ኣውያት ብ ህግደፍ ዝእሰሩ ዘሎው መነኮሳት ደብረቢዘን ካልኦት ገዳማት ኤርትራን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 14

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe1132 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አሜን አሜን 🙏🙏🙏 ክብረት ይሃብኩ :አፍ ዑቡሳትን ጉፉዓትን ኢኩም እሞ :አምላኽ አይደርበየናን ካይንጠፍእ ከማካትኩም አቦታት ዝሃበና ክብሪ ንዕኡ ይኩን 🙏🙏🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉኩም ተባረኩ 🙏💙💙💙💙

  • @soraenatie4116
    @soraenatie4116 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    👍Temesgen Fetari gele demxy hezbna zkonu wegen alewna👍🙏🏻🙏🏻😊

  • @tesfaybirhane4435
    @tesfaybirhane4435 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተስፋ ከይንቖሪጽ ኣምላኽ ንዓኹም ህብና ህያብ ኣምልኽ ኢኹም ፍረ ኣምላኽ ኢኹ🎉🎉🎉🎉

  • @hailemichaelmisgina8712
    @hailemichaelmisgina8712 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thanks abotatna

  • @1115asmara
    @1115asmara 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Amin, dear priests. Happy New Year to you and yours, Tefetawi. Thanks

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣባ ሰመረአብ ኢልክሞም ዘለኩም እሶም እዮም ኣባ ገብረእግዚኣእብሔር(መርጌታ ኣልኣዛር) እሶም እዮም ገላቢጥክሞም ኣላኹም።

  • @minaGebremichal
    @minaGebremichal 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Amen, 🙏🙏🙏🙏

  • @Wedisenafe-k8n
    @Wedisenafe-k8n 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሰላም ሰልጠነ ሓወይ ኣነ ኣብዚ ቅሩብ ኣዋርሕ እየ ካብ ኤርትራ ወጽየ ብዝኮነ ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን ንሕና ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ተኣሲርና ኮሎና ምሳና ኣስታት 10 ዝተኣስሩ መኖኮሳት ኔይሮም ደሓር ውን ምሳና ናብ ክፍሊ ታዕሊም ኮርሞናዕ ወሪዶም ቆቢዕኹም ኣውርዱ ተባሂሎም ንሶም ግን ኣቅቢጾም ንሕና ንዕለም ንሶም ከኣ ብዘይ ዕረፍቲ 7 ወርሒ ተቀጥቂጦም መወዳእታ ስለ ዘቅበጽዎም ግን ናብ ፕሪማ ባረንቱ ሰዲዶሞም ብጣዕሚ ኩላህና ተሰሚዕና ሓዚናውን እዚ ኹሉ ኣብ 2023 እዩ ኣጋጢሙ።

  • @YohannesAbreha-u5k
    @YohannesAbreha-u5k 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስልጡን ሐውና ክብሪ ይሀብካ ነዞም አቦታት ምዕዳምካ ኦርቶዶክስ ሀይማኖት ክትዕምብብ ምግባርካ ክብሪይግባአካ 🙏🙏🙏🗻🗻🗻

  • @BerhaneWolidegabreial
    @BerhaneWolidegabreial 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ⛪🏰💒💒🏰⛪⛪💒🏫🏫🏫

  • @senaittewelde7349
    @senaittewelde7349 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🧤💙🧤💙🧤💙✅✅

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣስማቶም ግን ገላቢጥክሞ ኣሎኩም። ኣባ ገብረእግዚኣብሔር (መርጌታ ኣልኣዛር) እቶም መበል ካልኣይ ስእሎም ዝጠቃዕካዮም እዮም።

  • @EmbayeGrebrat
    @EmbayeGrebrat 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምትላል!
    ከምናይ ኩቡራት ኣባላት Eritrean Unity Worldwide EPLF-1፡ ሓውና ሰልጠን ድማ ንመዳናገርቲ ኣብ ቻነሉ ኣቃሊዕዎም ስለዝነበረ፡ ብስም ፍትሓዊ ረቢ ኣባደንደን ምስገና ይብጽሓዮ🙏🏽 ስለዚ ሓደራኩም ኣይንተሃመል የሕዋት ደቂ ሓበሻ ብሓበራ፡ ብዘይቀልዓለም ሰብ ብፍላይ ሽበት ዘር መሰበለ፡ ቅጫ ወላ ካብ የእዳው ዘይጽጉባት ደቁ መንጢሉ፡ መታን ጸዲቁ መንግስተ ሰማይ ክኣቱ ዘይሕገብግቦ የብሉን! ኣየወ እዚ ኣምስሉ ወዲሰብ! እቶም ነዚ ድኩም ስነእምሮኦም መዝመዝቲ ውን ዝድነቁ ብልሓተኛታት ኢዮም😃
    🤝❤🕊