🛑ክንጅምር ኢና | ደብረጺዮን ንኣብይ መልሲ | ማህሌት ገ/ጊዮርግስ እንታይ ኣጋጢምዋ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 346

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 2 หลายเดือนก่อน +91

    ኣምላኸይ ዉግእን ወረ ዉግእን ኣጥፈኣልና 😥🙏

    • @hanayemaryam12
      @hanayemaryam12 2 หลายเดือนก่อน +5

      አሜን

    • @GrfrfGtt5
      @GrfrfGtt5 2 หลายเดือนก่อน +4

      አሜን አሜን አሜን❤

    • @Upgraded_titanguest
      @Upgraded_titanguest 2 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

    • @Naodteklezgitewelde
      @Naodteklezgitewelde 2 หลายเดือนก่อน +1

      Amien❤❤❤❤

  • @user-zd3pw9dv8lmara
    @user-zd3pw9dv8lmara 2 หลายเดือนก่อน +13

    ማግየይ መደብካ ፅብቅ እንድዩ ግን መደብካ ካብ ቦተሊካ ወፃኢ ዝበለ ስለ ዝኮነ ኩሉ እዩ ዝካታተለካ ማለተይ እ/ያ እና አርትራ ኩሉ እታ ተጋሩን ኤርትራን ኣሕዋተይ ትብልስ ኩለኩሙ ተካታተልተይ ተትብል ደስ ምበለኒ ብዝኮነ እወድሃለው ቀፅለሉ😘😘😘😘😘😘😊 ማግየይይይይይይይይይይይይ

    • @YikaTube
      @YikaTube 2 หลายเดือนก่อน

      Brotherey ane kem tiridani ertrawiyan tegaru yehwatey kibil kelo ko kem zimesleni tigrigna sle zizareb zelo koinu yisimani magi jemjam bziyada kimliselka tesfa yigebir

  • @Saronsaron16
    @Saronsaron16 2 หลายเดือนก่อน +5

    ማዓርግ ሓወይ እዛ ኣብ ናይ መጀመርያ part ትብላ ማራ እየ ዝፍትዋ ኣቦ ሰላም ኢካ ብሓቂ 🫶🏾😍

  • @GdfTdr
    @GdfTdr 2 หลายเดือนก่อน +9

    ኣምላኸይ ውግእን ወረ ውግእን ኣጥፈኣልና😢😢

  • @abebagrmay2619
    @abebagrmay2619 2 หลายเดือนก่อน +19

    እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ኪናት ወረ ኪናት የጥፍአልና መን ተሪፍወም ዩለለ

    • @AlematGidena
      @AlematGidena 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይቭ ግበርኒ😢

  • @FfGh-v6t
    @FfGh-v6t 2 หลายเดือนก่อน +13

    እረ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ ኣብ ሴዳ ኮፍ ኢሎም ሰብ ዘቃትሉ ዘለዉ ሎሙስ መሪርና ኮ ኣምላከይ ሰላም ግበረልና🙏🙏😢😢

    • @AlematGidena
      @AlematGidena 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርኒ😢

  • @MeryGifknk-gz1em
    @MeryGifknk-gz1em 2 หลายเดือนก่อน +1

    አምላኽ አቦይ ትዝሓለፈ መከራ አኽለና ዓድና ሰላም ግበረልና😢

  • @JfgBch
    @JfgBch 2 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ ኣቦይ ኩናት ወረ ኩናት ኣጥፈአልና

  • @Wsam-m3e
    @Wsam-m3e 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ይኣኽለኩም ይበለና

  • @Hayat-qr2mo
    @Hayat-qr2mo 2 หลายเดือนก่อน +30

    አረ ኩናት አዚ የፍረሐኒ አዩ ኣይ አረ ካም ጠፈአ ንዘላኣለም ፎኦ ታይ አዩ ኩናት ኸ ለለ መን ቃርዩ አዩ😭😭😭

    • @AlematGidena
      @AlematGidena 2 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይቭ ግበርኒ ናተይ😢

    • @Hayat-qr2mo
      @Hayat-qr2mo 2 หลายเดือนก่อน

      @@AlematGidena አሺ ሰበይ

  • @EbrahimDh
    @EbrahimDh 2 หลายเดือนก่อน +14

    ኣነሲ ሽልቱው ኢልኒ ነይስ ማጊ መፂኢኻ ፍሽኽ ተብለኒ❤❤❤❤❤😢😢😢

    • @AlematGidena
      @AlematGidena 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርኒ😢

  • @UfYd-g9c
    @UfYd-g9c 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣምላክ ወረ ዉግእ ኣጥፋእልና😢😢

  • @tkk5705
    @tkk5705 2 หลายเดือนก่อน

    እፍኣምላክኣቦይ ሓደራካ
    ወረኩናት ኣርሕቀና ሰላምኣዉርደና🤲😭

  • @MdMd-sf2ou
    @MdMd-sf2ou 2 หลายเดือนก่อน +1

    መሠረ

  • @hybirdgenetic7096
    @hybirdgenetic7096 2 หลายเดือนก่อน +3

    ክላእ ኢትዮጵያ ክፍክሩ እምበር ፡ናይ ኣቦታቶም ሬሳ ካብ በረኻታት ሳሕል ግዳ ዘየልዕሉ

    • @aotali8812
      @aotali8812 2 หลายเดือนก่อน +1

      ግደፍ ንሰላም ዘምር ፅባሕ ካብ ትነብዕ

    • @yes6292
      @yes6292 2 หลายเดือนก่อน

      ደሓን ይፈክሩ ሰቅ ንበል ሰላም እንድዩ ጽብቅ ግን ክጥዕምዋ ኣልውም ሽዑ እ/ያ ትፍክር ዶ ትድክር ንርኦ እና ንክድ ጥራሓ ​@@aotali8812

  • @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
    @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 2 หลายเดือนก่อน +13

    ኩናት ግን እንታይ ዩ ትርጉሙ ሎሚስ ገሪምና ኮ ንሰላም ዝዝምር ተሳኑ ኮ😢

    • @AlematGidena
      @AlematGidena 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርኒ ናተይ😢

  • @89946
    @89946 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኦ ኣምላከይ ዩኮነኩም በለና ምሕረት ለኣከልና🙏🙏🙏😢😢😢

  • @habenbrhane5852
    @habenbrhane5852 2 หลายเดือนก่อน +1

    Magi Abesaw❤🎉🎉🎉from Eritrean

  • @The_risk_taker1
    @The_risk_taker1 2 หลายเดือนก่อน

    አምላክይ ውግእን ወረ ውግእን የርህቀልና ፈጣሪ ዓድና ስላም ግበረልና ፈጣሪ አቦይ

  • @berekhetkfle9556
    @berekhetkfle9556 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣንታይ ዓይነት ዘረባ ኢኻ ትዛረብ ሞጎስ ብገንዘብ ከይጥቀሙ መን ከሊ እዎም ናትና ክንገብሮ እዮም ዝብሉ ዘሎው ሓሳብካ ኣነጽሮ ሞጎስ

    • @KT-tm8yu
      @KT-tm8yu 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብይ ኣሕመድ ዕሊ ንህዝቢ ኤርትራ ዝቖጸሮ ሆድ ኣደር አዩ።ካብኡስ ንህዝቤ ኤርትራ ውግአን ወረ ውግአን ኣስምዓዮም ኢሉ አዩ ቖጺርዎ።

  • @Yfhj-kz2gb
    @Yfhj-kz2gb 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላክ ኣቦይ አረ ዉግእ የጥፍአልና ከዓ ሎሚ መን ቀርይዎም እዩ ዋይይይ አረ በይዛካትኩም ሰላም ሰላም ንበል 😢😢😢

  • @foxstore-d9f
    @foxstore-d9f 2 หลายเดือนก่อน +5

    አረ በጃኩም ዝከሰርናዮ መንእሰይ ይኣክለና 😢😢😢😢😢😢

  • @TekleSolomon-zn8zf
    @TekleSolomon-zn8zf 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን(3) እንዃዕ ካብ ኩናት ባህላዊ ጸወታና እዩ'ናብ ኩናት ወረ ኩናት ኣይተስመዓና ምባል ጀመርኩም'በሓቂ ኩናት ወረ ኩናት ካባና የጥፋልና🙏(3)

  • @Glskjshw111
    @Glskjshw111 หลายเดือนก่อน

    ወረ ኩናትስ ያርሕቐልናደኣ ፈጣር❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊😊❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @ትግራይዓደይሰላምኪየርእና
    @ትግራይዓደይሰላምኪየርእና 2 หลายเดือนก่อน +2

    አምላክ አቦይ ወግእ ወረ ውግእ አጥፍእና ኡፍፍፍፍ 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Mary1998-tr2rt
    @Mary1998-tr2rt 2 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ሂዚ ኩናት ይማሓረና 🤲🤲🤲

  • @HaniNesrdinSeraj
    @HaniNesrdinSeraj 2 หลายเดือนก่อน +3

    selamna habena wedi gahaf antay ymlketeka bahrna alenayo wedebna wetru mendelay ❤❤❤❤

  • @dawitwoldu680
    @dawitwoldu680 2 หลายเดือนก่อน +3

    Bahri mtkam mn keliwam esom zhatu wannet zehatu zelewu

  • @aotali8812
    @aotali8812 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣይይይ ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ኲናት መሓረና

  • @SamrawitKahsay-b8z
    @SamrawitKahsay-b8z 2 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ይምሓረና Dear brother ኹናትን ወረ ኹናትንሲ የጥፈአልና እባ ይኣኽለና ናይ ዝሓለፈ።

  • @awetkifleysusaraya9291
    @awetkifleysusaraya9291 2 หลายเดือนก่อน +5

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑👑👑👑

    • @AlematGidena
      @AlematGidena 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረኒ ሓገተይ😢

  • @azmeramohammed933
    @azmeramohammed933 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሐዚ እካ ባሕሪ ንምምላስ አብ ኩናት ዝጥበስ የለን አምሓሩ ከም ሓይልኹም

  • @selam.melakemelakeselam4823
    @selam.melakemelakeselam4823 2 หลายเดือนก่อน +3

    ስማዕ እንዶ ብዋንነት እንበር ብሼር ዶ ደልዮም ኣለው እዮም ኢትዮጵያ ንባሕሪ ኤርትራ ብዜር ተዝኸውን ውሰዱ ምተባህሉ ብዋንነት ግን ክንደይ ጅግና ዝተዋደቀላ መሬ ስለዝኮነ ናህና ኣይንህብን ዘይናትና ውን ኣይንደልን ኩይናት ዝደሊ ማንም ፍጡር የለን ብርስትኻ ዝመጸካ ግን የሕሊፍካ ኣይትህብን።

  • @lemlemdaniel9037
    @lemlemdaniel9037 2 หลายเดือนก่อน +4

    ደይ ናትካ አይነትካን እዩ ክሐልሙ ይእሉ እዮም ብዶዎም ይሕለሙ

  • @AmeAme-c9o
    @AmeAme-c9o 2 หลายเดือนก่อน +9

    ደብረጽዮን ልአመነ ማይ ዘገነ እዩ ህዝበይ ፀልዩ ን ህወሓት ተብሂሉ መስዋዕት ክኮኑ የብሎምን

  • @MEAZAMontez
    @MEAZAMontez 2 หลายเดือนก่อน +3

    አታ ስቂልካ አይትዛረብ እዝኦሞ ምስአተው አይዊፁን እዩሞ ባሕሪ ዳአ ይዊሐጦሞ

  • @TedrosTekia
    @TedrosTekia 2 หลายเดือนก่อน +2

    እንታይ ናብ ባሕሪ ዘጠምት አለኩም?

  • @GebrehiwetTeckle-nc7dh
    @GebrehiwetTeckle-nc7dh 2 หลายเดือนก่อน +4

    Yradadueu tbli Esom bhayli eyom bahri ziblu zelewu keflom ktkemu aiydelun zelewu kulu gzie deynatom ytmitu hasadat qsanet keliomna

  • @GrvfGdef
    @GrvfGdef 2 หลายเดือนก่อน

    ኢምላአዬ ዉግእ ወረ ዉግእ አጥፈልና

  • @lelegualadwa2871
    @lelegualadwa2871 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ere wege zebehal egziabeher amelake arhekelna

  • @Freyeytube
    @Freyeytube 2 หลายเดือนก่อน

    ማጊዋይ አቀራርባካ ብጣዕሚ እዩ ልፎትዮ ቀፅለሉ 😮

  • @tinsaezedagim4808
    @tinsaezedagim4808 2 หลายเดือนก่อน +3

    ድሮዶ ጀሚሩዎም ወልፊ ጨባጣሪ ዘረባ ባዕልኻቱም ተዋጉዑ አቱም አብ ወንበር ተቐሚጥኹም ትፉኩሩ ሕዝቢ ትግራይ ኣይሰምዓክሙን ! ይኣክል!ይኾኖ! ብሱሩኸ መኣዝ ቊስሉ ሃውዩ እዩ ታይ ጉድ እዩዚ ምህረት የውርደልኩም ወልፊ ኺናት ለለኩም!!!

  • @yoabredseaeritrea4608
    @yoabredseaeritrea4608 2 หลายเดือนก่อน +2

    My bro hiji ytrefena kinat were kinat we stand for peace all of us abiy ahmed he stay on war just

  • @russommehreteab3861
    @russommehreteab3861 2 หลายเดือนก่อน +6

    ቡም ቡም ትበል ሓብቶቦካ ቡም ቡም እንዳበልካ ሬኤካ ገለ ኣምጺካላ ነዛ ትግራይካ ግደፋ ሕጂውን እዛ ቡም ቡም ምባል ሕጂውን ካልእ መዘዝ ሒዛ ከይትመጸልካ ወድዛ ጽብቅቲ ጭሕሚ ዘይብሉ

    • @ፊፊየ
      @ፊፊየ 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂 ወሪድዎ ባዕሎም ዳኣ ደልዮሞ እቲ ኪናት ፡ማጊ ደኣ በቶም ስድታት ዩ ቡም ቡም ዝብሎም እምበር

    • @aotali8812
      @aotali8812 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂ኣይ

  • @AmanuelGmariam-hy2le
    @AmanuelGmariam-hy2le 2 หลายเดือนก่อน

    very nice thinking. Great.

  • @gizekhalfeyu
    @gizekhalfeyu 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @tesghazeremariam3887
    @tesghazeremariam3887 2 หลายเดือนก่อน +2

    መን ይብሉኻ ሓላይ ትመስል መን ከሌአዎም። ምጥቓም ።ዘይ መሪትካ ምውናን ገን ኣበደን ። ።ኣንታ ላንጋላንግ።

  • @TekaHaile-hu3wh
    @TekaHaile-hu3wh 2 หลายเดือนก่อน +1

    Magi wedi eta adgi amexaya ba kafe alewa

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 2 หลายเดือนก่อน

    ሎምስ ይአክለና ፈጣሪ 🙏🤲🤲🤲🤲

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 2 หลายเดือนก่อน +2

    Don’t you know Eritreans offer Ethiopia to use ports Chipper than Dgpity??? But they need it free

    • @dalac_93
      @dalac_93 2 หลายเดือนก่อน +1

      Ethiopia fah keybelet selam yelen bejaka

  • @seidibeyan7544
    @seidibeyan7544 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ወዲ ፈሊጠ ኢሉ ድዩ ዝዛረብ ዘሎ? ናትና እዩ ባሕሪ እኳ እዬም ዝብሉ ዘለው: ብገንዘብ ክንጥቀም ኣይበሉን: እንታይ ማለቱ እዩ መንእሰይ ንቃሕ ዝብል? ገዛኻ ናተይ እዩ እንተ ኢለካስ: ምንቃሕ ድዩ ዘድልየካ ወላስ ምክልኻል?

  • @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
    @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😢😢

  • @حاعنخطط
    @حاعنخطط 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @akberethaile9072
    @akberethaile9072 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @HenosAmlesom
    @HenosAmlesom 2 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ኣቦይ ኣልማማ በለና ሓደ ከይተረፍ ነውራም ዝኮነ ህዝቢ

  • @AmAlt-j2t
    @AmAlt-j2t 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @Hiyab_143
    @Hiyab_143 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነስ ክነግረካ እንዶ ማጊ እቶም ጦርነት ዘይንፈቱ ኣብ ጠፈር ዘጽናሓና መንግስቲ ንምረጽ መሪርና እኮ ሕጅስ

    • @selam.melakemelakeselam4823
      @selam.melakemelakeselam4823 2 หลายเดือนก่อน +1

      እወ ትኽክል ኢትዮጵያ ንቫሕሪ ኤርትራ ብዋንነት እንበር ብሼር ትደልዮ የላን ስለዝስ ክንደይ ጅግና ዝወደቀላ ባሕርን መርየትንስ ሃብዎም ይብል ወዲዚ ጠስጣስ ሓላይ ኤርትራዊ ከኣ ይመስል

  • @BahlbiMicheal
    @BahlbiMicheal 2 หลายเดือนก่อน +1

    ማጊ ሓደ ነገር ምህርካን❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @elu_ed1bumba547
    @elu_ed1bumba547 2 หลายเดือนก่อน +3

    Mengsti eritrean ayabeyomn balom eyom gemelkum astyulu elomo

  • @Hiwet-v5k
    @Hiwet-v5k 2 หลายเดือนก่อน

    አረ ናይ ሎሚ ሙዚቃ 😢😢😢😢❤❤❤❤❤

  • @abdelletifMohammed
    @abdelletifMohammed 2 หลายเดือนก่อน

    😍👍👌

  • @AlmazHaile-kh4ne
    @AlmazHaile-kh4ne 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንታ ሐወይ ሕደሽ ናይ ፖልትካ አብ ግዜ መልሰ ብነጻ ቀረጽ። ይጥቅም ነሩ ኤርትራ። ብምሊእታ። ኢዮም። ዘደልዋ ።።ታሪክ።።።ሕተት ኤራትራዊ

  • @foxstore-d9f
    @foxstore-d9f 2 หลายเดือนก่อน +4

    ንደብረፂዮን ኢሉ ዝዋጋእ ትግራዋይ ክህሊ የብሉን ኪናት ይኣክል ስደትና ይኣክለና ዝጠፍኡ የሕዋትና ይኣክሉና ስቃይናን ሓዘንናን ክንክእል ግደፉና plase በጃኩም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @AbraeshGaresea
      @AbraeshGaresea 2 หลายเดือนก่อน

      ባሓቂ 😢😢😢😢😢 ኪናት ይኣክል ስደትና ይኣክለና😢😢😢😢😢

  • @SamriMearg
    @SamriMearg 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MedAmlak
    @MedAmlak 2 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrea kitekmlu abiwom aydeten atawedi astewel, they don't want to use it just they want to own it.

  • @حسين-ث3ث3ت
    @حسين-ث3ث3ت 2 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍💛💛💛

  • @OkOk-pt1uu
    @OkOk-pt1uu 2 หลายเดือนก่อน

    😢❤

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉

  • @EthopiaEthopia-cc4er
    @EthopiaEthopia-cc4er 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሞጎስ መናፍቅ ገንቢ ቅርጽ በል እንበር ኲናት የለን በትሪ ሻዕብያ ይፈልጥዋ እዮም ኩሎም

    • @UfSc-vg7fe
      @UfSc-vg7fe 2 หลายเดือนก่อน

      ዝተሓዚሉ ዝኣቱ ድዩ እሞ ከዓ ፃሕፃሒ😂😂😂😂

    • @tsgeridamarkos118
      @tsgeridamarkos118 2 หลายเดือนก่อน

      Ms do dehen hgyo sle selam knzareb tezeyele ngzyo kngedfo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💕💕💕​@@UfSc-vg7fe

  • @HanaAsnake-uc8sh
    @HanaAsnake-uc8sh 2 หลายเดือนก่อน

    Nbealkum ygberelkum

  • @judyjudy3350
    @judyjudy3350 2 หลายเดือนก่อน

    Sat up

  • @MenghisMogos
    @MenghisMogos 2 หลายเดือนก่อน +15

    Magi nmntay eka nezi ajaw halaw ketesmeana delika

  • @dwra181
    @dwra181 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭❤❤

  • @Rakibella17
    @Rakibella17 2 หลายเดือนก่อน +1

    መን ከሊእወም ከፊሎም ክካጥቀሙ ሃሎው ።

  • @AaAa-lx4dw
    @AaAa-lx4dw 2 หลายเดือนก่อน

    ማጊይ❤

  • @AskalAl-br2zq
    @AskalAl-br2zq 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤💗💗💗💗💗

  • @sikosilo5901
    @sikosilo5901 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤👏

  • @Odjdje
    @Odjdje 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @KflomGs
    @KflomGs 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ዓበድበድ እንዶ ኣይትበል
    ፅባሕ ዓብዪ ሚድያ ክትኮን እንዶ ኣይትደልን ኢኻ
    ርግዕ... ኢልካ ብቋንቋኻ ጀምሮ ሞ
    ንህዝብን ንሃገርን ዝጠቅም ወለዶ ዝሃንፅ ፕሮፖዛል እናዳለኻ ብቁዓት ሰባት እናዓደምካ ፍቅሪ ህዝቡን ፍቅሪ ሃገሩን ዝሓድሮ ዜጋ ኣፍሪ ።

  • @johonyebyo9956
    @johonyebyo9956 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh1923 2 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ኩናት አዚ የፍረሐኒ እዩ 😭😭😭😭

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 2 หลายเดือนก่อน

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @NuriaNuria-bv4yj
    @NuriaNuria-bv4yj 2 หลายเดือนก่อน +1

    ይአክል ይበለና ውግእ ወረውግ አየርእየና ነቶም ናአሽቱ ይርአዮሎም

  • @Alame-e5w
    @Alame-e5w 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @AbiAbi-g1k3t
    @AbiAbi-g1k3t 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Brhanarega
    @Brhanarega 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @BrktiAabrha
    @BrktiAabrha 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @sooqusabya2844
    @sooqusabya2844 2 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢🤲

  • @klm9872
    @klm9872 2 หลายเดือนก่อน +1

    Selam❤❤❤❤❤❤❤

  • @dalac_93
    @dalac_93 2 หลายเดือนก่อน

    Ethiopia doesn’t just what access to a port. It wants port OWNERSHIP!! That’s the difference!!

  • @hdhhd7462
    @hdhhd7462 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @ጨወታ
    @ጨወታ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነስ ክፈትወካ ኮ መስታዋዓሊ🎉❤

    • @AlematGidena
      @AlematGidena 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩኒ😢

  • @Ysmya
    @Ysmya หลายเดือนก่อน

    Amlak yaaklekum belena 😢😢😢

  • @EradaErada-d1f
    @EradaErada-d1f 2 หลายเดือนก่อน

    መደብካ ኣይተንወሐዮ ማኪ ሓብቢ መሰልቸዊ ኮይኮውን ብዝኮነ ይሞችካ❤

  • @mdimtlaz3182
    @mdimtlaz3182 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ወዲ የፍቅረካ እየየየየየየየዋይ ኣታ ተረደአለይዶዶዶዶዶዶዶዶዶ ብስሩ ትሰምዕዶ❤🙄

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኩልኻ ኤርትራዊ ኩልኻ ኣምሕራይ ኩልኻ ትግራዋይ ተዳሎ ብ ሓባር 1 ሚልዮን ችግኝ ክነትክሎ አና ነዚ ህጻን ወዲ በሻሻ!
    ክተት! ክተት በ ብ ዘለኻዮ ሰብ ዩ ቱበራት ሰብ ትክቶክ ተዳለዉ ን ምክታትት ::

  • @uealarudjd
    @uealarudjd 2 หลายเดือนก่อน +1

    Bahrina wala gemel ysdedelu kalna 1 ya nerena zey tkewin tenfas tela si eritrawan ay konan

  • @businessforvalue
    @businessforvalue 2 หลายเดือนก่อน

    Mergemmmmmmm do belka aye edley adey mskneti

  • @DelinaKbrab
    @DelinaKbrab 2 หลายเดือนก่อน +3

    Ata resah bente

  • @Nuru-tn5sp
    @Nuru-tn5sp 2 หลายเดือนก่อน +1

    Maggy በጀኻ ኣብይ ዓገብ ቦሎ ኩናት ኩናት ይብል ኣሎ ግን ንምንታይ ስቅ ትብል ኣቃጽሎ ኣ ቃ ጽ ሎሎሎ