እኖና ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ትጽውዓና ኣላ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025
  • ክቡራት ሕዝበ እግዚኣብሄር፥ ነቲ ዝተጸዋዕኩምሉ ጽውዓ ብቑዓት ዀንኩም ክትርከቡ ንልምነኩም ኣሎና፡ ለውሃት፡ ብሓድሕዳዊ ፍቅሪን ሓልዮትን እናተጸዋዋዕኩም ብሓንቲ ሕምነት፡ ሓንቲ ተስፋ፥ ሓንቲ ቤተክርስቲያን ብምስዓብ (ኤፌ 4:4-10) እምነትና ንምስክረሉን ተስፋና እንርእየሉን፡ ቤት-ኣምላክ ክንሓንጽ ዓቅምና ዘፍቀዶ፡ እጃምና/መኽሊትና ከነበርክት እኖና ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ትምሕጸንን ትጽወዓናን ኣላ።

ความคิดเห็น • 12

  • @HolyTrinityChoirCalgary
    @HolyTrinityChoirCalgary  หลายเดือนก่อน +1

    ዓቢ መንፈሳዊ ኮንሰርት ብምኽንያት በዓለ ልደት | 21 ታሕሳስ 2024
    ናይ ቤተክርስትያ ምስራሕ ዕላማና ንምብርታዕ በዚ ዝስዕብ LINK ለግሱ።
    To support our mission, donate via LINK below.
    donorbox.org/holy-trinity-church-building-fund-raiser
    Subscribe | Share | Like

  • @tesfanamicheal7109
    @tesfanamicheal7109 หลายเดือนก่อน +1

    [ ትንቢት ሓጌ 1 ]
    8 ሕጂ ኸኣ ኺዱ ናብ ኣኽራን ደይቡ፥ ዕንጨይቲ ኣምጽኡ፥ ነታ ቤት መቕደስ ከም ብሓድሽ ሥርሕዋ። ኣነ ብእኣ ኽሕጐስ እየ፥ ከምቲ ዚግብኣኒ ኸኣ ኺሰግዱለይ እዮም።❤❤❤

  • @henoktesfay2469
    @henoktesfay2469 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️

  • @abitikidane2366
    @abitikidane2366 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ amlak yehagzena edey edka nebel.

  • @RaeMetkel
    @RaeMetkel หลายเดือนก่อน

    god bleess u

  • @merhawiweldegebriel893
    @merhawiweldegebriel893 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @ermiasgebereslase2828
    @ermiasgebereslase2828 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @YonasTinsiew
    @YonasTinsiew หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @Artistaryam
    @Artistaryam หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @natlina2478
    @natlina2478 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @natlina2478
    @natlina2478 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @berhanweldu2595
    @berhanweldu2595 หลายเดือนก่อน

    ❤❤