ጌጋ ኣብ ልዕሊ ጌጋ! ግደፍ ተነሳሕ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 350

  • @BerhaneKebrom
    @BerhaneKebrom หลายเดือนก่อน +37

    ጹቡቅ ትምህርቲ ቀጽሎ ምእንቲ ሰብ ከይታለል ሰልጣን ሓወይ።

    • @senumekeret4109
      @senumekeret4109 หลายเดือนก่อน +2

      Eway hawey mhret yewrdelkum

    • @BdhoBrhane-i9n
      @BdhoBrhane-i9n หลายเดือนก่อน

      Nmen ika ​@@senumekeret4109

    • @yohannesfasil8891
      @yohannesfasil8891 หลายเดือนก่อน

      Amen ahbiru gn si nezi pastor tamni ika malet dyu​@@senumekeret4109

    • @Bituheri-b40h
      @Bituheri-b40h หลายเดือนก่อน

      Kab sltan nlaeli hasawi yelen mhret yewurdelkum

    • @selamsemere9596
      @selamsemere9596 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤

  • @aziebukbay5653
    @aziebukbay5653 หลายเดือนก่อน +28

    እዋይ ኣነ እቶ ዝሰምዑ ዘለዉ የደንግጹኒ ኣምላኽ ይብጻሕኩም

  • @ገኒየድንግልማርያምልጅ
    @ገኒየድንግልማርያምልጅ หลายเดือนก่อน +12

    ኣነስ ዞም ሰዓብቱ ብጣዕሚ እዮም ዝሕዙኑኒ 😢እግዚኣብሔር ኣብ እምነትና ይፅንዐልና ደቂ እመብርሃነይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @radiohope1334
      @radiohope1334 หลายเดือนก่อน

      እዛ ትብላ ዘለኻ ኣብ መፅሓፍ ቅድስ አይትረኽባን ኢኻ

    • @YorsalemYorsalem-v7d
      @YorsalemYorsalem-v7d หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ หลายเดือนก่อน +4

    ኣቤት መዲሃን ኣለም ታይ ዓይነት ድንዛዘ እዩ ናበ ልቡኩም ይመለሰኩም😢 ቃለ ሂወተ የሰመዐልና መምህሬይ❤🙏

  • @እግዚኣብሄር
    @እግዚኣብሄር หลายเดือนก่อน +12

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ❤❤ኣማላድነት እግዝእትነ ማርያም ኣይፈለይካ /ኣይፈለየና

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ หลายเดือนก่อน +5

    🎉ቃል ሰናይ የስመአልና ስልጣነይ😊❤
    ታዮም ሱቂሎም አሜን ዝብለዉ ታይ ሰሚዖም🥺

  • @DnglMariam-xu3xm
    @DnglMariam-xu3xm หลายเดือนก่อน +4

    እቶም ሰባት ኣብኡ ዘለዉ ብሃማት ዲዮም ሃለው እንተበለስ ኣሜን ይብሉ😢

  • @samidrgh565
    @samidrgh565 หลายเดือนก่อน +2

    በስማኣም ስቅ እልም ድየም ኣሜን ዝብሉ እዝግዮ ንማህለል ኣሕዋተይ😢😢😢😢

  • @EsayasTesfabiruk
    @EsayasTesfabiruk หลายเดือนก่อน +7

    እድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰልጣን ሐውና

  • @soligualagame
    @soligualagame หลายเดือนก่อน +7

    ብስመስላሴ በስመኣብ በቃ ድያ ኣኪልዋ ጥቅሲ የብላ ፍቅዲ የብላ ካምኣ ስብከቶም ተመስገን ኣምላከይ ኩሉ ኣይደሌን ኣብታ ቅድስቲ ቤትካ ዝፈጠርካኒ ክብርን ምስጋናን ኣምልኮን ውዳሴን ናዓካ ይኩን ተመስገን 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 หลายเดือนก่อน

      nay bhaqi zkeberen ztemesgenen ykun amlake kudusan ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @MedhaniAlem-pe9th
    @MedhaniAlem-pe9th หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ስልጣን ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚኣብሔር ይባርኮ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MusieAsterayo
    @MusieAsterayo หลายเดือนก่อน +2

    ኣታ ካበይ ኢዩ መጺኡ ንርእሱ ጣኦት ሙኻኑ ይፈልጥ ዲዩ ስቅ ኢሎም ኣሜን ይብሉ ታይ ዝበሉ ምእመን ኢዮም።

    • @yoditb5198
      @yoditb5198 หลายเดือนก่อน

      Nitnkolti kitelwom ember aytmharwom kea ybil niresu tekwalay.guhaf .Ane gin eyom zisemewo entay aynet riesi eyu zelewom?

  • @EeseraAdeyWejerate
    @EeseraAdeyWejerate หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና ምሰትዉዓል ልቦና ይሃቦ 👏😥😥😥

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 หลายเดือนก่อน +5

    እመብርኃን አደይ ሓደራኪባ ደቅኪ አረ ዞም ህዝቢ የሕዙኑካ ቃሉ ዘይምፍላጥና ክንደይ ለይጠፋእና መጨረሽኦም የፀብቀሎም/ና እግዚአቢሔር አምላክ🤲🥺

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen ❤❤❤1✝️✝️✝️😢😢😢

  • @yesus_goytayu1233
    @yesus_goytayu1233 หลายเดือนก่อน +2

    መስኪናይ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶሰ ካብ መገዲ ጸጋም ናብ መገዲ የማን ይምርሓዬ ከምቲ ልቢ ሊዲያ ዝኸፈተ ሏቡ ይኽፈተሉ 🤲🤲🤲

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen ❤❤❤😢😢😢✝️✝️✝️

  • @BiriktiMulugeyta
    @BiriktiMulugeyta หลายเดือนก่อน +2

    ፈጣረ ኣቦይ ንገብሮ አይንፈልጥን ኢና እም ምሕረትካ ኣውርደልና😢😢😢

  • @micheleberhehagos3502
    @micheleberhehagos3502 หลายเดือนก่อน +3

    ፈጣሪ ኣቦይ ንገብሮ ኣይንፈልጥን ኢና እሞ ምሕረትካ ኣውርደልና 🙏

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 หลายเดือนก่อน +4

    እግዝአቢሄር አምላክ ና ዓና አብ አምነትና የፅንዓና ንዝጠፍኡ ይይመልሰልና ሓወይ ናተይ ፀግኡ የብዝሓልካ አሜን 🎉❤🎉❤🎉❤🙏🙏🙏🙏🙏

    • @AZebTAMR
      @AZebTAMR หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን❤❤❤

  • @SelamTesfay-we3ry
    @SelamTesfay-we3ry หลายเดือนก่อน +3

    ኣነ ዝገርመኒ እቲ ዘረብኡስ ቆሎ ጡጡቆ ሚስኪን ጸሎት ንግበረሉ ህዝበይ ፈትዩ ኣይኮነን እቲ ርጉም እዩ ተሰቂልዎ

  • @SofiaHh-le3lj
    @SofiaHh-le3lj หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት ያሰማልን ወንድማችን ስልጣን ዕድሜ. ጤና ይስጥህ በጣም ያሳዝናል እግዚአብሔር ልበናዊ ክፍተው

  • @SundiyanaSundu
    @SundiyanaSundu หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓዉና መምህር ስልጣን ከሰተ,እዋይ መርመም'ዩ ተካል ዘመን መምህር ስልጣን ዉን ቀጽሎ ከምዛ እሾኽ ኢኻ ትነቅሶም ዘለኻ ኣምላኽ ጻማኻ ይኽፈልካ ክንደይ ሰብ'ዩ ላንጋላንጋ ከይከውን ንኽጸንዕ ሓጊዝካዪ ብትምህርትኻ ማለተ'ዩ ስለዚ ከይተሓለልካ ነቶም ዝጻረፉኻን ዝቃወሙኻን ዝይኮነስ ነቶም ብትምህርትኻ ዝብርትዑ ክትርኢ ሓደራ ብዝተረፈ ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን🙏🙏🙏

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ❤❤❤
    ልቦና ይሃቦም ፈጣሪ

  • @MedhaniAlem-pe9th
    @MedhaniAlem-pe9th หลายเดือนก่อน +6

    ምሕረት የውርደሉ ኩሉ ዝኸእል እግዚኣቡሔር ኣምላክ ባዕሉ

    • @sabaamanuel8501
      @sabaamanuel8501 หลายเดือนก่อน +1

      ኣንታ እቲ ሰብ እንታይ ይገብሩ ኣለዉ ወይ ጉድ ንታይ ዓነት እዩ ጉድ እዩ

  • @negesetteklit8178
    @negesetteklit8178 หลายเดือนก่อน +1

    አግዛብሀር ዓይነ ልቦነኦም ይኽፈተሎም

  • @FanusMengstab
    @FanusMengstab หลายเดือนก่อน +1

    Agzabiher aboy zestewal lbona habena 🙏🏻💒

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g หลายเดือนก่อน +7

    ልብና ይመልሰልና እግዚአብሔር አምላክ ትርጉም ዘይብሉ ኣሜን ይብል ኣሎ ዋይ የሕዝን 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @RgdrrHthu
    @RgdrrHthu หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስመዐና ስልጣን ሓውና

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 หลายเดือนก่อน

    Kiburat hizbitat tewuahdo hizbe kristyan. Nitenkek. Bekibuat awuallun besem goita Eyossus yishikitu allewu.
    Bezaba ezikola zerebatat gidefiwo.Tezeyi koynu temniwo malet eyou. Bezeterefe egziabiher miss kullatna yikun ❤🎉🎉🎉❤

  • @zeresenaynanu7188
    @zeresenaynanu7188 หลายเดือนก่อน +5

    ኣነስ ዝገርመኒ አቶም ንዑኡ ክሰምዑ ተኣኪቦም ዘለዉ አዮም 😅😅😅

  • @norahabashi6554
    @norahabashi6554 หลายเดือนก่อน

    መምህረይ ቃለ ሂይወት የስመዐልና 🙏🙏🙏❤

  • @tjomitekai325
    @tjomitekai325 หลายเดือนก่อน +2

    😂ስልጣን ሽካር ለማዓንቲ አሲቅካኒ😂😂 ይአክለካ ከይትደክመና😂😂😂😂😂😂❤❤❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z หลายเดือนก่อน

    ዋእ ኣምላኽ ኣባይ ናብ ሉቡ መልሶ ታዩኡ ዲኸነሎ ዝወዲዝ 😢😢😢ታዩኡኸ ካግንይ😢😢😢

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes8653 หลายเดือนก่อน +1

    Egziabhier ykire ybelelna. Zehzineni gina etom hah Elom zisemuwo 😢

  • @Merrydebsh2000
    @Merrydebsh2000 หลายเดือนก่อน +3

    ቅንይ ኢሉ ኮ ክጽለል ዩ ኦ ኣምላክ ይቅረ ግበረልና ነቶም ዓለም ንዒቆም ብጸሎት ዘስምሩኻ ቅዱሳን ኣቦታትና ረአ

  • @misiambeyene2568
    @misiambeyene2568 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ዝገርመኒ እቲ ኣብኡ ዘሎ ሰብ እዩ በቃ የለውን ተኸሊሎም እዮም። ኣምላክ ዓይኖም የኽፈተሎም ጾሎት ንሓግዞም በብዘለናዮ።

  • @zahra6770
    @zahra6770 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ህይወት ያሰመዐልና ሰልጣን ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤

  • @SelamGmedhn-n5f
    @SelamGmedhn-n5f 24 วันที่ผ่านมา +1

    Amen seltene hawey kabzi ymharena

  • @zebibweldehans8795
    @zebibweldehans8795 หลายเดือนก่อน

    Waww nay Egziabher seb Abel hawey Egziabher yibarkhka ❤❤❤

  • @NebytWered-f3c
    @NebytWered-f3c หลายเดือนก่อน +4

    እዋይ እዚ ወዲ ነዛ ነብሱ እንታይ ኢዩ ሒዙላ እቶም ዝሰምዑስ ምስ ልቦም ዶ ኣለዉ ኢዮም ኣምላኽ ናብ ልቦም ይምለሶም ናብ ጠንቂለ ሪኤ ዝብል ክኸይድ ይነብር ኣሎ ኣብ ክንዲ ናብ ቤት እግዝኣቢሄር

  • @TekleBelay-h3d
    @TekleBelay-h3d หลายเดือนก่อน +6

    ኣላ ኣቤል ብግእዝ ክብል እዩ 2024።እቲ ኣብኡ ኮፍ ዝብል ሕዝቢ ካብ ባምበር ዝገብር ቆልዓ ዘፍልዮ የለን ብስጉኡ ጥራይ እዩ ገጅፍ።

  • @AZebTAMR
    @AZebTAMR หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ❤እግዚኣብሔር😢ልቦና❤ይዓድለና❤ኣቤል❤ሓወይ❤እግዚኣብሔር❤ልቢ የሃብካ❤ይገርምዩ😢😢😢በቃ ሃለዉለዉኮ😢ኢሉ😢😢😢😢

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay1413 หลายเดือนก่อน +2

    ኣታ እቶም ዝሰምዕዎ ዘለዉ ብሓቂ ምስ ጥዕንኦም ዶ ይህልዉ እዋይ ጉድ ኤህ ደኣ ኣቤል ጻጸስ ናይ መልሓስካ ኣይትስኣን ድሁል

    • @YordanosNuguse
      @YordanosNuguse หลายเดือนก่อน

      አዋይ የህዋተይይ አቲ ኩሉ ዝከኣሎ ኣይኒ ልበኖም የቢረሃሎም ቃል ሂወት የስመና ሓዉና

  • @ferewoyanitsegazeab7631
    @ferewoyanitsegazeab7631 หลายเดือนก่อน +2

    ገንዘብ ምፍቃር ናይ ሓጢያት ኹሉ መሰረት እዩ ፣ ሓድ ሓደ እዙይ ተመንዬም ካብ ሃይማኖት ሰሒቶም ብብዙሕ ሰቃይ ርእሶም ወግኡ 1ይ ጢሞ ም 6 ሰፍሪ 10

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 หลายเดือนก่อน

      Kab kemzi yhalwena fetari kulu alem 😢😢😢

  • @tiebedebesay8448
    @tiebedebesay8448 หลายเดือนก่อน +2

    መቸም እግዝኣብሄር ይጽበየካ ኣሎ ንክትናሳሕ።

  • @RahwaYemane-o6k
    @RahwaYemane-o6k หลายเดือนก่อน +2

    እዎው እግዚዮ መሓረና ኽርስቶስ ዋ በጀካ ናብ ልብኻ ተመለስ

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon1434 หลายเดือนก่อน +2

    ክክክክክክ እዚ ህዝብና ግን እንታይ እዩ ዝከውን ዘሎ 😢😢 ዝተሰኣ ይጻወተሉ 😢😢😢

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
    @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነይዋ 😘😘😘 ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነ ሓወይ 😘😘😘 ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ
    አነሰ ዛም ሰዓብቱ ብጣዕሚ ኢዮም ዝሕዘኑኒ ዋይ ታይኡ ማዓቱ እግዚአብሔር አምላክ መሰተዉዕሊ ዓይነ ልባና ይዓድሉኸም😢😢😢

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 หลายเดือนก่อน

      Nay bhaki egziabher amlak ayne lbona ykfet 😢😢😢

  • @mebrahtomgebremeskel5307
    @mebrahtomgebremeskel5307 หลายเดือนก่อน +4

    እቶም ነዚ ኣሚኖም ኣብቲ ኣዳራሽ ዘለዉ ካብ እንስሳ እንታይ እዩ ዝፈልዮም😂😂😂ዱፉናት ጠንቒሉ ጠናቑሉ ገንዘቦ ግይሩ ፈጨጭ ይብል ኣሎ ኣብ camada.

  • @MrGezai
    @MrGezai หลายเดือนก่อน +5

    ንኢሳይያስ ኣይጽልየሉን ምባሉ ጥራይ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ይራጸም

  • @SadSad-oo9vv
    @SadSad-oo9vv หลายเดือนก่อน

    አምላክይ መሰተወዕል ልቦና ያሃቦም
    እት ሰብ ድስመዖ ክድዱ😢

  • @HaniAfricanfood
    @HaniAfricanfood หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኻ ደኣ በሎም ቀጥቅጦም
    ነቲ ዕዉር መንፈስ ስበሮ
    ናይ ድንቁርናን ዕሽነትን ሰይጣን ፡ ሰብ ክቡር ወዲ ኣዳም ዘጥፍእ ዘሎ መንፈስ ኣጋልጾ
    ኣምላክ ሓይሊ ይሃብካ
    ንኹሉ ግን ብትሕትናን ብጥበብን ❤❤❤❤❤

  • @Muler_Tigraweti
    @Muler_Tigraweti หลายเดือนก่อน +1

    *_መምህረይ ዝፈትወካ ቃለ ህይወት የስመዐና😇💜_*

  • @ተመሰገን-ቐ4ሸ
    @ተመሰገን-ቐ4ሸ หลายเดือนก่อน +1

    እንኮዕ ብሰላም መጻእኻ ክብር መምህረይ🥰😘

  • @mulueokubaslasie
    @mulueokubaslasie หลายเดือนก่อน +2

    እቶም ዝክተልዎ ግን ጥዑያትዶ ይኮኑ ናይ ርእሲ ጸገም ዘለዎም ከይኮኑ ተቀዳዲምና ንፈርዶም ከይንህሉ ትክክል ዝሓስብ ከምዚ ይገብር ኢለ ኣይኣምንን እየ

  • @AhmedAhmed-kz9st
    @AhmedAhmed-kz9st หลายเดือนก่อน +1

    በስምአብ ክንደይ ስብ ይኡካ ድጠፉኡሎ አምላካ ሆይ መስትወዐል ልባና ያሃብና ይገሪማል😢😢😢😢

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +2

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ 🙏♥️
    ታይ መዓቱ ወደይ ክንደይ ሃለዉለው ይብል ፈጣሪ ምስትዉዓሉ ይሃቦም 🥺🙏

  • @tiamirkidane7715
    @tiamirkidane7715 หลายเดือนก่อน +5

    ፖው እዚ ወዲ ግን ኣባላልዓ ናይዛ ሓሳዊት ዓለም ብጣዕሚ ክኢልሉ ክንደይከ ይልፍልፍ

  • @TeameYehdegoHidray
    @TeameYehdegoHidray หลายเดือนก่อน +2

    Beynu miskone bi eshinet naytom amen ziblu zelewu kindey yisihik yikewn

  • @ጓልተምቤንንግስቲሳባ
    @ጓልተምቤንንግስቲሳባ หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ጉድ ምንም ትርጉም ዘይብሉ ኣሜን ይብሉ ኣለዉ😢😢

  • @yordanosgrmay-u1o
    @yordanosgrmay-u1o หลายเดือนก่อน +4

    እግዝዮ መሐረና ክስቶስ

  • @siraksiku9291
    @siraksiku9291 20 วันที่ผ่านมา

    እቶም ምስኡ ዘለዎ ግን ኮይንዋ ድያ እታ ርእሶም ተደፊና ጽንጹዋይ ከማን ክምዚ የለን ዓይነ ልቦንኦም ይክፈተለሎም....ንዓኻ ክኣ ክቡር ሓውና ቃል ሂወት የስምዓልና ከምዚ ጌርካ ድኣ ናብ መንገዲ የማን ምርሓዮም

  • @henokberhe2300
    @henokberhe2300 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሰዉቲ ነብያት ሕጂ ትራይ ኣይኮኑን መጺዮም፡ ኣብ ናይ ብዓል ኢሊያስ ዘመን ዉን ብዙሓት ሓሰዉቲ ነብያት ነሮም ኢዮም፡ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ጊን በዚሖም።

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari หลายเดือนก่อน +1

    ብሓሶት ዝተበልኤ ነቢ ኣነ ዝገርመኒ እቶም ኣብ ትሕትኡ ኮይነም ኣሜን ዝብሉ 😢😢😢😢

  • @MkVg-s8f
    @MkVg-s8f หลายเดือนก่อน

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉

  • @merihyohanns2585
    @merihyohanns2585 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብዚሕካሉ እካ ንየበሎ ድሁል መንፈስ

  • @ghenetwaldiamrayan5102
    @ghenetwaldiamrayan5102 หลายเดือนก่อน +2

    ስለምንታ ንኤርትራ ጥራይ የዋሪዳ ጴንጠስ አንጻ ህዝቢ ኤርትራ ማለት ኢዬ
    ስለዚ ከምቲ አምላኽ ዝበሎ ንህዝብ ንመሬቴ ተከላከል ስለ ዝብል ንጰንጠ ኪንዋግኦ ኢና

  • @دستا-ق3ه
    @دستا-ق3ه หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ዝገርመኒ እቱ ህዝብ ናይ እማን ድዩ ሓቂ ወይ ጌጋ ምኸኑ ጠፍእወ ከመይ እሉ እዩ ልቦንኡ ተደፍኑ😢😢😢😢😢😢

  • @ሸዊት-ትግራይ
    @ሸዊት-ትግራይ หลายเดือนก่อน

    kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak edmen tenan yehabka

  • @HabtomHaile77
    @HabtomHaile77 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ኣቦይ ፈሊኻ ዉቃዕ

  • @goitomkahsay3673
    @goitomkahsay3673 หลายเดือนก่อน +1

    ቓል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓዉና

  • @yoditb5198
    @yoditb5198 หลายเดือนก่อน

    Bitaemi gobez. Thank you so much

  • @soligualagame
    @soligualagame หลายเดือนก่อน +4

    ዋው ንመጀመርያ ግዜ 1ይቲ ኮሜንት ኣብ ቀደማይ መደብ ስለዝፀናሕኩ ኢየ ረኪበያ❤

    • @alonaeyob6648
      @alonaeyob6648 หลายเดือนก่อน

      Ab temhrti do kaytkdmi

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 หลายเดือนก่อน

    እውይ ድፍረት ገለ ዩ ሓዲርዎ በቃ
    ካን እግዚኣብሔር ከም ሰብ ቆጺርዎ
    ክንበየሉ እንተኮይነስ ኣነ ክፈትዎ ኣለኒ ነቲ ዝንበየሉ ሰብ ይብል ኣሎ ናቱ ፍቃድ ድሌት ክህሎ ኣለዎ ቅድም ካብቲ ናይ እግዚኣብሔር ሲ ናቱ ድሌት ኣቀዲምዎ😭
    ቅድሳት ነብያት ንዘየፍቅርዎም ማለት ነቶም ዘያኣምኑ ዶ ኣይተነበዩን እዪም😢

  • @TekesteTeages
    @TekesteTeages หลายเดือนก่อน

    Eway zegerm yu etom zsebwo eyom zehzunka ember lagxi eyu bzkone kubur haw qexlo tanks.

  • @yordanostnsae3599
    @yordanostnsae3599 10 วันที่ผ่านมา

    Kake hiwet yesmealna 🙏❤️

  • @AreayaGoiytom
    @AreayaGoiytom หลายเดือนก่อน

    Etom suq elom zsemiu sebat gn biteami yedengxuka medhanialem aboy abemnetna yxneana deqi emebrhaneyyyyy 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yordanosgrmay-u1o
    @yordanosgrmay-u1o หลายเดือนก่อน +2

    ኦመድሃኔ አለም ብወላዲትካን ቅድስት መረያምን መላእኽትኻን ጻድቃናትናን ሐልወና ካብእምነትና ምቅያር አድሕና

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @MedhaniAlem-pe9th
    @MedhaniAlem-pe9th หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂😂😂 የሕዝን ኣምላክ ዓይነ ልቦንው ይክፈተሉ

  • @hiwotabraha6342
    @hiwotabraha6342 หลายเดือนก่อน +1

    Egziabhiar amlak mhret yewrdelom.

  • @MielatBelay
    @MielatBelay หลายเดือนก่อน +1

    ቶም ኣብ እግሩ ዘለዉ ህዝቢ ከናድዱኻ ሓደ ፋራ ይሽዉዶም 🤔🤔ልቦናኻ ተተሓቢ ኡ ስ ለካ ከምዚ

  • @habensisay3769
    @habensisay3769 หลายเดือนก่อน

    Kale hiwet yesmalna kubur memhrna❤❤❤

  • @eskinderzegeye433
    @eskinderzegeye433 หลายเดือนก่อน +1

    Amin Amin❤❤❤

  • @yesiefAbrhaley
    @yesiefAbrhaley หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤

  • @AcAcc-kb5ju
    @AcAcc-kb5ju หลายเดือนก่อน +1

    ኩል ግዜ ቦለቲካ ምሰሐማኖት አየከይድን እዩ እዚ ዝገበር ከአ መልሲ እግዝአብሔር ለዎ

  • @AdonayYemane-d8m
    @AdonayYemane-d8m หลายเดือนก่อน +1

    Ata arkey gdefo endo mezi wedi,kal amlak tray tezareb

  • @YorsaliemSium
    @YorsaliemSium หลายเดือนก่อน +1

    Xinxiway diyu znegrom zelo. 😂😂😂

  • @slamsalme6124
    @slamsalme6124 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ኣነስ ግርም ዚብለስ እቲ ህዝብ ኣሜን ድውሎ

  • @rufaelefrem4533
    @rufaelefrem4533 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጅል ቆእ ኦራ ሳኣት ግለ ጉርሽ ስግድስ ንይብሕቅይ ፓስትር ኣብይል 😂😂😂

  • @TesfuKifle-z2t
    @TesfuKifle-z2t หลายเดือนก่อน +2

    Kuluna ab xolte nezkrom lebi lida zekfta amlak lebom yekftelom❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dh4343
    @dh4343 หลายเดือนก่อน +1

    ኩሎም ቶም ሓሰውቲ ነብያት ኢና ባሃልቲ ድዮም ንካናዳ ኣትዮም? ፈጣሪ ባዕልኻ ኣዕግሶም ካብ ናይ ሓሶትን ካብ ዕቡዳት ኣኽላባት ዕብድብድን ኣድሕኖን ፈጣሪ🙏

  • @SelamRezene-y2q
    @SelamRezene-y2q 23 วันที่ผ่านมา

    Ere kndey ke ydefr eu Ane zgermeno entelo etom abeu zamnu sebat ezi seb ezi bjeka nay alem habti enber mas eu mexhaf kudus genxilu zfelt Jesus sle zbele du zamnwo gin btami eyom zedenguxni genzebom delu zetallom zelo gin hjis berihlom kkewn tesfa ygebr 😢 amlak balu ane lbonom ykfetelom🙏

  • @hermongoytom
    @hermongoytom หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ኣሜን ኣቤል ሓወይ

    • @wediakoni
      @wediakoni หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ዲካ እዚ ዝበሎ ክከውን ኢልካ ኣሜን ትብል ዘለካ

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 หลายเดือนก่อน +1

      Endaseemie zmotes endaraye qboro msla abotana😭 ayne lbona ykfet entay ybhal koynu 😢😢😢

    • @luwamgaleriey956
      @luwamgaleriey956 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ጓልካሴM
    @ጓልካሴM หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ😊
    እቱ ህዝቢ ግን ? 😢😂
    ፊልሚ ዝርእሎ ይመስል🙄
    ልቦናኦም ይመልሶ

  • @habensisay3769
    @habensisay3769 หลายเดือนก่อน

    Hatyatna eyu bezihu waga yekflena alo bezom hasewuti nebyat 😢😢😢😢😢

  • @ytewolde9350
    @ytewolde9350 หลายเดือนก่อน +1

    መታለሊ ዝኾነ ከምዚ ዓይነት ሓሳዊ ሪኤ ኣይፈልጥን ኢዩ።በስማኣም ጥንቃላይ

  • @gidenakeshi-r8s
    @gidenakeshi-r8s หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ሰባት እቲ ጊመል ታይ ክገብር ኣትዩ እዩ ዶ ኣይብልወን ድዮም

  • @yoseftsegay1579
    @yoseftsegay1579 หลายเดือนก่อน +3

    ዘሕዝነኒ ናይቶም ኣሜን ዝብሉ እዩ😅😅😅

    • @adiamemaha2586
      @adiamemaha2586 หลายเดือนก่อน +2

      Haki aleka. Ane wela eu kemuu kbel xenihe 😅

  • @ተዋህዶእምነቴየዘላለምሽል
    @ተዋህዶእምነቴየዘላለምሽል หลายเดือนก่อน +1

    ሳኣነ ፍልጠት ህዝበይ ጠፊኡ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዛኣቢሄር ይገስፅኻ😢😢😢😢

  • @Yowhannskubrom
    @Yowhannskubrom หลายเดือนก่อน

    ሃታፍ ርኹስ

  • @AbedomWelday
    @AbedomWelday หลายเดือนก่อน +1

    ኣጥፍኡልና ነዚ ሰብ እቶም ኮፍ ኢሎም ዘለው ኢዩ ዝገርመኒ