ልዕሊ ኣወዳት ብሬን ተሓነጊጣ ንፀላኢ ማይዶፃባ ዘበለት አዛዚት ሻለቃ ተጋዳሊት ሽሻይ tegadalit shushay tdf jigna
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
- ፈላመይቲ ብሬን ተካሲት እየ-ንደቂ ኣንስትዮ ብሬን ኣይዋሃብን ነይሩ ንምንታይ ብሬን ዘይንትኩስ ኢለ ተካቲዐ እየ ተፈቂዱለይ -ኣብቲ ናይ 17 ዓመት ቃልሲ እዉን ደቂ ኣንስትዮ ብሬን ዝትኩሳ ከምዘይነበራ እዩ ዝንገረና-ብድሕረይ ቡዝሓት ደቂ ኣንስትዮ ስዒበናኒ ተኪሰን እየን