጀመርታ ከምኡ እዩ ዘስምዕ። እንተኾነ፤ ብድሕሪኡ ዝመጸ ኣሽሙር፤ እግዚኣብሔር ምስ ጳጳስ ምውድዳር እንታይ ኣምጽኦ? ጉድለት ክንሽፍን ኣይንፈትን። ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ግን ካብ ጌግኡ ዘይእረም ካኣ ገበን እዩ። እቲ ጌጋ ንኽእረም ካኣ ኣነ፣ ንስኻ፣ ከምኡ’ውን ካልኦት ንጌጋ ጌጋ እንተዘይ ኢልና፣ ነቲ ዝጋገ ዘይክርኣዮ ይኽእል እዩ። ኮነ ኢልካ ዝተገብረ እንተዘይ ኮይኑ።

  • @tekakesete964
    @tekakesete964 29 วันที่ผ่านมา +1

    Beaynen mehratu yetmtan fatrey❤

  • @kahasebeyene4383
    @kahasebeyene4383 29 วันที่ผ่านมา +3

    🎉

  • @SirakAsefa
    @SirakAsefa 28 วันที่ผ่านมา +1

    ሓወይ በዛዕባ ኣማኑኤል በዙሑ ዝፉልጦ ሰላዘለኒ ቦውሸጢ መሰመር ርከበኒ ካበትግራይ

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  28 วันที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃበለይ ሓው ሲራክ። በዚ ጽሓፈለይ እሞ ክንዘራረብ። abonwedn21@gmail.com
      Thank you 🙏🏾

  • @samueltmrtu3530
    @samueltmrtu3530 29 วันที่ผ่านมา +1

    AgziabHier ybarka sleti tiegstika

  • @Nebyat-dp2fi
    @Nebyat-dp2fi 29 วันที่ผ่านมา +1

    Egziabiher mihiretu yewuridelina

  • @misiambeyene2568
    @misiambeyene2568 29 วันที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AbelDawit-wz1im
    @AbelDawit-wz1im 28 วันที่ผ่านมา

    namlak slim tbeb nkhbom mlma do ayhayshn kemtii mxhafna zmhrena🙏🙏🙏🙏😞😞😞

  • @SelamawitKidane-c9c
    @SelamawitKidane-c9c 29 วันที่ผ่านมา +2

    Qale hiwet yesmalna kbur hawna
    Egzabhier bayni mhretu temitu kabzi wediqnayo zelena ketensana bxegiu ydegfena,aye lbonana ykfetelna

  • @kahasebeyene4383
    @kahasebeyene4383 29 วันที่ผ่านมา +2

  • @BerhaneBesrat
    @BerhaneBesrat 12 วันที่ผ่านมา

    ቀዳምነት ሰላም አምላክ ፈውስ ምሕረት ይውርዲ አዋራ እቶም ካይሐሙ ዘሐመሙ ዘይረአ ሕማም ንማለት እዩ ግን ኹሉ ርእስ ዘንቖሕ ብፍላጥ ድዩ ብዘይ አፍልጦ አፍካ ዘምጸአሊካ ምዝራብ ጽቡቅ አይኾነ
    ግን ንስካ ሐዲሽ እቲብ ዘላካ እካ ትመስሊ ዘለካ ንዩትብካ ጠቅመ ደአበር አብ አፍልጦ ዝተመርኾስካ እካ ትመስል ዘለካ አብ መወዳእታ ብቃልካ ትፈርስ አለካ ጉሎም አበው እዮም ኩሎም ብጹአቲ እዮም ደግመና ከይቲ ወዲቅ ተጠንቀቅ ሐዲሽ ጃነል እካ ትነስል ዘለካ እሞ ምቲውአል የዲልየካ አሎ

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  12 วันที่ผ่านมา

      ክቡር ሓው ብርሃነ፤ ንቃላትካ ክርድኦ እኳ ቁሩብ የሸግር እዩ ግን ስለ ሓሳባትካ የመስግን🙏🏾

  • @abrahaleytesfamariam5156
    @abrahaleytesfamariam5156 29 วันที่ผ่านมา +12

    ዩቱበራት ጽቡቅ ስራሕ ረኺብኩም ኣለኹም ፡ሰብ እናኣጸለምኩምን ዘረባ ናይ ሰብ እናለቐምኩምን ጽቡቅ መኽሰብ ትረኽቡ ኣለኹም ፡ኣብዚ ግዜ ስራሕ ተሳኢኑ ኣሎ እዚኣ ግን ጽብቅቲ ስራሕ እያ።ኣብ ክንዲ ስብከት ጸለመ በዚሑ ኣሎ መወዳእታ እዩ ዝመስል ዘሎ ዘመኑ

    • @Tesfieguesh
      @Tesfieguesh 29 วันที่ผ่านมา +1

      @@abrahaleytesfamariam5156 ሞ መወዳእታ ምካኑ፡ተተረድእካ መገዲ ሓቂ ሕዝ ነቶም ሰባት ዘይኮንካ ክትወቅሥ ነቲ ቃል ኣምላክ ሰዓቦ ኣታ እምነት፡ኣልቦ ህዝቢ

  • @YordanosHaile-o6g
    @YordanosHaile-o6g 29 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ሕይወት የስማኣልና❤❤❤ ክቡር ሐውና

  • @fesehatsionkifle8100
    @fesehatsionkifle8100 29 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ንዓኻ ይኩን ሓዉና
    እዝግኣብሄር ናባይ ንዑ እዩ ዝብል ዝበሎ ድያቆን ኣሽመላሽ። መሓርን ፈዋስን ኣምላክ ምኻኑ ንምግላጽ ዝተጠቀመሉ መግለጺ እዩ ።ናብ ቐሺ ወይ ናብ ጳጳጽ ኣይትኪዱ ማለት ግን ኣይኮነን መሓሪ ኣምላክ ስለዝኾነ ኣብ ኣምላኽ ክንዉከል ኣለና

  • @Samuelmanunited
    @Samuelmanunited 27 วันที่ผ่านมา

    Youtub ስለዝኸፍል እንታይ ክንብል እንበር ቤተክርስትያን እንዳዋቓካ ገንዘብ ምድላይ ጽቡቕ ስራሕ ረኺብኩም

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  18 วันที่ผ่านมา

      ሓቅኻ እቲ ንስኻ ትሓስቦ ንሱ ጥራይ ስለ ዝኾነ እዩ።

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema9327 29 วันที่ผ่านมา

    Begiakatikum gidofuna selam betekiristiana nay boletika menqasaqesi aykonetin....

  • @MichealTeklay1269Eritrea
    @MichealTeklay1269Eritrea 29 วันที่ผ่านมา +1

    በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ብዙሕ ዘይንፈልጦ ነገር ንጵጳሳትና ኣይንዘንጥል፤ ኩቡር ሓውና' ኽኣ ዲያቆን ከምዚ ኢሉ ቀሺ ከምዚ ኢሉ እከለ ከምዚ ኢሉ ምባል ብወገንይ ጠቅሚ ዘለዎ ኮይኑ ኣይስማዓንን። ብዛዕባ ሃይማኖት ካሎኦት ትምህርትታት መንፈሳዊ ዝኣመስለ ተትነግሩና ዝሓሸ ምበልኹ የቀንየለይ።

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  28 วันที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃብካ ሓው ሚካኤል! ጽቡቕ ሓሳብ እዩ። እንተኾነ ምዝንጣል ኣይኮነን፤ ንሓደ ሰብ ይዕበ ይንኣስ ብዘየገድስ በቲ ዝግብኦ ጌጋታቱ ምንጋር እዩ ዝግባእ። ሓደ ሓደ ግዜ፤ ገበን ሰባት ምሽፋን ገበነኛ ይገብረካ እዩ። እቲ ቃል ኣምላኽ ካኣ፣ እንድሕር ኩላ እታ ቪድዮ ሰሚዕካያ፤ ኣብ መወዳእታ ዘሎ ካብ መዝሙር ዳዊት 37፣ 1-9 ዘሎ ባዕሉ እዩ ዝገልጾ። ስለ ተገዳስነትካ ግን ደጊመ ይመስገን።

  • @ananigusse3663
    @ananigusse3663 29 วันที่ผ่านมา

    Ashas mewut yenafeqe!

    • @Tesfieguesh
      @Tesfieguesh 29 วันที่ผ่านมา +1

      እቶም ልቡኩም ከም ፈርኦን ኣትርርኩም ዘለኩም ኣምላክ ዓይነ ልቡኩም ይክፈተልኩም ዋላ እንተ ዘይ ኣመንካሉ ንቃል ኣምላክ ክትብል ዘይ ምልጋጽ ምመረጽካ

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 29 วันที่ผ่านมา +13

    ንሰባት ክትዝልፉ ከተዋርዱ ከም ድላይኩም
    ፈረድቲ ኮይንኩም ፍርዲ ናይ እግዚአብሔር ኢዩ።
    ብዛዕባ ሂወትኩም ዝገበርክምዎ ኣብ መድያ መጺእኩም ኣይትዛረቡን ስለምንታይ ሓጥያት ሰባት ክትዛረቡ ልሳንኩም ፈቐደልኩም?

    • @selteneyohannes6469
      @selteneyohannes6469 27 วันที่ผ่านมา +1

      Mshikinay hgdef
      Kabti.zelekayo wetsiaka temehar

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  27 วันที่ผ่านมา

      እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ንሕናስ ኣምላኽ ረዲኡና ኣብ ዓው ኢልና ሓቂ ንዛረበሉ ቦታ ኣለና። ናይቶም ብሰንክኹምን መራሕትኹምን ዝሳቐዩ ዘለዉን መላገጺ ክሓድቲ ዝኾነት ቤተክርስቲያንና ግን ኣዚና ንሓዝን። ኣቂ ካብ ምዝራብ ደው ከብለና ዝኽእል ኣካል ክሳብ ዘየለ፤ ኣብ ዘለናዮ ኬንና ኣፍ ክኮኖም ኢና። ተመሃር ልቢ ግበር። ሓጥያትን ዓመጽን ፈላሊኻ ፍለጥ። ሓጥያት ጌሮም ዝበለካ የለን። ሓጥያትን ጽድቅን ፈላልዩ ዝፈርድ ሓደ እግዚአብሔር እዩ።

  • @kuflomhabtemaryam526
    @kuflomhabtemaryam526 หลายเดือนก่อน +3

    ልቢ ተሪሩ

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  28 วันที่ผ่านมา

      ልቢ እንተዘይ ተርር ድኣ ምዓስ ኣባና ምበጽሐ። ኣቦታት ሊቃውንት እንዶ ከም ክርስቶስ ትሕት ኢሎም ተላዚቦም ብመንፈስ ቅዱስ ቀደም ምፈትሑዎ። ትሕትናን ሓቅን እኮ ክሳብ ሞት እሙናት እየን።

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 29 วันที่ผ่านมา +2

    ኩሎም አብ ጉዳይ አቦና አባ አንጦኖስ ዝካሓድ ዩም ግን በትሪ ሓቂ ትቀጥን እምበር አይትስበርን ያ ብስም አቦና አባ አንጦኖስ ታቦት ክንቀርጽ ቀርብና ኢና
    ሕግ እንተረግጽኻዮ ተመልሱ ዩ ዝረግጸኻ ቃል ብጽኡ አቦና ዘእምበለ ደም ቁዱስ አናጦኖስ ⛪️⛪️⛪️

  • @FthawiTesfay-i3u
    @FthawiTesfay-i3u 29 วันที่ผ่านมา +1

    Seqe bel zeytemeher tedelika

  • @tsegay69
    @tsegay69 29 วันที่ผ่านมา

    ሰላም እግዝአብሔር ምስ ኩልና ወንጌል ብሰራተ ልደቱ ክንሰምዕ ፍቃድ ልዑል አምላኽ ይኹን አብዚ ሻዱሻይ ፓትርያክ ዝተመርጽሉ ናይ አገልግሎት ዘበኖም ክባር ብጸሎትን ምህለላን ትድግፍ አብ ክሽነ ተዓጺኻ መርዛም ቃላት ነገር ከተሳዉር ብዝሞቱ ግና ክትሽቅጥን አብዘይ ምልከተካ ክትፈርድ ክትልፍልፍ ምዓል ዋጋ አልቦ እዩ እሞ ልሳንካ ክትገትእ አምላኽ ይደግፍካ

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  20 วันที่ผ่านมา

      🤣 ሓቂ ድኣ በየን ጌራ ክትመልቆኩም እንዳፈለጥኩም እንዲኹም ትጽይቑ ዘለኹም መሳኪን። እንዳሰምዐያ ዝሞተስ ነቕኒቕካ ነይሰምዕ እኮ ተባሂሉ ክቡር ሓው። ኣምላኽ ዓይነ ልቦናኹም የብርሃልኩም።

  • @tiamirkidane7715
    @tiamirkidane7715 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆኻ በርትዕ ግን ምሉእ መጽናዕቲ ክትገብር ከድልየካ ኣዩ ንኣብነት ናይዚ ዲያቆን ኣስመላሽ ዝበልካዮ እቲ ዝኸፍአ መልእክቱ ኣብልዕሊ ቅዱስ እንጦንዮስ ኣቡነ እንጦንዮስ ሓደ ኢዮም ስለዚ ንሶምዲዮም ዝበዝሑ እቶም ካልኦት ኢሉ ንመገዲ ሓቂ ብብዝሒ ክንዕቅኖ ከም ዘለና ኢሉ እኩይ መልእኽቲ ዘሕለፈ ሰብ ኢዩ ከተቃልዖ ኣለካ ።

  • @selambetenna
    @selambetenna 29 วันที่ผ่านมา +2

    ቤ/ክ ኦርቶዶክስ ኤርትራ ንቕዱስ ኣቦና ሰማዕት እምበለ ደም ይቕረ ከይሓተት፡ ቤተ ክርስቲያን ይኹን ሃገርና ኣይሓልፈልናን እዩ። በረኸት ኣምላኽ ኣብ ዓመጽ ኣይርከብን።
    "... ንቕቡኣተይ ኣይትተንክይዎም፣ ነብያተይ ድማ ክፉእ ኣይትግበርዎም፣ ኢሉ ምእንትኦም ንነገስታት ገሰጾም።" መ.ዳዊት 105፡14-15

  • @MysteryLove-i9m
    @MysteryLove-i9m 29 วันที่ผ่านมา

    ሃዋርያት እንኳዕ ኣይሰንዕኹም ነዞም ቤተ ክርስትያን ትርብሹን መእመና ትኸፋፍሉን ዘለኹም

  • @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
    @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 29 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ኩቡር ሓወይ እቲ ትገብሮዘለካ ንዓካ ጽብቅ ግብረ መልሲ ትህብ ዘለካ ክመስለካ ይክእል ኢዩ ግን እቲ ዝከፍኤ ንስሕዋት ተጥፍእ ምህላውካ ዘንግዕካ ኣለካ ጽብሕ ካልእ መዓልቲ ያ።😢
    ገበርቲ ሰናይ መሲልኩም TH-cam ትጅምሩ ጸኒሕኩም ሰባት ትፈላልዩ 😢
    መ ዘ ኣማንኤል ግብረመልሲ ሂብዎ ዶ ን ድ ኣሽመላሽ ንሱውን ግብረመልሲ ብትሕትና ህብዎ ሰብን እግዝኣብሄር ዝመስከሮ ደሓር ግን መ ዘኣማኒኤል ናብ ጸለመ ኣትዩ .... በቲ ዝላዓለ ኣካል ከኣ ስራሕካ ኣይኮነንን ተባህሉ ቀጺልዎ ይቅጽሎ ኣሎ ,,
    ዝበዝሐ ሰብ ፈሊጥኩም ኢዩ
    ንገንዘብኩም እንበር ንቤተክርስትያን ሓሊኩም ከምዘይኮንኩም....

  • @sammygebr5122
    @sammygebr5122 29 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ንምርካብ እዩ!
    ኣቦታትና ተጋጊዮም ድዮም? ንፈርዶም ኣለና ዲና? መን ኮይነ ዲየ ግብረ-መልሲ ኣቦታቴይ ከም ገበን ዝዛረብ ዘለኹ፥ እንታይ ንምርካብ’ዩ?
    ምሳሌ 6:16-19፤ እግዚኣብሄርን እምብዛ ዝፍንፍኖ’ሲ...”ኣብ መንጎ ኣሕዋት ባእሲ ዚዘርእ።”
    ንሕለቅ ዲና ዘለና፥ ንርስና ንጥብር!

  • @NahomMaebel
    @NahomMaebel 29 วันที่ผ่านมา

    Aklukum beqa nenhdhdkum ktwenajelu zey tsemamu

  • @Hatatiemstir
    @Hatatiemstir 29 วันที่ผ่านมา +8

    ክቡር ሓው፡ ሰላም ኣምላክ ምሳኻ ይኹን። ብምቕጻል ግን ተምጾኦ ዘለኻ ከመይ ጌርና ንኣቦታት ንጸልእ እምበር ከመይ ጌርና ሰላም ንረክብ ኣይትምህረናን ኣሎኻ። እንተደኣ ናይ ኤርትራ ፓትርያሪክ ዘይትቅበሎ ኴንካ ስርሖም ሰሪሖም ኣለዉ ባዕሉ ዘይምልስ። ንኽልቲኦም ዘይትበሎም ክነስኻ ግን ከተዋቅዕ ምምጻእ ንባዕልና ዘፍርደና ዪ እሞ በጃኻ ሓው ክትምህሮ ዝግባኣካ ጥራይ መሃር። ተዓረቁ ብውሽጢ እዮም ተባሂሎም እንታይ ዩ ሰላሞም ዘጽልኣካ ክዕረቁ ምጽዓር ኣይምሓሸን። በጃኻ ዝሓወይ ሓደራ ጉዳይ ቤተክርስትያን መሻቐጢ ኣይንግበሮ። ቤተይ ቤት ጸሎት ደኣ እምበር ፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፨

  • @sawrawidegans2900
    @sawrawidegans2900 27 วันที่ผ่านมา

    Anta hawna nab papas mxu zbelo qal alo du

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  18 วันที่ผ่านมา

      ደጋጊምኪ ስምዕዮ ክሳብ ዝርድኣኪ።

  • @angesomgebreyesus7190
    @angesomgebreyesus7190 29 วันที่ผ่านมา +1

    Gega nayti gezai sm iyu zatu mknyatu nsu negaday deaber gezaay sle zekone . Gezaay dma xlot kkafel smu natu wey nay weledu yxhaf. Ane kumu eiye zfelt beti ztemeharkwo

  • @kesete767
    @kesete767 29 วันที่ผ่านมา

    Slemntay,hawna,elka,txweo,nezi,rukus

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  29 วันที่ผ่านมา

      ድሓን ይርድኣኒ እዩ ግን ኣይትጻረፍ ሓወይ እቲ ክፉእ ስራሖም ይኣኽሎም እዩ። ንሕናስ እንተ ኽኢልና ኣምላኽ ዝፈትዎ ጸጽቡቑ ድኣ ንዛረብ።

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 29 วันที่ผ่านมา +1

    ኣባ እንጠንዮስ ኣይረገሙን። ብኣንጻሩ፡ ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ መሓሮም ኢሎም እዮም ጸልዮም። ቀጺሎም እውን፡ ብሰንከይ ከይትብኣሱ፡ ቤተ ክርስትያን ቤት ፍቕሪ እምበር ቤት ጽልኢ ኣይኮነትን እዮም ዝብሉ ዝነበሩ። ሳላ ጸሎቶም ኤርትራ ደሴት ሰላም ኮይና ኣላ። ኩነታት ናይ፡ ሱዳን፡ ትግራይ፡ ኢትዮጵያ ተዓዘቦ። ስለዚ ኣቡነ ኣንጠንዮስ መሪቖምና እምበር ኣይረገሙናን።
    ካብ ዓንደብርሃን።

    • @khtt8663
      @khtt8663 29 วันที่ผ่านมา +1

      Tebarek

  • @መብራህቶምብርሃነ
    @መብራህቶምብርሃነ 29 วันที่ผ่านมา +7

    ሓወይ ይቕሬታ እዚ እትዛረቦ ዘለኻ ንማንም ምእመናን ህይወት ዘውህብ ቃል ኣይኮነን ሰለዚ ንሰላም ዝኸውን ህዝቢ ዝሃንጽ ትምህርቲ ክርስቶስ እንተትምር ኣይምሓሸን ?

    • @YordanosHaile-o6g
      @YordanosHaile-o6g 29 วันที่ผ่านมา

      ነቲ ሓቒ ንክንመመይ በመንገዲ እግዘብሔር ክንኸይድ ከምሰባዓ ነነዌ ኣዚና ክንጽልይ ይነግረና ኣሎ ካብዚ ንላዓሊ እንታዩ አጉዲሉ ጽቡቕ አሎ

  • @Gebremedhn12
    @Gebremedhn12 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህር ሓዉና ዘስተውዕል ዓይኒ ልቦና የሃበና ጽቡቅ ኣቀራርባ ምስ መርትዕኡ ብፍላይ እዚ ኣማንኤል ናይ ጥንቆላ መጽሓፍቲ ንቤተ ክርስትያን ዘይዉክሉ ኣብ መሻጣ እዩ ተዋፍሩ ተግባራቱ ብጣዕሚ ሕማቅ ሰብ እዩ 👏😏🙋

  • @gebrebrhantedla339
    @gebrebrhantedla339 29 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ኩቡር ሓው መቸም ነቲ በሓባር ኮይኖም ተዛራርቦም ምኻን ኣብይዎም ምስክሮም ዝሃብዎ አኻ ተቅርቦ ዘለኻ ነዚድማ ኩሉሰብ ዝሰምዕ ገሮም አዮም የሕልፈሞ ንመን ከተአምን አኻ ሕጂ ኣምጽአኻዮ መጀመርታ ክብለካ ዝደሊ ነዚ ሰብኣይዚ ኣደቅስዎ ክብለኩም ይፈቱ ዘይነብርኩም ምስኡ ምስክርነት አንደሃብኩም ህዚቢ ተናዕቡ ኣለኹም ይድንጉይ ይኸዉን አበር ነናይ አድና ክበና አዩ ትሑታትን ለባማትን ቁንዓትን መስልኩም ነዞም ኣቦታትና መዓልታዊ ትኸስዎም ኣለኹም ካብ ሕቆኹም ደኣ ዝኸስኹም ዉለዱበር ነቲ ድፍረት ናትና አልኩም ሕዚኩሞ ኣለኹም😢😢😢

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 29 วันที่ผ่านมา +6

    ሸቓጦ ናይ እምነት
    ነገስታት ናይ ዩቱብ ገንዘብ ደሊኹም እምበር ሓልዮት ኣይኮነን።
    መስተውዓሊኹም ናበይ ከይዱ ?
    ተሓለቕቲ ወይ ኣርኣያ ኮይንኩም
    ወይኪዱ ከም ነቢይ ቅዱስ ሙሴ እምነት ሰኒቑኩም ናብ ኤርትራ ሂወት ብእምነት ሰማእትነት ተቐበሉ
    ወይ ከኣ ፈራሓትን ፈተውቲ ነፍሶም እንተኾይንኩም ኣብ ዩቱብ መጺኹም ንሰብ ኣይተናውጹ?
    ተባህለ፡ ከምዚ ተባህለ፡ ከምዚ ኢሉ ሓደ፡ዲያቆን፡ቀሺ፡ጳጳስ፡ፓትርታርክ ካብ ምባል፡
    ካብ ክርዳድ ምዝራእ ኣብ ንጹሕ ሕዝቢ ጽቡቕ ፍረ ስርናይ ዘይንዘርእ ወይ ዘይንምህር?

  • @bieteilyoutube3656
    @bieteilyoutube3656 27 วันที่ผ่านมา

    ወንጌል ዶ ከይትሰብኽ

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  18 วันที่ผ่านมา

      ወንጌል ድኣ ምሳኻ ኣሎ ዝሰምዕን ዘስተውዕልን ኣእምሮ እንተ ሃልዩስ።

  • @embaye-kp7he
    @embaye-kp7he 29 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ አቡነ እንጦንዮስ ነገር ከቢድ'ዩ። ምሉእ ሲኖዶስ ኤርትራ ነቲ ሓላፊን ምድራዊን ዝኮነ መንግስቲ ኤርትራ ፈሪሖም ንአቡነ እንጦንዮስ ክሒዶሞም'ዮም። ነቶም ዝከሓዱ ሲኖዶስ ዝሰዓቡ ምዕመናን ፈርዮም ከአ ብክሕደት ይቅጽሉ ኣለው ንስኻ ግን አብ ልዕሊ አቡነ አንጦንዮስ ዝተፈጸመ ጸለመን ሓሶትን ክሕደትን ስለ ዘጋለጽካ ባህ ክብለካ ይግባእ ። ቃለ ሐይወት የስምዕካ

  • @merhawikhasay43
    @merhawikhasay43 29 วันที่ผ่านมา +3

    ኣታ ዘይትነቅሕ፡ ደንዚዝካ ኣለኻ! ንጹር ዘረባ ይዛረብ ኣሎ ፡ ድያቆን ኣሽመላሽ ብምኽንያት ኣገልገልቲ በዲሎሙና ብዝብል ቅርየታ ኣይትረሓቑ ካብ ቤት ክርስትያን፡ካብ እግዝኣቢሄር ኢዩ ዝብለካ ዘሎ

  • @fishhaile1425
    @fishhaile1425 28 วันที่ผ่านมา

    Kubur abo wey Kea hawey kemey aleka ane hawika ezi nay sebat enda amtsakum ni hade seb mizlaf tsubuk aykonen eti zitsehafo mirgeta bihiwet alo misiu mrkab mihashe Kab mizilaf endegena kea ezen debdabe besm abin weldin menfeskudisin zibil yebilun Kab kemzi gerkum niseb kitimihru shim eyu tsiliat ekum nimeemenan wey zisemiakum seb melekitikum tihlifu zelekum bizehashe tsubuk kitimhru enber tsilie kitimhru shim eyu . Tewesaki kea misten nay sinedos eritrea ente zeykoyinkum beti natikum gerkum zeytikedu amlak gize alewo amlak frhu Kab tsilie timhru nibealkum tefiekum tseb aytetfieu binatikum miharu

  • @TesfitMezgebe-u6b
    @TesfitMezgebe-u6b 29 วันที่ผ่านมา

    ንባብ ግን ቀቲልካያ

  • @nugusekahsay6845
    @nugusekahsay6845 หลายเดือนก่อน +1

    ኣርኪካ ኪላጸ ችምካ ማይ ልከ ኣዩ ኣብ ዘይ ወበሮም ስለ ዝመጹ ዘለዉ ዘይ ናትካ ካኣ ኣይናትካን ኣዩ .።

  • @okbaykeleta6183
    @okbaykeleta6183 29 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ሰብ ነዛ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ዘይትሓድግዋ እንታይ ጌራትኩም ትወግእዋ ኣለኹም ፡ ንገዛእ ሓጥያትኩም ዘይተርሕቑ ፡ሰብ ብውልቀ ናይዝኾነ መርገም ኣይስደድን ኢዩ፡ንሕናስ ብሰንኪ ትእዛዝ እግዚኣብሄር ምጥሓስ ደኣ ንጠፍ ኣለና እምበር ብኻልእ ኣይኮነን ግናኸ ብጥበራ ንምእመናት ካብ ትሕቲ ቅዱስ ሲነዶስ ዘለዋ ቤተክርስትያናት ክተውጽኡ ትግስግሱ ኣለኹም

  • @angesomgebreyesus7190
    @angesomgebreyesus7190 29 วันที่ผ่านมา

    Hji dika youtub tjmr eleka . Mejemeri gerkayom

  • @መብራህቶምብርሃነ
    @መብራህቶምብርሃነ 29 วันที่ผ่านมา

    ብዘመን ውባ ዝጸመመ ውባ ክበል ነበረ

  • @fkreykidane
    @fkreykidane 29 วันที่ผ่านมา

    ብዙሕ ሰሚዒናኩም መኒናኩም ከኣ።
    እታ ናይ ህግደፍ ኢልኩም ደጸለምኩማ ቤተ ክርስትያን ብርሃና መሊሱ ደሚቁ

  • @adhanomnegash2464
    @adhanomnegash2464 27 วันที่ผ่านมา

    ኣ የ ተሃድሶ ወይልካ መዋትይ ኢካ ወይልሎም ዘርእካ

    • @Alie.Mdre-Agazi
      @Alie.Mdre-Agazi  18 วันที่ผ่านมา

      ኣርክብ ጥራይ ዓርኩ ድሒርካ ኣለኻ።

  • @AlazarAraya-o8e
    @AlazarAraya-o8e 13 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ ሓራ ኢያ ተውጽእ ይብል መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ኢኻ ትገብር ዘለኻ ኣዘራርባኻ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ የድልየካ ኣሎ ሓውና።

  • @GulbetBereket
    @GulbetBereket หลายเดือนก่อน +1

    ክክክክክክክክክክ፡ቁዱስን ባሕታውያን፡መነኮሳት ዝባረከብዋ፡ዝቀደስዋምን 'ሲ መ/ም መጋቢ ምስጢር ዘኣማንኤል መንግስተኣብ ኣጸሊምካን፡ኣክፊእካን።
    ንድያቆን ኣሽመላሽ ገ/ሃዋርያት ዝዛረቦን፡ዝሰብኮን ቃላት ዘይፈልጥ ከመይ ገይሮም ኢዮም ዘይውግዝዋም።
    ብዛዕባ ኣባ እንጥንዮስ ክትራቡ ሎሚ ኣየጸብልካልካን ኢዩ።
    ሎሚ ብዛዕባ ቅዱሳን ኣባታት ጳጳሳት ክትዛረብ ጥራይ'ዩ ዘገድስ።
    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ክትነብር ኢያ።
    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን !!!

    • @IsackBelay
      @IsackBelay 29 วันที่ผ่านมา

      መጀመርያ ክብለኻ ዝደሊ ንስኻ ኣብ ኣመሪካ ኢኻ ዘለኻ መስለኒ ብዛዕባ ሲኖዶስ ኤርትራ እንታይ ይምልከተካ ካልኣይ ንዓኻ መን ዩ ፈራዲ ጌርካ እቲ ዝፈርድን ዝኾንን እግዚኣብሄር እዩ ብስንኹኽም ኦርቶድክስ ቤተክርስትያ ክትጽረፍን ክትድፍርን ትውዕል ብእፍሊ ካሓድቲ ንስኻን ከማኻን ዝኣመሰሉ ሃገር ንምብትታን ብገንዘብ ተዓሲብኩም ብሃይማኖት ኣምሲልኩም ክትብትኑ ምኻን ኣቢኩ እዚ ከኣ ብዛዕባ ቤተክርስትያን ኤርትራ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ሲኖዶስ እምበር ንማንም ኣይምልኮቶን እዩ ከምበዓል ንስኻ ንገንዘብ ትሽቅጠ ኣይምልከት ንእዩ እንተይ ዝገበር ህዝቢ ዩ ብሃይማኖትን ብዓዲ እንዳበልኩም ትበታትንዎ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓጥያትና ይኣኽለኩም ኢሉ በቶም ዘይተበከሉ ቅድሳን ኣቦታትና ጌሩ ሃገርናን ህዝብናን ይባርኽልና

    • @GulbetBereket
      @GulbetBereket 29 วันที่ผ่านมา

      ክክክክክክክክክክክክ