New Tigrigna Awarded Film # Metsibia Part 4 # መፅብዓ ፊልም ትግርኛ 4ይ ክፋል # January 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • Subscribe Faduma Media and Entertainment

ความคิดเห็น • 213

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 5 ปีที่แล้ว +128

    ኡፍፍፍፍፍ ኣነስ ንዚ ድራማ ክርኢ ከለኩ ናፍቆተይ ቅልል ይብለኒ እምብር ናፍቆት ናይ ዓደይ ስድራይን ኣይካኣልኩን ዋ 😢😢5ተ ዓመት ኮይኑኒ ስደት ርጉም😢ከምዚ ካማይ ዝናፈቅኩም እስኪ
    👇😢😢😢😢

  • @helifteetesefay7639
    @helifteetesefay7639 5 ปีที่แล้ว +61

    ደቂ ትግራይ ዓደይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልኩም ይግበረልና

  • @eyerusmokonen9493
    @eyerusmokonen9493 5 ปีที่แล้ว +39

    አይ ጎል ገጠር ብምካነይ ደስታ ይስመዐኒ እስቲ ከማይ ደቂ ገጠር ዝከንኩም ግጨውኒ

  • @Momona-wt8zw
    @Momona-wt8zw 5 ปีที่แล้ว +272

    እስኪ ከማይ ገጠር ዝዓበኩም ላይክ እስቲ ግበሩለይ

  • @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ
    @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ 5 ปีที่แล้ว +34

    ሓማተይ ቅጭን እያ
    ኣምላክ ይመስገን ነዚኣ ሪአ ኣምስጊነያ
    1000 ዓመት ትንበረለይ ሓማተይ መዓር ወለላ

  • @danitube8639
    @danitube8639 5 ปีที่แล้ว +181

    ግን ሰሙን ሙሉእ ብሃንቀውታ ተፀቢናስ 10ደቂቃ ከማይ ዝሰሰዐ like በውነት ብጣዕሚ ብሉፅ ድራማ እዩ

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 5 ปีที่แล้ว +44

    ደቂ ትግራይ ማዓረይ ኣብ ዘለክምዎ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ሰናይ ሰላም ዝዓሰሎ ሰንበት ይግበረልና አሜን 💐💐💐💐🌻🌼🌻🌼🌻

  • @tgsfgege7021
    @tgsfgege7021 3 ปีที่แล้ว +2

    ኹሉስ ሓማት ስሙ ዘን ናየ ሓማትለ ሓማት ክብሀላ ካብ አደይ ዘይት ዲሕሪ ሓማት ስለ ልሀብኻኒ ተመስገን አምላከይ ሺሕ አመት ንበራለይ እነዋይ ምዓርይ

  • @ተመመም
    @ተመመም 5 ปีที่แล้ว +51

    ተጋሩ ኣድኒቐ ኣይጸግበኩምን ካብ ኤርትራዊ ሓውኹም

  • @henokheni1870
    @henokheni1870 5 ปีที่แล้ว +77

    ኣነ ኤርትራዊ የ እዛ ፊልም ከኣ ከኣ ካብ ናይ ትግራይ ፊልምታት አታ ዝበለጸት ኮይና ተሰሚዓትኒ ብዝኮነ ኣጆኩም ቀጽልዎ ብ ጣዕሚ ንፉዓት እቲ ላይክ ኮመንት ሳብስክራብ ከኣ ናባና ግደፍዎ

  • @Seb15
    @Seb15 5 ปีที่แล้ว +42

    እንታይ ክወጾኩም ብጣዕሚ ሓሪፍ ፊልሚያ ግርምሽ ወዲ🙏

  • @genetkidane1698
    @genetkidane1698 2 ปีที่แล้ว

    Kisab kezi abey eye neyre ezi zmesl film tigrgna zeyraeku, deki adey shkorat edmey tienay yhabkum💖👌💖👌💖

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 5 ปีที่แล้ว +8

    ቀጽልዎ ጹቡቅ ስራሕ🙏🙏🙏ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልና

  • @rahasrahas5114
    @rahasrahas5114 5 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ደስ እልትብል እያ ግን ኣይተሕፅርዋ 😍😍😘😘😍

  • @hadasnguse1529
    @hadasnguse1529 2 ปีที่แล้ว

    ዝወጾ የቡሉን ናይ ብሓቂ ኣምሲሎም ሰርሔሞ 🥰🥰

  • @ማርያምኣደይኣዶኣደናይ
    @ማርያምኣደይኣዶኣደናይ 5 ปีที่แล้ว +6

    በእውነት ማራ ደስ ትብል ፊልሚ ግን እናሓፀረት

  • @titihugusti9261
    @titihugusti9261 5 ปีที่แล้ว +7

    ደስ ባሃሊት እያ ብሃንቅውታ ዝፅበያ ፍሊሚ ግን እይትሕፅሩዋ

  • @teklayteame9575
    @teklayteame9575 5 ปีที่แล้ว +4

    ናይ በሓቂ መሲሎም ሰሪሐምዎ

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ብጣዕሚ ተመችያትኒ እዛ ድራማ ፍትየኹም ክሞት እንዃዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ትግራይ ሹኮሪናታት ወላ እቲ ኻሲካላ እያ ትናፍቀኒ ❤❤ ግን ሓፂራ ዋእ ሰሙን ሙሉእ ሃንቀው ኢልና ተፀቢናስ

  • @abrhaletekle
    @abrhaletekle 5 ปีที่แล้ว +16

    ሓጺ ራትና ውይ እቲ መዓልታት ኣሕጽርዎ ውይ ከኣ እቲ ድቃይቅ ኣንዉሕዋ እንበር ፊልምስ እቲ ድንግል ዝኮነ ባህሊ ትግርኛ እይ ሒዛ ዘላ

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 5 ปีที่แล้ว +16

    መፅብዓ እውይ ደስስ ክትብል ፊሊም 😍😍😍😍

  • @selamtigray8706
    @selamtigray8706 5 ปีที่แล้ว +3

    ደቂ ትግራይ ዓደይ እንካዕ ብሰላም መፅኣኩም

  • @aill8641
    @aill8641 5 ปีที่แล้ว +1

    ፁርያት ብሩክ ቀዳመ ሰበት ይግበረልኩም ልኩለና

  • @ለማርያምዘምሩ
    @ለማርያምዘምሩ 5 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ድሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበየኩም ከይተቋርፅዋ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብል

  • @Aezed-t9i
    @Aezed-t9i 6 หลายเดือนก่อน

    ሰምሃ ዓደይ❤❤🎉🎉

  • @merihabashy7341
    @merihabashy7341 5 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቅራተይ ግን ብጣዕሚ ሓፂራ

  • @ልዋምነኝከትግራይ
    @ልዋምነኝከትግራይ 5 ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም እስቲ ፅቡቃተይ ርሻን ዝተመቸዎቶ 👍👍👍ኣገራጭውኒ

  • @lundkhwar9084
    @lundkhwar9084 4 ปีที่แล้ว

    ናይብሓቂ ደስበሃሊ ድራማ
    ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @eden9876
    @eden9876 5 ปีที่แล้ว +17

    ደቂ ገጠር ደስ ክትብሉ😘😘😘😘 ግን ኣይትሓጽርዎ👮‍♀️😎 ሓማት ግን ከምዚኣ ተኾይና መርዓ ይቅረየኒ😳

    • @blen9505
      @blen9505 5 ปีที่แล้ว

      Wela ane ykreyeni way gud

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 5 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኣይትደንጉይና ካብኡ ከዓ ደቂቃ ኣይተዉሕዱ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @HamHhhh-z7o
    @HamHhhh-z7o 10 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉🎉ሓማት እርግምት😢😢

  • @rahmaomer3436
    @rahmaomer3436 5 ปีที่แล้ว +19

    ደቂቃውን ትንሽ ጨመር አድርጉላት በጣም ነው ያጠረው በጉጉት ነው እምንጠብቀው ያምራል በርቱ

  • @ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ
    @ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ 5 ปีที่แล้ว +5

    ዋው ደስ ክብሉ ኮ
    ደቂ ዓደይ ምዓረይ

  • @ሸዊትኣክሱም
    @ሸዊትኣክሱም 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣሕፂርኩምዎ ቡርኩኳት ብዝተረፈ ይበክልልል

  • @ጓልኣላጀዓድሽሁ
    @ጓልኣላጀዓድሽሁ 5 ปีที่แล้ว +6

    ኣየ ሓማት ሓምሓም ርእሳ ይቦቆስ ብኣ ስንኪ ላተ ፋተይና ተፈላሊና

  • @የስላሴልጅንኝ
    @የስላሴልጅንኝ 5 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፅኣኩሙ ብጥዓሚ ደስ ባሃልቲ

  • @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን
    @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን 5 ปีที่แล้ว +5

    ቆንጆ ባህልና ብደምቢ ልገልፅ ስራሕ ኮሪዕናልኩም

  • @mahiyemikitanash6471
    @mahiyemikitanash6471 5 ปีที่แล้ว +2

    ብልፅቲ ድራማ እያ በርቱዑልና ሙቁራተይ💕💘

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 2 ปีที่แล้ว

    💞❤️❤️❤️ደስ ባሃልቲ

  • @ኪረሳዊት
    @ኪረሳዊት 5 ปีที่แล้ว +2

    Please Make it longer for the next coming..............
    Btaemyyyyyy ahtsirkumwo ena btaemyyyyy desssss behalit drama eya💕💕💕💕💕💕💕

  • @ሊሊጓልደርጋዓጀን
    @ሊሊጓልደርጋዓጀን 3 ปีที่แล้ว

    እሰይ ተጋሩዋይ ሰማሃ ዓደይ 👌👌👌👌💖💖💖💖💖💖💖❤❤❤

  • @ينيتيتزيزيزينيتي
    @ينيتيتزيزيزينيتي 5 ปีที่แล้ว +17

    እንኳዕ ሰላም መፅኣኩም ደቂ ዓድይ ላይክ እስኪ

    • @samiramnb6440
      @samiramnb6440 5 ปีที่แล้ว

      እንኳዕ ዳሓን መፃእክም ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @uuu6154
    @uuu6154 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣንካዓ ዳሓን መፃኩም የሕዋት

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 ปีที่แล้ว

    ክብራተይ❤❤❤❤

  • @akigaletegray1563
    @akigaletegray1563 3 ปีที่แล้ว

    Deki tgray shkorat ketlelu 💝💝😘😘😘😘🤩

  • @ሱዛናንጓልትግራይፃዕዳ
    @ሱዛናንጓልትግራይፃዕዳ 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚብጣዕሚጎቦዛት

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 5 ปีที่แล้ว +4

    ደቂቃ ሓፂራ ምበይ ፅብቅቲ ስራሕ ነይራ

  • @richyewkroljrichyewkrolj3294
    @richyewkroljrichyewkrolj3294 5 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwww btami des zbl srah eyu ajokum kurub ka anwh ablwa ente drama entay kwetso kulu mulu 100%%%👍👍👍👍

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 5 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ግን ያሓፅር እሎ ብድዮ

  • @wubitsolomon8153
    @wubitsolomon8153 5 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ሓፂር እዩ ሰሙን ሙሉእ ተፀቢናስ

  • @ወዲአሰፋ
    @ወዲአሰፋ 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋዉዉ ደስ ክብል ባህልና

  • @የትግራይልጅነኝ-ፐ2ፀ
    @የትግራይልጅነኝ-ፐ2ፀ 3 ปีที่แล้ว

    አየ ባህሊ ዓድና ጥዑም

  • @ማርያምአደይአይትፈለይኒ
    @ማርያምአደይአይትፈለይኒ 5 ปีที่แล้ว +5

    አዝያ ብልፅቲ ነይ ትግርኛ ድርማ ከምዝአ ዝሳሓበትኒ ድራማ የላን ግን አሕፅርኩምዎ እዝኹሉ ተፀቢናስ 10 ደቂቃ ጥራሕ

  • @teklitefrem2346
    @teklitefrem2346 4 ปีที่แล้ว

    Nice one 👍 👌 👏

  • @solisesa6804
    @solisesa6804 5 ปีที่แล้ว +14

    *እንካእ ብሰላም መጻእኩም ደቂ ትግራይ🇪🇹🇻😀 መዓረይ **#መጽብዓ** ጽብቕቲ ፊልሚ/ድራማ እያ ግን ጊዜ ኣሕጺርኩማ ሰሙን ምሉእ ተጸቢናስ #**13:54** ደቂቃ ጥራይ ባእ በጃኹም ንእሽተን ኣንውሕ ኣብሉልና*

  • @በስምህልጠራጌቱ
    @በስምህልጠራጌቱ 5 ปีที่แล้ว

    ዕኩኣ ብሰላም መፆኩም

  • @johnjovani561
    @johnjovani561 2 ปีที่แล้ว

    Abza movie zela classic music qetilatni 😢

  • @70fyori81
    @70fyori81 5 ปีที่แล้ว +2

    Uffffff ሓፂሩ ብጣዕሚ

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 5 ปีที่แล้ว

    ብራማኡ ደስ ብሃሊ ነይሩ ግን ብጣዕሚ ሓፂሩ

  • @destagmeskel8412
    @destagmeskel8412 2 ปีที่แล้ว

    Deki Adey zyada kulu

  • @SamriHiluf
    @SamriHiluf 5 ปีที่แล้ว

    Kab kemzia zibele hargexi hamat ysewurena amennnn

  • @samrawit7393
    @samrawit7393 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋዉዉዉዉዉዉዉ ቀፅሉሉ😘😘😘❤😘❤❤❤❤😘❤❤❤😘😘❤❤

  • @hadasshshay1107
    @hadasshshay1107 5 ปีที่แล้ว +2

    Ztebareke senbet ygberelna ahwatey😍😍

  • @ውዳሴነባዒትንፍቅሪ
    @ውዳሴነባዒትንፍቅሪ 3 ปีที่แล้ว +2

    እቲ ዝገርም ብ1995 ዝተሰርሐ እዩ ኢልኩምዎ ተጋሩዋይ ካብቀደምና ናይ ብሉፃት ብሉፃት ኢና

  • @ብርሃነደስታ
    @ብርሃነደስታ 5 ปีที่แล้ว

    ሰላም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ቀፅልሉ

  • @alemneshkasa8185
    @alemneshkasa8185 5 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ደስ በሃልቲ ♥♥👉👉

  • @zewdumegabe4664
    @zewdumegabe4664 5 ปีที่แล้ว

    ኡፍፍፍፍ ዛ ኣዴካ ማኣርካ

  • @tuumazimara2410
    @tuumazimara2410 3 ปีที่แล้ว +1

    💗💗💗💗✌️✌️

  • @ትግራይ-ፈ8ዀ
    @ትግራይ-ፈ8ዀ 3 ปีที่แล้ว

    ሓፂሩይዶ ኾይኑይ ደቢርና

  • @Hiat-x8l
    @Hiat-x8l 4 หลายเดือนก่อน

    ሓማትስ ሓምሓም ርእስኽ ቡቅስ በላ😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @hygg6011
    @hygg6011 3 ปีที่แล้ว

    ኣነስ ኣየውኣ ንርሻን ኣየዋይ መሲሉ ርአየንሎ 💔💔💔

  • @Pp-rd8bd
    @Pp-rd8bd 5 ปีที่แล้ว

    ናመን ጨፋሪ እያ እዝአ ዝሓማት ወደይ

  • @ኢትዮሃበሻYOUTube
    @ኢትዮሃበሻYOUTube 5 ปีที่แล้ว +7

    ብሩካተይ ኣይተሕጽርወይ ዶ

  • @desta5796
    @desta5796 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋይይይይ እነአካ ጉድ ን10 ደቂቃ ኢልካስ ፊልሚ ይስራሕ ውስክ እንዶ ኣቡሉላይ በይዛካቱም

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 5 ปีที่แล้ว +25

    ዋይ ሓማት ከብድኪ ይሕመም ኣነ ተዝኸውን ወድኺ ጠኒጢነ ነዓደቦይ ህልም ምበልኩ😆😝😝

    • @ሜሮንትግራወይቲ
      @ሜሮንትግራወይቲ 5 ปีที่แล้ว +2

      @Sara Sara ክክክ ግን ሓቂ እዩ ከምዚ ኣሎ ዓባይ ሓፍተይ ምስ ሓማታ ዓይኒ ሓመዲ 😆😆መሳክን

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 5 ปีที่แล้ว +3

      @@ሜሮንትግራወይቲ እወ አለዋ እየን ካብዚይኣ ዝገደዳም አለዋ ብዓይነይ ሪኣ እየ አነ እውን

    • @merhawitgerea8597
      @merhawitgerea8597 5 ปีที่แล้ว +2

      ብርሃን ጋል ትግራይ ኢወይ ጋለይ ካብ ሚዚኣ ሚንባር ሓያም ሙካን ይሓይሽ ዋአ ህውከት ደኣ ይበሃል ኢዚ

    • @roozkiros6065
      @roozkiros6065 5 ปีที่แล้ว

      ብርሃን ጋል ትግራይ አይውረድኻ እንበይ ሓፍተይ ኣብኡ ብፅሕኻስ ልቢ እኻ ተዕቢ እድዋም እዚኣ ዕድለኛ እያ ንዕልቲ የብላይ ሓፍተይ

    • @ገሬዓይነይ
      @ገሬዓይነይ 5 ปีที่แล้ว

      ገደደኪ

  • @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
    @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ሓጺራ ንእሽተይ ወሲካ ስደዳ ባዓል ቻናል

  • @ቲጂጓልትግራይ-ሠ1አ
    @ቲጂጓልትግራይ-ሠ1አ 5 ปีที่แล้ว +1

    ሙቁራት እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ግን ብጣዕሚ ሓፂራ ደቂቃ ወስኽሉ

  • @amanoneloves2506
    @amanoneloves2506 2 ปีที่แล้ว

    ztefalaleye lehaje tgrina kseme keleku kef khbeni meat u bflay nay raya kfetwom mat ye kab eritrea selam ywrdelu nezi hade hzbi delayi selam hawkum

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen 3 ปีที่แล้ว +1

    መን ኣሎ ከማይ 2014 ዝረአያ🥺

  • @AtakltiFtsum-mn1ri
    @AtakltiFtsum-mn1ri ปีที่แล้ว

    ግዜ ሕሱም ይይ 😥😪

  • @aklilukidane3159
    @aklilukidane3159 4 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷👍

  • @salyali6039
    @salyali6039 5 ปีที่แล้ว

    ዋይ ደሰ ክብል

  • @SalamSalam-ke1iu
    @SalamSalam-ke1iu 5 ปีที่แล้ว

    ኣታ እዙ ብሃልና ክንደይ ይጥዕም ቆፅልሉ ድኣ ኣይትደንጉይና ግን ንእሽቶን ኣሕፅር ዶ ኣብልክማ ምስ ይቀረታ😘😘😘😘😘😘😘😘😘 ብዝተረፈ ጀጋና እኩም💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘((💘💘💘💘 ንዝም ሞርዑ ለፎቲ እስኪ ለይክ ረግፁ ይሕለፍፍፍፍ👍👍👍👍👍👍

  • @salemgabra3272
    @salemgabra3272 5 ปีที่แล้ว

    ስራሕኩም ደስ ባሃሉ ግን ኣሕፅርኩምወ

  • @zufanhadush3615
    @zufanhadush3615 5 ปีที่แล้ว

    ፋፃን እቲ ድራማን ብሓደ ናኮነ እንበር ታይ ክወፆ

  • @salamispa3389
    @salamispa3389 5 ปีที่แล้ว

    Rshan zfoti👍

  • @adesmeee4946
    @adesmeee4946 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ደስ ባህል ድራማ ስምሃ ዓድይ ሙቂሪቲ

  • @سارهالحبشه-ب5د
    @سارهالحبشه-ب5د 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ንባዕለይ ሓማተይ ሓያል ነይረን ኣብ ሓደ ገዛ ጉጂ ወፂእና ብሓደ ገፅ መጎጎና ሓደ ነይሩ ንሰን እንተወሊዐን የጥፈአኦ ኣነ እንተኣጉደ ውን የጥፈኦ ከዚ እማ ኣብ ስደት

    • @melonteklay6763
      @melonteklay6763 5 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክ ሕማቅ ሓማት ናትይ እውን መትሓዚ የብላን

    • @dalinadalina9659
      @dalinadalina9659 5 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክ ናተይ ሓማት ነረን ክኣ ብጣዕሚ ይሰኽራሞ
      ዓንጽዓንጾ ንማዕጾ ዶ በሉ ብጸርፊ ብሓሜት
      ዳኽ ይብላኒ ይውዕላ ሰኽራን ምስሓልፈለን
      ጓለይ ዶ ጽርይተይ ዶ ይብላኒ ነርን

    • @melonteklay6763
      @melonteklay6763 5 ปีที่แล้ว

      @@dalinadalina9659 ክክክክክክክክ

    • @SalamSalam-ke1iu
      @SalamSalam-ke1iu 5 ปีที่แล้ว

      ሕማቅ ገይርኪ ሓፍተይይይ😳😁😁😁😁

  • @rozirozi5221
    @rozirozi5221 5 ปีที่แล้ว

    Azokum Mukratey

  • @ሰላምየድንግልማርያም-ኸ6ጸ
    @ሰላምየድንግልማርያም-ኸ6ጸ 5 ปีที่แล้ว +1

    ግን ብጣዕሚ ሓፂራ

  • @mekele2976
    @mekele2976 5 ปีที่แล้ว

    Ahewty mary azkerkomn ady mary

  • @haftomhintsa4419
    @haftomhintsa4419 5 ปีที่แล้ว

    Waww bhaki des tbl flim eya gin yhaxr alo tegededes 20dekik tezkewun.

  • @girmawitgualadwa1880
    @girmawitgualadwa1880 5 ปีที่แล้ว +1

    I I LOVE you so much ❤❤❤❤

  • @salemhalgs-ki5ou
    @salemhalgs-ki5ou ปีที่แล้ว

    ❤❤❤🥰

  • @wedihaile2098
    @wedihaile2098 5 ปีที่แล้ว +2

    bahli adna zfetu eske like ybeleni bruk senbet kea ygberelkum

  • @weyenilove7056
    @weyenilove7056 5 ปีที่แล้ว

    Welcome back

  • @SlamGhnvd
    @SlamGhnvd 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @tsguatesfay6334
    @tsguatesfay6334 2 ปีที่แล้ว

    😘😘😘😘😘😘😘

  • @ኣኽሱምጽዮን
    @ኣኽሱምጽዮን 5 ปีที่แล้ว

    ኣሓጺርኩማ ዋእ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤