ወረብ ብምክንያት ክብረ በዓል ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣብ ሃገረ ሆላንድ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 10

  • @MeriMreri
    @MeriMreri หลายเดือนก่อน

    ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @FiyoriAbreha
    @FiyoriAbreha 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏 ክብሪ ንእግዝኣብሄር ይክኖ❤

  • @RahwaKesete-q3v
    @RahwaKesete-q3v 2 หลายเดือนก่อน

    Amen 🙏❤️

  • @EyerusGher-cl5mz
    @EyerusGher-cl5mz 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን🙏🙏🙏

  • @meronbeyene3378
    @meronbeyene3378 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Gual_mariam21.
    @Gual_mariam21. หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @Yorus1n
    @Yorus1n 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🏾❤️

  • @عبيرشوطهي
    @عبيرشوطهي หลายเดือนก่อน

    👏👏🙏🙏🙏🙏

  • @lambadinalambadina2276
    @lambadinalambadina2276 หลายเดือนก่อน +1

    ንካህናት አበው ንሊቃውንተ ቤተክርስቲያን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና አገልግሎቶም ይባርኸልናን ጣዕመ ዜማ መላእኽቲ የስማዓልናን ፤ አሜን !!!
    ኣብዚ ጥዑመ ዜማ (ማኀሌት) መሰነይታ ኮይኑ ዘሎ ከበሮ ፥ ምስቲ ቅድስቲ ቤተክርስትያንና ትህቦ ትርጉም ዝሳነ አይኮነን ። እቲ ብምራን ዝተሓላለኸ ××××ዝዓይነቱ ምልክት ዘለዎን አብ መላእ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን አብ አገልግሎት ዘሎን ዝነበረን ከበሮ ፤ ትርጉሙ፦
    አብ መላእ አካላት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝርኤ ናይ ስምብራት በሰላ ምልክት ስለ ዝኾነ ስቓዩን መከራኡን ንዝክረሉ እዩ ። እንተ ኾነ ግን እዚ አብዚ ማኀሌት ዝግልገልሉ ዘሎ ከበሮስ ሙሉእ ብምሉእ ለማጽ እዩ ፤ ስለዚ ስለ ዝደመቐ ፣ ወይ ንዓይኒ ባህ ስለዝብል ኢልካ ትርጉም ዘይህብን ፣ መንፈሳዊ ( ኃይማኖታዊ ) መልእኽቲ ዘይብሉን ተራ ከበሮ እንተዘይንጥቀም ክሐይሽ'ዩ
    " ቖልዓ ብሩሑሱ ቖርበት ብልስሉሱ " እዩ'ሞ ከሎ ጌና ንተአረመሉ ። ቅዱሳን ሊቃውንቲ አቦታትና ዝሓንጸጽዎ ሓይማኖታዊ ናይ እምነት ዶብ አሎ ። ነዚ ዶብ'ዚ ንሓልዎ ፣ ነኽብሮ'ውን ።
    ልዑል እግዚአብሔር ቤተክርስትያና ሃገርናን ሕዝብናን ይባርኽ !!!
    ናይ ወላዲተ አምላኽ ቅድስት ድንግል ማርያም ልመናን አማላድነትን አይፈለየና !!!
    ጻዲቑ ቅዱስ አቡነ አረጋዊ በረኸትኩም አይፈለየና !!!
    አ ሜ ን !!!

  • @GenetAzmara
    @GenetAzmara หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤