ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
# መን ኣሎ ብዕቤት መን ኣሎ ብግርማ መን ኣሎ ብኽብሪ ንዓኻ ዝመስል መን ኣሎ ብሓይሊ መን ኣሎ ብስልጣን መን ኣሎ ብኽእለት ንዓኻ ዝመስል1. ምስ ኣየናይ ሓይሊ ከነወዳድረካ ምስ ኣየናይ መልክዕ'ከ ከነመዓራርየካ ናይ ኣህዛብ ኣማልኽቲ ኣይቀርቡንዮም ጥቓኻ ኣምላኽና እግዚኣብሄር ሓደ ንበይንኻ # ፍሉይ /2/ ኣምላኽ ኢኻ2. ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ምሉእ ስልጣን ዘሎካ ከም ፍቃድካ ትገብር ኣብ ብዘሎ ፍጥረትካ መን'ዩ ዝሓተካ ወይስ ዝቃወመካ ኩሉ ደኣ ይእዘዝ ንልኡላውነትካ # ፍሉይ /2/ ኣምላኽ ኢኻ3. ቀደም ዝነበርካ ሕጂ'ውን ዘሎኻ ደረት ኣልቦ ኣምላኽ መጻኢ'ውን ኣሎኻ ግዝኣት መንግስትኻ ጸኒዑ ይነብር ንጉስ ናይ ነገስታት ንዘልኣለም ህያው #ፍሉይ /2/ ኣምላኽ ኢኻ4. ስራሕካ ድንቂ'ዩ ተግባራት ኣእዳውካ መንከ ይውድኦ ኣዘንትዩ ግብርኻ ወዳጄ መዓሙቕ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ ክንዮ ምርዳእና መዘና ዘይብልካ # መን ኣሎ ብዕቤት መን ኣሎ ብግርማ መን ኣሎ ብኽብሪ ንዓኻ ዝመስል መን ኣሎ ብሓይሊ መን ኣሎ ብስልጣን መን ኣሎ ብኽእለት ንዓኻ ዝመስልፍሉይ /3/ ፍሉይ ኣምላኽ ኢኻ
Amlak Ybarkum Tum mezmur Tsega ybzhalkum
Teum mezmur brukat ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️God Bless you more
ተባረኹ ብሐቂ ፉሉይ አምላኽ እዮ ዝባርኽ መዝሙር ፀጋ ይብዛሐልኩም🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤ God bless you
I love it! Beautiful Mezmure and beautiful Choirs! More grace and blessings to you all! Keep singing in Him for His glory! 💝✨ #ፍሉይ_ኣምላኽ_ኢኻመን ኣሎ ብዕቤትመን ኣሎ ብግርማመን ኣሎ ብኽብሪ ንዓኻ ዝመስልመን ኣሎ ብሓይሊመን ኣሎ ብስልጣንመን ኣሎ ብኽእለት ንዓኻ ዝመስልፍሉ….ይ ፍሉይ ኣምላኽ ኢኻ X4ምስ ኣየናይ ሓይሊ ከነወዳድረካምስ ኣየናይ መልክዕ’ከ ከነመዓራርየካናይ ኣህዛብ ኣማልኽቲ ኣይቀርቡን’ዮም ጥቓኻኣምላኽና እግዚኣብሄር ሓደ ንበይንኻፍሉ….ይ ፍሉይ ኣምላኽ ኢኻ X4ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ምሉእ ስልጣን ዘሎካከም ፍቓድካ ትገብር ኣብ ብዘሎ ፍጥረትካመን’ዩ ዝሓተካ ወይስ ዝቃወመካኩሉ ደኣ ይእዘዝ ንልዑላውነትካፍሉ….ይ ፍሉይ ኣምላኽ ኢኻ X4ቀደም ዝነበርካ ሕጂ’ውን ዘሎኻደረት ኣልቦ ኣምላኽ መጻኢ’ውን ኣሎኻግዝኣት መንግስትኻ ጸኒዑ ይነብርንጉስ ናይ ነገስታት ንዘልኣለም ህያውፍሉ….ይ ፍሉይ ኣምላኽ ኢኻ X4ስራሕካ ድንቂ’ዩ ተግባራት ኣእዳውካመንከ ይውድኦ ኣዘንትዩ ግብርኻወዳጄ መዓሙቕ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻክንዮ ምርዳእና መዘና ዘይብልካ መን ኣሎ ብዕቤት መን ኣሎ ብግርማ መን ኣሎ ብኽብሪ ንዓኻ ዝመስል መን ኣሎ ብሓይሊ መን ኣሎ ብስልጣን መን ኣሎ ብኽእለት ንዓኻ ዝመስልፍሉይ ፍሉይ ፍሉ…ይ ፍሉይ ኣምላኽ ኢኻ X6
Hewi hafteyGod bless you more and thank you for sharing the lyrics here.
ኣዝያ ደስ እተብልን እትባርኽን መዝሙር ስለ ዘቕረብኩምልና ኣምላኽ ሰማይ ብርኽኽኽኽኽኽ የብልኩም። ኣዝየ ስለ ዝናፍቐኩም ድማ ገጽኲም ብምርኣየይ ኣዝየ ተሓጒሰ።
Amen Amen, more blessings to you too. Thank you for the comment Dani hawna. You have been missed here as well. Peniel church choir
beautiful💗💗
What a beutiful and edifying song!keep it coming please! Choir goyta yibarkum nizelalem yezemrkum!
Amen Amen Robi hawey, thank you for the beautiful comment, more blessings to you too
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Beloveds beautiful song 🙏 amen! Yess...Our God is unique in everything...Glory be to him ❤ love it ...keep shining elelellelelel...
🙏🙏🙏❤❤❤❤
Aseyyyy kbri namlak enda zemerkum nberu brukat deki aboy
ብሓቂ ዝባርኽ መዝሙር። ብመልእኽቲ ዀነ ብኣቀራርጻ ኦድዮን ቪድዮን፡ ብፍላይ ድማ ብሓባር ብምስራሕኩም፡ ኣብነታዊት ስራሕ ኣቕሪብኩምልና። ጥዑማት ዘመርቲ፡ ኣምላኽ መመሊሱ የብዝሓልኩም።
Amen Amen Amen Teame hawey, thank you for your support and encouragement, this means a lot. Blessings
2 Corinthians 2 ትግ - 2ይ ቆረንቶስ14: ግናኸ ነቲ ብክርስቶስ ኵሉ ሳዕ ናብ ዓወት ዚመርሓና፡ ብኣናውን መኣዛ ፍልጠቱ ኣብ ኵሉ ቦታ ዚገልጽ ኣምላኽ፡ ስብሓት ይኹኖ።
🎉🎉🎉❤❤❤
# መን ኣሎ ብዕቤት መን ኣሎ ብግርማ መን ኣሎ ብኽብሪ ንዓኻ ዝመስል መን ኣሎ ብሓይሊ መን ኣሎ ብስልጣን መን ኣሎ ብኽእለት ንዓኻ ዝመስል1. ምስ ኣየናይ ሓይሊ ከነወዳድረካ ምስ ኣየናይ መልክዕ'ከ ከነመዓራርየካ ናይ ኣህዛብ ኣማልኽቲ ኣይቀርቡንዮም ጥቓኻ ኣምላኽና እግዚኣብሄር ሓደ ንበይንኻ # ፍሉይ /2/ ኣምላኽ ኢኻ2. ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ምሉእ ስልጣን ዘሎካ ከም ፍቃድካ ትገብር ኣብ ብዘሎ ፍጥረትካ መን'ዩ ዝሓተካ ወይስ ዝቃወመካ ኩሉ ደኣ ይእዘዝ ንልኡላውነትካ3. ቀደም ዝነበርካ ሕጂ'ውን ዘሎኻ ደረት ኣልቦ ኣምላኽ መጻኢ'ውን ኣሎኻ ግዝኣት መንግስትኻ ጸኒዑ ይነብር ንጉስ ናይ ነገስታት ንዘልኣለም ህያው4. ስራሕካ ድንቂ'ዩ ተግባራት ኣእዳውካ መንከ ይውድኦ ኣዘንትዩ ግብርኻ ወዳጄ መዓሙቕ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ ክንዮ ምርዳእና መዘና ዘይብልካ
# መን ኣሎ ብዕቤት
መን ኣሎ ብግርማ
መን ኣሎ ብኽብሪ ንዓኻ ዝመስል
መን ኣሎ ብሓይሊ
መን ኣሎ ብስልጣን
መን ኣሎ ብኽእለት ንዓኻ ዝመስል
1. ምስ ኣየናይ ሓይሊ ከነወዳድረካ
ምስ ኣየናይ መልክዕ'ከ ከነመዓራርየካ
ናይ ኣህዛብ ኣማልኽቲ ኣይቀርቡንዮም ጥቓኻ
ኣምላኽና እግዚኣብሄር ሓደ ንበይንኻ
# ፍሉይ /2/ ኣምላኽ ኢኻ
2. ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ምሉእ ስልጣን ዘሎካ
ከም ፍቃድካ ትገብር ኣብ ብዘሎ ፍጥረትካ
መን'ዩ ዝሓተካ ወይስ ዝቃወመካ
ኩሉ ደኣ ይእዘዝ ንልኡላውነትካ
# ፍሉይ /2/ ኣምላኽ ኢኻ
3. ቀደም ዝነበርካ ሕጂ'ውን ዘሎኻ
ደረት ኣልቦ ኣምላኽ መጻኢ'ውን ኣሎኻ
ግዝኣት መንግስትኻ ጸኒዑ ይነብር
ንጉስ ናይ ነገስታት ንዘልኣለም ህያው
#ፍሉይ /2/ ኣምላኽ ኢኻ
4. ስራሕካ ድንቂ'ዩ ተግባራት ኣእዳውካ
መንከ ይውድኦ ኣዘንትዩ ግብርኻ
ወዳጄ መዓሙቕ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ
ክንዮ ምርዳእና መዘና ዘይብልካ
# መን ኣሎ ብዕቤት
መን ኣሎ ብግርማ
መን ኣሎ ብኽብሪ ንዓኻ ዝመስል
መን ኣሎ ብሓይሊ
መን ኣሎ ብስልጣን
መን ኣሎ ብኽእለት ንዓኻ ዝመስል
ፍሉይ /3/ ፍሉይ ኣምላኽ ኢኻ
Amlak Ybarkum Tum mezmur Tsega ybzhalkum
Teum mezmur brukat ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
God Bless you more
ተባረኹ ብሐቂ ፉሉይ አምላኽ እዮ ዝባርኽ መዝሙር ፀጋ ይብዛሐልኩም🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤ God bless you
I love it! Beautiful Mezmure and beautiful Choirs! More grace and blessings to you all! Keep singing in Him for His glory! 💝✨
#ፍሉይ_ኣምላኽ_ኢኻ
መን ኣሎ ብዕቤት
መን ኣሎ ብግርማ
መን ኣሎ ብኽብሪ ንዓኻ ዝመስል
መን ኣሎ ብሓይሊ
መን ኣሎ ብስልጣን
መን ኣሎ ብኽእለት ንዓኻ ዝመስል
ፍሉ….ይ ፍሉይ ኣምላኽ ኢኻ X4
ምስ ኣየናይ ሓይሊ ከነወዳድረካ
ምስ ኣየናይ መልክዕ’ከ ከነመዓራርየካ
ናይ ኣህዛብ ኣማልኽቲ ኣይቀርቡን’ዮም ጥቓኻ
ኣምላኽና እግዚኣብሄር ሓደ ንበይንኻ
ፍሉ….ይ ፍሉይ ኣምላኽ ኢኻ X4
ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ምሉእ ስልጣን ዘሎካ
ከም ፍቓድካ ትገብር ኣብ ብዘሎ ፍጥረትካ
መን’ዩ ዝሓተካ ወይስ ዝቃወመካ
ኩሉ ደኣ ይእዘዝ ንልዑላውነትካ
ፍሉ….ይ ፍሉይ ኣምላኽ ኢኻ X4
ቀደም ዝነበርካ ሕጂ’ውን ዘሎኻ
ደረት ኣልቦ ኣምላኽ መጻኢ’ውን ኣሎኻ
ግዝኣት መንግስትኻ ጸኒዑ ይነብር
ንጉስ ናይ ነገስታት ንዘልኣለም ህያው
ፍሉ….ይ ፍሉይ ኣምላኽ ኢኻ X4
ስራሕካ ድንቂ’ዩ ተግባራት ኣእዳውካ
መንከ ይውድኦ ኣዘንትዩ ግብርኻ
ወዳጄ መዓሙቕ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ
ክንዮ ምርዳእና መዘና ዘይብልካ
መን ኣሎ ብዕቤት
መን ኣሎ ብግርማ
መን ኣሎ ብኽብሪ ንዓኻ ዝመስል
መን ኣሎ ብሓይሊ
መን ኣሎ ብስልጣን
መን ኣሎ ብኽእለት ንዓኻ ዝመስል
ፍሉይ ፍሉይ ፍሉ…ይ ፍሉይ ኣምላኽ ኢኻ X6
Hewi haftey
God bless you more and thank you for sharing the lyrics here.
ኣዝያ ደስ እተብልን እትባርኽን መዝሙር ስለ ዘቕረብኩምልና ኣምላኽ ሰማይ ብርኽኽኽኽኽኽ የብልኩም። ኣዝየ ስለ ዝናፍቐኩም ድማ ገጽኲም ብምርኣየይ ኣዝየ ተሓጒሰ።
Amen Amen, more blessings to you too. Thank you for the comment Dani hawna. You have been missed here as well. Peniel church choir
beautiful💗💗
What a beutiful and edifying song!keep it coming please! Choir goyta yibarkum nizelalem yezemrkum!
Amen Amen Robi hawey, thank you for the beautiful comment, more blessings to you too
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Beloveds beautiful song 🙏 amen! Yess...Our God is unique in everything...Glory be to him ❤ love it ...keep shining elelellelelel...
🙏🙏🙏❤❤❤❤
Aseyyyy kbri namlak enda zemerkum nberu brukat deki aboy
ብሓቂ ዝባርኽ መዝሙር። ብመልእኽቲ ዀነ ብኣቀራርጻ ኦድዮን ቪድዮን፡ ብፍላይ ድማ ብሓባር ብምስራሕኩም፡ ኣብነታዊት ስራሕ ኣቕሪብኩምልና። ጥዑማት ዘመርቲ፡ ኣምላኽ መመሊሱ የብዝሓልኩም።
Amen Amen Amen Teame hawey, thank you for your support and encouragement, this means a lot. Blessings
2 Corinthians 2 ትግ - 2ይ ቆረንቶስ
14: ግናኸ ነቲ ብክርስቶስ ኵሉ ሳዕ ናብ ዓወት ዚመርሓና፡ ብኣናውን መኣዛ ፍልጠቱ ኣብ ኵሉ ቦታ ዚገልጽ ኣምላኽ፡ ስብሓት ይኹኖ።
🎉🎉🎉❤❤❤
# መን ኣሎ ብዕቤት
መን ኣሎ ብግርማ
መን ኣሎ ብኽብሪ ንዓኻ ዝመስል
መን ኣሎ ብሓይሊ
መን ኣሎ ብስልጣን
መን ኣሎ ብኽእለት ንዓኻ ዝመስል
1. ምስ ኣየናይ ሓይሊ ከነወዳድረካ
ምስ ኣየናይ መልክዕ'ከ ከነመዓራርየካ
ናይ ኣህዛብ ኣማልኽቲ ኣይቀርቡንዮም ጥቓኻ
ኣምላኽና እግዚኣብሄር ሓደ ንበይንኻ
# ፍሉይ /2/ ኣምላኽ ኢኻ
2. ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ምሉእ ስልጣን ዘሎካ
ከም ፍቃድካ ትገብር ኣብ ብዘሎ ፍጥረትካ
መን'ዩ ዝሓተካ ወይስ ዝቃወመካ
ኩሉ ደኣ ይእዘዝ ንልኡላውነትካ
3. ቀደም ዝነበርካ ሕጂ'ውን ዘሎኻ
ደረት ኣልቦ ኣምላኽ መጻኢ'ውን ኣሎኻ
ግዝኣት መንግስትኻ ጸኒዑ ይነብር
ንጉስ ናይ ነገስታት ንዘልኣለም ህያው
4. ስራሕካ ድንቂ'ዩ ተግባራት ኣእዳውካ
መንከ ይውድኦ ኣዘንትዩ ግብርኻ
ወዳጄ መዓሙቕ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ
ክንዮ ምርዳእና መዘና ዘይብልካ