ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኤርትራውያን የሕዋተይ ፈጣሪ ይሓልኩም ዳግም ናብ ሃገርና ተመሊስና እፎይ ንብለሉ የምጽኣልና
Amen Amen Amen lomis nafikna Adna
@@Biney-ry9tq ኣጆኪ ምቅርቲ ክወግሓልና'ዩ ተስፋ ጥራሕ ንስነቅ ብርሃን'ዩ ቅድሜና
Amen amen amen
@@ሃብቲናይገዛና Tesfa dea aykem Lomin wegihulna eyu zhalefe yeaklekum ybelena Fetari wedi Ereyyyy jgna ajona tray
ሃብቲ ወዲ ሰሌ ኣድናቂ ኪሮስ ኣስፍሃ @ 👍👍👍
Yekenlna zaki hawna bzuh zeynfwlto xwxway hiwet hagerna bhakewta wetru nxbeyeka 💐🌾
Yes ጡዑም ወረ አስሚዕካና ዛኪሐወይ የመስግነካ
ሰላም ዛኪ👋ጀርመን ናብ ደለይቲ ፍትሒ ይተሐወሱና ይብል👍
Enkea bdehan mexaka zaki bru will be everything looking for the future of eritrean you king of your It's important message to you every day thanks more watching good luck
Thank you for the information Zachi the great!
ክብርኣብ ኣዝየ ሓደ ካብቶም ዝምካሓሉሎም ኩቡር ሓው ኢኻ ስለዚ ቀጺለ ናይ ምትብባዕ መለክተይ የመሓላልፈልካ ኣለኩ ምክንያቱ ሃገራውነት ናይ ብሃቂ ምሳካ ሬኤዮ
ሕጂ ዶ ተረዲእዎም ብዝኾነ እንቃዕ ጥራይ ፈለጥዎ!! Good job !!
Great job zaki .. great analysis.
Selam zaki ኣነ መደብካ ኣዝየ እየ ዝከተታሎ ፡ናበሓቂ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽሎ ፡ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ካብ መደብካ ወጻጺት ንሳ ከኣ ሕክምና ቆጸራ ኣለኒ ፡ሕጂ ሕማም ወይቦ ኣለኒ ብ Deutsch ከኣ እንታይ ከምዝብሕሃል ኣይፈልጦን እየ ፡ ስለዚ ተፈልጥዎ ተሊኩም ክትህብሩኒ ብተስፋ ይጽበ፡ ብሩክ ማዕልቲ
ተመስገን እንቃዕ ኣባረርዎ ኣብ ጀርመን ዝቕመጥ ዓይቢ ሓወይ ካብ ኤምባሲ ከይድካ ወረቐት ኣምጻኣልና እንዳ በሉ ኣዋሪዶሞ እዮም
ዝከበርካ ዘካርያስ አረትራዊ መንአሰይ ኣብ ጀርመን አንታይ ዓይነት ሂወት የሕልፍ ከም ዘሎ ትስሕቶ ኣይብልን ምክንያቱ 40% አረትራዊ ዘጋ ናይ ዓመት መንበሪ ፍቃድ ተዋሂብዎ አዩ ዝነብር ዘሎ አዚ ማለት ክኣ ካብ ናይ ህግደፍ ብዘይ ፍለ ኣታሓሕዛ አዮም ሒዞምና ዘለዉነዚ ጉዳይ አዚ ክኣ ተገዲስኩም ክትከታተልዎ ይምሕጸን ምክንያቱ በዚ ጉዳይ ክንደይ መንአሰይ ኣብ ዘይተደልየ ጭንቀት ይርከብ ኣሎ
zeyblna ka alena aytresuna ekum
ኣታ ሓቅካ ሃጽ ኢለ ክጠፊኢ ኢየ ናብ ኣፍሪቃ
Tebarek
ኣምላኽ ብሓይሉ ይመልሰልና ይከውን
Good jobb man , & thank You for what You donig for ur country
Thanks more zeki Bro
Zaki wedi hzbi jigna eritritrawi 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
Zaki ich bin stolz auf dich immer Dankeschön du bist wirklich eine guter Person Gott segne dich♥️🙏🏿
Selam. God bless u son.Thanks.
ኦ ኣምላክ ሎምስ ይኣክለኩም እባ በሉና ስደትና ኣሕጽርልና
ዕንቃዕ ሰላም መጻእካ ዛኪ ሓወይ
Thanks Germeny! you are the true friend of Eritrean ppl.
Aymselka eziom European countries ne rebha advantage zeybila ayteabekun eyuom ne hezbi Eritrea wela ne kale africawi slezi asfihka hiseb
If you don't Respect me I'll not respect to you ዝኮነ ይኩን ካብቶም ስተይቲ ድም ዘየሓይሽ የሎን፡ ብዛዕባ ኦሮፓውያን ኣፍሪቃውያን ትብሎ ድማ ንዓይ ድራማ እዩ። ንኤርትራ ቅዋም ፡ዩንቭርስቲ ፡ፓርላማ ዘይብላ ሃገር ክትብላ ዘይትደፍር ዝገበረ መን ድዩ ።
ህግደፍ ዲኣ ብዘይካ ጃህራን ፈኸራን ኣብ ጥራሕ ማዓኮሮም ምኣስ ከ ብሰላም ምስ ሃገራት ሰሪሖም ይፈልጡ ክልተ ሓራምዝ ክብኣሱ ሳዕሪ ይህሰ ከም ዝብሃል ንሶም ፈራዕራዕ ክብሉ ህዝብናን ሃገርናን ድሕሪት ተሪፍና ካብ ዓለም ተነጺልና።ኣብ ቀረባ ክኣ ኩሎም ናይ ኢዶም ክረክቡ እዮም እዞም ዕሱባት።
@Gal Eritrea ኣቲ ከዳሚት ህግደፍ ውጺ እስከ ብኽብረትኪ ሕማቕ ከይተዛርብኒ
Wellcome kubur hewina Zaki edimen tienan yihabka fetari
ጅግና ውዲ ሃሲስካና አኮ ኣጆካ ውስከ በል ሃይትህመቅ
God bless you
Vielen danke für deine info Zake
መርሓባኣ ንፈዮ ሰብ ❤😍❤😍
Nfeyo?
Zaki perfect 👍👍👍🇪🇷
God bless our lovely Eritrea 💞💕💞
God bless you Nice news
እንቛዕ ብሰላም መጻእኻ ዛኪ
ትጽቢተይ ኢካ ምስ ምሉእ ትሕዝቶካ wellcome teftawi
መንግስታት ንህዝቦም ይሕግዙ ኣለው ።ህግደፋዊት ጉጅለ ድማ ነዚ ሕማቅ ግዜ ተጠቂማ ንድካታት ሓረስቶት ኤርትራ ብሓይሊ ኣብ ምምሕዳራት ገንዝብ ኣዋጽኡ ብምባል ህዝቢ ኣብ ሽግር ይርከብ በዚ ንማሕበረሰብ ዓለም ምሕባር ከድሊ"ዩ።
Ksab Atawlti yewefyu alowu sdrana ka, xnh elu wn chekawti tray hzem ms trrefu wn nsom ka asebwom kblom eyu xegem zkone mengsi.
ሰላም ዛኪ ዓቢ ሰብ
Good job, Zaki.
Bienvenue 🇨🇵🇨🇵🇨🇵
Welcome zaki abi seb
Ezi Embassy hgdef ab Germany zelo nab Adi halo zguhafelu mengedi fteru etom Germen zelekum yehwat,God bless our Country
Well come zaki
ዛኪተይ ሽኾር ንፍቅቅ ጠፊእኻ ቀኒኻ😔❤ ዌል ደሞ መደባትካ ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል ቀጽለሉ ዛኪተይ ፍቅሪ ሃገር ይቅድም ካብ ኩሉ❤❤🙏🙏🙏
ቅቅቅቅቅ ወጣም ድሙ
@@ሰላምሰላም-ወ4ዀ መጣሽ ክክክ የኔ ወንጫር😂
ኣጆኻ ህዝበይ ቀሪብና ኢና ሕጂ ህግድፍ መያት እዪ
Welocme wedi hzbi Zaki
My dear man i respect to you big man
አንካአ ብሰላም መጻኻ ኣንታ ጂግና ኣጆካ ቀጽሎ አዞም ህግደፍ አንታዲኦም ታሪክ ኣለዎም
Zaki ሓቀኛ ኤርትራዊ ፈታዊ ህዝቡ ንቅድሚት ጥራይ ንድሕሪት ምምላስ የለን
*አንታይ ትብል ደርፍ ትዝክረን ሕጂ ዶ ይሓሽ ዋይይይይ ትብል ናይ ቀድም ደርፍ አያ ሕጂ ካ ህግደፍ ሞቱ አክሉ አዩ#
ህግደፍ ናይ ማማይ ባህሪ ስለዘለዎም ዓለም ምስ እንቓዓ ሐጥያቶም ክሕንቅቑ እዮም ዝደልዩ እቲ ዘይስነምግባር ከም ንቡር እዮም ዝወስድዎ።
Good job bro
መርሓባ ኤሪ ሳት ራኢ መጻኢ መሎዶ ኣጆኹም ቀጽልዎ ይብል
Bienvenue 🇨🇵🇨🇵🇨🇵♥️♥️♥️ zaki
ኣብ ደይ እዋኑ እልዎ፡ ኤምባሲ ህግደፍ ፡ከማና ፖሎቲካዊ ሃገርና ዝተሻቀለ ይመስል።
Zaki asli welcome jigna Wedi eriyyy
Es war wahr, dass die deutsche Entscheidung über die eritreische Regierung zu 100% mit der deutschen übereinstimmt am agree
ሓድሽ ወለዶ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ናብ ሃገሩ ዝመለስሉን ብፍቅርን ስእንቲን ሃገርና ናሃንጸሉ እዋን እዩ። ዘመና ከይጨወ ትምእኒት ኢስራኤል ወዲኡ እዩ። ስለዚ ቃል ኪዳን ኩቡር እዩ። ሃገርና ውን ክትኻሓስ ኣለዎ። ብቁጠባን ብንብረትን ብገንዘብናን ኩሉ ዘጋዘመና ዘመና ይታሓለዉ ባሕርና ከይዘምቱ መፍእትሕ ኤርትራ እበር። ጎሮቤት ኣይኮነትን ስለዚ ናጽነትና ይታሓለው ። ሃብታም ሃገር መግዛእቲ ይበዝሓ ኣሎ። ብገንዘብ እዝበይን መረተይን ኣይርድን እየ። ከም ሓምሳታታ ስለዚ ጊዜና ኣብ ጥክምእና ነውዕሎ ካብ ወልፍታትን ልዕእሊ ዓቀን መስተን ንቆጠብ ስዋ ሓላል እዩ። እክሊ ክሳብ ዝኮነ ከም ኣብዓከ ማለተይ እየ ብወገነይ ናጻ ሰለ ዝኮንኩ ስሓቅ ውን ኣይፍለየን ። ትምህርቲ ሓምሻይ በጺሐ ብድክነት ስለ ዝተጝእረድኹ ትውህቦይ ሓሳባተይ ዝዕርፈሉ ግን ቦታ ኣይረከብኩን። እበር ገንዘብ እርሲ እንተሎ ቀሊል እዩ። ክመጽእ ኤርትራውነትይ ክዝመት ግን ኮሎኩ ሞት እዩ።ዝእመጸ ወዶኦ ዳኣ ምሳኩም ኣብ መስመር ኣለኩ። ሓሙሽተ ክፍእልን ሓሙሽተ ቃንቃን ዝወነንኩ እየ። ምስ ዝብልኩም ትግረሙ ኣይትግረሙ ናዓኩም ይምልከት ይዛረብ ግን ኣይጽሕፍእን የንባብ ግን ዓቅመይ ዱሩት እዩ። ትግሪና ግን ክሳብ ሓምሻይ ዝተማሓርክዋ ስለ ዝኮኦነ ከም ቃንቃይ እዩ። ኩሉና ደቂ መረት ኢና። ብወልፍታት ኣብካልእ ስለ ዝጣሓልና ብስደት ትምኒትና ፍጺምና ኢና። ሃገርና ውን ኩሉና ካብ እስራኤልን ኢመሪካን ውን ሰሪሕካ ንዓድካ ከይትከይድ ብቁጠባታትና ንክንዳከም ሓፍ ዝእበለ ውይ ሙኡራትን ከጥፋልናውን ካብ ስደት ናብ ስደት ግንጋዝ ጸኒሕና ሎምግን ። ጀርመን ናይ ኤርትራ እስራኤል ሓቂ ስለ ዝወጸ ግድእን እያ ። ኢዳ ክትስሕብ ስለዚ ሃገርና ውን ነፍሲ ወከፍ ኣብ ስደት ሰለካ ኩሉ ብሞያካን ብጥበብካን ብዝተፈላለይ ዓይነት መልክኦ ገንዘብ ውይ ስርሕ ከም እስራኤል ክትሃንጽ ሃገርካ ኣብ ዝሓጸረ ለዎባይ እዩ። ታኪብና ንሰርሖን ተማኪርና ንገብሮን ንሓምሳታት ከይድገም ኣፍሺልናዮ ኣለና። ስለዚ ዘመና ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ንሃገርና ናትወሉ ዘመን እዩ። ሓቂ እንተዘይተዛሪበ ነብሰይ ውን ክትከሰኒ እያ። ኣብ ላዕሊ ውን ቦታ ኣይክልውንእን እዩ። ድሕረይ ዘሎ ሰማይያዊ ጥራይ እዩ። ስደት ክሳብ ሕጂ ዝሕልወኒ እበር። ሓቂ ቀቢረ ስቅ ምስ ዝእብል ሰብይቲ እየ። ማለት እዩ። ንጠንቀቕ ከይድገም ሜላ ዘለዎ መግዛእቲ ከይድገብ ኣብ ሃገርናን እዝብናን። ፍልጠት ዘይሓትእት ትንተናታት ናይ ልበይ ናዓኩም ደቂ ሓላል መሬት ሓጺር ጊዜ እዩ። ንሕጽረሉ ስደትና ንባሕርና መረትናን ኣብ ዋጋ ዕዳግን ከይንእትዉ ክንደይ ኣሎ ። ትግሪና ክላተ ኤርትራውን ጎሮቤት ትግራይን ዓብይ ኤርትራ ጌዲፍካስ ዓባይ ትግራይ ካላይ ኩናት ዝጽውዕ ናይ ሕድሕድ እዩ። ከም ጃብሃን ሻዓብያን ስለዚ ክንጎርሓሎም ኣለና። ኤርትራ ክጥርንፈና ከም ቀደማ ኣብ ፊስቡክ ኣይኮበትን ብዘይ ታቃውምይ ደጋፋይ ኤርትራውንት ምስ ነቀድእም ሓጺሩ ጉዳይና ማለት እዩ ። መፍቲሕ ኤርትራ ሃገረይ ኤርትራ ኩሉ ክንፈልጦ መጽሓፍቲ ታሪካትን ንገንጽእል ምብፍቅሪ ዓለም ውን ሓንቲ ክንገብራ ንክእል ኢና። ካብ ስደት ኩሉ ኩርናዓት ውን በጽሕትን ቱሪስዝን ዝበለጽት ሃገር ምስ ጊዜ ኩሉ ነፍሲ ወከፍ ኣለዎ ። ሞያንን ትምህርትን ገለን ብጉልበት ገለ ብንእብረት ገለ ብገንዘብ ገለ ውን ብስነሓስብ ከምዚ ዝሃብኩኩም ።ሓሳብት ክንዕወት ኢና። ንዘላለም ዝጸንሕ ምስጢር የለን። ስለዚ ትግሪና ከም ቀዳምይ ቃንቃና ንምውሃረሉ ስለዚ ብዚመሰረት ካኣ ፍልጠት ዝይሓቅት ሓሳባተይ ናይውሽጠይ ንደቂ ኤርትራይ ንሳነ ንፋቀር ንዘንቲ ጽእልኢ ኣውጊድና።ኩሉ ናናቱ ደኦብ መከባበሪ ኣለዎ። ንቀጽእል ጥራይ
Gegna wedi eri💓
Alks mestyatka ttfaeee
Welcome zakei hawena
ህ ግ ደ ፍ ደኣ ኩሉ ግዜ ቁጡዕ ማዓስ ከ ተዛንዩ ይፈልጥ ። ሕጂ ጥራይ ኣጣፋፈኦኦም የርእየና ህዝብና ዘይጉዳኣሉ ኣጣፋፋኣ የጥፋኣዮም።ዘኪ ብሩኽ ቀዳመ ሰምበት ይግበረልካ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ።
Yigermenalo
አንቃዕ ብደሓን መጻአካ ዛኪ ሓወይ።
welcome wedi hzbi
እሞ እቶም ደገፍቱደኣ መስዮም ሰለማዊ ሰልፊ ክገብሩ ?ሓቅነቶም የርእዩናሞ ሰለማዊሰልፊ ይውጽኡ
ዘኪ ኣቦ ሓቂ ጽቡቅ ወረ ሕዝካ መጺእካ የቀኒየልና።ኣብ ሃገርና ናጻ ነንከውን ናብ ጀርመን ኣይምመጽእናን፡ኣብ ሃገርና ቁጦባና መዕበና ምሰራሕና ንህዝብና ድማ ስራሕ ምፈጠርናሉሃገርና መማዕበልና ጽቡቅ ዘበለ ኩሉ መገበርናዮ ነይርና። ህግደፍ ግን በዲሉናሃገርና ሓዲግና ከም እንስደድ ገይሩናሕማቅ ቫይረስ ዘሪኡልና።ሕጂ ጀርመን ኣብ ውሳኔኣ እንድሕር ጸንዓ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌🌷🌷🌷
ህግደፍ ገና ካብቱ ናይ እንስሳ ባህሪ ክላቐቑ ማለት ዘ ዘበት።ዛኩ ጅግና ሕጂ ግን ኣብ ጀርመን ዝርከቡ ደገፍቲ ህግደፍ ንዓዶም ዝጎሓፍሉ መንገዲ ድለ።
Magmera neska eka teghf. Ata wed ghfa gena bi hawet kolka eritra ketra helmay eyou guesus. Mehsaw da amlkum endyou gun yelan
ህግደፍ ሽፍታ ማኣስ እዩ ካብ ገፅ ዓለም ክጠፍኢ
Wellcomen Zaki
ኩቡር ዛኪ wielkomen
ግርም ገበረት ዋህ
Zaki Amxalna Tray Ezi Xbuk Zena UNaka Mule Tena Ygberelka
WELCOME Mestiat Bietna H. G. D. F Mendef
መገንደሱ አይቀርም❤
Willkommen zaki jegna
Ajokum deki Erey keribna ena zaki hawna kem wetru msgaba ybxahka
Ajokum deki Erey keribna ena zaki hawna kem wetru msgaba ybxhka
Welcome back zaki hawey
Abzi hij geza xagem koyenom zalwu ezom nay agedaf luakat koyenom zalwu bebzhi fariyom alowu
Welcome bro
Herzlich willkommen junge
Mestyat betna xegie wixue hizbi ya mo eske Like habuni
Wellcome zaki
Hgi grm well done germeny
willkommen herzilich zaki
Well come bro
Welcome deki erey ajokum ketslwo ab gonkum alona hgdef ztefela amet tkunelna
Wellcome zaki 🤗
ክሎቲኦም መንግስታት እንቃዕ ሓዊ ኣቶዎም ረሳሓት
Haqom jerman
ዘኪ ደላይ ፍትሒ እሱ እዩ እቲ ሓቂ
Zaki Hero
ፍቱሑ ከልቢ ኩሉ ግዜ ምስ ኣሰርካዮቁጡዕ እዩ ዝኸውን ልማዶም እዩ
Well come zaki abohazbi....Ata zaki loms meriruna ywegh yearb mo hagos kea zeyqlkel
Germen & Higdef kltiom hade eyom
እህህህህህ ኣታ ሎምስ ተወዲእና እኮ ክሳብ መዓስ ኢና ከምዚ ኢልና ክነብር።
Eway hgdef hizbna mskin
Wellcome Zaki Hgdef degim Motu akilu yu
☝️1 well done 👍
Nice job 👌1
ኣዛክ አዚ ንሳ ተቅርቦ ንሓድነት ኤትራአያውን ክከውን ይላቦ፡ ኩሉ ጊዘ ከኣ ንከታተሎ ኣሎና ውድቀት ስነ ሓሳብ ህግደፍ።
እንቃዕ ብሰላም መጸካ ዛኪ hawey ኣጀካ ቀጽሎ hawey natay 👉th-cam.com/video/v-yFIu2KjGQ/w-d-xo.html
ኤርትራውያን የሕዋተይ ፈጣሪ ይሓልኩም ዳግም ናብ ሃገርና ተመሊስና እፎይ ንብለሉ የምጽኣልና
Amen Amen Amen lomis nafikna Adna
@@Biney-ry9tq ኣጆኪ ምቅርቲ ክወግሓልና'ዩ ተስፋ ጥራሕ ንስነቅ ብርሃን'ዩ ቅድሜና
Amen amen amen
@@ሃብቲናይገዛና Tesfa dea aykem Lomin wegihulna eyu zhalefe yeaklekum ybelena Fetari wedi Ereyyyy jgna ajona tray
ሃብቲ ወዲ ሰሌ ኣድናቂ ኪሮስ ኣስፍሃ @ 👍👍👍
Yekenlna zaki hawna bzuh zeynfwlto xwxway hiwet hagerna bhakewta wetru nxbeyeka 💐🌾
Yes ጡዑም ወረ አስሚዕካና ዛኪሐወይ የመስግነካ
ሰላም ዛኪ👋
ጀርመን ናብ ደለይቲ ፍትሒ ይተሐወሱና ይብል👍
Enkea bdehan mexaka zaki bru will be everything looking for the future of eritrean you king of your It's important message to you every day thanks more watching good luck
Thank you for the information Zachi the great!
ክብርኣብ ኣዝየ ሓደ ካብቶም ዝምካሓሉሎም ኩቡር ሓው ኢኻ ስለዚ ቀጺለ ናይ ምትብባዕ መለክተይ የመሓላልፈልካ ኣለኩ ምክንያቱ ሃገራውነት ናይ ብሃቂ ምሳካ ሬኤዮ
ሕጂ ዶ ተረዲእዎም ብዝኾነ እንቃዕ ጥራይ ፈለጥዎ!! Good job !!
Great job zaki .. great analysis.
Selam zaki ኣነ መደብካ ኣዝየ እየ ዝከተታሎ ፡ናበሓቂ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽሎ ፡ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ካብ መደብካ ወጻጺት ንሳ ከኣ ሕክምና ቆጸራ ኣለኒ ፡ሕጂ ሕማም ወይቦ ኣለኒ ብ Deutsch ከኣ እንታይ ከምዝብሕሃል ኣይፈልጦን እየ ፡ ስለዚ ተፈልጥዎ ተሊኩም ክትህብሩኒ ብተስፋ ይጽበ፡ ብሩክ ማዕልቲ
ተመስገን እንቃዕ ኣባረርዎ ኣብ ጀርመን ዝቕመጥ ዓይቢ ሓወይ ካብ ኤምባሲ ከይድካ ወረቐት ኣምጻኣልና እንዳ በሉ ኣዋሪዶሞ እዮም
ዝከበርካ ዘካርያስ አረትራዊ መንአሰይ ኣብ ጀርመን አንታይ ዓይነት ሂወት የሕልፍ ከም ዘሎ ትስሕቶ ኣይብልን ምክንያቱ 40% አረትራዊ ዘጋ ናይ ዓመት መንበሪ ፍቃድ ተዋሂብዎ አዩ ዝነብር ዘሎ
አዚ ማለት ክኣ ካብ ናይ ህግደፍ ብዘይ ፍለ ኣታሓሕዛ አዮም ሒዞምና ዘለዉ
ነዚ ጉዳይ አዚ ክኣ ተገዲስኩም ክትከታተልዎ ይምሕጸን
ምክንያቱ በዚ ጉዳይ ክንደይ መንአሰይ ኣብ ዘይተደልየ ጭንቀት ይርከብ ኣሎ
zeyblna ka alena aytresuna ekum
ኣታ ሓቅካ ሃጽ ኢለ ክጠፊኢ ኢየ ናብ ኣፍሪቃ
Tebarek
ኣምላኽ ብሓይሉ ይመልሰልና ይከውን
Good jobb man , & thank You for what You donig for ur country
Thanks more zeki Bro
Zaki wedi hzbi jigna eritritrawi 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
Zaki ich bin stolz auf dich immer Dankeschön du bist wirklich eine guter Person Gott segne dich♥️🙏🏿
Selam. God bless u son.Thanks.
ኦ ኣምላክ ሎምስ ይኣክለኩም እባ በሉና ስደትና ኣሕጽርልና
ዕንቃዕ ሰላም መጻእካ ዛኪ ሓወይ
Thanks Germeny! you are the true friend of Eritrean ppl.
Aymselka eziom European countries ne rebha advantage zeybila ayteabekun eyuom ne hezbi Eritrea wela ne kale africawi slezi asfihka hiseb
If you don't Respect me I'll not respect to you ዝኮነ ይኩን ካብቶም ስተይቲ ድም ዘየሓይሽ የሎን፡ ብዛዕባ ኦሮፓውያን ኣፍሪቃውያን ትብሎ ድማ ንዓይ ድራማ እዩ። ንኤርትራ ቅዋም ፡ዩንቭርስቲ ፡ፓርላማ ዘይብላ ሃገር ክትብላ ዘይትደፍር ዝገበረ መን ድዩ ።
ህግደፍ ዲኣ ብዘይካ ጃህራን ፈኸራን ኣብ ጥራሕ ማዓኮሮም ምኣስ ከ ብሰላም ምስ ሃገራት ሰሪሖም ይፈልጡ ክልተ ሓራምዝ ክብኣሱ ሳዕሪ ይህሰ ከም ዝብሃል ንሶም ፈራዕራዕ ክብሉ ህዝብናን ሃገርናን ድሕሪት ተሪፍና ካብ ዓለም ተነጺልና።ኣብ ቀረባ ክኣ ኩሎም ናይ ኢዶም ክረክቡ እዮም እዞም ዕሱባት።
@Gal Eritrea ኣቲ ከዳሚት ህግደፍ ውጺ እስከ ብኽብረትኪ ሕማቕ ከይተዛርብኒ
Wellcome kubur hewina Zaki edimen tienan yihabka fetari
ጅግና ውዲ ሃሲስካና አኮ ኣጆካ ውስከ በል ሃይትህመቅ
God bless you
Vielen danke für deine info Zake
መርሓባኣ ንፈዮ ሰብ ❤😍❤😍
Nfeyo?
Zaki perfect 👍👍👍🇪🇷
God bless our lovely Eritrea 💞💕💞
God bless you Nice news
እንቛዕ ብሰላም መጻእኻ ዛኪ
ትጽቢተይ ኢካ ምስ ምሉእ ትሕዝቶካ wellcome teftawi
መንግስታት ንህዝቦም ይሕግዙ ኣለው ።ህግደፋዊት ጉጅለ ድማ ነዚ ሕማቅ ግዜ ተጠቂማ ንድካታት ሓረስቶት ኤርትራ ብሓይሊ ኣብ ምምሕዳራት ገንዝብ ኣዋጽኡ ብምባል ህዝቢ ኣብ ሽግር ይርከብ በዚ ንማሕበረሰብ ዓለም ምሕባር ከድሊ"ዩ።
Ksab Atawlti yewefyu alowu sdrana ka, xnh elu wn chekawti tray hzem ms trrefu wn nsom ka asebwom kblom eyu xegem zkone mengsi.
ሰላም ዛኪ ዓቢ ሰብ
Good job, Zaki.
Bienvenue 🇨🇵🇨🇵🇨🇵
Welcome zaki abi seb
Ezi Embassy hgdef ab Germany zelo nab Adi halo zguhafelu mengedi fteru etom Germen zelekum yehwat,
God bless our Country
Well come zaki
ዛኪተይ ሽኾር ንፍቅቅ ጠፊእኻ ቀኒኻ😔❤ ዌል ደሞ መደባትካ ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል ቀጽለሉ ዛኪተይ ፍቅሪ ሃገር ይቅድም ካብ ኩሉ❤❤🙏🙏🙏
ቅቅቅቅቅ ወጣም ድሙ
@@ሰላምሰላም-ወ4ዀ መጣሽ ክክክ የኔ ወንጫር😂
ኣጆኻ ህዝበይ ቀሪብና ኢና ሕጂ ህግድፍ መያት እዪ
Welocme wedi hzbi Zaki
My dear man i respect to you big man
አንካአ ብሰላም መጻኻ ኣንታ ጂግና ኣጆካ ቀጽሎ አዞም ህግደፍ አንታዲኦም ታሪክ ኣለዎም
Zaki ሓቀኛ ኤርትራዊ ፈታዊ ህዝቡ ንቅድሚት ጥራይ ንድሕሪት ምምላስ የለን
*አንታይ ትብል ደርፍ ትዝክረን
ሕጂ ዶ ይሓሽ ዋይይይይ ትብል ናይ ቀድም ደርፍ አያ ሕጂ ካ ህግደፍ ሞቱ አክሉ አዩ#
ህግደፍ ናይ ማማይ ባህሪ ስለዘለዎም ዓለም ምስ እንቓዓ ሐጥያቶም ክሕንቅቑ እዮም ዝደልዩ እቲ ዘይስነምግባር ከም ንቡር እዮም ዝወስድዎ።
Good job bro
መርሓባ ኤሪ ሳት ራኢ መጻኢ መሎዶ ኣጆኹም ቀጽልዎ ይብል
Bienvenue 🇨🇵🇨🇵🇨🇵♥️♥️♥️ zaki
ኣብ ደይ እዋኑ እልዎ፡ ኤምባሲ ህግደፍ ፡ከማና ፖሎቲካዊ ሃገርና ዝተሻቀለ ይመስል።
Zaki asli welcome jigna Wedi eriyyy
Es war wahr, dass die deutsche Entscheidung über die eritreische Regierung zu 100% mit der deutschen übereinstimmt am agree
ሓድሽ ወለዶ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ናብ ሃገሩ ዝመለስሉን ብፍቅርን ስእንቲን ሃገርና ናሃንጸሉ እዋን እዩ። ዘመና ከይጨወ ትምእኒት ኢስራኤል ወዲኡ እዩ። ስለዚ ቃል ኪዳን ኩቡር እዩ። ሃገርና ውን ክትኻሓስ ኣለዎ። ብቁጠባን ብንብረትን ብገንዘብናን ኩሉ ዘጋዘመና ዘመና ይታሓለዉ ባሕርና ከይዘምቱ መፍእትሕ ኤርትራ እበር። ጎሮቤት ኣይኮነትን ስለዚ ናጽነትና ይታሓለው ። ሃብታም ሃገር መግዛእቲ ይበዝሓ ኣሎ። ብገንዘብ እዝበይን መረተይን ኣይርድን እየ። ከም ሓምሳታታ ስለዚ ጊዜና ኣብ ጥክምእና ነውዕሎ ካብ ወልፍታትን ልዕእሊ ዓቀን መስተን ንቆጠብ ስዋ ሓላል እዩ። እክሊ ክሳብ ዝኮነ ከም ኣብዓከ ማለተይ እየ ብወገነይ ናጻ ሰለ ዝኮንኩ ስሓቅ ውን ኣይፍለየን ። ትምህርቲ ሓምሻይ በጺሐ ብድክነት ስለ ዝተጝእረድኹ ትውህቦይ ሓሳባተይ ዝዕርፈሉ ግን ቦታ ኣይረከብኩን። እበር ገንዘብ እርሲ እንተሎ ቀሊል እዩ። ክመጽእ ኤርትራውነትይ ክዝመት ግን ኮሎኩ ሞት እዩ።ዝእመጸ ወዶኦ ዳኣ ምሳኩም ኣብ መስመር ኣለኩ። ሓሙሽተ ክፍእልን ሓሙሽተ ቃንቃን ዝወነንኩ እየ። ምስ ዝብልኩም ትግረሙ ኣይትግረሙ ናዓኩም ይምልከት ይዛረብ ግን ኣይጽሕፍእን የንባብ ግን ዓቅመይ ዱሩት እዩ። ትግሪና ግን ክሳብ ሓምሻይ ዝተማሓርክዋ ስለ ዝኮኦነ ከም ቃንቃይ እዩ። ኩሉና ደቂ መረት ኢና። ብወልፍታት ኣብካልእ ስለ ዝጣሓልና ብስደት ትምኒትና ፍጺምና ኢና። ሃገርና ውን ኩሉና ካብ እስራኤልን ኢመሪካን ውን ሰሪሕካ ንዓድካ ከይትከይድ ብቁጠባታትና ንክንዳከም ሓፍ ዝእበለ ውይ ሙኡራትን ከጥፋልናውን ካብ ስደት ናብ ስደት ግንጋዝ ጸኒሕና ሎምግን ። ጀርመን ናይ ኤርትራ እስራኤል ሓቂ ስለ ዝወጸ ግድእን እያ ። ኢዳ ክትስሕብ ስለዚ ሃገርና ውን ነፍሲ ወከፍ ኣብ ስደት ሰለካ ኩሉ ብሞያካን ብጥበብካን ብዝተፈላለይ ዓይነት መልክኦ ገንዘብ ውይ ስርሕ ከም እስራኤል ክትሃንጽ ሃገርካ ኣብ ዝሓጸረ ለዎባይ እዩ። ታኪብና ንሰርሖን ተማኪርና ንገብሮን ንሓምሳታት ከይድገም ኣፍሺልናዮ ኣለና። ስለዚ ዘመና ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ንሃገርና ናትወሉ ዘመን እዩ። ሓቂ እንተዘይተዛሪበ ነብሰይ ውን ክትከሰኒ እያ። ኣብ ላዕሊ ውን ቦታ ኣይክልውንእን እዩ። ድሕረይ ዘሎ ሰማይያዊ ጥራይ እዩ። ስደት ክሳብ ሕጂ ዝሕልወኒ እበር። ሓቂ ቀቢረ ስቅ ምስ ዝእብል ሰብይቲ እየ። ማለት እዩ። ንጠንቀቕ ከይድገም ሜላ ዘለዎ መግዛእቲ ከይድገብ ኣብ ሃገርናን እዝብናን። ፍልጠት ዘይሓትእት ትንተናታት ናይ ልበይ ናዓኩም ደቂ ሓላል መሬት ሓጺር ጊዜ እዩ። ንሕጽረሉ ስደትና ንባሕርና መረትናን ኣብ ዋጋ ዕዳግን ከይንእትዉ ክንደይ ኣሎ ። ትግሪና ክላተ ኤርትራውን ጎሮቤት ትግራይን ዓብይ ኤርትራ ጌዲፍካስ ዓባይ ትግራይ ካላይ ኩናት ዝጽውዕ ናይ ሕድሕድ እዩ። ከም ጃብሃን ሻዓብያን ስለዚ ክንጎርሓሎም ኣለና። ኤርትራ ክጥርንፈና ከም ቀደማ ኣብ ፊስቡክ ኣይኮበትን ብዘይ ታቃውምይ ደጋፋይ ኤርትራውንት ምስ ነቀድእም ሓጺሩ ጉዳይና ማለት እዩ ። መፍቲሕ ኤርትራ ሃገረይ ኤርትራ ኩሉ ክንፈልጦ መጽሓፍቲ ታሪካትን ንገንጽእል ምብፍቅሪ ዓለም ውን ሓንቲ ክንገብራ ንክእል ኢና። ካብ ስደት ኩሉ ኩርናዓት ውን በጽሕትን ቱሪስዝን ዝበለጽት ሃገር ምስ ጊዜ ኩሉ ነፍሲ ወከፍ ኣለዎ ። ሞያንን ትምህርትን ገለን ብጉልበት ገለ ብንእብረት ገለ ብገንዘብ ገለ ውን ብስነሓስብ ከምዚ ዝሃብኩኩም ።ሓሳብት ክንዕወት ኢና። ንዘላለም ዝጸንሕ ምስጢር የለን። ስለዚ ትግሪና ከም ቀዳምይ ቃንቃና ንምውሃረሉ ስለዚ ብዚመሰረት ካኣ ፍልጠት ዝይሓቅት ሓሳባተይ ናይውሽጠይ ንደቂ ኤርትራይ ንሳነ ንፋቀር ንዘንቲ ጽእልኢ ኣውጊድና።ኩሉ ናናቱ ደኦብ መከባበሪ ኣለዎ። ንቀጽእል ጥራይ
Gegna wedi eri💓
Alks mestyatka ttfaeee
Welcome zakei hawena
ህ ግ ደ ፍ ደኣ ኩሉ ግዜ ቁጡዕ ማዓስ ከ ተዛንዩ ይፈልጥ ። ሕጂ ጥራይ ኣጣፋፈኦኦም የርእየና ህዝብና ዘይጉዳኣሉ ኣጣፋፋኣ የጥፋኣዮም።
ዘኪ ብሩኽ ቀዳመ ሰምበት ይግበረልካ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ።
Yigermenalo
አንቃዕ ብደሓን መጻአካ ዛኪ ሓወይ።
welcome wedi hzbi
እሞ እቶም ደገፍቱደኣ መስዮም ሰለማዊ ሰልፊ ክገብሩ ?
ሓቅነቶም የርእዩናሞ ሰለማዊሰልፊ ይውጽኡ
ዘኪ ኣቦ ሓቂ
ጽቡቅ ወረ ሕዝካ መጺእካ የቀኒየልና።
ኣብ ሃገርና ናጻ ነንከውን ናብ ጀርመን ኣይምመጽእናን፡
ኣብ ሃገርና ቁጦባና መዕበና
ምሰራሕና ንህዝብና ድማ ስራሕ ምፈጠርናሉ
ሃገርና መማዕበልና ጽቡቅ ዘበለ ኩሉ መገበርናዮ ነይርና። ህግደፍ ግን በዲሉና
ሃገርና ሓዲግና ከም እንስደድ ገይሩና
ሕማቅ ቫይረስ ዘሪኡልና።
ሕጂ ጀርመን ኣብ ውሳኔኣ እንድሕር ጸንዓ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌🌷🌷🌷
ህግደፍ ገና ካብቱ ናይ እንስሳ ባህሪ ክላቐቑ ማለት ዘ ዘበት።
ዛኩ ጅግና ሕጂ ግን ኣብ ጀርመን ዝርከቡ ደገፍቲ ህግደፍ ንዓዶም ዝጎሓፍሉ መንገዲ ድለ።
Magmera neska eka teghf. Ata wed ghfa gena bi hawet kolka eritra ketra helmay eyou guesus. Mehsaw da amlkum endyou gun yelan
ህግደፍ ሽፍታ ማኣስ እዩ ካብ ገፅ ዓለም ክጠፍኢ
Wellcomen Zaki
ኩቡር ዛኪ wielkomen
ግርም ገበረት ዋህ
Zaki Amxalna Tray Ezi Xbuk Zena U
Naka Mule Tena Ygberelka
WELCOME Mestiat Bietna H. G. D. F Mendef
መገንደሱ አይቀርም❤
Willkommen zaki jegna
Ajokum deki Erey keribna ena zaki hawna kem wetru msgaba ybxahka
Ajokum deki Erey keribna ena zaki hawna kem wetru msgaba ybxhka
Welcome back zaki hawey
Abzi hij geza xagem koyenom zalwu ezom nay agedaf luakat koyenom zalwu bebzhi fariyom alowu
Welcome bro
Herzlich willkommen junge
Mestyat betna xegie wixue hizbi ya mo eske Like habuni
Wellcome zaki
Hgi grm well done germeny
willkommen herzilich zaki
Well come bro
Welcome deki erey ajokum ketslwo ab gonkum alona hgdef ztefela amet tkunelna
Wellcome zaki 🤗
ክሎቲኦም መንግስታት እንቃዕ ሓዊ ኣቶዎም ረሳሓት
Haqom jerman
ዘኪ ደላይ ፍትሒ እሱ እዩ እቲ ሓቂ
Zaki Hero
ፍቱሑ ከልቢ ኩሉ ግዜ ምስ ኣሰርካዮ
ቁጡዕ እዩ ዝኸውን ልማዶም እዩ